Тёмный
No video :(

ክርህው ሚድያ ቃለ መሕተት ምስ ድምፃዊ ሚላው ተስፋይ ጥቁሬ 2023 ናብ ብፃየ ጥይት ቶኪሰ እየ ..... 

ክርህው ሚዲያ - KRHEW MEDIA
Подписаться 9 тыс.
Просмотров 80 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

8 фев 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 305   
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Год назад
ማዓርግ ኣለካ ድዩ ትብልዮስ እቲ ተጋዳላይ ባዕሉ ዓርሱ ዝከኣለ ማዓርግ እዩ እንተተረዲእክስ ተጋዳላይ ኢልኪ ዘይትጽውዕዮ ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ንቀጻሊ ክተማሓይሺ ተስፋ ይገብር ሶ ተጋዳላይ ሚላው እንዃዕ ሰላም መጻካ ማዓረይ👏😍💛❤
@slam4790
@slam4790 Год назад
ታይ ክተማሓይሽ ክታሓትት ዘይኮነት ክትረአ ዝመፀት እየ ትመስል ስቅ ኢላ ትዋረዘ ኣይትመፅእይ ባ ትኮን
@user-zf5gi9my4n
@user-zf5gi9my4n Год назад
ክትቅየር ኣለዎ እንበይ ብስሩ ልተጋዳላይ ዶ መዓረግ ኣለካ እዩ ይብሃል እዩ
@KhanKhan-jl5pm
@KhanKhan-jl5pm Год назад
yess
@KhanKhan-jl5pm
@KhanKhan-jl5pm Год назад
ትክክል
@DanielGidey
@DanielGidey 4 месяца назад
ትኽክለኛ ሕቶ እያ ሓቲታቶ አኽቢራ። ሓለቓ ዓሰርተ ጀሚርካ, ሓለቓ ሓምሳ, ዝብሉ ንመን ድዮም ዝወሃቡ⁉ ክንነቅፍ ተለና ምኽንያታዊ ክንኸውን አለና። እምበይ እታ ጋዜጠኛስ ተዳልያ እያ ዓዲማቶ።
@blienhailu8104
@blienhailu8104 Год назад
ጋዘጠያ ብዙሕ ይቐርየኪ እዩ ሚላው ሓውና እንካዕ ሰላም መፃእኻ❤
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 Год назад
በውስጥ መስመር መናገር አይሻልም ማነሽ እንትና
@DanielGidey
@DanielGidey 4 месяца назад
አቱም ሰብ ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉንኮ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ሰብ ትነቕፉ⁉ ሓቃ እያኮ ዝሓተቶ ኩሉ ወታደርኮ በብብርኩ መፀዋዒ ማዕረግ አለዎ። ተጋዳላይ ዝብልማ ናይ ኩሉ ተጋደልቲ ሓባራዊ ሽም እዩ። ተጋዳላይ ሓለቓ ሓምሳ "ሀ", ተጋዳላይ ኮለኔል "ለ", ተጋዳላይ ሻምበል "ሐ"ተጋዳላይ "መ" ናተበሃለ ይፅዋዕ አሕዋት ተረጋጊዕና ሰብ ንንቐፍ። እታ ጋዜጠኛሽ አኽቢራ እያ ዝሓተቶ።
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Год назад
ሚላው ጅግና ይዝክር አፍቱ መጀመሪያ ኪናት ዝደረፉ ሐደ ኢደይ ክላሽ ሐደ ኢደይ ጭራ ክሕልዋ ዓደይ ጨካን ከይደፍራ ኢሉ ዝደረፉ አፍቱ ጽዕጽዕ ኪናት ግዜ 💪❤
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 Год назад
ብሓቂ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ተጋዳላይን ከያንን ሙላው እንኳዕ ሰላም መፃኻ ቀፅልሉ ክርህው ሚድያ ብዙሕ ስራሕ ከምተቅርቡልና ተስፋ ንገብር 🙏😍😍
@natna_tube9926
@natna_tube9926 Год назад
ዋይ ጋዜጠኛ ሓደ ሰማይ ተሰቂልኪ ብምቅፃል ላዛ ዘይብሉ ኣጣይቃ ብደረቑ ብዝኾነ ተጋ, ከያኒን ሚላው እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ኣታ ጅግና💊❤️🥰🥰🥰🥰
@AsdAsd-je3bm
@AsdAsd-je3bm Год назад
