Тёмный

ካብ ወድኽን ኣብሊፅክን ሰብኣይክን ተኸናኸና❣️ ሰብኣይክን ይዓብየክን  

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 586   
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 3 месяца назад
ከመይ ቀኒኹም ብሩኻት ፅባሕ ባሕቲ እዩ እሞ ብሩኽ ባሕቲ ጎተት🙏🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉
@Lwam.21
@Lwam.21 3 месяца назад
Amen wellay👸🏻🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@FanaMahari-bf8tv
@FanaMahari-bf8tv 3 месяца назад
አሜን ሰሉዋይ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏❤❤❤
@heahheah2523
@heahheah2523 3 месяца назад
ኣሜን ሰሊተይ ባሕቲ ምኻኑዘይፈለጥኩ ሓፂበ ሰጢሐኪ ይቅርታ❤
@GalTegray8047
@GalTegray8047 3 месяца назад
ኦ ኣምላክይ ውላድ ሃበኒ ፍቅሪ ውላድ ከሰተማቅሮ🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 3 месяца назад
ክህበኪ እዩ ምድረን ሰማይን ዝፈጠረ አምላክ እንታይ ይሳአኖ አጆኪ ዝሐፈተይ
@GalTegray8047
@GalTegray8047 3 месяца назад
@@alexandershewitalexander2394 ኣሜን መዓረይ❤
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 3 месяца назад
@@GalTegray8047 አጆኪ ማዓረይ ፀሎት ክዓ ከይትረስዒ ንሳን ወዳን ከመፁኪ እዩምም🙏
@noneofyourbusiness578
@noneofyourbusiness578 3 месяца назад
ትክክል ልዕሊ ውላድ ታይሎ ዶ
@اتتت-ب5س
@اتتت-ب5س 3 месяца назад
በዓል ገዛኻ ይዓቢ ብድሕሪኡ ውላድ ይብል ኣነ❤
@سلامهسلامه-س6ي
@سلامهسلامه-س6ي 3 месяца назад
awe marey ❤❤❤❤❤
@Shewit898
@Shewit898 3 месяца назад
ገና ኣይወልድኽን ማለት እዩ
@selamandom9992
@selamandom9992 3 месяца назад
Eske gidefina kindi wiladika zimtsie yelen
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 месяца назад
ዘይወለድኪ ዘይፍተንክያ ተኾይኑ እምበር ጎልነይ ካብ ወላዲካኾስ ውሉድ እዩ ዝቅድም ናይ ወላድ ከርሲ ፍረዲ ከይበልካያ ኢያ ትፍርድ😢
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 3 месяца назад
ኣይዉለደትን ግደፋኣ😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 3 месяца назад
ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፈዕኹምሕለፉ😢👏
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ ደምረኽኪ እየዎ🎉
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 месяца назад
ገይረለክን እየ ንሰክን እውን ልቃሕክን መልሶ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ገብረኽለክ እየ ዝያዳይ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 месяца назад
@@WejeratAdey እሺኒ ክብረተይ
@MgbeyDeratsiyen
@MgbeyDeratsiyen 3 месяца назад
ኣብ ዮቱብ ዲኺሞ ጠኒስኪ
@ሚዙጓልተዋህዶእየ
@ሚዙጓልተዋህዶእየ 3 месяца назад
ሰሉዋይ ግድን እንድዩ ንወድኪ ክትፈትዊ ግን ካዓስ ንወድኪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብመንገዲ ሰባኣይክ ኢኺ ረክብኪዮ ስለዚ ምዓረ ገይርኪ ራኣይዮም ይብል ንወደይ እየ ኣብሊጸ ዝርእዮ ኢንትልና ሞ ወድና ብሰባኣይና ኢና ረኺብናዮ ክንብል ኣየጸግመናን ይብል ብወገነይ 🤔
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
ሓሳበይ❤❤❤❤
@hyabbrhane3166
@hyabbrhane3166 3 месяца назад
✅✅
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 3 месяца назад
👍👍
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 3 месяца назад
ብትክክል ጓለይ ንገርምኪ እዩ
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 3 месяца назад
ከብዲ ዉላድ ሓያል እዩ ትሕቲ ፈጣሪ ልዕሊ ዉላድ ማንም ነገር የለን ❤❤❤
@HiwiTube-ug5wl
@HiwiTube-ug5wl 3 месяца назад
አነ ንደቀይ ምስ ማንም ሰብ አየዋዳድሮምን💘
