Тёмный

"ክሳብ ሕጂ ነካይዶ ዘሎና ቓልሲ፡ ናይ ትሩፋታት ቃልሲ እዩ" Tesfahiwot Kidane :Why the opposition failed to bring change 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 103   
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 6 месяцев назад
በዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ ኣተሓስስባ ሓንቲ መዓልቲ ናብ ንጹር መስመር ሓባራዊ ግዕዞ ንጅምር ንኸውን። የቐንየልና ኩቡር ሓውና ተስፋሂወት።
@mihretandom4757
@mihretandom4757 6 месяцев назад
Wawww libi Eritrea 🇪🇷 wi felitkayo tesfahiwet❤❤❤
@kalMHe
@kalMHe 6 месяцев назад
Ata kes elu zeyizareb eyu
@mihretandom4757
@mihretandom4757 6 месяцев назад
Wawwww nimejemeria truth and faithful ni Eritrea 🇪🇷 wi zigebr hasab thanks tesfahiwet ❤❤❤❤❤
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 6 месяцев назад
Wwwwwwooo good job👍😘👍😘😘
@hayletkle2197
@hayletkle2197 6 месяцев назад
ተስፋሂወት ፡ ዘቕረብካዮ ኣስተምህሮ ኩሉ አርትራዊ ክፈልጦ ዝግባእ ሓቂዩ ። ኣባኻ ብሉጽ አርትራዊ ዘለኒ ኣድናቖት ክገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ ።
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 6 месяцев назад
ዝተበታተኸ ማሕበራዊ ፈትሊ ሒዝካ ዝጥመር ሓሳብ የለ: ዝገሃድ ሕልሚ የለ:: ንአብነት: ኤሪሳት
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 6 месяцев назад
ኣይግረምኩም ብዛዕባ ጢጥ ቅሚጥ ተቓወምቲ ኤርትራ፡ ሓደ መዓልቲ ካብ ድቃሶም ተንሲኦም ኣቦን ወድን ውልቀ-መለኽቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ሕልሞም ንምፍጻም ካልኣይ ሳዕ ዘተ ክገብሩ ክሰምዑ እዮም። ሃገራዊ ራእዪን፡ መትከላዊ መሪሕነትን ዝሓዘ፡ ከምኡ'ውን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉዳይ ማእከል ጌሩ ናብ ዓዲ መላግቦ ዘይገብር ቓልሲ ዘይኮነ፡ ብላሽ፡ ትሩፋ፡ ምንያ ኾለል'ዩ ዝበሃል።
@sleepless001
@sleepless001 6 месяцев назад
ኣብ ግብራዊ ቃልሲ ርኡይ ዝኮነ ዘጸዋዓኩም ምርኡያት ዝገበረኩም እንታይ ኣሎ! # ሓደ ተቓላሳይ ናቱ መቃለሲ ምኽኒይት ኣለዎ።ሉኣላዉነት ሓንቲ ሃገረ ንምዉሓስ ዝግበር ቃልሲ ፡ሃገራዉነትን ኣብ ዕላማ ሕብረት ዘለና ህዝባዊ ጥምረት ተመስኪሩን መሰረት ሃኒጹ እዪ።ኣብዚ ዝጠራጠር እንተሎ፡ ርእስኻ ከም ሕሉፍ ሃገራዊ የእሚንካ ተጽዕኖ ኣብ ካልኦት ጸቕጢ ንምሕዳር ዝግበር ፡ካብ ባዶ ዝብግስ ጥርጠራ እዪ።ምናልባሽ ኤርትራዊ ኣብ ሓደ ተወሰነ ግዜ ዝነበረ ወይ ዝነብር መንነት ወይ ዜግነት እዪ ኢልካ ካብ ምሕሳብ፡ዝብገስዉን ይመስል። ብዛዕባ ዘለካ ዘይኮነ ዛዕባእቲ ዘይብልካ ንምርካብ ምትኮር ባህሪያዊ እዪ።