ጋዜጠኛ ስነስርዓ የብላን ቦሶሮ እያ ተጋደላይ ንባዕሉ ማዓርግ ኣይኮነን ድዩ ብዙሕ ጎዶሎታት ኣለኪ ተኣረሚ ።ሚላው ሓውና እውን ኩሉ እንካዕ ሰላም በረሀልካ
@user-mk7nf8yj9v
@user-mk7nf8yj9v Год назад
ሞይቱ ዝበሃል ወግዒ ሰሚዕ በጣዕሚ ሐዛኒ ነረ. ሚላው ሓወይ ንዕድመ ይግበረልካ እምበይ🙏🙏🙏ሰለዘረአይኩካ ደስ ኢሉኒ. ትግራይና ከኣ ሙሉ ሰላም ይግበረላ🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Год назад
ኣነ ከዓ ታኣሲሩ ሰሚዐ ብጣዕሚ እየ ሓሪቀ
@fggg199
@fggg199 Год назад
ኣነሰ ብጣዕሚ ፈረሐ ረአዩ ዘይፈልጥሰ አና እንኮዕ ብሰላም መፃካ ዝሓወይ❤❤
@Oxygen2284
@Oxygen2284 Год назад
ኣጆኻ ብጣዕሚ ኣዚኻ ንፉዕ ኢኻ, ኣብ ጥዕናኻ ምሉእ ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ. ኣነ ሓደ ካብቶም ኣዚኦም ዘድኑቕካ ሰማዕትካ እየ ስለዚ ተስፋ ይገብር ኩሉ ሰላም ኮይኑ ብኣካል ክረኽበካ.
@user-ph7vc7td8b
@user-ph7vc7td8b Год назад
ተጋደላይ ምላው ኢልኺ ዶ ፀውዕዮን ዝንጥል የብሊኺ😏 "ኳዕ ብሰላም መፃእኻ ጅግናና💜
@DanielGidey
@DanielGidey 4 месяца назад
አቱም ሰብ ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉንኮ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ሰብ ትነቕፉ⁉ ሓቃ እያኮ ዝሓተቶ ኩሉ ወታደርኮ በብብርኩ መፀዋዒ ማዕረግ አለዎ። ተጋዳላይ ዝብልማ ናይ ኩሉ ተጋደልቲ ሓባራዊ ሽም እዩ። ተጋዳላይ ሓለቓ ሓምሳ "ሀ", ተጋዳላይ ኮለኔል "ለ", ተጋዳላይ ሻምበል "ሐ"ተጋዳላይ "መ" ናተበሃለ ይፅዋዕ አሕዋት ተረጋጊዕና ሰብ ንንቐፍ። እታ ጋዜጠኛሽ አኽቢራ እያ ዝሓተቶ።
@user-rs7tm5rv5d
@user-rs7tm5rv5d 3 месяца назад
ሚላው ጅግና ወዲ ቶም ጀጋኑ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን 💪💖
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u Год назад
ኪዳን ❌️ ሕቶታት ❌️ እንካዕ ብስላም መፅእካ ተጋዳላይ ሚላው ዝሓወይ መዓርይ 🥰❤️❤️🥰🥰🥰
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b Год назад
ጠያቒት ክእለት የብላን ወይ ትቀየር ወይ ተምሓይሽ መልክዕ መያ ክኮን ኣይኽእልን🙏
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
ትክክል
@tigraylove9361
@tigraylove9361 Год назад
ናይ ብሓቂ 🤗😆
@user-zf5gi9my4n
@user-zf5gi9my4n Год назад
ናይ ብሓቂ
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 Год назад
ብሓቂ ሓንቲ ሓቲታስ ንእሹተን ዋጢያ😁
@kamfiusns8422
@kamfiusns8422 Год назад
አካዳድና እውን ተማሓይሽ
@user-nk1cn9rm4y
@user-nk1cn9rm4y Год назад
እንካዓ ዳሓና መፃአካ ምላው ጀግና💛💛❤❤
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Год назад
ሓታቲት 0000🙌ትቀየር ብስነ ስርዓት ዘይትሓትት🤬 እንኳዕ ብሰላም መፃእካ እንኳዕ ብሰላም ተፈታሕካ እውን ተጋዳላይ ሚላው ተስፋይ ንፈትወካ❤🥰
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
ጎበዝእያታገይራ
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Год назад