@SalamSalo
@SalamSalo 3 месяца назад
ደቅኪ ካበይዲኪ ወሊድክዮ ድንቁርና መሊኡ ፈሲሱ
@TemesgenwediM
@TemesgenwediM 3 месяца назад
​@@SalamSalo😃😃😃😃😃ትክክክል ብንፋስ ድዩ ዘሎ 😀😀😀
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ 3 месяца назад
ደቅኪ ካመን ድኪ ረክብክዮም 😮
@Gal__madam
@Gal__madam 3 месяца назад
😂😂😂😂ቅተልኒ ጓለይ😂​@@SalamSalo
@FiriHadad
@FiriHadad 3 месяца назад
​@@SalamSaloድንቁርና ዘይኮነ ምስ ስብአይክ ተተፃልእክ ትፉላለዩ እኹም ምስ ወድኽ ተትፃልእኽ ግን አይትፉላለዩን እኹም ይረደኤና ባ
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 3 месяца назад
ምስ ወዲኪ ዲኪ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ ምስ ስብኣይኪ ትርጉም ቃል ኪዳን ኣይተረዳኣክን ምስ ስብኣይኪ ሓደ ኣካል ኢኩም ምስ ውላድኪ ግን ክልተ ኢኩም ውላድካ ውላድካን እንድዩ ግን ልዕሊ ማንም ስብኣይኪ እዩ ለይጋነ እናበልኪ ግን ስብኣይኪ ከይሪኦ ኣይድብረኪይ ዱዩከ? ቁሩቡ ለ ርዝን በሊ ስላመይ ስብኣይኪ ብጣዓሚ እዩ ረዚን ❤
@Tsriti53
@Tsriti53 3 месяца назад
ሰብኣያ ትሪኦ ተሎስ ታይ ይስምዖ ይኾን
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 3 месяца назад
@@Tsriti53 ማርያምን ኣነ ክንዲ ናቱ ተስሚዑኒ እሞዓ ኣብ ሚድያ😣
@vhdghhd9687
@vhdghhd9687 3 месяца назад
ብሓቂ ጓለይ ኣረ ስላም ደሰሰሰሰ ኣይብልን
@etdhgsg3879
@etdhgsg3879 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ሰሉ ልዕሊ ውላድ ማንም የለይ❤❤❤
@SelamDemoz-v9j
@SelamDemoz-v9j 3 месяца назад
ናይ በሕቅኪ ስላም ወደይ ምስ ስባኣይ ማዓሪይ አይራአናምን ቅድምት ወድይ❤❤የ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝይዳይ
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 3 месяца назад
ስባኣይኪ እዩ ልዕሊ ዉላድኪ
@LomoLomo-g4y
@LomoLomo-g4y 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ከርስኻ እዩ የብልፅ❤❤❤🙏🙏🙏
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 3 месяца назад
ዋይ ንስኪ ትፍለዪ ኢኪ ካብ ስባአይኪ ለ ንኣሕዋትኪ ኢኪ ትፈትዊ እንኳን ዶ ምስ ስባአየይስ ምስ ኣሕወተይ ወለደይ ለ ማዓረ ኣይርእዮን ያ እዚ ማለት ለ ካብ ስባኣይኪ ኣሕወትኪ ትፈትዊ ዋይ ኣረ ጉደኛ ኢኪ ትስባአይኪ ግን እንጀራ ይፈጠረሊ ማዓረይ አረ ሰሉ ለብሚ ወይ ትምህርቲ ውሰዲ ወይ ፍቅሪ ኢኪ ዘይ ብልኪ ንስባአይኪ ግን ይቅርታ ካብ ቃላትኪ ዋይ ትገብርዮ ነገራት ዝታዓዘብክዎ እዩ በቃ ኣሕወተይ ወደይ እንበር ስባአየይ ክትብሊ ክትርህሉ ክትሓስብሉ ታዓዚበ ኣይፈልጥ እና በዛኪ ኣብዚሕክዮ ዝብል ቃል ኣይገልፆን እንታይ ትኮኒ ኣለኪ ብሱሩ ዋይ😢
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 месяца назад
ታይ ይምልከተኪ ደቂ ናኣ ኮአዮም ደቂናኣ በቃ ስብኣይ ጋና እዩ ኣይበል እምበር ተተፋላሊካ ናብ አሕዋትካ ኢካ ትምለስ ምስ አሕዋትካ ንግዚኡ ተባኢስካ ትፋላለ ፀኒሕካ ትዕርቅ ኮታስ ምስ አሕዋትካ ተፋላሊካ ኣይትተርፍን
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 3 месяца назад
ቃንእ
@mskin_hiwan
@mskin_hiwan 3 месяца назад
​@@fgchffhfh9256ታይ ይምልከተኪ ንስኪ ንባዕልኪ ከ ሓቂ እንድያ ተዛሪባ😒😒
@deradubai1754
@deradubai1754 3 месяца назад
ጽባሕ ፕራንክ እዩ ክትብልና ንጽበ😊🤔
@Galhaile3710
@Galhaile3710 3 месяца назад
​@@fgchffhfh9256እሞ ካብ አሕዋታ ትወልድ እንድሕር ደቂ እነአ ትፈቱ ደአ ንሱ እዉን ግድን ፍተዉኒ እኮ አይብላን
@plmm816
@plmm816 3 месяца назад
ኣይ ሃለፍለፍ ዛ ጋል ሕማቅ ኣላ ዝ ማንጨለት የወደአትይ ግዲ ቅንይ ኢልኪ ከይትፅለሊ ይፈርሕ😢
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 3 месяца назад
😂😢
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 3 месяца назад
ብሓቂ ኣብዚሓቶ😂
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም 3 месяца назад
😅😅😅😅
@ShewitHailu-h5w
@ShewitHailu-h5w 3 месяца назад
ርሳሕ ክንድርባዓ አይትምፅእን
@mebrahtikiros2304
@mebrahtikiros2304 3 месяца назад
ልወደይ የቐድም ሰሉዋይ❤❤
@SalamaM-d2n
@SalamaM-d2n 3 месяца назад
ብሓቂ ንውላድካ ኢልካ ኢካ ትነብር ሰሉዋይ ለባመይ❤❤🎉🎉
@BooahJolpe
@BooahJolpe 3 месяца назад
ዉልድካ ይበልፅ ማዓረይ❤❤❤❤
@helinasiyum4062
@helinasiyum4062 3 месяца назад
ሐቅኪ ሶሊና 👏👏👏 አዶነት ፍልይ ለበለ እዩ። ውላድ ልዕሊ ነብስካ ኢካ ትፈትዎ። ልፈልጦ ይፈልጦ
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 3 месяца назад
ከምነት ምፅሓፍ በዙሑ አይክን ግን ንመዓንቲ ክፅሕፋ ትግድድ ሰባአይካ ዶ ወይስ ወድካ ትመርፅ ሰበአይካ ማለት እቲ ውላድ ኮ ሞ ዳሓር እንድዩ ዝምፅእ ሰለዚ ሰባኣይካ እዩ ልቅድም ድሕርኡ ውላድካ❤❤🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 3 месяца назад
መጽሓፍ ቅዱስ እዉን ስብአይካ ካብ ወድካ ወድካ ካብ ስብአይካ አቀድም ማዓዝ ይብል ኮይኑ? ኩሎም ከኪ ናዓሎም ቦታ አለዎም።
@ግርማነሸዩቱብ
@ግርማነሸዩቱብ 3 месяца назад
ወልዲኻ እዩ ዝዓባይ ከም ኣነ ወላዲ እዩ ዝዓብይኒ ሰሊቲይ ናተይ❤❤❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
በመን ደኺ ትረክብዮ ወለድኪ ደሑር አታአሳስባ❤
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 месяца назад
እንተኮነከ እሽኮይ ምስ ስብኣይካ ምስ ወላዲትካዉን ኣይዋዳደርን ዉላድ ከቢድ እዩ​@@SelamTekle-uk8kq
@sabai12167
@sabai12167 3 месяца назад
ብናየይ ርድኢት ዉላደይ ሰሉዬ❤
@tigrignadrama
@tigrignadrama 3 месяца назад
ናይ ብሕቂ ማረዓይ❤❤❤❤
@fjhgfdff5985
@fjhgfdff5985 3 месяца назад
ኣነ ብወገነ ውላድ ኣይወለድኩን ስባኣይ ውን የብለይን ከም ዝመስለን ግን ስብኣይ ሕዘ እየ ውላድ ዝረክብ ተትፋላለና ውን ኣይንራሓሐቅን ምኽንያቱ ውላድ ኣብ ማእኸልና ስለ ዞሎ ብሓጭሩ ስዋኣይኻ ይበልፅ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@fjhgfdff5985 💖
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 месяца назад
ደምረኒ❤
@Galhaile3710
@Galhaile3710 3 месяца назад
ትክክል
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 3 месяца назад
ሰብአይካ አይበልጽ። ዉላድካ አይበልጽ። ክኪናዓሎም ቦታ አለዎም እሱእዩ ዝሓቂ
@ሜላት-i1d
@ሜላት-i1d 3 месяца назад
ሰሉየይ ልባመይ♥️🤱🥰
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 3 месяца назад
ዋላ ኣነ ወደይ ኣይተጋገኽን ማዓረይ❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 3 месяца назад
ሰሉየይ ሓቅኪ እኪ ግን ወደይ ካብ ስብኣየይ ሰለ ዝረከብክወ ኩሉ ንናይ ባዕሎም ፍትወት ኣለወ💕💕💕
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 3 месяца назад
ወድኪ ብስባኣይኪ ኢኪ ረኪብክዮ ንስባአይኪ ለ ካብታ ቃል ኪዳን ዝአሰርኩምላ ማዓልቲ ሓዳር እንተገይሩ ትፈልጢ ኢኪ ኣዱኡ ሓፍቱ ኣቡኡ ኢኪ ወለዱ እኒአዋ ትብሊ ዘለኪ ኣለዱ ሓዳር እንተገይሩ ወለዱ ሰበቱ ኣላቶ ኢሎም ፍቅሮም ኩሉ ይቅንስ እዩ ስለዚ ስባአይኪ ንስኪ እንበር ካሊእ ኣዶ ሓፍቲ ሓው ኣቦ የቡሉን ሰሉ ለብሚ ❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@fhhuuikk9179 💚
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 3 месяца назад
።❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 3 месяца назад
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 3 месяца назад
።❤
@tebebehareya
@tebebehareya 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ሰሉዋይ ልዕሊ ውላድ ማንም ልስራዕ የለይ ።❤
@HhHh-kk8bd
@HhHh-kk8bd 3 месяца назад
ስልዋይ ሊዕሊ ውላድካ ማንም የለይ ግን ማዕረ ከወዳድራ ዝክእል ምስ ውለደይ ኣደዋይ ኣላ ኻሊኣይቲ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ኣዜብYouTubechannel
@ኣዜብYouTubechannel 3 месяца назад
ቃልዓለም ፀላእኹ ኣነስ ህኮት ቱቆልዓስ ብመን ዲኺ ረኺብኽዮ ምስጢር ቃል ኪዳን ተምሃሪ😮ሶ ከምዚታት ሃጠዉ ቆጠዉ የተምፅኢ ንፋስ ከይኣትዎ ሓዳርኹም ሰሉየይ😔ልበይነይ ድያ ግን ላተቀየረትኒ ትኸድላ🤔