ዘለካ ምድግጋም ግን ለዉጢ ዘይብሉን ኣሰልቻዊን እዪ።ገለ ሰብ ነቲ ኣብ ገዛኻ ዝምለስ ሕቶ ኣብ ጎደና ብምሕታት ንምምላስ መንነት ንምጽራይ ይሓስቡ፡ይኹን እምበር እቲ ሕቶ ኣብ ጎደና ክምልሶ ዝፍትን ብዙሕዪ፡እቲ ሓቀኛ መስሉ ዝረጋገጽ ኣብ ቦቱኡ እዪ። #ጸላኢና ሓደ እዪ፡ክባሃል ብጥቕሉሉ እዪ፡ ኣተኩሮና ናብ ቃልሲ ከማእዝን ዝጠቕም ሓበሬታ እዪ።ጸላኢ ግን ካብ ኣታሓሳስባ፡ ጀሚሩ፡ ባጀት ፡ሓበሬታ፡ንቕሓት.......... ወዘተ #ኤርትራዊ ኢልካ ክሕጸር ዝግባእ ዘዋሃደና ሓባራዊ መንነት ወይ ዜግነት ኣብ ክንዲ ምጥቃም ፡ሃገራዉነት ዝብል ፕሮፖጋንዳ ምንፋሕ ትምክሕቲ ትዕቢት፡ነጻልነት ክሳብ ጃምላዊ ህልቂት ዝኸይድ ጸገም ዝፈጥር እዪ፡መወከሲታት ድማ መሊኡ እዪ። #ምናልባሽ ካልኦት ዜጋታት ተጎርቢቶምና ካትዉ ኢልካ ምሕሳብ ዉን ኣሎ ከም ድኽመት ኣታሓሳስባ፡ገዛና ስድራቤተይ ከም ኣብነት 5 ኢና፡ኣብ ገዛና ብድሕሬና ዛተዉ ከይህልዉ እምበር ፡ካብ ዓዲ ሃገር ንማልኦ የለን። ገለ ፈርዮም ምስደቆም ደቅደቆም ተዘዘይኮይኑ ወሰኽ የልን ፡ዝጎደለ እዪ ዘለና። #ሃገራዉነት ዝብል ዕላማ ንስነሓሳብ ፋሽሽቲ ስርዓት ህግደፍ ዘምለኸ ዝኾነ ይኹን ካልእ ዜጋ ዝዋሃብ መንነት እዪ። #ህዝቢ 👪 ዝብል፡ህዝባዉነትና ግብራዊ ዕላማና እዪ ዝምስክሮ።ገጽ ሓደ ብርጌድ ንሓመዱ ሪኢኻ ሙሉእ ሓበሬታ ምንባብ ዝካኣልዪ። #ኣብ መብልዕ ቁርሲ ዘሎ ቆሎ ኣይኮንናን ተቓላሲ ሓፊስካ ትወስዶ ትኽእል።ምስራህ እቲ እንኮ ኣማራጺዪ። #ብዛዕባ ኣብ ኢድካ ዘሎ ዘይጠፍእ ነገር ሃሰዉ ምባል፡ሕማም ረሲዕ ወይ ምድንጋር ክኸዉን ይኽእል። #የቐንይልና ምብህሃል ሓሳብካ ምግላጽ ፡ብልሓትካ ተገናዝበሉ ተመዛዝነሉ ትማሃረሉ ፡ፍልጠትካ ተዘምነሉ እዪ። *"ደቀንስትዮና እኽሊልዓወትና"*
@EriNikhat
@EriNikhat 5 месяцев назад
እንኳዕ ኣይትዓወትኩም፡ ንዘለኣለምውን ኣይትተዓወቱ እንተ ትዕወቱ ነይርኩም ንዒራቕ ምመሰልና ከም የመን ምኾንና ንሱዳን ንኢትዮጵያ ምመጸልና ነይርና። ጸሎተይን ጸሎት ደቂ ማሕበረይን ንዘለኣለም ከም ኣቤሶሎም ክትጠፍኡ እዩ። ከም ይሁዳ ርእስኹም ክትስውሩ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩን መንግስቱን ዘፍቅር ኣዝዪ ልዉጥ ሕብረተሰብ እዩ። እቲ ዝገበርኩሞ ኩሉ ኣብ ታሪኽ ኤርትራውነት ስኑድ ስለ ዝኾነ እናለፍለፍኩም ኣብ ስደት ትኣርጉ እምበር ንኤርትራ ከም ዘይትርእይዋ ብእግዚኣብሄር እምሕል ኣሎኹ። ኤርትራውያን ውግእ ሓድሕድ ኣየድልየናን እዩ፡ መራሕትና ይሰስኑልና። ንኣኻትኩም ብደምን ብህይወትኩምን ኢና ንሓተኩም።
@okbaygebregergish657
@okbaygebregergish657 6 месяцев назад
ንስክስትኩም፡ተምጸአዎ፡ዲሞክራሲ፡ይትረፈና፡ጽቡቅ፡ኣሎ፡ህዝቢ፡አርትራ፡
@Pawleto9450
@Pawleto9450 6 месяцев назад
ሕጂ ኩሉ እዚ ወዲ ዝበሎ ሓቂ ዋላ እንተኾነ ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈለጥካዮን ዒቕ ኢልዎ እዩ እቲ ስርዓት ግን ካብኡ ዝሓይሽ ስለዝይተረኽበ እዩ። ትማል ምስ ይኣክል ኮይኑ ምስ ብርሃነ ዓጋመ ኣምባሳደር ዝራኸብ ዝነበረ በየናይ መለክዒ መልኣኽ ክይኑ። ድምበ ፍትሒ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኣምኖን እዩ ካብ ውሽጢ ዓዲ እዩ ለውጢ ናይ ዞባ ጅኦፖሊትክስ ምስተቐየረ። ከመይ ዝብል ለባም ከምቲ ህዝቢ ኤርትራ ድሩት እዩ ብቲቪ ኤሬ ፕሮፖጋንዳ ዝበሎ ኣይኮነ ናይ ደገ ኣማዕድዩ ዝጽበይ ዘሎ እምበር ደምበ ፍትሒ ሸኾርተት ድኣ ዋላ ቆርበት በጊዕ ቀይራ መጺኣ ኣብ ውሽቲ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ክሰምዕ ዝበት ይብል ኔሩ ክትብሉ ኢኹም። 😅😅😅😅😅😅
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 6 месяцев назад
ኣንቱም ዕሱባት ምሉአ ዕለም ዝተቐበላ ባንደራ ኤርትራ ደርቢኹም ንመንአሰያት ኣብ ክንዲ ተምሃሩ ቑምነገር ግበሩስ አምኒ ደርብዩ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣፍርሱ አትብሉ ሓተላ አንዲኹም።ትግራይ ትስዕር አንዳበልኩም ሰብ ትብጽብጹ ኣየናይ ኤርትራዊ ክኣምነኩም ትጽበዩ።መሕፈር ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም
@mi3652
@mi3652 6 месяцев назад
ሽንቲ፡ ትሩፋ ክንስኻ ፡ንካልኦት ትሩፋ ኣይትበል፡ ተኪእልካ ዓቅምኻ ኣበርክት ፡ንህዝቡን ሃገርን ዝቁርቀር ዓቅሙ ይገብር 'ሎ።
@mihretandom4757
@mihretandom4757 6 месяцев назад
Wawwww❤❤❤❤ anta Eritrea 🇪🇷 jeganu alewa thank jigna tesfahiwet
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ኩቡር ጋሻ ሓሳብ👍🌹። አርትራውነት አርትራ ዝበሃል የሎን ዝብል ተቛውሞ እዩ እቲ ቀንዲ ሓሊኹ ሒዙና ዘሎ። ኣብ አርትራዊ ስነሓሳ ዘይትከል ተቛውሞ ብመንም ተኣምር ክዕወት ኣይክእልን'ዩ።
@HaileGebregzihaber
@HaileGebregzihaber 6 месяцев назад
ኣንታ ንስኹም መልሓስን ሕንፍሽፍሽን እዩ ድልየትኩም እምበር፡ ከንደይ ስልፊ መስሪትኩም በበዓይነቱ ስም ሂብኩም ተበጊስኩም ንሕና ንሕና ኢልኩም ኣብ ምጨርስትኡ ከኣ ከምዚ ንርእዮ ውድቀትን ፍሽለትን ኮይንኩም። ንህዝብን ሃገርን አረትራ ንፍትሒ ዝሰርሕ ካባኻትኩም ኣብ ሀ--ፐ ዘለኹም ብፍላይ ንርእየኩም ዘለና ከም ባዓል ዉፉይን ካልኦትን ተስፋ የለን ሰለዚ ግዶፉና ንስኹም ውን ተስፋ ቁረጹ ናይ ረብሓ ምኻንኩም ኩሉ ኣብ ወጻኢ ዘሎ አረትራዊ ዳርጋ ፈሊጥኩም እዩ።
@yogo5140
@yogo5140 6 месяцев назад
ንብዓል ርእሲ ግለት 1ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮሞ እቲ ናይ ተቋውሞ ቦታ ሂብኩሞ.....በዓል ንስኩም ሙሁራት ተሓቡእኩም
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
ኣቶ ተስፋሂወት ትንታኔኻ 100% ትክክል እዩ : እዚ ትንታኔ እዚ ንኹሉ ኤርትራውያን ብዝተፈላለይ ሚድያ ክባጻሕ ኣልዎ ዝብል እምነት ኣለኒ : ኣቶ ዮኤል ምስጋናይ ወስን የብሉን :
@hagerawizete3390
@hagerawizete3390 6 месяцев назад
ኣገናዕ ተስፋሂወት ተቫዕ ንጹር ሃገራዊ ራኢ ዝወነነ መሪሕ ሓሳብ ዘቅረበ ትስፋ መጻኢት ኤርይራ፡ ሰውድ ናህርኻ ኣይተዝሕል!!
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 6 месяцев назад
ኣንታ ትሩፋ ተሪፍካ ኣለኻ ኣርክብ ክትብሃል ይግባእ ፡ደንበ ካብ ትፈሊ ሳንጣይ ኣልዒለ ናብ ባርነት ከይደ ኣለኹ ምባል ይሕሸካ፡መልሓሰጛታት ብ ኣምስሉነት ኣብዚ ቃልሲ ስለ ዝጸናሕኩም እዩ እሞ፡እታ መንፊት ገና ከተጽሪ እያ።
@habtemar
@habtemar 6 месяцев назад
እታ 3ይቲ ነጥቢ እያ መሰረታዊት ነጥቢ ኔራ። ካብ ናብ ደገ ናብ ውሽጢ ደንበ ተቃውሞ ኣድሂብካ ምፍታሽ ወሳኔዩ
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 6 месяцев назад
ሸፋቱ ከተማ ኢርትራውነት ንምጥፋእ ትግራውነት ንምትካል ዝቃለሱ ደቃሉ ትግራይ ብሽም ፍትሕ ዐድ ኮይኖም ደቅሰብ ዳሰጋገሩ ንጽህ ዳፈጉኡ ጸብሕ ዳደፉኡ ተስፋ ቆሪጸ ስርሖም ናተይ ኢሎም ሕዘሞ ኮፍልካ ብመስኮት ዩቱብ ፍትሕ የሎን ጎሐላሉ ተጸበዩ መዐልትኩም ኩሉ ስንድ ኢዩ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
ሕጊ አንዳባከ ቁዋም ንምራሕ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣነ ደይ ገደናይ ክሓርስ ኣይከይድን አየ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@henokhabtezgi4136
@henokhabtezgi4136 6 месяцев назад
መስርሕ ፖለቲካ (ስርዓት ሓባራዊ ናብራ) ብውሕዱ ኣስተንትን (ኣጽንዕ ትጽነሓልካ)። ንኣብነት ንሽተይ ክህበካ። ናትካ ግራት ሓረስካ ሩባ ኸ ናይ መን ክተስትዮ ነቲ ጥሪትካ?
@mydecade1212
@mydecade1212 6 месяцев назад
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ትብዓትን ሓሳብን ዘለዎ ሃገርዊ ተረኺቡ ኣሎ ።ሃገር ሰብ ኣልዋ። ከማኻ ይብዝሑ ፡ብሉጽ ትንተና !!
@tinsae2012na
@tinsae2012na 6 месяцев назад
It is easy said than done. Sounds innocent, but novice to grasp the complexity of the Eritrean political reality. Nothing of a break through idea is articulated; it's the same overheard rhetoric that is being regurgitated instead a practical.and empirical evidence based strategic and tactical insight
@wahabmichael4523
@wahabmichael4523 6 месяцев назад
ኣብዚ መድያ ዝመጹ ሰባት attention ንምርካብ እምበር ፍሩይ ሓሳብ ሒዞም ዝመጹ ኮይኑ ኣይስመዓንን
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 месяцев назад
Wahabmicheal Entaye wey dema kemey zameselu eyiom foroyiat hasabt etblom ?
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 6 месяцев назад
Neti Birged Nihamedus zibehal elu tekisiwo. Ayamnelun diu koynu?
@temesgemkidane778
@temesgemkidane778 6 месяцев назад
This is a inside Administration. There is no reason to be a talk about what you gonna do. How are you gonna do sorry.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
ጅሃድ ይብሉ ኣለዉ ዋላ ብግሊ ይኹኑ ተሓተትዮም. ሕቶና ቁዋም አዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💙🌹💙🌹🌹🌹🇺🇸💙🇺🇸💙🩵🇺🇸🇺🇸💜💜🩵🇺🇸e🇺🇸💙🌹🌹🌹💙🇺🇸💜💜💜💜🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸💙q🩵🇺🇸🇺🇸💙💙🇺🇸🩵🇺🇸
@henokhabtezgi4136
@henokhabtezgi4136 6 месяцев назад
ክትብሎ ዝደለኻ ኣነጽሮ። ታይ ማለት እዩ ጀሃድ? እንታይ ስለዝበለ ኢኻ "ጅሃድ" ዝበልካዮ?
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ትሩፉታት ጥራይ። እልፉ ትሩፋ እንዳኣላ ደንጓላ ተሸኪማ ዘላ።
@habteabtekle7840
@habteabtekle7840 6 месяцев назад
አንታ ክብር ሓው ነቲ ስርዓት ብትክክል አየፅናዕካዮን እቲ ስርዓትክ ካብ ሰለስተ ንላዕሊ ክትእከብ ዘየፍቅድ እዩ ኩሉ ሓይሉ አንፃር ህዝቢ ኤርትራ ዝቀንዕ ካብ ውሽጢ ምፅባይ ናይ ተስፋ ምቁራፅ እዩ ንምታይ 32 ዓመት ወሲዱ ፀጥታ ሓያል እዩ አብ ኤርትራ ብደገ ዝመፅእ ሓይሊ እዩ ከምቲ ናይ ደርጊ ዝውድቅ ንርኢ ንሕና ብዝኮነ ይኩን ክወድቅ ኣለዎ እልና ክሳብ ዘይአመና አይወድቅን እዩ
@tesfaymeles4614
@tesfaymeles4614 6 месяцев назад
ኣበይ፡እዩ፡ዝነብር፡እዚ፡ቤትምህርቲ፡ሰውራ፡ዕባይ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Desk AB wexai konka ay tleflf ftah feth andhri delika
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 6 месяцев назад
Kulina abzia ente nisemamae kemey senay eyu !! This is 💯% the way now and then!! God bless you Memhirey, please keep going and we will definitely follow
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 6 месяцев назад
እቲ ሓቂ ቶኩሶ ጥራይ ሽፋፊንካ ዝካየድ ቓልሲ የለን
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 месяцев назад
Ni iseyas ketewidik iko hanti Partie iya tedlekum. 100 parties aytay zefrekumo alekum trufa tat dibel Kaya hakika ika
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Natka gde gber nskake antay gerka bgeka zerba henti zegabrkayo yen nskake kabeyot eka nnebska hteta dekiska aleka ay nebska gber
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 6 месяцев назад
መጻኢት ኤርትራ ብእግዚኣብሄ ኣምላኽ ትግዛእ ብወንጌል ብቓል ኣምላኽ ዝተሓርሰት ምሳሌን ምስክርነት ናይ ኩላ፡ ዓለም ፡ ክትከውን እያ። እዚ ከኣ ብሓይሊ ሰብ ዘይኮነ ፡ እግዚኣብሄር ስለቲ ዓብይ ስሙ ኽብል ስሙ ከም እስራኤል ኣብ ኤርትራ ክኸብር እዩ፡ ኩሉ ንዓዱ ከም እስራኤል ክምለስ እዩ። ኢሳያስ 49 ኣንብበዎ። ሓደ ኮይንና፡ ዝወጻእና ሕጂ ግን ፡ ርእስና ደቅና ደዊ ደቅና ፡ ደቂ ደቂ ደቅና ፡ ኮይንና ፡ ኢና ክንኣቱ፡ እዚይ ከኣ ብሓይሊ ኣምላኽ፡ ብጥበቡን ብመንፈሱን ፡ ዳዊት ከም ልበይ ፡ ዝበሎ፡ ብዓይኒ፡ ሰብ ዝተመርጸን ፡ ዝተራእየን ዘይኮነስ፡ ብዓይኒ ኣምላኽ ዝተመርጸን ዝተራእየን መራሒ ካብ እግዚኣብሄር ካብ ላዕሊ ክወሃበና እዩ። ኩሉ ሰብ፡ ከኣ፡ ንእግዚኣብሄ ፡ ክብሪ ፡ ክሰግድ እዩ። ኣምላኽና ሽግዚኣብሄር ከኣ ምድሪ ኤርትራን ኣብ ህዝባን ክኸብር፡ እዩ፡ ኣሜን።
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ክቡር ሓው ዝበልካዮ ጽቡቅ እንደዮ።ግን ህዝብና ሰለማውን ንጹህን ኢዮ።ከም እስራኤላውያን ትብል ዘረባ ግደፋ። ፍጡራት እግዛብሄር አጽኒቶም ክነብሩ ዝሓስቡ ኣይሁድ ክንከውን ኣይንደልን።ኣይሁድ ጸረ ክርስትና ሙኻኖም ትፈልጥ ኣይመስለንን ንመስቀል ጡፍ ዝብሉ ንደናግል ዓኽ ጡፍ ክብሉ ዘየረኣካ ዲኻ ኮንካ።ነዛ ቅድስቲ ሃገረና ጸሎት ነብዝሕ።
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 6 месяцев назад
Very intelligent person and justice and that is the way to unity true Eritrean people .🎉🎉🎉
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Wow you are amazing wade ertera ❤❤❤100 you are right 🇪🇷 yes 🇪🇷 👏 🙌 👍 😀
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Yes you are right thanks 🇪🇷 it is good job thanks 🇪🇷 👍 😀 😊 🙏 😄 🇪🇷
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 6 месяцев назад
አሞ ሕጂ ኣሎድዩ ኣለና ድብል ንሕናኻ ዘይተቀብርና ሬሳና ልዓል ላምባዱሳ ረሳታትና ንዓድና ዘይንኣቱ ዘመትና ራሳሳትና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸🌹🌹🌹🌹🌹💙🩵🇺🇸💙🌹💜💜🇺🇸💙🌹.
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 месяцев назад
Nay lapedusa resatat kindi nibeal Elsa chrum hitetu wen.
@devey-j9o
@devey-j9o 6 месяцев назад
Xbuk hasab eyu tesfitey wdabe yedlena alo menesey Eritrea you are smart person.
