Тёмный

ክቡር ሽልማት ካብ ክብርቲ ወላዲተይ ሃንደበት 

Gedam media- ገዳም ሚድያ
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Опубликовано:

 

10 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 214   
@user-uq6wq5nn8g
@user-uq6wq5nn8g 20 дней назад
ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ ትባሃል ብሂል ሎማዓንቲ ተመሊሳትለይ ዕድመን ጥዕናን ይበን ፈጣሪ❤
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 6 дней назад
ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ክብርን ይግባኩም ብታሓጋስ ነብዐ ኣደይ ማዓረይ ኣይክኣልኩን 🙏🙏🙏🙏
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 11 дней назад
ኣስይይይይይይይይይ ይግበኣካ እዩ መምህር ፀጋይ ሓወይ ለባም ወላዲትና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞💞🌿🌿🌿🌿
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 19 дней назад
መ/ር ፀጋይ እዚ ሽልማት ካብዘን ክብርቲ ወላዲትና ዝ ሸለማካ ይግባካን ይግባኣካን እዩ ። ንዘን ክብርቲ ወላቲትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣሜን(3) ።
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 20 дней назад
እዘን አደ ሂወት ታሪኸን ይንገራና ታሪኽ ኽንስንዶ አለና እዘንአደ ሹሞን ኽፃሓፍ አለዎ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ ህያበይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 2 дня назад
ማማ ስላስ ዕድመ ጥዕና ይሀብክን ንስካውን ዝሐወይ ዕድመ ጥዕና አብዚሑ ይሀብካ ዝሐወይ
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 20 дней назад
ተጋሩዋ ፈተውቲ ተጋሩ ሳብስክራይብ እናገበርና እዚ ምድያ ነዕብዮ👏🥰🥰🥰
@luwamnega6042
@luwamnega6042 20 дней назад
Abiyom endiyom rugumat zkonu hzbi Ahh
@gedamtube
@gedamtube 20 дней назад
ደሓን ተስፋ ኣይትቁረፂ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 20 дней назад
መምህር ፀግሽ ናይ ዝተሸገረ ንብኣት ፀራጊ ካልእ ይግባኣካ እማማም እግዚአብሄር እድመን ጢኢናን ይሀበን
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 20 дней назад
ይግበአካ እዩ ፀግሸይ ብሓቂ ናይ እቲ ሰናይ ስራሕካ እዩ ነዘን ወላዲትና ከአ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ 🤲🤲🤲❤❤❤❤
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 20 дней назад
❤❤❤ ኣዴታት ትግራይ ለውሃት ሰብ መኽበርቲ እንኳዕ ካባኻትክን ተፈጠርኩ
@user-lo7dc8jr4p
@user-lo7dc8jr4p 4 дня назад
ኣሰይይ ኣደዋይ ለዋህ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ይግበአካ እዩ መ/ር ፀጋይ ሓወይ❤🌺
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 20 дней назад
ማምይይ እፍፍ አብ ሓጎስ እውን 😢😢😢ኢዚይ ኣሎ ድዩ ፅግሸይይ ይግበእካ እዩ ❤❤❤
@user-td5cv1il1b
@user-td5cv1il1b 20 дней назад
መምህር ሓወይ ይግበኣካ ዩ በሓቂ ወላዲት ድማ ንፍዕቲ ጾሎትክን ይብጻሓዮ ።
@kisantasfaha7919
@kisantasfaha7919 2 дня назад
ኣይይይይይ ኣደዋይ ለዋህ ክቡር ሰብ መጠን ነፍሱ የክብረካ ዕድሜን ጥዕናን ይሃበን መድሃኒኣለም ይግበኣካ እዩ ጸጋይ ሓወይ ለባም ሰብ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ
@getahagos
@getahagos 20 дней назад
ተባርኽ ዝሃውና ኣደይ እኮ ካብ ኣለም ኣይትግነይ እረጅም እድመ ይሃብልን::
@mulugidena-ro6ip
@mulugidena-ro6ip 5 дней назад
ይንኣስ ይዕበ ውህብቶ ናይ ፍቅሪ መግለፂ እዩ ኣነ ንብዓት መፅእን ደስ እልኒ ❤
@user-tp8mp5zk2t
@user-tp8mp5zk2t 20 дней назад
እድል እዮ ፈጣሪ ሓሪዮካ ብሓቂ ይግበአካ ክብር መምህርና
@brktitkabo2588
@brktitkabo2588 20 дней назад
ዕድመን ❤ጥዕናን ❤ የሃብኩም ❤ ፈጣረ 🙏🙏🙏
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 20 дней назад
ፀግሽ፣ዕድመን፣ጥዕናን፣ይሀብካ፣እዚይትረፍ፣ካልእ፣ይግባአካ፣እንድዩ፣ማማየ፣ድማ፣ደስይብላካ፣መራቂ፣አይጥፋእ፣ጥዕና፣ይሀበን፣
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
እሰይይይይይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ እግዚአብሔር ኣምላኸይ🌿👏🙏⛪️)👏👏👏👏👏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@hiwilove19
@hiwilove19 19 дней назад
ደምርኒ ምዓረይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 дней назад
@@hiwilove19 ደምረኽኪ እየ ብቃደማይ🌹🌹🌹ንዓይ እወን ደምርኒ
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 9 дней назад
ብጣዕሚ ደስስስ ዝብላ ወላዲት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበን
@Hyat-ft2rk
@Hyat-ft2rk 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ይግበአካ እዩ መምህረይ ንኣደዋይ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ያሃብክን❤❤❤❤❤
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 20 дней назад
ምህረይ ብሓቂ ይግበአካ እዩ ካብ ኣዶ ምዃኑ ከዓ ዘይርሰዕ ውህብቶ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 20 дней назад
Egziabher Amlak ymesgen
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 20 дней назад
መምህረይ ብሓቂ ይግበአካ እዩ ካብ ኣዶ ምዃኑ ከዓ ዘይርስዕ ውህብቶ እዩ❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ🎉🎉🎉 ጀማሪት እየዎ🎉
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 20 дней назад
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 20 дней назад
_ክቡር መምህርና ፀጋይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሓቂ ደሰሰሰ ዝብል እያ ኣእቲና ስራሕካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓሰብካ ይሃብካ💞💞💞_
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 20 дней назад
የኔ አናተ ዐደመና ጥና ይሰጣህ ሰላም መምህረይ ይገብአካ አዩ❤❤❤❤
@dgstu5765
@dgstu5765 20 дней назад
ካሊእ እውን ይግበኣካ እዩ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤ንወላዲትና ውን ዕደመ ምስ ጥዕና ይሃበን ፈጣሪ❤❤
@shewit3442
@shewit3442 20 дней назад
ወለድና ፃዕዳ ልበን🥺❤
@yohanaeritrea9235
@yohanaeritrea9235 11 дней назад
Ebay asmara lbu tsedaa eyu
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 20 дней назад
መምህር ፀጋይ አብዚሑ ይባርኸልና ፈጣሪ ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክኣልኩም ❤❤❤❤
@JfsrHfft
@JfsrHfft 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 20 дней назад
ወይይይይ አዶዋይ አነውን በኽየ ማማነ
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 20 дней назад
ኣደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ክብርቲ ወላዲት🙏🙏🙏
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 20 дней назад
Memher Tsegay kab Egziabher kea zbeletse hyab khbeka eyu God bless brothers❤❤❤
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 20 дней назад
እሰይይይ ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ❤❤
@user-qw6fp3ee4c
@user-qw6fp3ee4c 19 дней назад
ይግባኣካ እዩ👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sudansudan2790
@sudansudan2790 12 дней назад
ትግርኛ መጻፍ በቻልኩኝ ዛሬ ,😢 እግዚአብሔር አምላክ መርጦሀል ተባረክ እንዲህ አይነት እናትም ያብዛልን 😭😭❤🙏
@trhasgide6583
@trhasgide6583 20 дней назад
ኣሰይይይይይይይይይይ ይግበኣካ መምህረይ ንህዝብ ክትሓስብን ክትጎይን እግዚኣብሔር ከኣ በረከት የዳልው እዩ እሞ ኣጆካ በረትዕ መፈጸምታካ የጸብቅ ካብ ኮንቱ ውዳሰ ይሰውርካ ክቡር ሓወይ🙏🙏🙏 ብርክቲ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉 ጀማሪት እየዎ
@ganoush3003
@ganoush3003 8 дней назад
ኣሰይይይ ይግበአካ እዩ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ❤❤❤❤
@hiwetghebre8958
@hiwetghebre8958 20 дней назад