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@ሚሊነኝየቅዱስገብርኤልልጅ
ደምርኒ
@genet3442
@genet3442 3 месяца назад
ዋላ ኣነ❤❤😮
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@ኣዜብRU-vidchannel ለአይም ደምራኒ ከምለስ እየ አብ ናተየሰ ኮመተ ሕደጋለይ
@ኣዜብYouTubechannel
@ኣዜብYouTubechannel 3 месяца назад
​@@genet3442ስብኣያ ተሰሚዕዎስ ታይኸ ይብል ይኾን🙄
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 3 месяца назад
ሰሉየ ኣነ ከም ዘንበብኹዎ ኣብ መፅሓፊ ቅዱስ ኣብ ምስጥረ ተክልል ግን ካብ ኹሉ ስብኣይኻ ከም ዝቀርበካ እዩ ዝገልፅ በቃ ስባኣይኻ ምስ ማንም ከመዘይተወዳድሮ ይብል ቅድም ኹሉ ንስብኣይኻ ምፊቓር እዩ ዝብል ከምት ኣብ መፅሓፊና ተኸትልና ንኸድ ተኾዮንና ነሰብኣይና ነመርፅ ብናትና ድሌት ተኾይኑ ግን ንዉላድና ንመርፅ ስለዝ ሰሉየ ናይ ኣዶ ስምዕት እኽ ኣንፀባርቕኽ ገልፅኽዮ ❤🥰
@سلامالعمري
@سلامالعمري 3 месяца назад
ስብአይ ድሕሪ ምምርዓው ሓደ አካል ኢካ ትከውን ብርግፅ ውላድካ ውላድካ እዩ ግን እቲ ስብአይ እዩ ዝዓቢ ምክንያቱ ውላድ ካብ ስብአይኪ ኢኪ ወሊድዮ ስለዚ ቆልዓ ክልቲኤኩም ወሊድክምዎ ኢኩም እቲ ዝበለፀ ግን ብቢ ቦቱኡ ክብሪ አለዎ ከምቲ ዝበልክዮ እዩ❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉ጀማሪት እየዎ🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
@@tsegatsega238 ደምረኽክ እየ
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 3 месяца назад
ምስ ውላድኻ ዝማዓራረ ዋላ ሓደ የለ❤
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 3 месяца назад
ብሓቂ🙏
@dhfhfgdgrr798
@dhfhfgdgrr798 3 месяца назад
ብስሩ ትሕቲ ኣደዋይወደይ ልዕሊ ማንም ወደይ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tsriti53
@Tsriti53 3 месяца назад
ትርጉም ቃል ኪዳን ስለዘይንፈልጦ ኢና እምበር ሰብኣይኪ ልዕሊ ማንም እዩ ንዓኪ ብድሕሪኡ ወድኺ ካብኡለ ሓዳርኪ ባዕልኪ ንፋስ ከይተእትውሉ ተጠንቀቂ ፍትወትኪ ኸም ኣዶ መጠን ኣብ ከብድኺ ግበርዮ ሰብኣይኪ ከ ታይ ይስምዖ እዙይ ትሰምዕ ተሎ😊😊
@FiriHadad
@FiriHadad 3 месяца назад
ዘይከውን ዋላ ቃል ክዳን ግበር እምበር ምስ ውላድ ዝዕርይ አይለይ ስውአይካ ናይ ባዕሉ መደብ አለዎ ዝወለደ እዩ ዝፍልጦ ዝሮ
@Tsriti53
@Tsriti53 3 месяца назад
ገና ኣይወለድኩን ግን መጽሓፍ ቅዱስና ከም ዝብለና እየ ዝብለኹ​@@FiriHadad
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 3 месяца назад
​@@Tsriti53ናልበይ ኮሜት ክፅሕፍ ደልየስ ቐድምኽን❤
@Monliaz
@Monliaz 3 месяца назад
እቲ ቆላዒ በመን ድያ ረክባቱ ዋ ማለተይ ምሰኡ ተዘይትመርዓ ነይራሲ ኣበይ ትረክቡ ኘይራ !!🙄​@@FiriHadad
@ኪዳነምህረት-ኣደይ16
@ኪዳነምህረት-ኣደይ16 3 месяца назад
ሓቂ ይሃብኪ ሓፍተይ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 3 месяца назад
አዶ ልዋህ ምካና ንፈልጥ ካብኡ ዝወለደ ትርጉም ውልድ ይፈልጦ ። ግን ናይ ልብኪ ኩሉ ምንጋር አየድልን አብ ምድያ ስብአይኪ ለ ሕማቅ ክስመዖ ይክእል ሓዳርኪ ንፋስ ከይተእትዊ
@ሜሪነኝየኣፅቢደራልጅ
@ሜሪነኝየኣፅቢደራልጅ 3 месяца назад
ወላድካ ምስ ማንም ኣይዋዳደርን ❤ስሉተይ
@ጋልኣፅቢወንበርታ-ሰ4ወ
@ጋልኣፅቢወንበርታ-ሰ4ወ 3 месяца назад
ናይ ባሓቂ ሰሉየይ❤
@محمدمحمد-ل1م4ظ
@محمدمحمد-ل1م4ظ 3 месяца назад
መን ናብ ፈተና እትያ እልኪ ዝሓፍተይ በዓልኪ ናብ ፈተና አይትእተዊ እቲ አምላክ ዘጣመሮ ሰብ አይፍለዮ❤❤❤
@lwammeles8952
@lwammeles8952 3 месяца назад
ወደይ ማለት ንዓየይ ኩሉ ነገረይ እዩ ❤
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 3 месяца назад
ስብአይክ ኸ?
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 месяца назад
​@@BdMs-ci3dpስብኣያ ዳኣ ስብኣያሆ
@lwammeles8952
@lwammeles8952 3 месяца назад
ስብኣየይ የኽብሩ እየ ልዕሊ ወደይ ግን ኣይሪኦን
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 3 месяца назад
@@lwammeles8952 እቲ ወላድ እኮ ናይ ከልቴኩም እዩ?