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 месяцев назад
Ni zi hasab ketemsus izi kulu ameatat wesidlkum. Guhafat
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 месяцев назад
Amo fter nska eka tzarebla zelaka nhna akmna ngebr alna bal nska zeraba tray ekum kem yonas .astka ema
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 6 месяцев назад
ዓፋሪ
@hbber5548
@hbber5548 6 месяцев назад
ትሩፋ ትኸውን ንስኻ መን ይፈልጠካ ገምቢ
@Liberal-eg3wi
@Liberal-eg3wi 6 месяцев назад
Kemzia titsefif interview aysemaekun thanks
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ብዓል ትሩፋ ብደገ ይኹን ብዝያዳ ድማ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ብንዕቀት ተመራሒ ወይ ክኣምነና እዩ ትብሉ ተደንግጹ 😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 6 месяцев назад
በሊሒ ሓውና
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 6 месяцев назад
Resah bmesakin neusat welodo zeserun werekotom zxyakom zelo tlagex ata gengan yoal zbluka zeytgedfo ezi kalsi resehat ktwarazeyu👎👎👎👎👎👎👎
@sitget9517
@sitget9517 6 месяцев назад
Great interview
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 6 месяцев назад
You can dream a big dream, no one can hinder you from dreaming a good dream.
@desaleg.h5078
@desaleg.h5078 6 месяцев назад
Dear Mr. Tesfahiwet, I agree with what you said. During your interview with ERISAT three years ago, you explicitly identified the three/four primary enemies destroying Eritrea. These include: 1. Isaias's systematic destruction of the country, 2. the redefinition of Eritrean identity through Agazeia- Tigray tigrig , and 3. the extreme Islamic ideology from aboard., etc Your assertive stance on the matter shows your deep concern about Eritrea's well-being.
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 6 месяцев назад
ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ሰልፊ እንታይ እዩ ትርጉሙ። ኣብ 1994 ኣከባቢ ቆልዓ ኮለኩ ሬድዮ ናይ ሰውራዊ ባይቶ እዩ መስለኒ ሕጂ ክዝክሮ ከለኩ። "ዕንወትን ስዕረትን ንዲክታቶራዊ ስርርዓት ዓወት ከኣ ንውጹዓት" ክብሉ ይሰምዕ ኔረ። ሕጂ እንታይ ማለተይ እየ ኣነ ኣብ ኣርብዓታት ዘለኩ ሰብ እየ፡ ካብ ዕድመይ ንላዕሊ ወይ ክንዲ ዕድመይ ዝተቃለሳ ሰልፍታት ኣለዋ ግን ኣይተዓወታን ስለምንታይ።
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
BIZUH WEZLECKILECK KIHIDET KINABAT - ALEWTY - TSEYEKITY - ALECKITY ALOWUNA BIEERAY NABZEBELEYEBIL ERIFIY ATSINIEE !! .
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
KEMZI AYNET LEBAMAT HAKEGNATAT DEFARAT FETEWTNAN HAGERNAN AHIWATNA = IDILEGNATAT INA . NETOM KEM ATMAN ANATSU , TEBABIK - MENKERAKIRO , ARAIEESOM ZITILIKULNA ZEFERARIHUNA WESHILAGKAT , FESHIKUWALAT DOBATNA NATSINETNA ZEYAAMNU , NIJEGANUNA ZENASHIWU ZERACKISU , KENEKALIOOM YGIBEAANA . JEGANU IKUM !!!!!!
@rufaelberhe7279
@rufaelberhe7279 6 месяцев назад
በጃካብ እዚ መደብካ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣመሓላልፎ ኣዝዩ ብሱል ዘረባ ኢዪ ዝህብ ዘሎ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ንቅድሚት ኣምጽእዎም
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
EWE DERIHO IWN KABTOM KINECKIHULA ETIHAKUFOM ENKUAKIUHOTATA , GELIOMSI YAAGULUWA - YBELASHEWUWA IYOM .
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
HIWINETAWI - HIBIRETNA BIFIKIRY BIMIKIBIBAR - MITIEEMIMAN = BISINESIRIAAT BIHIGAWI DIPLOMACY = NAB AWET . !!
@Ayngage
@Ayngage 6 месяцев назад
"3:03?" "...NKALES ALENA?" "BJEKA AB YOU TUBE MILIFLAFIN, AB DASAT KEDKA MIREBASHIN, BDENAGULA MIS POLICE MEGUNATSEN...?" AYENAY EYU ETI KALSI TEBLO ZELEKHA? BKHEMEY EYU b n h, NMENGSTI ERITRA ZKEYRO? KITNEGRENA DO MEKHEALKA?
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 месяцев назад
Dey nisu intay tikulu
@Justice-101
@Justice-101 6 месяцев назад
I like his ideology. We need more individuals like him. There is hope after all.
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
Last peace for Eritreans is to build strong fence from coast to coast Eritrean territory. I think the Eritrean people are tired of war from our neighbors. Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
HADEHADE SEBAT AB NEBSOM ZEYTEAAMAMNUN LEKILEKITY , TSIGIEETEGNATAT SEGEDTY - TEMBERKEKTY YEHIZINUNA .