Lebamn hiyaweytn ade dkamkan hiyawnetkan zeleleyet kbur mezekerta nkbur memhr Xegaziab rhus hiyab ygberelka FEQARIY 🙏🙏🙏
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 20 дней назад
ይግብኣካ ዩ ኽቡር ሰብ ❤❤❤
@Eruna1993
@Eruna1993 20 дней назад
ይግብኣካ እዩ መምህረይ 🙏🏼
@matuayneydesta5307
@matuayneydesta5307 20 дней назад
ይግበኣካ አዩ ቡሩኽ ሓወይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@fotofoto378
@fotofoto378 20 дней назад
ወላዲትና ፈጣሪ ዕድምን ጥዕናን ይዓድለን መምህር ፀጋይ ሓወይ ድማ ካብኡ ንላዕሊ ይግባኣካ እዩ እዙይ ንዓኻ ይንእስካ እምበር ኣይዓብየካን እግዛብሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 20 дней назад
ኣደይ ምዓረይይ መምህረይ እዚ ዶ ዓብካ በዙሕካ እዘን ኣደይ ቃላት ሲእነለን
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ🎉🎉
@simretgebre1445
@simretgebre1445 20 дней назад
Assey Yigbaka eyu Memhrey Adena win nay bhaki kibret Yihaben ❤
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 20 дней назад
Elllllllll ellllllllllll ellllllllllllll behqi gezabeher yehaben 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤💐💐💐
@frered3116
@frered3116 19 дней назад
Amen Amen 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 20 дней назад
ኣሰይይይ ዘን ኣዶ ብርክቲ ይደልወ ይደልወ ይደልወ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤❤❤ 💐💐💐💐 😍😍😍😍 ❤❤❤❤ 💖💖💖💖
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ🎉🎉
@godislove8937
@godislove8937 20 дней назад
ማማየ ሓላል ለዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙌❤
@felegbelay888
@felegbelay888 20 дней назад
እነይ መዓረይ እግዚኣብሔር ይሐግዘን፣ ይግበኦ እዩ ንስኻ እውን እቲ ገብሮ ዘለኻ ኩሉ ቐጽለሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ።
@WejeratAdey
@WejeratAdey 20 дней назад
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉🎉
@May-vt1jq
@May-vt1jq 20 дней назад
ይግበአካ እዩ ዕደመ ያሃበን ለባም ኣደና❤❤❤❤
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 20 дней назад
Aseyyyyy weladity kinday dasss ybelaka eyen adimen tianani yahabekin Ezgbeher memher yagebaka zyarsa wehewto eu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 20 дней назад
እግዚአብሔር እድሜክን የብዛሃዮ
@user-in9mk3xk4i
@user-in9mk3xk4i 9 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብከ ብሩክ ሓወይ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 20 дней назад
መምህር. ፀጋይ. ኽቡር ሰብ 🙏🙏🙏
@luwamnega6042
@luwamnega6042 20 дней назад
Eway. Anes aykealkun nayzen ade
@soshitube7215
@soshitube7215 20 дней назад
❤❤❤🥰🥰🥰ድስ እዩ ዝብል ይግበአካ እዩ ለባም ፀግሽ ሓወይ🥰🥰🥰
@fdg761
@fdg761 5 дней назад
ኣደዋይ ወለላ❤❤❤❤ ጥዕና ይሃብኽን
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y 20 дней назад
ናይ ድካም ዋጋ ዝተረዳኣ ወላድት እድመንጥ እናን ይሃበን ንስካ እውን ዘላኣለም እንዳከበርካ ንበር ዛሃወይ
@user-kd9sd1ud2c
@user-kd9sd1ud2c 20 дней назад
❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 20 дней назад
ይግበአካዩ ሓወይ❤🎉
@user-ix9rl1nn3y
@user-ix9rl1nn3y 10 дней назад
Atum sebat bjakom meza media nebya 50k kab grobetukum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amaniamani80
@amaniamani80 20 дней назад
አሰይይይ አደዋይ መዓረይ ❤❤❤
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 20 дней назад
ኣደዊተይ💚መምህረይ ይግበአካ እዩ😍🙏
@teshomegebremeskel4492
@teshomegebremeskel4492 10 дней назад
አዶና ፃዕዳ ልበን ንዓክን ