Тёмный

ካብ ምልማዕ መሬት ምህናጽ ኣራእስ ይኸብድ// ሸለል በልዋ // ግዕዝይና ከይልሕም ቅጥዒ የድሊ፡ 

Eritrea nEritrawiyan
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 81   
@eskandergebregzabher3264
@eskandergebregzabher3264 2 месяца назад
ወትሩ ምስ ሰማእታትና ዘልአለማሚ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
@dana.j9062
@dana.j9062 2 месяца назад
ዝኸበርካ ኣብርሃ፡ ብዛዕባ ሕሉፍን ህሉውን ታሪኽ ሃገርና ብዝርዝር ስለ ዝገለጽካና የቐንየልና!! 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 2 месяца назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና:: ከምቲ ኩል ግዜ ጽቡቅ ስራህ ሓውና አብርሃ::
@tesfalemgoitom2912
@tesfalemgoitom2912 2 месяца назад
ሰማእታትና ቅሰኑ ጸላኢና በርዒኑ
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 2 месяца назад
አብርሃ ሃወይ መቅሰን!! ከም ኡትዮጲያ ተወሊዴ ብምእባየይ ናይ ኢትዮጲያ ባህልን ስነልቦና ኣጸቢቀ ስለዝፈልጦ ናተይ ስክፍታ ውን ልክእ ከምዛ ናትካ እዮ!!! I hope and pray our youth will be strong enough mentally to preserve and nurture Eritrean values and culture 🙏 🙏🙏 Abraha, may God bless you abundantly! Please continue to teach and pour your wisdom!!
@yeshidejen4770
@yeshidejen4770 2 месяца назад
Kubur Seb memhir Abraha hibun Eritrawi ❤️
@jemanejemane91
@jemanejemane91 2 месяца назад
ዘላኣለማዊ ክብርን መጎስን ነቶም ጀጋኑ ሰማታትና ኣወት ንሃፋሽ።
@sabayohannes1212
@sabayohannes1212 2 месяца назад
🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️ ZELALEMAWI ZKRIN KBRIN NEY SEMATATNA WETRU ABY LEBENA YENEBRU
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 2 месяца назад
ክብርን ሞገስን አናብስ 🕯️❤💡ንስዋአትና 🕯️❤💡ኤርትራ🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ን አናብስን ዘራዊት ❤️🦁❤️ኤርትራ ❤️🦁❤️ ኤርትራ 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን አናብስ ከይተሐለሉ መዋእሎም ዚተቃለሱ ❤️🦁❤️ንመንግስትና 🇪🇷🦁🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን 🦁❤️🦁ነቲ ሃገሩ 🇪🇷💎🇪🇷የሕሊፉ ዘይ ሃበ ሕብን አንበሳ ሕዚብና 🦁🇪🇷💎🇪🇷
@noel8873
@noel8873 2 месяца назад
ጅግና አብርሀ🎉🎉🎉🎉
@freweynihaile5806
@freweynihaile5806 2 месяца назад
ኩሉ እትህቦ ኣፍልጥ ዘለዎ መሃራ ❤❤❤ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ስንኩላትናን
@mizanabraha573
@mizanabraha573 2 месяца назад
ኣብርሃ ገብረ ደጀን❤
@godislove7204
@godislove7204 2 месяца назад
ሰላም መምሕር🙋🏽‍♀️ ጀጋኑና ቅሰኑ🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷🐪
@dana.j9062
@dana.j9062 2 месяца назад
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ኩሎም ጀጋኑናን ስለ ኹሉ መስዋእቶምን ንናጽነትናን ንመንነትናን ዝገበርዎ ጽንዓትን ጅግንነታዊ ተግባራቶምን ኹሉ ::💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 месяца назад
ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማኣታትና ❤
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 2 месяца назад
ሰላም ሰላም ኣብራሃ ሓውና እዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣገላልጻ ብጣዕሚ ጽቡቕን ጽፉፍን ደስ ዘብል ዘረባ ዩ እዞም መንእሰያት ኣብዚ መጺኦም እንተዝማሃሩ ክንደይ ደስ ምበለና እሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ክብርታትናን ባህልናን ብትኽክል ሰለ ዝገለጽካዮ ነመስግነካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Erilebna
@Erilebna 2 месяца назад
Please like, share and subscribe
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u 2 месяца назад
ጹቡቕ ኣለኻ ኣብርሃ ሓወይ፡ እንድዒ ከመይ ጌርና ከም ንሕዞ፡ እዞም ሓሰኻ ዝኾኑ ህዝቢ ለመም ኢሎም ኣትዮም ኩሉ እዮም ክዘርጉልና። ደድሕሪኦም ክትከይድ ኣይኮንካን ክትሕልዎም። እግዚኣብሄር የውጸኣና።
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 2 месяца назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ሰማእታትና!✊💔🕯💔🕯💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelokbazion4920
@rahelokbazion4920 2 месяца назад
Merhaba kubur hawina ab libna yhdro kirtuein libawin astemhro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@joejoe8596
@joejoe8596 2 месяца назад
Abraha Gebre 💪💪💪 one of the best political and cultural analysts in our community 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌟 🌟 🌟 🌟 🌟 🌟 keep teaching my brother 🙏 🙏 🙏
@SH-xg2lv
@SH-xg2lv 2 месяца назад
Thanks for your teaching ❤I'm very proud that you are my brother ❤
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 2 месяца назад
Guten Morgen Lieber Bruder Abraha Ghebre dankeschön für alles. Was du machst.
@menghisteweldebrhan8038
@menghisteweldebrhan8038 2 месяца назад
Thanks Abraha hawey. Kiwskelka 'Wodegoba wn sileya nay shaibya koinom nhagerom zserhu jeganu neyrom'.
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 2 месяца назад
Thanks bro❤
@Mesfun
@Mesfun 2 месяца назад
Great job as always brother 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 2 месяца назад
Bravoooooo brother Abraha.
@alemasmorom814
@alemasmorom814 2 месяца назад
❤️🇪🇷🐫ERITRAWI KUBUR MENINET 🐫🇪🇷❤️
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 2 месяца назад
Txbuk agelalitxa ketxlo wedi erey ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤
@saadaomer1871
@saadaomer1871 2 месяца назад
Humanity must come to around table and talk peace eritrean president has been in credible patient God bless everyone who is in the world 🙏🇪🇷
@natulove5882
@natulove5882 2 месяца назад
Swuatna eta zeydgem hiwetom hibomuna eyom zserhna teserahna kedamnet gn nsom eyom Kbri n swuatna ❤
@asterisayas8522
@asterisayas8522 2 месяца назад
አብርሃለይ ሓወይ 🇪🇷🐆❤👍
@user-rm3of2jy1t
@user-rm3of2jy1t 2 месяца назад
ሰላም መምህር ኣቦ ሓቂ ❤🇪🇷❤
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 2 месяца назад
Seilam wedi Eiery jigna Ajioka kexilo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@lemlemmehari3795
@lemlemmehari3795 2 месяца назад
Sematatna kulu geze ab lbna alekum
@merhawiabraha3593
@merhawiabraha3593 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉ክቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@user-nt6dj6dh2t
@user-nt6dj6dh2t 2 месяца назад
ሰላም ሰላም ደቂ 🇪🇷የቐንየልና ኣበርሃ 🙏
@selamhayle3380
@selamhayle3380 2 месяца назад
Thank you bro ❤
@DanielAmanuel-sm7wz
@DanielAmanuel-sm7wz 2 месяца назад
Bravo ❤
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 2 месяца назад
1🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯🌿🌿🌿
@user-dy7qh7jp5d
@user-dy7qh7jp5d 2 месяца назад
👌👌👍👍❤️🇪🇷🥰
@sarajoh313
@sarajoh313 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@selamhayle3380
@selamhayle3380 2 месяца назад
Kulu. Seb si kemzi natka synet. Bruh. Aemiron sefihh. Libonann. Ente. Zihliwo. Si Kemey girim. Nebere 🙏👍🇪🇷🇪🇷
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 2 месяца назад
Thanks Abraha
@selamhayle3380
@selamhayle3380 2 месяца назад
Astemhroka. Libey. U zimelaley. ❤
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 2 месяца назад
ናይ ብሃቂ❣️ እግዚአብሔር ሃንጎሉን ልሳኑን ይባርኽ 🙏
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o 2 месяца назад
Halaw wesenas kem wetru azyu mehari Ewanawi zaeba yu, Edmen Tienan ymneyelka, Semaetatna bxbuq gbrnan blxgtn qisntn Fqrn selamn ziasela Eritreana ydebesu,Ab ab zeareflu bota kea egziabihier abti Zelealemawi genetu yqebelom bselam yembrom,amen!
@Hiyba123
@Hiyba123 2 месяца назад
Kebren mogosen nesmatatena kulugizey abe lebna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 2 месяца назад
ብሓቂ ጥንቃቐ ዝሓትት ጉዳያት።
@lemlemmehari3795
@lemlemmehari3795 2 месяца назад
❤kbren mogoesen nsematatna❤
@hadguasmrom5210
@hadguasmrom5210 2 месяца назад
Selam abreha.❤❤❤
@nigistighebreab6342
@nigistighebreab6342 2 месяца назад
Zikry Nin Sematatin Awit Nin Hafhach 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@lemlemmehari3795
@lemlemmehari3795 2 месяца назад
❤Thanks bro❤
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 2 месяца назад
መንግስቲ አርትራን ሕወሓትን ተዘራሪቦም ዝበሃል ዘሎ ብጸላአቲ አርትራን አርትራውነትን ዝተዘርሐ ኣጀንዳ ይመስል።
@lulaamanuel3457
@lulaamanuel3457 2 месяца назад
መስተውዓሊ እንዲኻ ኩሉ ከማኻ እንተዝኸውን👂🦻🦻
@eyobgezai243
@eyobgezai243 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@filmonnguse330
@filmonnguse330 2 месяца назад
Kemza resah yelen kulu malti ya komu tgber
@behonest7199
@behonest7199 2 месяца назад
You amart man!
@tesfalemgoitom2912
@tesfalemgoitom2912 2 месяца назад
Eri
@godislove7204
@godislove7204 2 месяца назад
We as Eritrean we forgive but I will NEVER FORGET 1978 Our flag does not fly because the wind moves it. it flies with the last breath of each Eritrean Heroes who died protecting it🇪🇷🐪🕌⛪️
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 2 месяца назад
This should be EVERY Eritrean's motto!✊🏿🇪🇷✊🏿
@godislove7204
@godislove7204 2 месяца назад
@@hseyoumhseyoum6915 🙋🏽‍♀️❤️Our flag does not fly because the wind moves it🇪🇷. It flies with the last breath of each Eritrean Heroes who died protecting it🇪🇷🐪☪️🕌⛪️ ✝️
@eyobkeleta13
@eyobkeleta13 2 месяца назад
አብርሃ ሓውና አብቲ ግዜቲ ሶቤትሕብረት እዮም ነይሮም
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 2 месяца назад
እወ ንሱ እዩ ኩሉ፡ ራሻ ቅድሚ ምብትታናን ራሻ ድሕሪ ምብታናን እንተ ዘይኮይኑ፡ እቲ ናይ ክረምሊን ፖሎቲካን ማእከልነትን ንሱ እዩ ለውጢ የብሉን፡
@meharigrimay6653
@meharigrimay6653 2 месяца назад
እብል ኣሎ ኣይትንብዑ ሰሚዐ ኣለኹ ዝኻሓዱ ነጻ ዓይ ነዛ ሃገር ጫውጫውትኦም ኣይተስታብህሉ የብሉን ቁምነገር እትምንታይ ካብ ፍልጠት ዘይ ነቀለ ኣበር የብሉ በሰር ኣጆኹም ወለደየ ንዓኹም ሂበየ ሂወተይ ብቁምነገር ኣይትንቡዑለይ ዘኩሩኒ ድኣ ብሓበን ጅግንነተይ ኣፍሉጡለይ ድኣ ንዓለም ወጽዓ ሑሉፈይ ተንቲንኩም ንጎሩለይ ድኣ ብቀለም ንብዓትኩም ተዛረየ ከም ዋሓዚ ንብዓትኩም ኣይኮነን ንዓይ ደባሲ ኣይ ወፈርኩን ክትነብዑ ክትሓዝኑ ከምዚ ሕልፊ ኩሉ,የ ሓሊፈ ከይትረኽቡ ኣባሲ ጸላም ሎሚ ምፋረይ ክትረኽቡ,የ ብርሃን ምፋረይ ካብ ባርነት ክትረኽቡ,ዩ ሰላም ንስለኹም ሂወተይ ሂበ ሹኮ እግረይ ዝሓንን ንስለኹም,የ ኣይኮንኩን ውን ንቀለም ምስ በለኒ ብሕልሚ ለይተይ ገሪምኒ ሽዑ ትንፋሱ ደብዩ ትንፋስ ዝሰኾዓለይ ሹዑየ ዝበልኩ ንዓኻስ የቀምጠካ ድኣ ኣብ ልበይ ምልዖ ናይቲ ሕሰም ዝተበጀኻ ንስለይ ናጽነት ሃገረይ ዘረከብካ ኣብ ኢደይ እብል ኣሎ ኣይትንቡዑ ክርኢ ጸረርታ ንብዓት እምበሺ ድኣ ኣሰረይ ተኸተሉ ውፈሩ ንልምዓት ዓሌት ሃይማኖት ከይተፈላለኹም ተጓዓዙ ብጥምረት ዓለም ትዛረብ ብሓድነትኩም ውህደት ማሓሪ ደግዓ
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 2 месяца назад
ብርዕኻ ይሰስን ክቡር ሓው፡
@aebrahamfsahayetecle8196
@aebrahamfsahayetecle8196 2 месяца назад
ሰላም ኣብርሃ ሓውና እዚ ሕጂ ዘ
@Erilebna
@Erilebna 2 месяца назад
Please Abraha talk about ticktok youngesters are going to school and work than spending their time there.
@FekreWeldeslasie-cf1ig
@FekreWeldeslasie-cf1ig 2 месяца назад
@Habrom
@Habrom 2 месяца назад
Gele ztedegole aqmi kemzeleka teredie
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 месяца назад
ክቡር ሓው ኣብራሃ፣ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ዝመጺእ ትግራዋይ ብሕጋዊ ብፍሉጥ ብሎኮታት ክኣቱ ኣለዎ መኣተዊኡ ውን ክፍለጥ ኣለዎ ኣገዳሲ ስራሕ እንተዘይኮይኑ ፈጺሙ ክኣቱ የብሉን እልፊ ኣልገፊፍ ሰረቕቲ፣ ሓሺሽ፣ዝሽቕጥ ጫት ዝሽቕጥ ንሽርሙጥና ዝመጻ ኩሎም ክፍለጡ ኣለዎም ትግራዋይ ኣየናይ ቑምነገር ኣለዎ ትግራዋይ ሰራቒ መታለሊ ጽዩፍ ስራሕ ዝገብር ቶንኮሎኛ ፍጥረት ኢዩ ጽኑዕ ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ እዞም እዚ ኣብ ትግራይ ዝገብሩዎ ዘለዉ ንርእዮም ንሰምዖ ኣለና ስለዚ ጥንቓቔ ከድሊ ኢዩ ኣብ 2018 ዶብ ምስ ተከፍተ 20 ነቕፋ ከፊሉ ኣብ ሆተል ይሓድር ፍርቒ ለይቲ ኣንሶላታት ኮቦርታታት ወሲዱ ፍርቒ ለይቲ ዕርብ ይብሉ ነሮም ኣብ ምሉእ ኤርትራ ዝተሰርቒ ኣንሶላታት ሊዒሊ 3500 ኮቦርታ ድማ ሊዒሊ 2500 በጺሑ ብፍላይ ካብ ተሰነይ ዝተወስደ ቑጽሪ የብሉን ናይ ሆተላት ከይ ኣኽሎም ወላ ፍርቒ ለይቲ ብመንደቕ ዘሊሎም ካብ ገዛውቲ መዓት ንብረት ተሰሪቑ ስለዚ ንሕጋዊ ስራሕ እንተዘይኮይኑ መዓት ኣልገፊፍ ፈጺሞም ክኣትዉ የብሎምን ወይ ድማ ዕዳጋ ኣብ ዶብ ክግበረሎም ኣለዎ !!!!
@DanielTella
@DanielTella 2 месяца назад
ብምኽንያት ምትእትታው ናይቲ እዋን እቲ ዝነበረት ሶቭየት ህብረት ቃልስና ካብ ኣፍ ደገ ኣስመራ ንሳሕል ከዝልቕ ተገዲዲ። ኣብቲ እዋንቲ ዓለም ኣብ ክልተ ተመቒላ ብዝሑል ኩናት ተፋጢጣ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን እዩ ነይሩ፡ ኮሎኔል መንግስቱ ብዕልዋ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዝነበራ ዝምድንኣ በቲኻ ናብ ሶሻሊዝም ደምበ ተጸምቢራ ማእለያ ዘይብሉ ወተሃደራዊ ሓገዝን ደገፍን መስ ወተሃደራዊ ኣማኸርቲ ካብ ኩባ፣ የመን ሶብቭየት ህብረት ተዋሂባ፡ እዚ ኩነታት ዚ ድማ ኣብ ሚዛን ወተሃደራዊ ሓይሊ ምቅይያራት ስለዝገበረ ወውራ ኤርትራ ንህላዌኡን ናይ ቀጻሊ ወተሃደራዊ ምቅይያራት ንምግባር ከዝልቕ ናይ ግድን ኮይኑን ተገዲዱን። ብጻይ ኣብረሃ ኣብዚኣ ሓንቲ መኣረምታ ተድሊ እንተ ሃልያ፡ ሩስያ ዘይኮነትስ ሶቭየት ህብረት ሊካ እንተ ጸዋዕካያ እቲ ቅኑዕ ታሪኻዊ ኣገላልጻ ይኸውን፡ ምኽንያቱ ብዙሓት ሰባት እዚኣ ሕጂ ዘላ ሩስያን እቲኣ ናይ ቅድም ዝነበረት ሶቭየት ህብረትን ፈልዮም ኣይርእይዎንን እዮም። ምስ እዚ ሕጂ ንኸዶ ዘለና ሃዋህው ግጉይ ኣረዳድኣ ክፈጥር ስለዝኽእል እቲ ኣስማትን ታሪኻዊ እዋን ፈሊኻ ኣረድኣና፡ ነዚኦም ኣብዚ ታሕቲ ቀጺለ ዝጠቐስክዎም ነጥብታትን ካልኦት ኣገደስታ ንጥብታት ጌርካ መብርሂ እንተ ትህብ ጽብቕቲ ነይራ። 