Тёмный

ዕላል ምስ - ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ኣብርሃ - መርኣያ ሓቦን ፅንዓትን ዝኮነ ተቃላሳይ / Desta show👉(0940985113) 

Desta ደስታ Show
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 152 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ዕላል ምስ - ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ኣብርሃ - መርኣያ ሓቦን ፅንዓትን ዝኮነ ተቃላሳይ
Desta show 👉 (0940985113)
ተጋ. ዮርዳኖስ ኣብርሃ 👉 0909181758
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

14 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@alefumekele3184
@alefumekele3184 11 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ ዮርዳኖስ አብራሃ እንኳዕ ብዓወት ተመለስካ ተመስገን ❤❤❤
@zewdu756
@zewdu756 11 месяцев назад
አታ ጀጊና ኢኳዕ በዓት ተመለስካ እዚጋአቢሄር ኒዊሕ ዕዲመ ጢዕና የሐቢጋካ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
​@@zewdu756 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ መዓረይ
@user-no6iz3fx7s
@user-no6iz3fx7s 11 месяцев назад
​@@merigalmarye7051ገይረልኪ ኣሎኩ ምቅርቲ❤❤❤❤
@ababhabrhle2196
@ababhabrhle2196 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efii2324
@efii2324 11 месяцев назад
​@@merigalmarye7051 wala ane gerelki aleku,❤❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 11 месяцев назад
ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወካ ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ዝኣተኻ ጅግና ኢኻ ዮርዳኖስ ሓውና ሽም ዝፎትዋ ጋለይ ስለ ዝኾነ ሽምካ ወሲኸ ፎትየካ💞💞💞💞💞❤💛❤💛❤💛❤💛💛💛💛❤💛🙏👏🙏👏
@hgdd-kv5gn
@hgdd-kv5gn 11 месяцев назад
ኦ አግዚአብሔር ኩሉ ዘይስአኖ. እኳዕ ብሂወት. ተመለስካ 🤲🤲🤲.. ህያብ ትግራይ.....
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 11 месяцев назад
ተመስገን🙏ኣታ ጅግና ኣብቲ ፀልማት ግዜ ሰማይ እንትፈርሰና በቲ በቲ ከሞ ኣዛብእ ክዉሕጡና እንትኣትዉ ናብ መሬትና ዘረአካና ሕራነ ፉሉይ እዩ ኩሉ ግዜ ንዝክረካ❤💛✊
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@ፍረ ጓል ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤😮😮😮🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@almemu1214
@almemu1214 11 месяцев назад
ክንደይ ከምንኮርዓልካ ተትፈልጥ❤❤❤❤ ሕዚ ድማ ዳግም ብምርአይና አምላክና አመስጊና❤❤ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ❤
@jge7tye640
@jge7tye640 11 месяцев назад
ኣሰይይይይ ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻልና ጅግና ወዲ ህዝቢ መርአያ ፅንዓት ኢኻ ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💛❤💛❤💛❤💛🙏👏👏
@tdf1948
@tdf1948 11 месяцев назад
❤️💛💫 ኮኮብ ትግራይና ኢኩም እሞ ንበርልና ጀጋኑ አሕዋትና ክብርን ሞጉስን ንስማአታትና❤️💛
@user-nw3xs9px3y
@user-nw3xs9px3y 11 месяцев назад
ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ❤️💛 ከማካ ዝበሉ ጆጋኑ ኣሕዋትና ድሃይ ዘይብሎም😭 ድሃይ ንክገብሩ ናይ ኩሉ ግዜ ጽሎተይ ዩ 🙏🙏🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@ሮዳስ ጓል ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
@titigaltigray
@titigaltigray 11 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ዓሰርተ ሓደ ሕላገቱ ንዝመፀ ይምፃእ ዎራሪ ሓምሽሹ ደብኽ እሉ ከም ኣያታቱ ቅናት ሕላገቱ ዕጥቂ ታሓንጊጡ ደብኽ በለ ግርማተጋዳላይ ሕራነ ሓቦ ስረ ጅግንነት ዋይ ቃላት ይብለይን ማራ ታሓጉሰይ
@tadessetsegay3252
@tadessetsegay3252 11 месяцев назад
ክክክክክክክክክ
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 11 месяцев назад
ተመስገን ጅግና ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ሓውና እንዃዕ ብሰላም መጻኻ ስለ ዝራኣኩኻ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ💛😍
@kevifkrr-pt9on
@kevifkrr-pt9on 19 дней назад
ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ እንኳዕ ባዓወት ተመለስካ
@-dg3wc
@-dg3wc 7 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ከማካ ዝበለ እዩ ዘድልያ ትግራይ
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 11 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ብህይወት ሃለኻልና😍 ኣሕዋትናለ ብህይወት ንክህልው እግዚኣብሔር ይርድኣና ብተስፋ ንፅበይ ኣለና 😢🙏
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 11 месяцев назад
Higi Shaebiya ginbarka kidikdikelka eyu kem suyum 😄 🤣 😂 😆 😄 🤣 😂 shaebiya 💪 💪 for ever 🇪🇷 🇪🇷
@yrgytdfg8808
@yrgytdfg8808 11 месяцев назад
​@@fetawihaki3672ወይጉድ ኣረካብር ኢስ ትግራዋይ ርሓ ቁ በይዝኩም 🤑🤑🤑
@erimias5005
@erimias5005 11 месяцев назад
​@@fetawihaki3672 denkoro ab zmlketo hiwoto ab tigray tefiom zelewu zythasb Wendi debeli amharay
@mimomm9582
@mimomm9582 11 месяцев назад
​@@fetawihaki3672 ዋይ ሓሳክ ጢዙ ቁሩብ ከማን አይትማሃርን ካፍቱ ጅግና በይንኩም ዘይትገጡሙ ሓንቲ ክልል እያ ኮ ምስ ክልተ ሃገራት ገጢማትኩም ረሳሓት አሕዋትካ ማንካን ድስትን ክአርዩ ዝተረፉ ከ ቆፂርካዮም ድካ አንታ ባርያ ተረፍ ጣልያን መግዛእቲ ሉሙዱ ምስ ጅግና ትግራዋይ ክትወዳደር አይትኩኡሉን ኢኩም 30 ዓመት ብመግዛእቲ ዝተሳቀኩም ረሳሓትስ ምስ ትግራዋይ ክትወዳደሩ ፎእ😤😤😤😤😤
@almaztareke6060
@almaztareke6060 11 месяцев назад
@@fetawihaki3672 ቕ
@user-if6tm3dj8j
@user-if6tm3dj8j 11 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ሓቦን ሕራነን ዘርአካና ንስካ ኢካ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና💪❤
@MKT199
@MKT199 11 месяцев назад
አሓዋት አጆካ : ጅግና እካ ዋጋ የበሉን ከምቲ ንሱ ንመንነቱ ደወ ከምዝበለ ንሕና እውን አብ ጎኒ ደው ንበሎ::We are helping him 🙏🦾🦾
@rtrt9276
@rtrt9276 11 месяцев назад
ዕልልልል ኣበይ ይህሊ ይብል ኔሬ ተመስገን ኣምላኬ 🙏🙏🙏ክብሪ ይግበአካ ጅግና
@user-mn1vl2wl1c
@user-mn1vl2wl1c 11 месяцев назад
ሓቦ ዘስነቀ ጅግና ሓውና በህይወት ብምህላዉ አዝየ ተሐጉሰ ።💛✊
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 11 месяцев назад
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ተጨኒቀ ነይረ ግን ፈጣሪ ይመስገን ብሂወት ምህላዉ❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