ጋዜጠኛ ምንም ክእለት የብለኪይ ዋ ሜላዋ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ እንኳዕለ ብሂወት ሃለካ ወዲ ሪመይ 😘😪
@DanielGidey
@DanielGidey 4 месяца назад
አቱም ሰብ ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉንኮ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ሰብ ትነቕፉ⁉ ሓቃ እያኮ ዝሓተቶ ኩሉ ወታደርኮ በብብርኩ መፀዋዒ ማዕረግ አለዎ። ተጋዳላይ ዝብልማ ናይ ኩሉ ተጋደልቲ ሓባራዊ ሽም እዩ። ተጋዳላይ ሓለቓ ሓምሳ "ሀ", ተጋዳላይ ኮለኔል "ለ", ተጋዳላይ ሻምበል "ሐ"ተጋዳላይ "መ" ናተበሃለ ይፅዋዕ አሕዋት ተረጋጊዕና ሰብ ንንቐፍ። እታ ጋዜጠኛሽ አኽቢራ እያ ዝሓተቶ።
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 Год назад
ጀግና ተጋዳላይን ከያናይን ብምቁራት ደርፊታትካ ኣብቲ እዋን ፀበባ ኣደ ኢደይ ክላሽ ሓደ ኢደይ ጭራ ክሕልዋ ትግራይ ጨካን ከይደፍራ እናበልካ ብዙሓት መናእሰይ ኣለዓዒልካ ኢካሞ ብጣዕሚ ካብ ልብና ነመስግን❤️💛🙏🙏🙏 ተኣሲሩ ሰሚዐ ግን ብጣዕሚ ሓዚነ ነይረ ግን እዚ ኩለ መከራ ሓሊፉ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ፀጣይ ብራቅ ሚላው🥺
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Год назад
ሚላው ጅግና ወዲ ቶም ጀጋኑ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን 💛💛❤️❤️
@yecobeyerega5852
@yecobeyerega5852 Год назад
ድግና ስነጥበባዊ ሓውና ተጋዳላይ ሙላው እንኻዕ ብደሓን መፃኻ ናይ ብሓቂ ክብሪ ንኣኻ አብ ቁርፂ እዋን ምእንተ ሕዝብካ ታሪኽ ሰሪህኻ ኢኻ ነቲ ዘጋጠመ ድንገት ሓደጋ ዝምልከት ዝሓብካዮ ሓቀኛ ይቀረታ ድማ ኩሉ ሕዝብና ይቅበለካ እዩ ኣጆኻ ስራሕቲ ጥበብካ ሒዜካ ድማ አብቀረባ ደበኽ በለና ብጣእሚ ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ። ምኸሪ ንሓፍትና ኣዳላዊት መደረኽ ኣብ ከምዚ ዝአመሰለ መድረኽ ንምቅራብ ዝተወሰነ ስልጠና የድሊ እዩ ሓዳሽ ከም ምኻንኪ መጠን ቅደም ሰኣብ ንጋሻኺ ካብምልላይ ይጅምር ንቀፃላይ ንፍዕቲ ናይ መድረኽ ሰብ ክትኾኒ ትኽእሊ ኢኺ ካብ ከዳን ምሰ ባሕሊ ማሕበረሰብና ይኸይድዶ ቅድመ ምድላው የድሊ ብዝተረፈ ቀፅልሉ ናይ Twitter +telegram + ዝአመሰሉ ኣካውንትታትውን ከኸፈቲ ።
@TheCritic101
@TheCritic101 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ!💪💪💪
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Год назад
ኣምሓሩ ኣኣ ገለ ክእትውልኩም ኢዮም እዛጋል ሸርሙጣ ሓሳኽ ጅግል ጀጋኑ ክተርክስ
@aasaas7284
@aasaas7284 Год назад
ሚላው ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓቦኛ ኣምበሳ ድምፅካ ደስ ክብል😘💞💞💞💞💝💝💝💝💝💐💘💘💘💘
@asqalu9613
@asqalu9613 Год назад
ተጋዳላይን ከያንን ሙላው እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏❤
@user-jw6le6tn5s
@user-jw6le6tn5s Год назад
ምላወይ❤️ጅግናው 💊💐ከፈትየካ ማዓት ዕድመ ይሃብካ እንካዕ ናብዚ ኣብጸሐካ 💞💞
@rahelra865
@rahelra865 Год назад
ብትግራውነተይ ኩርዓት ይስማዕኒ ክፍትወኩም አቱም ጀጋኑ
@sgjj378
@sgjj378 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃካ ተጋዳላይ ሚላው ተስፋይ
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l 11 месяцев назад
ሚላወይ ጅግና ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🙏💘
@seliseli3381
@seliseli3381 Год назад
መላው ሓወይ እንካን ብሰላም መፃእካ ታኣሲሩ ሰሚዐ ነይረ ጅግና ሓወይ 💊💊💊💊😍😍😍😍💪💪💪💪
@Herma.love1931
@Herma.love1931 Год назад
ዋላ ኣነ ሰሚዐ ነይረስ መፂኡና 🥰🥰🥰
@fghyoug6078
@fghyoug6078 11 месяцев назад
ኣይ ንጥበብ ኣይተፈጠርናን ትግራዎት ምንም ክእለት የለን ተጋዳላይ ኬያኒ ሙላው ተስፊይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ናዚ መደብና ኣክቢርካ ስለ ዝመፃካ ኣዚና ነመስግነካ ኢልኪ ዘይትጅምርስ ናብ ሚድያ ትወፂ ተለማመዲ ኣብ ገዛኪ
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 Год назад
Waye eta interview tegberliu zela gual gin next time part 2 kerya medelku ner yekrta gebrluey deki adey marey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😉🤔🙏🙏
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኻ 🙏🙏🙏ጅግና ቖራፅ ማዓንጣ ተጋዳላይን ከያንን ምላዉ ተስፋይ❤️💛❤️💛❤️💊💪💪ኣድናቕቲኻ እየ። ጠፋእኻስ ብጣዕም እየ ተሃዉከ። ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ወናም ፣ለባም፣ትግራዋይ💛❤️
@tijigaletigray3933
@tijigaletigray3933 Год назад
ጋዜጠኛ ምቁፃርኩም ዘይተርፍ ብሉፃት ዝኮኑ ግበሩ ህዝቢ ከመይ ክከታተለኩም ብምፅብባቅ ዝተወጠራ ፍልጠት ዘይብለን ብሰበይ ሰበይ ኣይትግበርዎ ልምዲ ዘለዎም ግበሩ ባእ መሰልቸይት ሚለረይ ይቅረ ይኹንካ ሓቢርኩም ክትመፁና ከዓ ንፅበ 🙏❤❤🙏🙏
@DanielGidey
@DanielGidey 4 месяца назад
አቱም ሰብ ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉንኮ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ሰብ ትነቕፉ⁉ ሓቃ እያኮ ዝሓተቶ ኩሉ ወታደርኮ በብብርኩ መፀዋዒ ማዕረግ አለዎ። ተጋዳላይ ዝብልማ ናይ ኩሉ ተጋደልቲ ሓባራዊ ሽም እዩ። ተጋዳላይ ሓለቓ ሓምሳ "ሀ", ተጋዳላይ ኮለኔል "ለ", ተጋዳላይ ሻምበል "ሐ"ተጋዳላይ "መ" ናተበሃለ ይፅዋዕ አሕዋት ተረጋጊዕና ሰብ ንንቐፍ። እታ ጋዜጠኛሽ አኽቢራ እያ ዝሓተቶ።
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
ጅግና ተጋዳላይ ሙላዉ ተስፋይ አፍት ፀልማት ግዘ ተስፋ ዝሃበና ጅግና ዉን ይዉሕዶ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ bro
@Milnat64
@Milnat64 Год назад
Wawwww zfetwo artist asey😍🥰😍😍😍 mlawey kfetweka maet eye
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k Год назад
ጀግና ተጋዳላይ 😍💛❤✊
@user-zm4ww6oq6h
@user-zm4ww6oq6h Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ሚላውይ ❤❤❤
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v Год назад
ጋዝየጠኛ ኣከዳድና 0 አተሓታትታ ሕቶ 0 ኣይትክእልን ክተስተካክል መዓድዋ ሚላውየ ሓወይ መዓረግ ትግራዋይ ምባል ይኣክለኒ ኢልካ ዓቢ ቃል መዓረይ
@bri7094
@bri7094 Год назад
ተጋደላይ ሚላውየ ወድነይ እንዃዕ ገፅኻ ኣርአየና ልኹሎም tdf ባ ሰላምታ ተማለአለይ ካብልበይ የፍቅሮም የኽብሮም ይሓልፈሎም ብtdf ሕምምቲ እየ በቃ ቃላት ስኢነልኹም
@TeklitTg-yf6oj
@TeklitTg-yf6oj 11 месяцев назад
ጅግና
@DhjkChj
@DhjkChj 7 месяцев назад
ሙሉዋ.እንካዕ.ደሕና.መፃኻ❤❤
@asaasa4140
@asaasa4140 Год назад
እንካዕ ብስላም መፀኩም ጆጋኑና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ጀግና ወዲ ትግራይ ሚላዉ ተስፋይ ክብሪ ንዓኹም ክብሪ ንሰማእታት ተጋሩ ።👍
@meksebhalefakulu1114
@meksebhalefakulu1114 Год назад
ሚላወይ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ እንቃዕ ብሂወት ሃለኻ ጅግና ፈዳይ ሕነ ።መራሒ ዝተቓለሰን ዘቃለስን ጅግና ንበር።
@tesfomshmendi6954
@tesfomshmendi6954 Год назад
ጽቡቅ መደብ ከም ሓደሽቲ እዩ መስለኒ ኣብ ቴክኒካት ስሓብነቱ ኣጥፊኡ 1.ኤልሳ ኣብ ነዊሕ ኩርሲ ኮፍ ምባላ ሚላዊ ንክጥምታ የንቃዕርር ኔሩ 2. ኣብ ክንዲ ፊት ንፊት ብጎኒ ብሙኻና ምጥውዋይ በዚሕዎ 3 ሑቶታት ብሉጻት ኤልሳ ከትሓቶ እንከላ ግን ህውኽን ድሩቁን ኔሮ 4. ኤልሳ ናይ መድረኽ ኣቃውማ ስሓቢ ዝኾነ ድምጺ:ኣቃውማ: ፍሽኽታ....ወዘት ትውንን እያ ብዙሕ ብራክቲስን ብብዝሒ ሾዋት ምክትታል ብምርኣይ ብልጽቲ ከም ትኸውን እኣምን:: ሚላዊ ግን ኣብ ደርፊ ጥራይ ዘይ ኮነ ኣብ ዕላልን ምትንታንን ውን ወናም እዩ❤❤ ጽቡቅ ስራሕ
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Год назад
ኩሕል ተጋዳላይ እንኳዕ ደስ ሃለኻልና ካልእ ሰምዐስ እሓዝ ነይረ ። ሓታቲት ግን ዓብይ ናይ ሞያ ሕፅረት አሎ አብከይዲ ክትእርምዮ እፅበ! ሓንቲ ነገር ግን ክብልአጓላት ዓድና ንምታይ እየን ከምዚ ዓይነት ክዳን ተኸድነን ናብ አደባባይ ዝወፃ?ባህሊና ድዩ?አዴታትና ይገብርኦዶ ነይረን?ዋእ አይፋሉን ምስ በዓል ገዛኻን ምስ ህዝብን እትኽደኖ ኽዳን ክፍለ ይግባእ። ንምታይ ከምኡ ኾይኑ ጠፍኡኒ አይኮነን ግን ጌጋ እዩ ባህሊ ወለድና ይብረዝ አሎ
@shraabraham8894
@shraabraham8894 Год назад
ፅቡቅ ኣለኺ ናተይ ሓሳብ እዉን እያ
@user-dy5vw5sl3e
@user-dy5vw5sl3e Год назад
ብሉፅ ትግራዋይ እንኾዕ ብስላም መፃካልና❤
@semerearaya8115
@semerearaya8115 Год назад
ተአረሚ ሓፍትና፡ ናደታትኪ እዩ ዘጥዕመልኪ: ጎበዝ ኢኪ
@fessehagebru451
@fessehagebru451 Год назад
It is great to see you giving an interview about your experience during the war and describing the heroism of the Tigray people in general and TDF/your comrades in particular. You and your likes Tigray Artists, played a significant role in keeping the morale of our people during the war. So, you are our hero, and we look forward to hearing from you with your marvelous artwork.
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Год назад
ሚላው ጅግና ተጋዳላይ ልሳነ ሩቱእ ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-ne3dp1cz7q
@user-ne3dp1cz7q Год назад
ተጋዳላይን ሙሉዋይማዓረይ
@mulugebre6918
@mulugebre6918 Год назад
ሚላው ጀግና እንኳዕ ብስላም መፅካ ❤ ጋዜጠኛ ኣምሕይሽ express you need training more learning!❤
@mr.t9096
@mr.t9096 Год назад
Thank you for bringing this incredible musician. I loved his music before the war and now during the war. He is a hero of his people. kwegih iyu.
@kidan5256
@kidan5256 Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኣካና ጅግና ተጋዳላይ ፃሓይ ብርቅ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንዓካትኩም ይኩን ጀጋኑና ክብርን መጎስን ንሰማኣታትና🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊💊💊💊💊💊💊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱😘😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@gdg8145
@gdg8145 Год назад
የኔማር ዋውውውውው ኣይይይይይይይይይይይ😍😍😍😍👍👍👍👍✊✊💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊
@user-gw8re6jq2s
@user-gw8re6jq2s Год назад
ሙላዉ ሓዉና እንኳዕ ብሰላም መፃካ እንኳዕ ናብዙይ አብቀዐካ እንተ ጋዜጠኛ ስራሕ ቀይር አይ ሞያኪን
@FhFh-kd1gq
@FhFh-kd1gq Год назад
ተፍቅሮ እያ ግዲ ኣራኣእያኣ ኣይዳሕናይ።ኣዛራርባኣ ውን ትስከፍላ ኣጆኺ ዋ
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 Год назад
Enqae bselam metsaka Milaw jigna
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p Год назад
ይቕረ ይኹንካ ምላወይ❤ ሓታቲት ከኣ ተምሓይሽ ቆሎ ጥጥቆ ዝኾነ ሕቶ🙄
@kidan5256
@kidan5256 Год назад
🤣🤣🤣🤣🤣
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h Год назад
😂😂😂😂😂😂😂
@adm4023
@adm4023 Год назад
እረ ገይራ ህራስ ተምፅእልኻ😉😏😂😂😂
@user-rf6kx2ek2j
@user-rf6kx2ek2j Год назад
ሙላው ጅግና እንካዕ ብሰላም መፃካ
@sweetbrhanu9661
@sweetbrhanu9661 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወለላይ
@hewangrma6836
@hewangrma6836 Год назад
ሚላወይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድኖ ጋዜጠኛ ግን ንኡሽተይ ኣማሓይሺ ዛ እምበይተይ 💊💜💜💜
@ruthgebrekidan967
@ruthgebrekidan967 Год назад
. ሚለው ብጣዕሚ ጐበዝ በርትዕ ጋዜጠኛ መልክኧ ቆንጆ ደስ ባUሊት ስራሕ ግን ብጣዕሚ ምምሕያሽ የድልያ 🙏
@bsikiros7171
@bsikiros7171 Год назад
ሚላወይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ💊💊💊💘💘💘💪💪💪
@mj176
@mj176 Год назад
ፅቡቕ ቃለምልልስ ፅቡቓት ደቒ ትግራይ.🌹🌹
@salama9542
@salama9542 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃካ ፃሓይ ብርቅ ናፊቀካ ነይረ ተመሰገን ገፅካ ዘረአየና 🥰
@mkkm60
@mkkm60 Год назад
ሚላወይይይይ ጅግና እንዃዕ ብሰላም መፃካ
@merhawy8148
@merhawy8148 Год назад
ሚላው ጅግና እንኴዕ ብሰላም መትጻእካ 🥰 ንዓኺ አውን የቀንየልና 🥰🥰
@user-qp2np4wc5k
@user-qp2np4wc5k Год назад
ሚላወይ ስለ ልራእኩካ ደስ ኢሉኒ ማዓረይ❤❤
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 Год назад
ይቅረ ልእግዚአብሔር ይኩነልካ ዛሓወይ ንምንታ ምካኑ እንድዒ ብክያት ሲዒሩኒ
@user-dy5vw5sl3e
@user-dy5vw5sl3e Год назад
ተጋዳላይ ከያኒ ሚላው ተስፋይ ጅግና ኢካ ብሓቂ ግርማይ ትግራዋይ እዩ ሓቅካ ኢካ ብጣዓሚደሞ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ወዲ ገራዓልታና ❤🎉ጋዘጠኛ ግን ገና እኪ ጥር ኢልካ ኣይትውን ኣማሓይሽና ስቅልኪ ትስሕቂ ኣብድራማዶ ኣይኣክለኪ እዩ 😅
@slam4790
@slam4790 Год назад
ዋይ የዋርድኪ ስዲ ተጋዳላይ ድምፃዊ ሚላው ዘይትብሊ ማዓርግ ኣለካ ድዩ ትብልዮ ትፈልጢ ንስኪ ኢኪ ማዓርግ ዘይብልኪ እንበር ንሱስ ጅግና እዩ ዓደይ ጨካን ከይደፍራ ክሕልዋ ሓደ ኢደይ ክላሽ ሓደ ኢደይ ጭራ ዝበለ ኣፉቱ ፀልማት ጊዜ ንስኪ ግን ኣብዘይ ሞያኪ መፂእኪ ሞያኪ ቀይሪ ዋይ ተጋሩ ፉሉጣት ኢና ቡኩሉ ነገርና ተባዓት ሱቱራት
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Год назад
ጅግና ኔርካ ባዕልኻ ኣይትሕሰር እዛ ጓል ኣምሓራይ ስነ-ልቦና ባህሪ ኣለዋ !
@user-qp2np4wc5k
@user-qp2np4wc5k Год назад
እሱሞ ታይ ጊሩ😳
@user-pc4fj5vn2s
@user-pc4fj5vn2s Год назад
በጃኩ ዛጋዜጠኛ እባ ናብ እሰያስ ስደዱሉና ስዲ ማዓርግ ኣለካ ድዩ እልካ ስ ሕቶ😏😏ሚላወይ ክፈትወኻ❤💘
@user-qu9cb3lr3l
@user-qu9cb3lr3l Год назад
ይገርመካ እዩ🤔
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
🤣🤣
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 Год назад
ማዓርግ ዝባሃል ኣሎ እዩ ግን ብሱሩ ክትረአ እያ መፂኣ ትመስል ክትሓትት የኮነቲ😁
@adm4023
@adm4023 Год назад
ጋዘጠኛ ዶ ኾይና ካብ ኣባጊዕ መፅኣ ኣብዚ ጨጉራይ ትልሕፀልና እምበይ ምህከይት ☹️😏
@Monliaz
@Monliaz Год назад
ማላውየይ እንኳዕ ድሓና ውፅእኻ 🥰🥰🥰🥰🥰
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 Год назад
ከያኒ ሙላው አንካዕ በስላም መጻኻ ❤️💛❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@mtomgsaare63
@mtomgsaare63 Год назад
I am so happy to See this Artist again welcome bro.
@shewit19
@shewit19 Год назад
ያ ብኻልእ ቻናል ኣቅርቡልና ዋእ ታኣያ እዚኣ ምላው ጅግና ያኣኺ ❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️💋💋💋💋💋💋💋🥰🥰🥰🥰
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 Год назад
እንካዓ ዳሓና መፃአካ ጀግና😘😘😘😘💖💖🏖🏖🏖🏖🏖💛💛💛💛❤❤❤🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@hadasabay2544
@hadasabay2544 Год назад
Honesty is the way
@AaAa-eq3nj
@AaAa-eq3nj Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ ጅግና ትግራዋይ❤❤❤❤
@lemlemawit3637
@lemlemawit3637 Год назад
ሚላወይ😍😘💖💊
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእካ ጅግና ምለዋይ❤❤💪✊💊
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 Год назад
ዋው ብጣዕሚ ደስስ ባሃሊ እንካዕ ሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሚላው ♥️ንጉስ መድረክ 🥰🥰👍🏻 ኣሻቂልካና ኔርካ 👈 እንተ ጋዜጠኛ እሞ🙆‍♀️ ስእሊ ኣብ ገልዒ 😄 ብዙሕ ልምምድ ይተርፈኪ እዩ ✍️✍️🤔 ሕጂ እንታይ ኣገስቲ ሕቶ ኢኺ ሓትትክዮ ❓️ ክተድርፍዮ ጥራሕ ዲኺ ዓድምክዮ በጃኹም ቁምነገር ዘለዎን ማሃርን ናይ ህዝቢ ሕቶ ከም ተጋደላይ ኮይኑ ዝምልሶ ብዙሕ ክሕተቱ ዝግበኦም ሕቶታት ❓️አለው ✍️
@user-lw4od2xd2g
@user-lw4od2xd2g Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሚላው ጅግና
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d Год назад
ዋይ ማዓረይ ታይዶ ቱእግርኪ ከፊትክሉ በስመአብ ሃየ ድአ
@fgddxccgg2273
@fgddxccgg2273 Год назад
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@kamfiusns8422
@kamfiusns8422 Год назад
ክተዋናውኖ
@aliisaed7684
@aliisaed7684 Год назад
ሞተ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hageretigray9837
@hageretigray9837 Год назад
እንኻዕ ብደሓን መፃካ ❤❤❤❤❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ካዝየጠኛዋ ታማ ከረን ትስቅልክ ብሰላም ድዩ ክክክክክ ብዝኸነ ፅብቕ እዩ ግና ማዕተብኽ ብምግባርኽ ጎበዝ የአኽ✅✅✅
@zekariastube
@zekariastube Год назад
ተጋሩ አሓተይን አሕዋተይን ዝከበረ ሰላም ይብጻሕኩም ነዛ ሐፍትና ዘይኮነ ሪኢቶ አይትሀቡ ዘይጥዕም ነገር እንተሃልዩ ብውሽጢ መስመር ጸሓፉላ ምክብባር ጽቡቕዩ የመስግን::
@user-zc4pb8ym6n
@user-zc4pb8ym6n Год назад
አዙ ጀግና አዙይሰ በዚኣ ክቀርብ የብሉን ንአሸተይ አሰቲ አናበለት ግዚኡ ተቃፅለሉ ሰነ ሰርዓትን ምግባር ዘይብላ ከያኒ ተጋዳላይ ሚላው ዘይትብልዮ አንታይ ከይቅነሰኪ አዩ በይዛኪ ምውርዛይ ይፅነሐልኪ ወይ ጋዜጠኛ ዝተማሃራን ዝፈልጣን ክትገብሩልና ብትህትህና ንሓትት. ፋራ በቃ ማራ አያ ኣወዲኣትኒ😕😕😳😳😳 ጅግናና ብሰላም አንካዕ መፃአካና
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Год назад
ሚላወይ ጅግና ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካ❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🏖🏖🏖🏖
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 Год назад
ጋዜጠኛ ግን ቡዙሕ ኣይኮንክን ሙላዉ ጀግና
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Год назад
ምንም ዘይጎድሎ ገበዝ ብጉልበቱብወናምነቱ ንሂዚቢ ዘለዎ ቁጩት ዚተዋጸኦ ምንም አዪጺወን ንበር ሓዉና ትክክለኛ ዉልድ ትግራይ እዩ🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏❤❤❤❤💕❤💕❤💕❤💕❤
@destaalem7502
@destaalem7502 Год назад
ሓሪፍ ስራሕ 'ዩ።
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti Год назад
እንዃዕ ብደሓን መፃካ ብሮ
@tsegaygebreslase8237
@tsegaygebreslase8237 Год назад
በርትዕ አታ ጅግና
@kirosalemu2666
@kirosalemu2666 Год назад
እካዕ በሰላም መፅእኻ ሓወይ ማዓርይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Год назад
ጀግና 😘😘😘😘😘
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
ተጋደላይ ጅግና 💛❤🙏
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Год назад
ትግራይ ወርቂ ዓንዲ ሓቂ።
@ephremmesfin6132
@ephremmesfin6132 Год назад
Blessing brother
@rdfsgt524
@rdfsgt524 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፀእካ ሚላው ጅግና
Далее