1) ኣብቲ እዋን እቲ ዝነበረ ታሪኻዊ ፍጻሜታን ኣወዳድባ ፖልቲካዊ ባህሪታትን 2) ፖለቲካውን ወተሃደራውን ኣሰላልፋን ኣወዳድባ ናይ ዓለምናን 3) ናይ ዓለምና ስግኣትን ሻቕሎትን ምስ ታሪኽ ኣተሓሒዝካ 4) ናይ ዝሑል ኩናት ኣሰላልፋን ዕላማታትን 5) ምፍራስ ህብረት ሶቭየትን ስዕረት ዝሑል ኩናትን 6) ዝሑል ኩናት ምስ ኣኸተመ ዓለምና ዝተኸተለቶ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኣወዳድባ ዓለምና 7) ሕጂ ኸ ዓለምና ናበይ ገጻ እያ፡ ፖለቲካውን ቁጠባውን ትንታኔታት ዝሓዘለ ሓጺር መግለጺ ናይ ሶቭየት ህረት ምስ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣ ብንጹር ክግለጽ ክትረኽን እንተ ድኣ ዘይክኢሉ ብዙሓት ሰባት ግጉይን ዝምቡዕን ኣተሓሳስባ ክህልዎም ተኽእሎ ኣሎ። እሞ ጸላኢትና ዝነበረት ሩስያ ሕጂ ዝምድና ምግባር ብጥርጣረን ስግኣትን ዝርእይዎን ዝሓስቡን ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ክህልው ስለዝኽእሉ ፈላሊኻ ምርድእ ከድሊ እዩ፡ ሃገራዊ ኣረዳድኣና ናይ ዓልምና ኣሰላልፋን ንሕና ድማ ኣበይ ኢና ጠጠው ክንብል ዘለና ሓፈሻዊ መብርሂታት ይሕግዝ እዩ።
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 2 месяца назад
ክብር ሞጎስን ንሰመእታታና ❤🇪🇷❤
@habtemichael485
@habtemichael485 2 месяца назад
እቲ ምቅት ታል ክቕጽል ኣሎዎ ንዝብሉ ብዓል ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተን ሰዓብቱንከ መታን ካ ቲ እከይ ስርሖም ክምለሱ እንታይ መልእኽቲ ተተሓላልፈሎም።
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 2 месяца назад
ኣብርሃ ገብረ ኣዚኻ ኑፉዕ በቃ ብፍላይ ባህሊ ሃይማኖት ኣዲ ስድራ ኩሉ ኣምኒካ ትምህረና ዘለኻ ሰብ ኩሉ ይካታተሎ ይሰምዖን እዩ ስለዚ ኣጆኻ ቀጽል ኣብዚኣ ሓንቲ ኣላ ከም ዓባይ ኣርእስቲ ኢለ ዝሓስባ ክትዛረበላ ይምሕጸነካ ዘን ደቀነስትዮና እንታይ ይኾና ኣለዋ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ጥራሕ ነብሰን ኣጥባተን ገቲረን ን ሰናቲም ክብካ ሙኩእ ለይቲ ጹዩፍ ካብ ሕብረተሰብ ተገሊለን ኣብ ነውራም ብዕልግና ተዋፊረን ምርንእሰያት ወለዶ ተማሂሮም ኣድማዕነት ስራሕን ትምህርትን ካይድምዑኡ ኣቡኡ ጆሆ ተታሕዝና ምንም ሓንቲ መጽሓፍ ገዝእካ ኣብ 6 ወርሒ ክትውዳኣ ዉን ኣይትኽእልን ስለዚ ዘን ደቀነስትዮና ዓገብ ክባሃለን ይግባእ