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 6 месяцев назад
MEGZAIEETAWI DOBATNA NATSINET HIZBINA , MESEL HIZBINA TEKEBIRU KINEBIRYU . MIS GOREBABITINA KEA BITSIFUF DIPLOMACIYAWI RIKIBN MITIHIGIGAZN BISELAM MAIEEBILNA KININEBIR INA .
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 6 месяцев назад
ከማኻ ዝበሉ ይብዙሑልና፡ተስፋ ከምሽሙ ከምቶም ኣብ ይ ኣክል ኮንካ ምቅላስ ነብስኻ ምዕሻውዩ ኢልካ ቅድሚ ሰብ ዝነቓሕካሉ ኣነውን ከማኻ እየ፡እሞ ምስኩሉ ዝበልካዮ ስለዝሰማማዕ፡ኣነውን ምስ ብጾተይ ኣብ "ክፉት ማኣዲ ዘተ'' ደምበ ፍትሒ ዝጥርንፎ ሓደ መሪሕ ኣካል የድሊ ኣሎ ኢልና ንጉስጉስ ኣለና፡ርኢኻዮ ትኸውን ናሓባር ከይድና ስለዝሰማማዕ ኣብቲ ንገብሮ ዘተ ንኽትሳተፉ ይዕድመኩም፡ዩኤል ከኣ ኣብ ሜድያኻ መጺና ብ ኣሳላጢት ኣካል ኣስተምህሮ ንህዝቢ ከነቕርብ ክትታሓጋገዘና ጸዋዒት ይገብረልካ፡ስልክኻ ስለዘለኒ ክድውለልካ እየ❤
@Ayngage
@Ayngage 6 месяцев назад
Meas eyu diamo eti REGIME CHANGE KEKHEWIN?
@TrueVisionT
@TrueVisionT 6 месяцев назад
ጸላኢ ኢሰያስን ህግደፊን, ካልእ ትህኪትን ተንከሉን ኒሰላም ንሐቂ ምርምር ምዕባለ ውሕስ ዝከነ መሃበረሰብ ብኢኮነሚ ብትምህርቲ ብሕክምና ኩሉ ግዜ ኒ እንታይ ይሐይሽ
@Ayngage
@Ayngage 6 месяцев назад
?????? ENTAY EKHA TIBIL ZELEKHA?
@Availablemf
@Availablemf 6 месяцев назад
መስጣ ኢሰያስ ሒዝኩም ይኺድ. ሓሳዳት.
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 6 месяцев назад
ኣብ ኤርትራ ንስኹም ትምስርትዎ ስርዓት ኣየድልን፡ ብኣውራጃውነት ዝተቃነየ ወለዶ ኣብ ደገ ኣፍሪኹም፡ ወያነ ዝቃነየቶም ወለዶ በዚሖም፡ ንክብርታት ኤርትራ ዝብርዙ ወለዶ ብፍጹም ኣብ ሃገረይ ዝኣቱ የለን።
@ajjb9552
@ajjb9552 6 месяцев назад
100%👍👌🇪🇷✅
@herikalu87
@herikalu87 6 месяцев назад
Great interview
@desawimengs
@desawimengs 6 месяцев назад
Xbuik hasab
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
Yes, nation building and forgiveness is the key for Eritreans. My personal belief is Eritrean solution is on the hand of Eritreans .
@Ayngage
@Ayngage 6 месяцев назад
"ON THE HANDS OF ERITREANS IN ERITREA!" FROM NO ONE OUTSIDE OF ERITREA! "ERITREA BY ERITREAS IN ERITREA TO ERITREANS IN ERITREA::"
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
@@Ayngage yes I agree with you . God bless and protect the Eritrean people
@sabaghebrehiwet413
@sabaghebrehiwet413 6 месяцев назад
Tesfa zihib interview!
