Тёмный

ክሕሳይ በርሀ ግብረ መልሲ ፣ ይቕረታ ታሪኩ 

Yikealo ይከኣሎ TV
Подписаться 94 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

Приколы

Опубликовано:

 

12 ноя 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 193   
@yfyfmfhftu892
@yfyfmfhftu892 2 года назад
አምላክና በምሕረቱ ሰላሙን ፍቅሩን ይላአከልና አሜን
@selamse1947
@selamse1947 2 года назад
ክንዲ ሰላም ኢና ንደልይ ዝበለ ምስኪናይ ኣጆካ ኣምላክካ እመን ከድሕነካ ኢዩ ።
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 2 года назад
ፀላኢካ የንባዕ ኣታ ሓቀኛ ኣጀካ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስካ እዩ ዛሓወይ ንሰላም ክንዲ ዘበልካ ድዩ ኦ ኣምላክ ታዓረቀና
@merih_show
@merih_show 2 года назад
እወይ ኣንታ ፈጣሪ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ይቕረ ግበረልና እንበር ዓለምስ ንሪኣ ኣለና ምስ ዓመጽቲ ደኣበር ምስ ፍትሓውያንስ የላን ::
@freedompeace3359
@freedompeace3359 2 года назад
ሐቀኛ 👍 ሰላም 👍 ቅኑዕ 👍 ልቡ ጽሩይ👍 ዘይፍተወሉ ግዜ ኢይና ዘለና, ዘመነ 2021 ምሕረቱ የውርደልና!
@fgdf3277
@fgdf3277 2 года назад
ሓቁ ኣሎ ተጋሩ ኣይትሓንቅቁ ጭብጢ ተሎ ኣምፁ ተዘየለ ኣይትዕፈሩ ፡፡
@yemanebrhane4111
@yemanebrhane4111 2 года назад
ነቶም እቲ ጭብጢ ዝለኣኩ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተኮነከ ንዓኣም ኣብ ሓደጋ ንከይተእቱ ከዓ ዓቅሊ ጌርካ ምፅባይ ይሓይሽ ይመስለኒ
@segenbahta6312
@segenbahta6312 2 года назад
ተሽታግነ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናንን ይህብካ ሰላም ተጸሊኡ ኣምልክ ምሕረት የዋርድልና
@selamse1947
@selamse1947 2 года назад
ሓሰውቲ በሎም ቀኖኦምሎም እዮም ወርድዎ ኤርትራዊ ።
@user-wx6te3py9w
@user-wx6te3py9w 2 года назад
ንኤርትራ ዝቀንእ እንተሃልዩ ሸይጣን ጥራይ እዩ ብሓቂ
@asmakifle2627
@asmakifle2627 2 года назад
Ajoka nslam kndi zzmre egzabher alo eten mdyatat dksbat zftrwen eyen dmxka gn mente eti wxe hzbi sle zgbrkayo amlak ndmxka shlel ayblon eyu
@djdjdheh2572
@djdjdheh2572 2 года назад
ብሓቃ እዋይ 😢😥😢😥 ይግርም እዩ ምስክን ሓውይ ፀላአካ ይንባዕ እዋይ ግዜ 😢😥😢
@user-qm8zi2cr2b
@user-qm8zi2cr2b 2 года назад
እውነት ስታውራ ሁሉም ይጠላሃል እግዚአብሔር ይቀበላሃል ኣይዞህ ናይ ካሕሳይ በረሀ ኣነ ንምእማኑ ይክብደኒ እዩ ጭብጢ ዘለዋ የረደእና
@lilisereke1044
@lilisereke1044 2 года назад
አንታይ አምጽኦ ቃንቃ ምትሕንፋጽ
@enjoytube8622
@enjoytube8622 2 года назад
Mskinay ane win betaem yehzinini amlak egziabher baelu yhalwo
@eritreamusicclassicalchann5856
@eritreamusicclassicalchann5856 2 года назад
Ane ko Mara eyu zegrmeni Entay geber yebelewo alewu Selam eyu xebuk entebele Nay Bhaki eyom Dedebat hezbi Ethiopa Kab kenat enterfo kesara Rabha ayrekeben eyu atum Sebat ❤️
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
ኢንታይ ግዝየ ኢና በጽሕና ሰላሙ የውርደልና
@biniboy3827
@biniboy3827 2 года назад
ነዞም ትግራዎት ኣካቢድኩም ራኢኹሞም መን ዮም፡ መን ዮም፡ ሓቀኛ ሰብ ኣይፍቶን እዩ። ሶ ሞት ሓቀኛ ሂወት ዩ ኣይትጨነቑ።
@kbrikbri7956
@kbrikbri7956 2 года назад
Ygerm eu nay taruku kndi nselam zzemere 💔💔💔
@lidyabeyene8587
@lidyabeyene8587 2 года назад
Hsawy ewa kab ygdaf talek eka daryfk ajkum gza alwo nkulu tigray tewait 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@adalpac6919
@adalpac6919 2 года назад
ናይ ታሪኹ ብጣዕሚ ኣደንጊጽኒ'' ህዝቢ ኣምሓራ ክኣ በዚ ኢኻ ትመዝኖ ወልሓንቲ ርእሲ ዘይብሉ ህዝቢ ሰላም ንግበር ንዝበለስ ክንድዚ ጽልኢ
@user-up7tp8il3u
@user-up7tp8il3u 2 года назад
አብዛ ጊዜ እዚአስ አብ ቕድሚ እግዚአብሔር ን ድንግል ማርያምን ተንበርኪኹ ዝነብዕ ተሳኢኑ ክንደይ ኮን ምሕረት ምወረደ አብ ደብረሲና አዴታት አቦታት ዝገብርዎ ዝነበሩ ጸሎት ቕልጡፍ መልሲ ሒዙ ይመጽእ ኔይሩ ሕጂ ኸ አቦታት አዴታት ናብ አዳራሽ መናፍቃን ክጎዩ ክትሪ ከለኻ ነታ ቕዱስ ኩቡር ስጋይን ደመይን ውሰዱ ምሳይ ክትነብሩ ዝበለና ጎይታ ፈሪሖማ ወ/ማቴ 8፥4 ኪድ ንካህን ነፍስኻ አመርምር ዝበለ ጎይታ ባዕላትና ኢና ካህናት ናብ ዝብሉ መናፍቃን ምጉያይ ኮይኖም ስድራ አቦይ ጽናሕ አይትፈልጥን ኢኻ ዝብሉ ክውለዱ ኢዬም ዝተባህለ ነቶም መጽሐፍ ቁዱስ ዝሃቡና አቦታት ካብ እግዚአብሔር ተቀቢሎም ብጾም ብጾሎት አይትፈልጡን ኢኹም አብ ጎደና እንዳወጻኻ የሱስ ጎይታ ኢዩ መስሐትያን ሐስውቲ ነብያት እሞኸ ከም ሰብአ ነነዌ እንተንምለስ ናብ እግዚአብሔር ዶ ሰላም አይምወረደናን አቦታት አዴታ አገብ በሎም ይክአሎ ሐውና እቶም መንእሰያት እኮ ሰብ ጊዜ ኢዬም አይሰምዑን ኢዬም ነቶም ሑርያተይ እንተተኻእሎምሲ ከስሕትዎም ኢዬም ዝብሎ ይፍጸም አሎ ስድራ ይጠፍኡ ጦርነት ሽግር ባእሲ ይበዝሕ አሎ
@meharieyob2687
@meharieyob2687 2 года назад
nbalka mergexi yeblka glbt glbt akilka do kab Selam like eka tmerx
@almaza9155
@almaza9155 2 года назад
Xelaika ydefae ynbae adngixuni bhaki Ufffffff kndi selam zbele diyu 😭😭😭😭😭💞💞💞💞💞💞💞💞ykealo hawy xlot tray nab fetarine nbxh krhu eyu uffffff
@davenelson8962
@davenelson8962 2 года назад
ይክኣሎ Fair ኩን ፡ ጠባይ ወይ ኣካይዳ ወያኔ ጠፊኡካ ኣይኮነን ? ውጻእ ምዓት ዝተረፉ ወያኔ ዝዛረብዎ ዘለዉ ፈኸራን ታህዲድን ንሕዝቢ ኢትዮጽያ ዓቀኑ ዝሓለፈ እዩ ኣብ ዝሓዝዎ ቦታታት ዝገብርዎ ዘሎዉ ዝምታን ዓመጽን መስካሪ ዘድልዮ አይኮነን ባዕለን ምዕራባውያን ይምስክርኦ ውን አለዋ (human right watch )ሓንቲ ካብአን እያ ፡ከም ውጽኢቱ እቲ ዝነበረ #ንመኸት ሰልፊ ታሪኩ በቲ ዝሃቦ ዘረባ ኽብልሎ እዩ ፈቲኑ ስለዚ እቲ ሰልፊ መልእክቱ ንጹር ኔሩ ፡"ንዝመት ንመኸት ወራሪ ሓይሊ"
@biniamtsegay8178
@biniamtsegay8178 2 года назад
Anta hawey nselam mzmar xbuk gn meas zble ktfeltoleka etihade wegen bkulu akmu kwereka endamese edka atamerka kofbel menesey kblekas selam zeykonu zmneyelka zelos erbetyu
@tigraycountry5674
@tigraycountry5674 2 года назад
አይዞህ የኔ ወኒድም ክእግዝአብር ዋጋ ታገኛለህ ድስታ ግና ምኒም ጥፋት የለብህም እነሱ ናቸዉ ይሁዳዎች አይዞህ በጣም ለጥቅት ጌዜ
@SamsungSamsung-tf3by
@SamsungSamsung-tf3by 2 года назад
Aywired amen amen amen
@senaihaile1532
@senaihaile1532 2 года назад
izom hasadat nfikri tray sle zbele bhayli ykreta htet ilomo dekza ajakis
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 2 года назад
አዚ መደብካ ሕሜታ ቀይርካዮ አኮ
@nardosgere5907
@nardosgere5907 2 года назад
Amen Amen
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 года назад
Misknay Tarku, qiniena Haqiy Sebawinet Ab Alem Kemzauserih Biziy Tifelit. Biflay Ab Ethiopia Emo KEM gele Dikonu Hizby Bijeka hoooo Selam Daygebru Hizbiy
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ካብዚ የድሕነና እወ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ዘይበልዎ ኢዩ ንሱ ኢልዎ።
@senaitgebremedhin4533
@senaitgebremedhin4533 2 года назад
it's true Thank you for sharing keep it up
@hopelife4930
@hopelife4930 2 года назад
ባሓቂ ካብዚ የድሕነና
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 2 года назад
ናይ ብሓቂ ካብዙይ የድሕነና
@meharihagos5967
@meharihagos5967 2 года назад
ታሪኩ ታሪኽ ዝርይብልካ ጥፋእ ከም ሰብኣይ ኣፍልቡ ገቲሩ ተዛርቡስ ከም ቆልዓ ይንኽነኽ 😘
@nahier8479
@nahier8479 2 года назад
🥰😍🤩
@saminipsey901
@saminipsey901 2 года назад
Welkom brother ❤️
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 года назад
Merhati Afrika btamie denqur eyom kab essyas jemirika fooo gexom thaq
@susu_6900
@susu_6900 2 года назад
👍👍👍👍👍👍
@devid1988
@devid1988 2 года назад
Tariku btami sebawi Seb u.
@weditesfahiwet6246
@weditesfahiwet6246 2 года назад
Bkemey krekbeka ykel hawey mearey
@ossi192hussein6
@ossi192hussein6 2 года назад
TDF miskerebu wayway koynu ilka tilagexo zelekha zom sebat bedelenia eyom eyu zesmE.. slezi kab kalatka tetenkek...