@nmlkklkk
@nmlkklkk 3 месяца назад
ሓቂኺ ስላምይ እነ እው ጋልይ እየ ስብል ኹሉ ስብ እዩ ዝኹርየኒ ልኽነ አቅሓ ነገ እተወዲቁ ጋልይ እየ ልብለ❤❤❤ አነይ ንሲኺ ሓደ ኢና ስላምይ ፅሪቲ ኹለን አዝኺ ንቅደሚት ብቻ❤❤❤❤
@HayhMa
@HayhMa 3 месяца назад
አረ ልዕሊ ውላድ ምንም ነገር የለን ❤
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv 3 месяца назад
ጌጋ ብዘይ ስብአይኪ ዶ ትወልድዮ እኪ
@salib3757
@salib3757 3 месяца назад
ሓቂ
@ውቅሮዛዓደይ
@ውቅሮዛዓደይ 3 месяца назад
ውላደይ እየ ዝፎቲ ኣነለ😂
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 3 месяца назад
ስባአይካ ዳአም ወላደ ብለይ ስባአየይ ረክበዮእየ 😮
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 3 месяца назад
ሓፍተይ ከመይልኪ ንዉላድኪ ጥራሕ ትፎትዊ ከኪ ናዓሎም ቦታ አለዎ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 месяца назад
ኣምላክ ይመስገን ኣነ በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓደ ቆልዓን እየ ግን ልበዓል ገዛይለ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዎ ግን ሓቂ ምንጋር ክንዲ ወደይ ኣይሪኦን በፍፁም ኣትን ዘይወለድክን ኣሕትና ምስ ወለድክን ትፍትናኣ ኢክን ማምን ይኩን ማንም ክንዲ ውልድካ ዝመፅእ የለን ካብድካ ዝባዕሉ ሰፍ እዩ ዝብለካ ዎላ ኣቦኡ ክወቅዖ ልባዕሉ ❤❤
@JoleanJobanm-xf7je
@JoleanJobanm-xf7je 3 месяца назад
ብሓቂ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@MebratWoldearegay
@MebratWoldearegay 3 месяца назад
❤❤❤tikikil haki eki 👍
@DadddDazs
@DadddDazs 3 месяца назад
ሰሉየይ ትስብኣይኪ ስለ ዝፈተኩዮ እዩ ዉላድኪ ወሊድኪ ዘለኪ ግን ዉላድካ ክንደይ መስዋእቲ ከፊልካ እዩ ዝተባፃሖ ዉላድካ እዩ ዉላድካ ክንዲ ኩሉ ሚልየንኪ ዉላድኪ እየ ❤❤❤❤❤❤❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 3 месяца назад
Seluyey gal eney megemerta btaemi eye zfetweki kabueu nab melesey kkeyd anes nsbaeyey eye zfeti mknyatu etu wulad ab thti fetari kabueu eye rekibeyo slezi maere eye ziriom❤❤❤❤
@ZafuHadush-kv4kl
@ZafuHadush-kv4kl 3 месяца назад
ሰሉ ሓፍተይ ግድን እዩ ንወድኪ ክትፈትዊ ግን ንወዲከመ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብመንገዲ ስብኣይኪ እኺ ረኪብኪዮ ስለዚ ማዓረ ጌርኪ ራኣይዮም ንወደይ እየ ኣብሊፀ ዝርኢ እንተልኪ ግን ጌጋ እዩ። ከም ኣነ መጠን ስብኣየይ ልዕሊ ማንም እዩ ምክንያቱ ካብታ ዝተላለናለ ማዓልቲ ክሳብ ብሂወት ዘለናለ ማዓልቲ ስብኣየይ ቡዝሕ ነገር እዩ ናዓይ ። ኣደይ ውላደይ ኣበይ ሓወይ ሓፍተይ ክንዲ ኩሉ እዩ ናዓይ አረ ንዕኡ ዝከውን መግለፂ ኣይብለይን ስለዚ ቅድሚ ውላድኪ ስብኣይኪ ፍተዊ ኣክብሪ ዛሓፍተይ❤
@mlyen-wu4yx
@mlyen-wu4yx 3 месяца назад
ክንድዉላድካ ዝመፅእ የለን ስባአይካ ናዓካ ገዲፊ ከለኢቲ ሰበይቲ ከገብር ይክእል እዩ ዉላድካ ግን አዶ ክቅይር እይክእሊ ኣዶ ዉላዳ ተቀድም ዉላድ እዉን ንኣድ እዩ ዘቀድም አድካን ዉላድካን ምስ ስባአይካ ዘዋዳድር የቡሉን ስለዚ ገሊፅክዮ ኢኪ ንዓኪ ዉን ዊላድኪ ልዕሊ ስባአይኪ እዩ ካሓልየልኪ ሰሉየይ ፅቡቅቲ 😘😘
@sonaabachaa1670
@sonaabachaa1670 3 месяца назад
ዋላ አነ ዝወደይ ልዕሊ ማንም እየ ዝፈትዎ😘🤗😍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
ልዕሊ ውላድ የለን ኣብ ዓለም❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ ደምርኒ ማዓረይ
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 3 месяца назад
ታይ እያ ሃልውልው ምብል ጅምራ ዛቆላዓ
@fevenyami8737
@fevenyami8737 3 месяца назад
Wedeyyyyyy natey kulu egerey mstir mbarey hagosey
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx 3 месяца назад
ልዕሊ ዉላድ ዝዓቢነገር የለን ዉላድካ እዩ ዝቀድም ሰላመይ ዛጓልኣኮይ ምሳኪ እየ ዝወደይ እዩ ዝቅድመን😍😍😍😍😍😍🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 3 месяца назад
Seluye shekor way wuladeka eba❤🎉
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 3 месяца назад
ናይ ባሓቂ ለባመይ❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@yerdnosglagerye1780 ደምርኒ ማዓረይ
@Tgjjhh
@Tgjjhh 3 месяца назад
ብሓቂ እዩ ሰሉዩ ሰብአይ ጓና እዩ ዉላድ ግን ዉላድ እዩ ከርሰይ እየ ዝመርፅ❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ዉላድካ ዳኣ ዝሓፍተይ ከም ዉላድ ወለድና እካ ካብ ሓዘን ከርሲ ማሓረና እየን ልብላ እና ዝሓፍተይ
@HadasTadese
@HadasTadese 3 месяца назад
Anele Wladey Eye Zbl Sebaye Tselie Malet Aykonen Gn Wlad Wlad Eu❤
@KomuJizsan
@KomuJizsan 3 месяца назад
ኣቲ ሓፍተይ ቅድሚ ወድኺ እኮ ንስባኣኪ ኢኺ ረኺቢክዮ ቃል ኪዳንኪ ኣቀድሚ ትጋገለኺ😢
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 3 месяца назад
ልወደይ እየ ዝፈቱዉ ሰሉየይ❤❤❤❤
@اللالل-ع7ق
@اللالل-ع7ق 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ምስ ዉላድካ ዝዋዳደር የለን ተመስገ አምላከይ ወሊደ ንምስዓ ዘብቀዕካኒ ግን ሰብአይካ አዉን ናይ ባዕሉ ቦታ አለዎ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 3 месяца назад
ብሩክ ባሕቲ ሓምለ ይግበረልና ሰናይ ክራማት❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 месяца назад
አሜን አሜን አሜን ወለላይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 3 месяца назад
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሺ😍😘
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 3 месяца назад
ወላ አነወደይ ልዕሊ ማንም አየ ዝፎትው ግን ሐዚ ሓድገዮ ተሰዳደ ብሰላም የራክብኪ በላን ደቂ መዳም ❤️🥰 ወደይ ናይ ማንባረይ ትርጉም አዩ እ ዓለመይ ኩሉ ነገረይ ብሰላም የራክበና ዙወደይ ኩሉ ግዜ ይናፍቀካ አየ😊 💞
@MikiMiki-tm7ih
@MikiMiki-tm7ih 3 месяца назад
ውልድካ እዩ ውላድካ ማዓረይ ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@kgjfjrhdgjfj8778
@kgjfjrhdgjfj8778 3 месяца назад
በትክክል ሰሊየይ ምን ካም ውላድ ኣነውን ልዕሊ ማንም ውላደይ ኢየ ዝፈቲ ❤❤❤❤🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Prisonbr
@Prisonbr 3 месяца назад
ብለይ እቦ ዲኺ ወሊድክዬ ትወድኺ ሃጦውቆጦው እኮ ኣብዚሕኺ ህውከት
@ShewitHailu-h5w
@ShewitHailu-h5w 3 месяца назад
ውለዳ እሞ ፍትኖኦ ሕማቅ ስብአይካ ትፍትሖ ሕማቅ ውላድ ናበይ ይሽየጥ ውለድ ምስ ማንም አይዋዳደርን
@ihdf4175
@ihdf4175 3 месяца назад
ግን ድሓነ ድኪ ሰሉ ሓደ ሓደ ትለቅዮ ነገርስ ደሰ ዘይብል ትርጉም ቃል ኪዳነ እንድሕር ፈልጥክዮ ባዕሉ ትመልሲ ኣብኡ ክፀነሐልኪ እዩ ስብኣይኪ ዋላ ድኣ ኣዶ ትሃልዮ እምበር ድሕር ኣድኡ ንስኪ እኪ እና ንስብኣይኪ ምስ ረከብኪ እኪ ረክብክዮ እና ከምኡ ዓይነተ ሕቶ ክትሓቲ የብልክይን🙏❤❤
@brhangaltewhado9238
@brhangaltewhado9238 3 месяца назад
ውላድካ ምስ ማንም ኣይወዳደሪ ሰሉ ዓይነይ ውላደይ ሉዕሉ ኩሉ እየ ዝሪኦም❤️❤️😘😘
@እመብርሃንአደይ
@እመብርሃንአደይ 3 месяца назад
ሰሉ ሓፍተይ እወ ወዲካ እዩ ዝፍተ ግን ይቅረታ እምበር ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኪ ዘክብረኪ ግን አብ ፍቅርኪ ዘለኪ ትዕብት በስመአብ ደረቅ ግን አነ ደረቅ ሰብ እዩ ዝምቸወኒ ግን ናይ ስብአኪ ዝተተሓሓዘ ሕቶ ሸለል በለዮ አትመልሲ ❤❤❤❤❤❤ብዝተረፈ ናብረኪ ናብራ ቅድሳን ይግበረልኩም ወድኩም ደሞ ከም ቅዱስ ያሬድ አገልጋሊ የግበረልኩም ❤❤❤❤
@letagebre9327
@letagebre9327 3 месяца назад
ንውላድክ ናይ ኣዶ ሓላፍነት ክትዋጸእ ግዴታኽ አዩ ክንዲ ሰብኣይኪ ግን ኣይበሃልን ሰሉ ዓይነይ ❤🙏🏻
@ለሚየቅዱስሚካኤልፍሬ
@ለሚየቅዱስሚካኤልፍሬ 3 месяца назад
ዋለ ኣነ ድወደይ እየ ዝፈትዉ ግን ኣቦኡ ድኣኽ የአ ድፈትወክ ይብለን ድምንታይ ተይለዮስ መጀመርያ ድኣኽ የአ ዳግነኹክ ይብለን
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝይዳይ❤
@meri3353
@meri3353 3 месяца назад
ስብኣየይ ዝፈት ምክንያቱ ኩሉ ድሕሪእ እዩ ክረክቦ ዝረክቦ
@rimeyaron
@rimeyaron 3 месяца назад
ኩሎም ሓደ እዮም ዉላድካይ ባዓል ገዛካይ ገን መን ከም ኣዶኻ ኣዶ ኣዶ እያ መተካእታ የብላይ❤❤
@shraabraham8894
@shraabraham8894 3 месяца назад
ቲ ዝወለደ ጥራይ ዝፈልጦ
@slam4790
@slam4790 3 месяца назад
ኣይ ሰሉተይ ማዓረይ ሓደ ሓደ ጊዜ ሰ ገይርኪ ተስሕቅኒ ቆጥ ቆጥ ኣቢላቶያ ሞይተ እየ ሳሓቅ ከሙዙ ከማይ ዝሳሓቅኩም ኣለኩምዶ😂😂😂ግን ሓደ ሓደ አሎ ሰብ ሰ ባህርያቱ ክካፍእ ቆላዓ ዘይፎቲ ኣሎ😢ተመስገን ኣምላክ የኮነይ ወዲ ሓበሻ ምስ ወዲ ዓረብ ትጭውት ኣቢለ ኣይደክመንይ ቆሉዑ ክፎቲ ማዓት እየ ዋላ ከዚ ሖሽ ናመሳሕኩ ይሪአኪ ኣለኩ ዘም ቆሉዑ ምሳይ ኣለዉ ይርብሹ ደስ ይብለኒ ካፍተን ዓቤቲ ንሶም የሐሹኒ❤❤❤❤
@HanKhan-et5sw
@HanKhan-et5sw 3 месяца назад
ሓቃ እያ ብጣዕሚ እዩ ለናድደካ ኣነለ ከምኣ ኣጋጢማትኒ እያ እግዚአብሔር ይመስገን ወደይ ኩሉ እዩ ፈታዊኡ ነይሩ ሓደ ማዕልቲ ግን ብጣዕሚ ልፈትዋ ቆልዓ ኣብ ቅድመይ ላቃባጠረት ኢቭን ፎትኡ ናብ ሰብ ኣይትልኣኪ ዓይንሰብ እዩ ኢላ ትኩሪ ነበረት አነ ካብ ማጥባክ ውፅእ ክብልን ንሳ ኣብ ሳሎን ነግ ኣቢላ ሸው ላበለቶ ረኪበያ ብጣዕሚ ሕርር ኢለ ከይናገር ኣጋይሽ ነይሮምና ብዓል ሓደ ማዕልቲ ኣይትዓዘብካ ድሕረ ሐዚ ወደይ ትንክፍ ከይተብልዬ ኢለያ ወያ ልኣምና ነበርኩ በቃ ንክርእያ እውን ፀሊአያ እና ናውላድ ፍቅሪ ከቢድ እዩ አወቃቅዓ እውን ስርዓት ኣለዎ እዩ።
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምራና አሕዋተይ ❤
@slam4790
@slam4790 3 месяца назад
@@tsegatsega238 ታይ እንዳበልና ክንድምረኪ/ካ ማዓረይ🤔
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
@@slam4790 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት እዩ ዝያዳይ🙏
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 3 месяца назад
አነ ቆልዑ ይፎቲ ነይረ ዘሪጋታት ቆልዑ ረኪበ አይኮነን ክፎትዮም ሕማም ይፈጥሩልካ አልዒልኪ (ጅዉ ጁዉ) አብልዮም ይመጽአኒሞ፡መሊሰ አምላኬ ትዕግስቲ ሃበኒ ኢለ ኩሉንዉሽጢ ገይረ ይሓድጎ😢
@Mehari-r7j
@Mehari-r7j 3 месяца назад
ከምቲ ዝበልክዮ ኩሎም ነናይ ባዕሎም ቦታ ኣለዎም ግን ናተይ ከኣ ፍልይ ብዝበለ ልዕሊ ምስንም ኣቦይ የዝፈቱ ብጣዕሚ ማለትዩ
@azmeratesfay6675
@azmeratesfay6675 3 месяца назад
❤❤❤❤❤emanki eki seluyey eten kemau elen ztshfa nay wulad mekeret zeyfelta eyen ena aytgedeslu eki wuladka eyu wuladka kemzu kemays❤❤❤❤❤❤
@MonaJej
@MonaJej 3 месяца назад
ወደይ ዓለመይ ምስማንም ኣያወዳድሮይ ❤
@rossatesfit3410
@rossatesfit3410 3 месяца назад
Tikikil mearey 👌👌👌
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 месяца назад
ኣነ ውላደይ ትንፋሰይ እዩ ንዓይ ሀዚ ዝነብሮ ናብራ ኣነ ጥራሕ እየ ልፈልጣ ኣህህህ😢ኣነ ከም ዝብለኪ ወድኪ ካብ ባዓልኪ ከትፈልዮ ሰብኣይክለ ሓድክየ ከትከዲ ኣብ ዓድኪ ስርሒ እየ ልብለኪ ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@akezaakeza6109