@Elli-n2u
@Elli-n2u 6 месяцев назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@melaketekie4602
@melaketekie4602 6 месяцев назад
100%❤❤❤❤
@mihretandom4757
@mihretandom4757 6 месяцев назад
100%❤❤❤🎉🎉🎉
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 6 месяцев назад
0:05
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 6 месяцев назад
ካብ ገድሊ ጀብሃ ሻዕብያ ንላዕሊ ፡ ብዛዕባ ናይ ሓሶት ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ዝወጨጨን ዝገዓረን የለን። ኣብ ታሪኽ ህዝብናን ዓድናን ግና ኣዋልድ ኣንስቲ ደቂኣንስትዮ ብሄረ ትግርኛ ዝተዋረዳ ዝሓሰራ ፣ መከራ ዝጸገባ ፣ ድፋጨአን ዝረኣያሉ እዋን ኣብ ትሕቲ ገድሊ ጀብሃ ሻዕብያ ብዓቢኡ ኸኣ ፡ ኣብታ ሓራ ትበሃል ኤርትራ ፡ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ እዩ። እወ ፡ ኣዋልድ ብሄረ ትግርኛ ኤርትራ ፡ ካብ ኩሉ ኤርትራ ብጀብሃን ሻዕብያን ብሓይሊ እናተገፈፋ ኣብ መሳርዕ ገድሊ ድከተን ርእየን እየን። ስጋብ ሎሚ ውን እናተገፈፋ ናብ መዳጎኒ ካምቦታት ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ባርነት ህግደፍ ይድርበያ ኣለዋ። እተን ካብ ገድሊ ብህይወተን ዝተመልሳ ኣዋልድ ውን እቶም ኣወዳት ተጋደልቲ ፥ "ፍቕረይ ወዲኤ" ፡ እናበሉ ፡ ፈቲሖም ደርብዮምወን እዮም። ብድሕሪ ገድሊ ውን ኣብዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ፡ ኣዋልድ ኤርትራ ከቶ ኣይጠዓመንን ፡ በዚ ኣብ ስደት ኣብ ፈቐዶ ሃገራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ግብጺ ሊብያ ኢትዮጵያ ዝሰካሕክሕ ኣዝዩ መሪር ግፍዕን ጭካነ ዝመልኦ ሓሳረ መከራን የሕልፋ ኣለዋ። ስለዚ ፡ ድሕሪ እዚ ሰውራዶ ገድሊ ኤርትራ ዝበሃል ፡ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ተዋሪደን ሓሲረን ምባል ነቲ ወሪድወን ዘሎ ድርብ ኣደራዕ እኹል መግለጺ ኣይኮነን።
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
Ata lekawis kelbi ADWA .Hirrrrrrrrrrrrrr bel Eritrea goblel qerni Africa
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ክክክ ሓሶት ናይ 2014 😅። ሓላይ ትግርኛ አምሲልካ ትምስርታ ሃገረ ትግራይ የለን።ጉዳይ ትግራይካ ግበር።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 6 месяцев назад
@@N.at.79 እማንቱ ፡ ኣቤ ኣና ርቱዕ "ዓጋመ" ሚን ትግራያት ቱ። ዎ እንታ ሚን ኣስመራ ጻዕዲቱ ዎ ሚን ካርቱም ለኢትመድና መክሩህ ቱ፧ ዎክ ሀየ እንታ ዓቢድ ዓራቢ ቱ፧ ዎክ እንታ ከልብ ዓራቢ ቱ፧
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
@@zegdagmawi275 ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ድዮ ዝበሃል። ጽቡቅ ጌረ ዝፈልጠካ። ዓፉናቅ ሳጓኻ ረሲዕካያ መስለኒ።ከልቢ ዓረብ ንዓኻ ይቀርቡ ደቂ ዒራቅ ተሸይጦም ዝመጹ በቅሑ።ሓሻካ ቀቲልካያ ትግራይት። ደቂ አስመራወ ደቂ ፍቅሪ ። ኣዝማሪኖ ኣውራጃ ዓሌት ሃይማኖት ዘይፈሊ ፈቃራት። ናይ የማነ ባርያ ደርፊ ክጋብዘካ ዓርኩ። ደቂ ኣስመራ ትብል።አይተስተዋሕዳ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 6 месяцев назад
@@N.at.79 ... ዎ እንታ ሚን ኣስመራ ጻዕዲቱ ዎ ሚን ካርቱም ለኢትመድና መክሩህ ቱ፧ ዎክ ሀየ እንታ ዓቢድ ዓራቢ ቱ፧ ዎክ እንታ ከልብ ዓራቢ ቱ፧
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ብዓል ዓፈርቲ +ጽምብላሊዕ ናይ ሄለን መለስ ረስዓኒ ትብል ኣጋብዘኩም ስለኹ 🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ሃታፋት ተግበርቲ ፈቲኩም ጸሊእኩም እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ጥራሕ እዩ ንዓኻትኩም ዝኸውን ፈጺሙ ቦታ የኤኤኤለለለንንንን ረስዕዎ 🖐🏼🖐🏼🖐🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammedturky8860
@mohammedturky8860 6 месяцев назад
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ዝድገፍ እዪ ውን ፡ ናይ ስኒት ምንቅስቃስ ዘዳለዎ ፕሮፖዛል ኣሎ እሞ ምስኦም ኮፍ ክብሉ ድልዋት ድዬም ከም ምንቅስቃስ ።
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ቀጻልነት ዘውሕሱ ኣለውና ሕሉፋት ሓለይቲ ኣይትኹኑ 🖐🏼🖐🏼🖐🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ቀጠፍቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18
Лайфак года 😂
00:12
Просмотров 103 тыс.
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18