​@@selamntgrayadey2059 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሰሉ ሓፍተይ
@user-mn1vl2wl1c
@user-mn1vl2wl1c 11 месяцев назад
@@selamntgrayadey2059 💛🙏
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 11 месяцев назад
ተጋ ዮርዳኖስ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ንፈትወካ እንካዕ ሃለኻልና ጅግናዋይ💗🥰
@abebafkri975
@abebafkri975 11 месяцев назад
ጀጋና ወዲ ጀጋኑ መግለፁ ቃላት የብላን ናዓካ✊❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 6 месяцев назад
ጀግናዬ የትግራይ አይን ሰላየውክ በጣምደሰብሎኛልእግዚአብሔርእድሜጤናውንይሰጥህ ጭቆናን የምትጠየፈ ነህ ትግራይጀግና አላት ከነሱም አንድ ነህ🎉❤️❤️❤️🙏💪💊🕊️
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ተጋዳይ ዮርዳኖስ❤🎉
@TtTt-df9ck
@TtTt-df9ck 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ሓቦን ፅንዓትን ዘስነቀና ሓውና ከምዚሉ ብሂወት ተሪፉ ክትርኢ ከለካ ክንደየናይ ፍናን ይስመዐካ እንካዕ ካባካ ተፈጠርኩ ኢልካ ትሕበን
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@Tt Tt ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@TtTt-df9ck
@TtTt-df9ck 11 месяцев назад
@@merigalmarye7051 እሺ ወድያው
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@@TtTt-df9ck 🙏💚💚
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 11 месяцев назад
Jegna Jegna Jegna tigraway we are so proud of you. TDF the most heroic forces of all times in world history. Tigray the Land of Heroes!!
@galwukro
@galwukro 11 месяцев назад
ዛውቅሮ ዓደይ ክንደይ ጀጋኑ እያ ኣፍርያ ወድነይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጎይታዋይ🥰❤️💛💪💪💪💪
@ppooppoow6216
@ppooppoow6216 11 месяцев назад
እስይ ተመስገን ብልፅ ኣባፅናዓት ተጋዶላይ እካዓ ብህዋት ሃለካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gebregiorgiskahssay2657
@gebregiorgiskahssay2657 11 месяцев назад
ተመስገን ፈጣሪ እዚ ወዲ እዙይ ኣዝየ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ጅግና እዩ። እታ ፎቶኡ ኣዝያ ተሐርነኒ እንትኾን ካብ እስርቤት ክልል ኣምሓራ ምስተፈታሕኹ ፈለማ ህልውንኡ ኣብ መቀለ ምስ ኣተኹ ሓቲተ ነይረ። ይኹን እምበር ተሰዊኡ ዝብል ምስ ሰማዕኹ ኣዝየ ሓዚነ ነይረ። ሐዚ ግን ምህላዉ ሪአ ኣለኹ ፈጣሪ ይመስገን ጅግና ሕራንኡ ምንጭሩ ነኺሱ ዝተስኣላ ትምስክር እያ።
@abigebru4878
@abigebru4878 11 месяцев назад
ጅግና! ኣብቲ ድቅድቅ ፀልማት ናይ ብርሃን ጭላንጭል ዘበሰረ ንኩሉ ትግረዋይ ሕራነን ሓቦን ዘስነቀ ነበረና ክበረልና💪💪
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 11 месяцев назад
እስይይይይይ! ብታሚ አየ ለይርስዓካ ተጋዲላይ ዮርዲ ልዳይስቦራ ተስፋ ልኾንካና ጅግና ሓውና ኢኻ. Thank you so much 💛❤💛❤
@tdf1143
@tdf1143 11 месяцев назад
ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ጅግናየ❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray 11 месяцев назад
ተመስገን ማዓዝ እዩ ክቅርብ ብትፅብት ሞተይ ነረይ እንኳዕ ብሰላም ምፃኹም 🙏🙏
@user-bk5lf9mn6w
@user-bk5lf9mn6w 11 месяцев назад
ኣሰይ ጅግና ሓውና ብዓል ሓቦ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን 🙏😘♥️💛
@hailegiorgisweldegiorgis3172
@hailegiorgisweldegiorgis3172 9 месяцев назад
ዝሓወይ እንኳዕ በሰላም ከይተወቃዐሓ ወፂኻ። ❤❤እግዚአብሔር ይፈትወካ እዩ ብሐቂ።
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l 11 месяцев назад
ደስታዋ ወዲ ዓድናሓወይ ዘይትመስለኒ ነይርካ ታይባ ጭቅ ዝብለንሎ ናበልኩ ናርአኩካ ይሓልፍ ነይረ ወዲ መረባና ምካንካ ሎሚ ፈሊጠ😀❤😘❤ ዝጅግና ተጋዳላይ ክዓ ኣብ ፀልማት ግዜ ሓቦን ተስፍን ዘስነቀና ሃርበኛ ❤😘
@zewdu756
@zewdu756 11 месяцев назад
Yes thank you
@zewdu756
@zewdu756 11 месяцев назад
ተመስገነ ቢሕወት አሎ አታ ኢልልልልልልል
@berihu07
@berihu07 11 месяцев назад
ዋው እንኳዕ ብሰላም ተረፍካልና ጅግና ሓውና ምእንቲ ትግራይ ኢሎም ተሰዉኡ ብፆትካለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና።
@ane450
@ane450 11 месяцев назад
❤❤❤❤💯👌
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@berihu ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ብሬ ሓወይ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 11 месяцев назад
እንቆዕ እይሞትካ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስዕሊ ኔራትካ its GOOD to se you bro!!
@guoyayele4491
@guoyayele4491 11 месяцев назад
TDF thanks for ur contribution for Tigray❤❤❤❤
@berihu07
@berihu07 11 месяцев назад
@@merigalmarye7051 tewali zahaftey
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 11 месяцев назад
ዘለካዮ ቦታ ቲሰርሓሉ ባታ ምህባ እካ ትክክል ኣይኮነን ምክኒያቱ ዮርዳኖስ ንስካ ጅግና እካ ቡዙሓት ሰለልቲ ኢዮም ዘለው ኣብ ከተማታት ትግርይ 🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳🔥
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 11 месяцев назад
ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ንዐድኻን ሕዝብኻን ዝገበርካዮ ግልጋሎት ብጣዕሚ የመስግን ። ታስእልኻ ተምሳሊት ጽንዐትን ጅግንነትን እያ ።
@Bahgi_
@Bahgi_ 11 месяцев назад
ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ኣብርሃ፡ ምልክት ሕራነ፣ ጽንዓትን ጅግንነትን ተጋሩ ኢኻ። ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካን ንፈትወካን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና ተጋዳላይ። መዳለዊ መደብ ደስታ ሸው እውን ነመስግነካ። ግን ቃላት ኣምሓርኛ ኣይትሕወስ:: ከየንቲ ትግራይ ክተወግዱዎ ዘለኩም ሓደ ዓብዪ ነገር ኣሎ፤ ኣብ ክንዲ ቃላት ትግርኛ ቃላት ኣምሓርኛ ምጥቃም። ብትግርኛ ንዘይንፈልጦ ቃል፡ ኣምሓርኛ ወይ እንግሊዘኛ ቃል ተኪእና እንተተጠቐምናሉ ጸገም የብሉን። ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና ኣምሓርኛ ቃላት ምጥቅም ግን ስንፍና እዩ፤ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ባዕልኻ ምጽላእ። ንኣብነት፡ ኲናት ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ጦርነት ንብል? ክስታይ ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ እንትን ንብል? ቡን ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ቡና ንብል? እሞ፣ ስለዚ፣ ን፣ ካብኡ፣ ወዘተ ዝብሉ ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና፡ ንምንታይ እና ንብል? . . . ወዘተ ስነጥበብ ሕበረተሰብ ይቐርጽ። ስለ እዚ፣ ኣብ ስርሕቲኹም ብጣዕሚ ጥንቁቛት ክትኮኑ ይግብእ።
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ ሰብ ስረ ጀጋኑ ኣንድኩም ❤️❤️❤️🏖️
@GherAreaya-mh4fc
@GherAreaya-mh4fc 5 месяцев назад
ጅግናና እንኳዕ ብዓወት ተመለሰካ ፈቶካ እናረአኩ ብህወት ይህሉዶ እናበልኩ ይጭነቅ ነይረ እኳዕ ናብዙይ ኣብፀሐካ ፈጣሪ
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 11 месяцев назад
ጅግና ሓውና አብ ገፅካ ዝረአናዮ ጅግንንነትን ሓቦን ዘርአካና ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤
@brktihaile520
@brktihaile520 11 месяцев назад
እንቛዕ ብሂወት ተረፍካ ኣቦ ጽንዓት ንዓና ውን ሓቦ ኣስኒቕካና ኢኻ የቐንየልና ክቡር ሓው😍😍😍
@zewdugebretekle394
@zewdugebretekle394 11 месяцев назад
ዞም ጀጋኑስ ዋላ ስነስርዓቶም ከኹረዐካ❤
@nadernegash827
@nadernegash827 11 месяцев назад
አልሀምዱሊላሂ ረቢል አለሚን ጅግናና ብሰላም ተመሊሱ 🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@mebratitekle9606
@mebratitekle9606 11 месяцев назад
ተመስገን ጅግና ሓወቦይ❤❤ እንዃዕ ብሰላም መፃኻ ስለ ዝረአኹኻ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ዮርዳኖስ ሓወይ ብኣኻ ብጣዕሚ ኢና ንሕበን ጅግናየይ❤❤❤
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m 11 месяцев назад
ጀግና ብዙሕ ዋጋ ልኸፈለ እዩ ግቡኡ ክዋሃቦ አለዎ🎉❤
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 11 месяцев назад
እንካዕ ብደሓን መፃእካና ጅግና ተ/ይ ዮርዳኖስ ናይቲ ፀልማት እዋን ተስፋ ህዝብና ዝኮነ ሕራነካ መርኣያ ፅንዓት እዩ✊💛💖 ክብሪ ይግበኣካ💛💖💊🙏
@hiwethayleslasie6889
@hiwethayleslasie6889 11 месяцев назад
ዓደይ ርስተይ ዝበለ ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ኽብሪ ነዓኻ ዓወት ድራሩ 🙏
@ayu5264
@ayu5264 11 месяцев назад
ክብር ተጋዳላይ የርዳናስ ኣብራሃ እንኮዕ ብዓወት ተመለስካ ክብር ሓወይ♥️♥️♥️♥️♥️👑🤴💛💛♥️♥️🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
@solomonkelel876
@solomonkelel876 11 месяцев назад
ጫፍ ጅግንነት ትግራዋይ ልዙይ ይመስል❤️💛
@tenafakit9136
@tenafakit9136 11 месяцев назад
ናይ ፀልማት እውን ተስፋ ሓቦ ፅንዓት ዝሃበና ❤❤❤❤❤
@lov3888
@lov3888 11 месяцев назад
ጀግና ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ኣብራህ እንኳዕ ተወለድካ ጅግና ተቃላሳይ ኣቃላሳይ እንኳዕ ብዓወት ተመለስካልና ጀግና ወድ ህዝቢ❤👏👏👏👏👏👏
@zebibzebib6684
@zebibzebib6684 11 месяцев назад
ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ታሕጓስ እውንዶ ክንድዚ የንብዕ እዩ ተመስገን 😍😍😍😍😘😘😘😘
@Saudi-mq1dp
@Saudi-mq1dp 11 месяцев назад
ጅግና ትግራዋይ ብጣዕም እና ንኮርዓልካ 💛❤✊
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 11 месяцев назад
ጀግና ብሓቂ ኣነስ ንምንታይ እዮም ኢንተርቪው ዘይገብሩሉ እናበልኩ ፀኒሐ ብሓቂ ግን ኩሩዓት ኢና በኣካ ጀግና እዛ ፎቶ ንሓደ ዓመት ምሉእ ፕሮፋይለይ ገይረካ ነይሩ 💊✊🥺🥰🥰🥰
@lemlemmokonen2556
@lemlemmokonen2556 11 месяцев назад
ይርዳ ሐወና ጅግና ወዲ ስውእ ጅግና ብምካንካ አቦካ ንትግራይ ሐራ ንከውጽእ ተሰውኡ ንትግራይ ጅግና ተጋዳላይ ወሊዱ ከይዱ እታ ስእልካ አብ ኩሉ ልቢ ትግራዋይ እያ ዘላ ምክንያቱ ሕድሕድ ንወዲ ትግራይ ሕራነ ትብዓት ጽንዓት ስእሊይ እያ ይርዳ ድግና ሐውና እኻዕ ናህና ኮንካ እግዛቢሀሄር ብሰላም አንኻዕ ተመለስካ ንሕና ድያስፎራ ብተጋደልትናን ብህዝቢይ ትግራይን ኩራዓት ኢና💕❤💛❤👍👏👏👏🙏🙏🙏
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 11 месяцев назад
ተገንፂልናኢና ንሕናስ ምስኣሓደ ኣይኮናን ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ዮርዳኖስ
@yehaofficialmedia3139
@yehaofficialmedia3139 11 месяцев назад
What's heroism 😍😍ስብእንኡ ከኹርዐካ🙏
@jemalmohammed6900
@jemalmohammed6900 11 месяцев назад
ከምዚወዲ ይህሊ ዶኾን ናበልኩ ኩልሻእ zestawso ነይሩ enkai ብሂወት terefka
@user-ri4kq4xs8u
@user-ri4kq4xs8u 8 месяцев назад
Temesgen nhzbi tigray wlad nkulu hzbi tigray sle zkonka ❤❤❤❤❤
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v 11 месяцев назад
ተመስገን ብሂወት ስለዝተመለስካና ዮርዳኖስይ❤❤❤
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 11 месяцев назад
We all proud of TDF, thank you for your contribution. Jigna Tigraway ❤❤❤❤
@AsddY-fk6ow
@AsddY-fk6ow Месяц назад
@ibrahimtahir3723
@ibrahimtahir3723 11 месяцев назад
ተመስገን ጀግና ወዲ ጀጋኑ ዮርዳኖስ አብርሃ ብዓይነይ እዚ ብምርአየይ ብጣዓሚ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን
@muluokabuy5006
@muluokabuy5006 11 месяцев назад
ንሲኻ ሞ ጀግና ኢኻ ዝሓወይ ኢንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ኢተ ትግራይ ግን ዘገልገለን ጀግናን ኣትፈቱን ዘውደልደለን ሓሳዊን ኢያ ትፈቱ። ኣጀኻ ጀግናና🙏❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 11 месяцев назад
You are a handsome man too. Thank you for your service. I pray that the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in precious' Jesus Christ.
@medhinkiros3044
@medhinkiros3044 11 месяцев назад
ጅግና ወዲ ጅግና እንካዕ ብሰላም መፃአካልና ሐወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@edenhayelom2551
@edenhayelom2551 9 месяцев назад
እንቃዕ ቢሂወት ሃለካ ተመስገን ❤️♥️💞💞❤️❤️
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 11 месяцев назад
ንዓኹም ዝገልፅ ቃላትስ የብልናን TDFይ ብሰላም ስለዝረአኹኻ ደስ እሉና ጀግናየ
@azebtigray6298
@azebtigray6298 11 месяцев назад
መግለፂ ቃላት ስእነልካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ያህበለይ ፈጣሪ ♥️🙏
@norahabashi6554
@norahabashi6554 11 месяцев назад
አቤት ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 11 месяцев назад
ብአካል ስለ ዝረአናካ ብጣዕሚ ደስ እልና ጅግና ሓውና መርአያ ፅንዓትን ሓቦን ወድ ህዝቢ ❤❤❤❤
@user-st9ig8hx2h
@user-st9ig8hx2h 11 месяцев назад
ኹሉ ግዜ ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ጅግና ተጋዳላይ ወድ ትግራይ💯💯👌👌👌✅️✅️✅️❤️❤️💛💛🇻🇳🇻🇳