@akezaakeza6109 3 месяца назад
ወደይ እዩ ❤❤❤❤😊
@HanKhan-et5sw
@HanKhan-et5sw 3 месяца назад
ብሓቂ ሰሉየ ናይ ውላድ ፍቅሪ ይፍለ እዩ ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@HanKhan-et5sw ደምርኒ ማዓረን
@genet3442
@genet3442 3 месяца назад
ዉላዲ ፁቡቅ እዩ ግን ሰሉዋይ ሰባኣይካ መጀመርያ ደሓር ዉላዲካ እዩ ዝበሃል ማዓረይ ከም ኣነ ማለት እዩ ኣጀኪ😢 ኣይተማርሪ ዝሓፍተይ ኣብ ምድያ ኣይተዋዳድሪ❤
@aalemDarg
@aalemDarg 3 месяца назад
Wuladey sbaay ttebeske gdefek eyou.zekyde..wuladey.gen.ttbase.gdfek aykden❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤wedey.mary🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Subomh
@Subomh 3 месяца назад
Keyfethaki sebayki
@AwAw-c4l
@AwAw-c4l 3 месяца назад
ትክክል
@MmkkmMmjkk
@MmkkmMmjkk 3 месяца назад
በጂኪ ሰሉ ከሙ ኣይባሃልን ብያንስ ንኩሎም ማዕረ በሊ❤❤❤
@fada3193
@fada3193 3 месяца назад
ሰሉዋይ ብቀዳምነት ሰውኣኻ ክዳንኻ💍 አዩ ከውኡ ወድኻ መጀመርያ ኮ ሰውኣኺይ አኺ አገንኪዪ ካውኡ ውላደኺ❤❤
@ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
ከባድ ሕቶ እንድያ ግን ኣነ ብወገንይ ደቀይ እየ ዘቀደም ሐሚመ ስለ ዝወለድኩዎም ግዲ ኾይኑስ 😍😍🙏ብመፅሓፍ ቅዱስ እንተኾይኑ ግን ካልእ እዩ
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 3 месяца назад
ልፅወይ ለይፅወይ ፍለጢ
@Tube-gx9vv
@Tube-gx9vv 3 месяца назад
ናትኪ ኣራእያ ክኮን ይክእል እዩ ግን መፃሓፍ ቁዱስ ከምዝብለና ግን ስብኣይን ሰበይትን ሓደ ኣካል እዮም መጀመረያ ነቲ ስብኣይ እኪ ረክብክዮ ፈጣሪ እንተኢልዎ ካዓ ሓብርኩም እንተኣርግኩም ንሱኩም በይንኩም እኩም እትቀርዩ እቶም ቆልዑ ሓዳሮም ይጅምሩ
@ተሰፋእዩሰንቀይG
@ተሰፋእዩሰንቀይG 3 месяца назад
ልወደይ እየ ዝፈቱዉ ሰሉየይ❤❤❤❤🥰💖
@kidan2915
@kidan2915 3 месяца назад
ኩሉ ድሕሪ ወደይ እዩ ❤❤❤❤
@Fs3C3
@Fs3C3 2 месяца назад
ንወድካ
@Askal7942
@Askal7942 3 месяца назад
ልወደይ💚እየ ምንም ላዋዳድሮ የብለይ 🙏💚💚💚
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@GenetGeberaneny
@GenetGeberaneny 3 месяца назад
ኣረ መን ከም ውላድካ ትሕቲ ፈጣሪ ውላድካ 🙏
@fiya949
@fiya949 3 месяца назад
ልዕሊ ውላድካ ዝመጽእ የለይ ሽሕ ዋላ ፊቅሪ ከይሃሊ
@heahheah2523
@heahheah2523 3 месяца назад
ሰሊተይ በይንኪ ኢኪ ለሚድኪ ምስ ኣደኪ ምስ ኣሕዋትኪ ትርጉም ሓዳር ኣይትፈልጥዮን ፀር ፀር ኣቢልኪ ፀኒሕኪ ንዱባይ ፀኒሕኪ ምስ ስብኣይኪ ምስ ውላድኪ ናወዳደርኪ ትውዕሊ ታይ እዩ ኮይንኪ ዋይ ግደፍና ናባዕልና ይኣክለና ኣነስ ካባኪ ብዙሕ ነገር ይፅበ ነይረ ግን በቃ ሃለውለውን ጭንቅን ገፅኪ ትርሓቅ ዋይ
@ትምኒት-ኘ6ኀ
@ትምኒት-ኘ6ኀ 3 месяца назад
ወልደካ ይብልጸ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@mahrrat1866
@mahrrat1866 3 месяца назад
ዘሓፍተይ ሰብአይካ ካባካ ዘፈለየሉ ምክንያት ብሓጥያትና ዘምፀናዮ ደአንበይ መፅሓፍ ቅዱስ ከምዝይ ይብለና ሰብአይን ሰበይትን ሓደ እዩ እዩ ዝብለና እሞ ትሩጉም ቃል ክዳን ሰለ ዘይርደኤና ደአ እንበይ ሰብአይካ ይበልፅ ካብ ውልድካ ብመሓፍ ቅዱስ ካሙኡ እዩ ዝብል ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ወፃኢ ካልእ መምርሕ የብልና ብደቂ ሰባት እንተካይኑ ግን ወደይ፣አደይ፣አቦይ፣ሓፍተይ፣ጋለይ ወዘተ እልካ ክትመርፅ ትክእል እካ ትሓቂ ግን ቃል ክዳን ዘይምርዳእ እዩ ቃል እግዚአብሔር ሰማይን ምድር እንኳን ብቃል እዩም ቀሞም ዘለው እና ዘሓፍተይ ከምዘይ እዩ ትሓቂ ዛዝፈለጥኩዎ ❤❤❤
Далее
I get on the horse's nerves 😁 #shorts
00:12
Просмотров 2,9 млн