@alexandersegid8272
@alexandersegid8272 2 месяца назад
ኤርትራዊ ስደተኛ ሓውኻ ደጋፊ ይኹን ተቃውሚ ብከባቢ፡ሃይማኖት ፡ በሄር ፡ መኽንያት ተገይሩ እሞ ንረብሓ መን ከይፈለጥና ነቲ ብሓባር ዝተወሰበን ባሓባር ዝተሰወኦን እወ ንናጽነት ርፈረደም ዘድመጸ ብበትሪን ካራንን ንምቅታል ሰለምንታይ? ንረብሓ ንመን? ህዝቢ ብድምር ውን ኣይጽረፍን ነውሪ።
@Titoo892
@Titoo892 2 месяца назад
ገድሊ ኤርትራ ብዓረባውያ ኮምኒስት ቻይና ብዓብዩ ብሑብእ ቫታካን ምእሪባውያን ድጋፉ ዝነበረ እዩ:: ሰውራ ኤርትራ ቀንዲ ዖላሙኡ ንኢትዩጵያ ንምፉራስ አብዚ ዘላቶ ደረጃ ንምብፆሕ እዩ:: ሰውራ ኤርትራ ናይ ህዝቢ አይኮነን:: ብ ሰብዓታት ክንደይ አንድነታውያን ሰላማዊ ህዝቢ ዝነብረላ ነበረት ኢትዩጵያ ንገድለመድሊ ሐንቲ መዓልቲ አይመፆንሕዋን ምሶጉግዋ:: ድሕሪ መሪር ድክነት ዖንወት ጥሜት እዩ ሰውራ ኤርትራ ትዓውቱ:: ጀብሃ ናይ ቫቲካን ዕረብን እያ:: ጀብሃ ን ደርግ ወሊዳ ድሕሪ መሪር ዖንወት ከአ ኤርትራ ሃገር ኮይና:: ሶቨየት ንኢትዩጵያ ሐጊዛ ሰውራ ኤርትራ ኽ መን ሐጊዝዋ? እዝምክኒት እዚ ናይ ሰነፋት::
@Titoo892
@Titoo892 2 месяца назад
ሰውራ ኤርትራ ዝሰዓረ. 1) ደርግ ስለዝተዳከመ ነንሕድሕዱ ስለ ተባልዔ 2) ሶቬት ዩንዩን ሐገዝ ስለ ዘቆረፀ 3) ህዝቢ ኢትዩጵያ ብውግእ ጥሜት ን 17 ዓመት ስለ ዝደኸመ 4) ክማሃሩ ክሰርሑ እሎም ዝተስዱ ኢቶጵያውያን ከዲዓም ምዝ ን ሰውራታት ስለ ዝተፀምበሩ:: ላስት ባት ኖት ሊስት... እቶም ጀጋኑ ን ጥልያን ዘባረርዋ ምስ ዓዶም ኢትዩጵያ ዝወገኑ ብሱላት አቦታ ሰብ ማዖተብ ሰብ ታሪኽ ሐርበኞታት ወለዶ አብራሃም ደቦጭ ቢሂወት ስለዝሐለፉ::
@eyobgezai243
@eyobgezai243 2 месяца назад
Kilae gehafat
@Titoo892
@Titoo892 2 месяца назад
" የቤንዚኑ ሽያጭ ኢትዩጵያን አይገዛም" ይብል ኔሩ የዋህ አምሐራይ... ብዘበን ምንልክ ብጥራሕ እግሮም ንጥልያን ስለ ዝሰዓሩ ትብዓት ፉቅሪ ሃገር እኩል መሲልዋም:: ንስካ ኽአ ሕጂ ራሻ አሜሪካ ትብል😂 ንራሻ ብትምህርቲ ዝኽዱ ዶ አይኮኑን ንሰውራ ንሜዳ ዝወረዱ:: ናይ ምዖራባውያን ስራሕ አፉሪካ ህዝቢ ናይ ምውሐድ እዩ:: መልክዑ ለዋዊጡ ብ 60 ናሽናሊዝም ሕጂ ኽአ ኤትኒሲዝም::
@tedrosgere3917
@tedrosgere3917 2 месяца назад
❤❤❤❤
Далее
Первый день школы Катя vs Макс
19:37
Modus males sekolah
00:14
Просмотров 11 млн
Мама знает где все документы
00:21