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 11 месяцев назад
ጀግናና እንካዕ ብድሓና መፃእኻ ሓሪኑ ንብዙሓት ዘሐረነ ጀግና 😍😍🙏
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 месяцев назад
ብጣዕሚ❤
@tadeseteklebrhan
@tadeseteklebrhan 11 месяцев назад
ተጋ/ ዮርዳኖስ ፍርቂ ሓይሊ TDF ልክዕ ከምታ ኣብ ስእልኻ ዘላ ኢኻ ።
@abebagebretsadik8888
@abebagebretsadik8888 11 месяцев назад
ብሓቂ ብሂወት ተሪፉ ምርኣየይ ተኣምር እዩ ፀፍሒ መርኣያ ጅግንነት ተጋሩ ሃሌሉያ ልኣምላከ ፅዮን ። ናየ ኘሮፋይለይ እዩ ነይሩ ።
@rosaequbazigi4877
@rosaequbazigi4877 11 месяцев назад
አብዚ አለኩም ዶሮና ናይ አጋመ እታይ ኮንኩም ድአ ወደይ ስሬኩም ፈቲሕኩም እዛ ተጋዳላይ ትብል ክብርቲ ሽም አብ ጎረቤታችን ክልል ትግራይ ሐሲራ 0 + 0. ሰነፋት ተማሐሮ 🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷
@dadydady3547
@dadydady3547 11 месяцев назад
እግዚአብሄር አምላክ የተመሰገነ ይሁን!! እሰይ ሳየዉ እንዴት ደስስስስስስስስስ እንዳለኝ ረጅም እድሜ ያጥግብህ የኔ ወንድም! በጣም ከመደሰቴ የተነሳ ደስታ ሾዉ ሰብስክራይብ አድርጊያለሁ!!
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@dady dady ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 11 месяцев назад
♥️♥️♥️♥️
@felegt8066
@felegt8066 11 месяцев назад
Thank you for your services ♥ !!! ናይ ብሐቂ ቃላት ዘይገልፀካ ጅግና ኢኻ እታ ምስልኻ አብ ልብና አብ ልቦናና ተሳኢላ እያ ዘላ ስለ ዝረአኹኻ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ መፃኢኻ እግዚአብሄር ብሩህ ይግበሮ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ተጋዳላይ ዮርዳኖስ ንበረልና ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@girmayameha9796
@girmayameha9796 2 месяца назад
ብጣዕሚ ዝገርም አብልዕሊ መሬት አሎዶ የለን ኩሉ ጊዜ ጥያቅየይ ነይሩ ግን ኩሉ ሰብ እንዒ እዩ ዝብለኒ ነይሩ እና ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ጀግናና ኩርዓትና እንኳዕ ብሂወት ሀለኻ ደስ ኢሉኒ ፡፡
@SaddFsdf-xi9ec
@SaddFsdf-xi9ec 11 месяцев назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተመስገን እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ዝሓወይ♥️💊
@RAHIWAadeyNayGdiniyu
@RAHIWAadeyNayGdiniyu 10 месяцев назад
Great job for standing and sticking our for your sister. You are right, and I feel you! Thank you for your service for your country !! 🐅🇻🇳💪🏾👏🏾❤️🙏🏾
@girmay541
@girmay541 11 месяцев назад
ኹልጊዜ ካብ ሕልናይ ዘይትጠፍእ ሐቦ : ሕራነ : ጀግነት : ጣዕሳ : ትግራዋይ እትገልፅ መግለፂ ዝሳአንኩላ ስእሊ ።ኩቡር ጀግና ሐውና ስለዝረአኹኻ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ።
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 11 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ተገዳላይ የርዳኖስ ተመስገን
@tazebewmoola1993
@tazebewmoola1993 11 месяцев назад
Glad to hear that you’re okay our Hero thank you for your service
@brhanzetigray
@brhanzetigray 11 месяцев назад
ጅግናና እንቋዕ ብሕይወት ተሪፍካ ድምጽኻ ንምስማዕ አኽአለና! 😍
@user-jx9wt3zu9f