@solomonyeebyo315
@solomonyeebyo315 2 года назад
ኣቢ ኣሕመድ ተዓዊተ ምስ በለ ኩሎም ናይ ዓለም ሓለፍቲ ይድውሉሉ ነይሮም ቲ፡ ዲ፡ ፍ ፡ ምስ ከበቡዎ ከኣ ዋላ ናይ ሓሶት ዝድውለለይ ሲኢነ በለ፡🤷🤦 ናይ ታሪኩ ከኣ ከመኡ ኢዩ ሰብ ሎሚ ምስ ዝዓመረ ኢዩ ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ በሎ።
@yafutekle8264
@yafutekle8264 Год назад
Yikealo habibey
@sameraabraha5728
@sameraabraha5728 2 года назад
👍👍❤
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 года назад
Ata yekealo hawey natey ezeom Ethiopiawian tegaron xelolat eyom nay bahaki
@osmanmohamed6851
@osmanmohamed6851 2 года назад
ጹቡቅ ስለ ዝተዛረቦ ድዩም ትላግጽ ዘለካ ወዲ ድቃላ
@aminegebre6496
@aminegebre6496 2 года назад
ተጋሩ ንፈትዎም ኣብ ጎድኖም ኮና ውን ብዙህ ዋጋ ከፊልና አና ብዙሓት ኤርትራውያን ሒጂ ግን ኣብዝሖሞ። ብግምት ጽልእ ድዩ ወይስ ንምንታይ ከማና ዘይተሳቐዩ ክርደኣካ ዘይክእል ዘይምትእምማን ክፈጥሩ ክትርእ ትሓዝን
@Seb15
@Seb15 2 года назад
ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን ብፎቶና ሽም ዝርዝር ዝተዛረቦ ንምንታይ ዞምተጋርስ ኣብዚሖሞ ትብል ኣለካ ህዝቢ ትግራይ እኮ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ ዝስመዐካ እንተኮይኑ ንምታይ ኣብዚሐሞ ኢልካ ? ስምዓዮ ኣብ ኣዳኙ ካሜራ ዩትብ ከይድካ መጀመርያ !
@aminegebre6496
@aminegebre6496 2 года назад
@@Seb15 ስለ ዝስመዓኒን ዝምልከተንን ኮ መርገጽየይ ነጊረ ኣቐዲመ ግን ንምንታይ ብግምት ኣዳኙ ዶ ሓደ ዶ ኢሉ እልኩም ኣልማማ ጽልእ ትምህሩ ሓወይ ውን ኮ ተኣሲሩ ዩ ግን ሓቂ ከሙ ኣይኮነን ብ ሚድያ ጽባሕ ኩሉ ቲ ሓቂ ክግለጽ የ ዘይምህዋክ ጥራሕ። ታህዋክ ክሳራኡ ይበዝሕ ካብ ጥቅሙ ደሓር ከኣ ክንደይ ሕማቃት ተጋሩ ንህዝቦም ዝከሓዱ ኮ ኣለዉ ከሙ ከ ኤርትራውያን ብ ኣንጻሩ ከኣ ክንደይ ብዙሕት ኤርትራውያን ቃንዛ ኣሕዋቶም ዝስመዕም ከም ዘለው ኣይንረስዕ። ኣልማማ ግን በፍጹም ኣይሰማመዓሉን የ፡ ሒጂ ውን በትርኩም ኣብ ህግደፍን ብልጽግናን እምበር ኣብ ምስኪን ህዝቢ ኣይተወጣውጡ ጽልእ ንየው በልዎ ስቃይኩም ስቃይና ዩ ግን ኩሉ ምእንቲ ፍቅሪ ጽፈትን ይሃልዎ ብሰንኪ ንቁጽ ኣይንደድ ርሑስ
@Seb15
@Seb15 2 года назад
@@aminegebre6496 ብፎቶን መስረጃን ኣበይ ከምዝነብሩ ከይተረፈ ኣስተዊዒሉ እዩ እኮ ተዛሪቡ ብጅምላ ትብል ኣለካ ብጅምላ ዝበለ የለን እቲ ንጹህ ኩሉ ግዜ ንጹህ እዩ ማኒም ኣየልዕሎን ይቅርታ እምበር ንስካ ከ ከመይ ገይርካ ኢካ ክትሓልፈሎም ማለተይ እቲ ከምዚ ይገብሩ ኣለዉ ዝበለ ኤርትራዊ እዩ ኣይገበሩን ትብል ዘለካ ውን ኤርትራዊ ኢካ እንታይ ትብሉና ኣለኩም ሕጂ ኤርትራ ኢልኩም ኣይተልዕሉ እንተኮይኑ ኣይካኣልን ብተግባሮም እዮም ዝላዓሉ ዘለዉ። ክትርደኦ ዘለካ ግን ንምታይ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ከምኡ ተባሂሎም ኢልካ ምሕሳብ እዩ እምበር ንጹህ እየ ስለዝበሉ እንተኮይንካ ድማ ወታደር ኤርትራ ንጹህ እዩ ውን ይብሉና ነይሮም እዮም ሓቂ ይመስለካ?