@user-jx9wt3zu9f Месяц назад
አንታ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢኻ ዘለኻ ዝዓርከይ አይተሸወድካይ።
@manjussegen3654
@manjussegen3654 11 месяцев назад
ጅግናና ንዓካ መግለጺ ቃላት ኣይረከብኩን እሞ ሰላማካ ይብዛሓ❤
@tsegage6935
@tsegage6935 11 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ይህሉ ዶ ዝብል ሕቶ ይመላለሰኒ ነይሩ ተመስገን እግዚኣብሔር
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 месяцев назад
@YSEGA ሓበሻ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
@khangkhan8839
@khangkhan8839 11 месяцев назад
ተመሰገን እንኮን ተረፍካልና ጅግናና❤
@samisolomon8470
@samisolomon8470 11 месяцев назад
ደስ ይብል ጀግናና ደጊምና ሰለ ዝራኣናካ እቲ ናይ ሚኒተሬ ክዳንካ መዓርካ እዩ ነይሩ ምስ ቦኒትካ ሸንቀጥ ኢልካ ክትመፀና ብካሊእ ግዜ ክሬኤካ ይምነ
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 11 месяцев назад
አሰይይይ ጅግና ሓወይ ዮርዳኖሰይ ብጣዓሚ ዝፈትዉ ናይ ጋለይ ስም♥ ተመስገን እንካዕ ብሰላም መፀኪ🙏
@user-qd3rc3in9m
@user-qd3rc3in9m 11 месяцев назад
ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፅካ 🙏❤️💛
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl 11 месяцев назад
Thank you for your service and all that you do for our country. Thank you for keeping our country safe and strong. You are very much honored and very much appreciated for all that you have done. Thank you for your courage and for putting your country first. we all Tigrayans proud of you TDF❤❤❤ TDF the habit of excellence
@user-mw4qy1og5r
@user-mw4qy1og5r Месяц назад
ተመስገን ኡካዕ ብሰላም ትመለስኻ ጅግና ዩዳኖስ❤❤❤❤❤❤❤
@Helentube121
@Helentube121 11 месяцев назад
ጅግና ሓውና እንዕኳ ብሂወት ተረፍካ🙏🏽🔥💛❤️
@suncdybv2889
@suncdybv2889 11 месяцев назад
ሓሳውስ ይበቁሶ ዳኣ ሞይቱ ይብሉ ነይሮም እንኳዕ ሃለካ ብጣዕሚ ደስ ይብል
@haftomlemlem
@haftomlemlem 11 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ተጋዳላይ ዮርዳኖስ
@eyorusalemghebregziabihe-bp7ii
@eyorusalemghebregziabihe-bp7ii 11 месяцев назад
ተጋዳላይ ዮርዳኖስ እዚ ኩሉ ጅግንነትካ ጥርናፈ ዝብሃል ኣይትፈልጥን ኩሉ ሰብ ሓፍቱ ከፋኑ እንተኸይዱ ድኣ መን ክተርፍ ኣምላኽ እንቋዕ ሰላም ኣውጽኣካ
@danitekeste7277
@danitekeste7277 11 месяцев назад
ብሂወት ምትራፍካ ትግራይ ዕድለኛ እያ ጀግና ተስፍ ትግራይ ኢኻ ❤
@LoveyouFamiliy
@LoveyouFamiliy 11 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ኣብ ሕልናይ ነይርካ ❤ዓመት ሙሉእ ኣብ f.b ፕሮፉይለይ ኣቅሚጠካ ነይረ ,እንካዕ ብሂወት ሃለካ,ጅግናና❤❤❤❤❤
@tigrayteseer.2410
@tigrayteseer.2410 6 месяцев назад
እንኳዕ ኣምላኽ ብዓልሓይሊ ብሓይሉ ሓልዪ ብሰላም ንዚ ኣብቀዐካ ጎይታ ትግራይ . ትግራይ ትስዕር ብሓይሊ ኣምላኽ🙏💛💔
Далее
Fazendo MÚSICA com COISAS ALEATÓRIAS 🎵
00:24
Просмотров 1,9 млн
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️#shorts
01:00
where is the ball to play this?😳⚽
0:13
Просмотров 13 млн