@selamselamdhdjfh4001
@selamselamdhdjfh4001 2 года назад
ይገርመካ እዩ ይካኣሎ ሓወይ ኣማሓሩ ዞም ደናቁር
@munasaid519
@munasaid519 2 года назад
Ja ygerm eyu nay Ethiopië 🥰🥰🥰
@samerahabitt6556
@samerahabitt6556 2 года назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@simonsemere5502
@simonsemere5502 2 года назад
እዛ ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ትቃጸል ባል ባል ትበል ሓደ ኣባሎ ህውከት።
@mrkudusgebrenugus2032
@mrkudusgebrenugus2032 2 года назад
Fahafa tebl gedefa saymon arkey
@simonsemere5502
@simonsemere5502 2 года назад
@@mrkudusgebrenugus2032 ኣይምሰልካ ኦሮማይ እዚ ዞባና ናይ ኪናት ዓዘቅቲ ኮይኑ ዩ፡ ሓልዮት ህዝቦም ዘይብሎም መራሕቲ፡ ብሥስዕቲ ናይ ስልጣን ዝዓወሩ ኣምባገነናት ንህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ምብትታን የእቲየሞ ይርከቡ።
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 2 года назад
Agame Hasadat foooooooo
@nahier8479
@nahier8479 2 года назад
Yikealo hakeka eka
@user-bj8vd3uu4b
@user-bj8vd3uu4b 2 года назад
ወይ ጉድ
@shlook5585
@shlook5585 2 года назад
Eritreans watch your surroundings in Addis.
@user-yn2is6ly1h
@user-yn2is6ly1h 2 года назад
ገይረ ኢሎም ድማ ክዛረቡ እዮም ኣታ ረአዩለይ
@nebsyalkulki9674
@nebsyalkulki9674 2 года назад
So what
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 года назад
አንሕና እውን ዝገረመና ንሱ እዩ ፍቕሪ ሲዒሩ ኢልካ ደሪፍካ ንወገንካ ብቛንቛ ዝመስለካ አሕሊፍካ ክትህብ ዓገብ እዩ
@forgetlife8027
@forgetlife8027 2 года назад
Ata wedi shukey entay dea kabti ngtmo aknar dongikana
@zeinakahsainaibhakitumderf7925
@zeinakahsainaibhakitumderf7925 2 года назад
Atalks abatie❤️
@barambaras5824
@barambaras5824 2 года назад
Weyane kdmses tekaribu alo Nska gna wela hanti eka zeytfelt
@abudisalihabudi763
@abudisalihabudi763 2 года назад
Neww belo qursus kahsay bicray bi hiwet sebat zetelagexa qomal agame
@user-yn2is6ly1h
@user-yn2is6ly1h 2 года назад
ክልተ ግዜ ክነዛርቦም ኢና ኣዛሪብናዮም
@onelove186
@onelove186 2 года назад
1gze eske azarib huket
@solomonteklezghi6243
@solomonteklezghi6243 2 года назад
ህዝቢ Ethoipia ወርቂ ኣንጺፍካሉ ፋንዲያ ዚብል ህዝቢ ኢዩ ቃል መንጌ
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y 2 года назад
ብሓቂ ካብዚ የድሕነና ሓወይ
@nashihg7867
@nashihg7867 2 года назад
እዚ ሃለውለው እዩ ባዓል ስልጠነ አስተፍሻል ወያነ (ትግራዋይ እዩ)
@getup5224
@getup5224 2 года назад
ኣስተውዕል እባ ዝሓወይ ! ንህውሓት ዓበይቲ ዓዲ ልኢኽኮም እምኒተሰኪሞም ሳዕሪ ቀንጢሶም ይለምንዎም እምበር ኣማራጺ የለን ኢዩ ኢሉ
@tttfff4025
@tttfff4025 2 года назад
naye pahaki yehizen eye fetari ka mesu ykun 😭😭😭
@sonymax4868
@sonymax4868 2 года назад
ይካአሎ ናበይ እዮም ቀሪቦም ቲዲኤፍ ክክክክክክ
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 2 года назад
ኣዲያም እዃ ኣይንፈሪደላን ንዝይ ሰብ እዝይ ግን ኣይንኣምናን ችግሪ የለን ቀሰ ኢልና ክንምሪምሮ ኢና ንሕና ከይራጋገፂና ሕነ ኣይንፈዲን እንተዊዕሎ ግን ክብድ ዋጋ ከም ዝክፊሉ ኣይረሰዑ
@tesfagabrtesfamariam2210
@tesfagabrtesfamariam2210 2 года назад
Ykalo, kemu kezlo nfue👍
@regat919
@regat919 2 года назад
Yikala abasa
@ossi192hussein6
@ossi192hussein6 2 года назад
Ykealo ! Degafi nay TDF eka ymesleni.
@rigberegbisha8286
@rigberegbisha8286 2 года назад
Hgdef ko zdgfo yelen antrfi seytan
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 года назад
😁😃 mergetsieu zeyflet gmtl gmtl eu zbl ezi .
@ossi192hussein6
@ossi192hussein6 2 года назад
@@rigberegbisha8286Nseytan seytan tirahyu zfelto, DENKORO. MetakEt
@ossi192hussein6
@ossi192hussein6 2 года назад
Nseytan seytan tirahyu zfelto Denkoro MetakEt
@rigberegbisha8286
@rigberegbisha8286 2 года назад
@@ossi192hussein6 tsolot zgebr awn yfelto eu
@dawits8152
@dawits8152 2 года назад
Good job Yiekalo!; we are seeking justice in our country to have the law "innocent untill proven guilty"; Kahsay look sucpecious. he sounds readning someones writtin material. not from the heart
@rahelalula2928
@rahelalula2928 2 года назад
nay mentay chebti tegeraway ayenay haki tezaribom yefeltu
@massefaw6909
@massefaw6909 2 года назад
እዚ ህዝቢ ሰለም ዘፍትወሉ አይኮነን ብኸምኡ ድሙ ክትርኢ ኢኻ እታ ዝፈተዉዋ ሲዒራ አደዳ ስደት ክኾኑ እዮም ሰላም ዝፈቱ ሰላም ይረክብ ህዉከት ዝፈቱ ዕግርግር ይረክብ
@eritreanboy8740
@eritreanboy8740 10 месяцев назад
Ykalo adyam aytemena wala nhamedu mes sebeya antarna tgaz zelela eya gizea tsebe gn
@user-hn2se6wi2k
@user-hn2se6wi2k 2 года назад
Wey gud dehan eske bel ezgabiher yhaleka
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 года назад
Wow Africa the guy he didn't say bad way he is asking peace
@samirasamira1347
@samirasamira1347 2 года назад
ኣየ ናይ አ/ያ ነገር ሰላም ዝበለ ይቅርታ ይገርም እዩ እቶም ጠቆምቲ ድማ ሓሰዉቲ ታ ኮይኖም ዘይገበርዎ ማዓልቶም ይፀበዩ ጥራይ ብዘረቦኦም ኣይንታለልይ
@afeworkiabraham4517
@afeworkiabraham4517 2 года назад
You right away just weed the truth
@genettekle8928
@genettekle8928 2 года назад
እዚ ሃዝራጥ በላዒ!! አበይ ድአ ነይሩ ሕጂ ድሕሪ ሐደ ዐመት እዱ ዝህብ ምስ ቀረበ ሰለሙን ባይረ አብአ ትደካ ።
@helanaebera7182
@helanaebera7182 2 года назад
አይግዜ ሓውካ ዘይትአምነሉ እኮ ኮነ አነዝገርመኒ አድያም ብጣዓሚ ዝፈትዋ ኒረ ግን በቃ አብዝሕጂ እዋን ሰብ በዚ ፖለቲካ ብዙሕ ነገር ይተርፈናን ብዙሓት አሕዋት ነሕዋት እውን ክጣፍኡ ንርኢ ብዝኮነ ስታሊን ዝበሎ ጭብጢ በፂሕኒ ዝበለ ናይ አምሓሩ እየዝበለ ዝተረፉ ከምዚ ይገብሩ አለው ይበሃል አሎም ከብድርጊትኩም ተቀጠቡ እዩዝበለ እበይ ናይ አድያም ናይ ካሕሳይ በርሀ ጭብጢ አለኒ አይበለናን ብዝኮነ ግን ይገብርዎ እንተለው ግን አዲስ አበባ ብዙሓት በሄር ስለዘለው ሓቁ ክፃረ ኢናንደሊ ።
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 2 года назад
እዞም ሰብ ዘጸልሙ ዘለዉ ጽልኢ እምበር ጭብጢ የብሎምን፡ ብፍላይ ተጋሩ መዋጽኢ ጽልኦም ይገብርዎ ኣለዉ ንኤርትራዊ፡ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝገበርዎስ ናብ ኤርትራዊ የጸግዕዎ ለካብጥ
@user-bj8vd3uu4b
@user-bj8vd3uu4b 2 года назад
መን ኢኻ ወደይ ግደፉ እንዶ ሕማቅ ኣይተዛርቡናን ሕጂ ወፂኦም ኣይዋዓልናዮን ዝብሉ ዘለዉስ ማዓዝ ንትግራዋይ ሓልዮም ኮይኖም ሕጂ ቲዲኤፍ ኣብ ጥቓኦም ምስ በፀሐ መፁ መፁ ምስተብሃለ ዶ ኣይኮኑን ዝዛረቡ ዘለዉ ደሓር ከኣ ዊዒልናዮ ኢሎም ክዛረቡ ኣይንፅበን ኔርና
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 2 года назад
@@user-bj8vd3uu4b እሞ ጭብጥኩም ኣምጽኡ፡ ካብ ናይ ሞናሊዛ ተማሂርና ኢና፡ ነቶም ሂወታ ዘድሓንዋ ክተጸልሙ ሰሚዕናኩም ስለዚ ከመይ ጌርና ክንኣምነኩም በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይተስበርን። ሓሶት ስለዝጸላእኩ እምበር ጭብጢ እንተ ሃልዩኩም ኣቅርቡ፡ ሓቂ እንተዊዒሎሞ ገደል ኣእትውዎም ሓሰውትን ዓመጽትን ኣይድግፍን እየ።
@meseretkhasay9316
@meseretkhasay9316 2 года назад
ወዲ ዓዲ ሰላም ይሐሽ ጦርነት አይፋል ስለዝበለ ይቅርታ ዝሓተሉ ሰአት። ተጋሩ አይኮነን ዶ አብ መድረክ ናብ ቤተክርስትያን ምካድ ዝሳቀቅሉ ሰአት ! ኤርትራዊ ዓዲማቱ ከይዱ ንተጋሩ መግለፂ ምሃብ ንባዕሉ ሐደ ምስክር እዩ ! ግን ድሕንነት ተጋሩ ከምዘለዉ እውን አይትዘንጉዑ ።
@ljalemtsegehans2828
@ljalemtsegehans2828 2 года назад
azosh wedme ezabeher ale
@chrhiw6757
@chrhiw6757 2 года назад
hesawi trgum aytkln
@amireri4281
@amireri4281 2 года назад
Reaska nefas yehrma ba
@yikealotv
@yikealotv 2 года назад
ክክክክክክክ
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 2 года назад
Kkkkk berah dyu koynu ane kea kulu gize nmntay eyu ቖቢዕ zgebr ybel nefas metwi zelewa aytmesin eya atiwa eyu wedia eya tmesil
@rozakidane5546
@rozakidane5546 2 года назад
Nay bhaki yikalo
@brukfrewyni2438
@brukfrewyni2438 2 года назад
ስማዕ ሓዚ እኮ ናይቶም ሓሰውቲ ግዜ እዩ ከመይ ገይርካ እቲ ሓቂ ክወፅእ ግን አብ ጊዚኡ ክወፅእ እዩ እበር ብሓሰዊት ብዞም ባራዩ ኤልትራውያን ህዝቢ ትግራይ ይሳቀ እዩ ዘሎ
@solomonwolday8878
@solomonwolday8878 2 года назад
Tegaru neti abgonom zelo ertrawi kksrwo eyom
@tesfayabraham8278
@tesfayabraham8278 2 года назад
Ajoka
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
Eritreans will pay a heavy price and have blood on thier hands
@tseghayghebretsadkan9313
@tseghayghebretsadkan9313 2 года назад
Nmntay selam tbl elkas kemzi Aynet Alo
@adhanomtekeste897
@adhanomtekeste897 2 года назад
Ykalo anjal da koynka danber tegaru hade nrsom mhdemi sinom alewu Hanti dma ktfelt zeleka bal kahsay entezarebu zferhu nesilkum msh asom ko welhanti nxuhat sle,konu yom ember kab agame zeferhu keynesleka ata weham bzba naytariku dma Yetwekan u Nska newstkfetatel nbalka welhanti aflto yeblkan estubit eka
@mebrattek7629
@mebrattek7629 2 года назад
Abzey hageru keydubizaba hagerkan mengistika tekalil intekonka iziom hijiun aygedifun iyom ab hageru deu zibele gin hafiiu zinebir hagerkum Kinsey zubukat yehwatkum iyom tedefiom amzioma zahager komu bizuhat akesunkulan kisab hiji dikas sebilom bikanza kinrisiii yebilnan nakum iyom tesewiomn senkilomun
@user-rv2on2oj6u
@user-rv2on2oj6u 2 года назад
TDF💊👈
@solomonliza
@solomonliza 2 года назад
ልክዕ ኣለኻ ጭብጢ እንተዘይኣቕሪቦም ሓሰውቲ ኢዮም ጥራይ ዘይኮኑስ ብሕጊ ውን ክሕተቱ ኣለዎም ::
@dawits8152
@dawits8152 2 года назад
ይካሎ ሓወይ ካሕሳይ ምስ ዝነገሰ አዩ: ኣብ ገዜ ሃይለስላሴ ኣብ መድረኽ ክበቅዕ ብዕድመ ኣይኣኸለን ነይሩ: ኣብቲ ዝነበረሉ ግን #1) ኣብ ግዜ ደርጊ "ከረንየ ኣብ ከረንየ ተገንፀልቲ ሓሪረን'የ" አለ ደሪፉ ኣንጻር ህዝባዊ ግንባር #2) ኣብ ግዜ ህዝባዊ ግንባር "ሳዋ" ኢሉ ደሪፉ #3) ኣብ ግዜ ፌግ ሰላም "ሰላም ስዒራ" ደሪፉ #4) ሕጂውን ምስ ሰብ ግዜ ከምዝኸይድ ኣይጠራጠርን እየ
@raiawet3677
@raiawet3677 2 года назад
Chibti zeblom normal shelel ilka zihlef ayikonen yikealo etom nezi arsti alilom zegawhu zelewu beti zigebrwo zelewu nay media tseleme ab hiwet ezom sebat maere kitlet zifetsemu iyom ab higi kikerbu kinserh yigbeana . Izi shelel enatebahle zikyed zelo sirah tsibah ab risi nitsuhat kabzi lomi nilaeli hadega kiwerdom yikel u .
@romanande169
@romanande169 2 года назад
Ata ykalo entay eka tkewn zeleka nselam zizemere keman zeferarhu zelewu si emo kea wedi zegiom Slezi chibti elka kthatt ezi kone elka zgber shirhi ab lieli Ertrawayan nay mtsnat zeri trah eye kblo zkiel ezi kea bmealtu kberh eu
@smoneyesaac705
@smoneyesaac705 2 года назад
Away azom amharu si kchknu anda bekeye ayadwon ajoka ke zeyblwo wedey
Далее
Базовый iPhone 16
00:38
Просмотров 317 тыс.
እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ፧
1:37:11
Просмотров 40 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 59 тыс.
ЖЕНСКАЯ ПОДСТАВА #shorts
0:25
Просмотров 2,8 млн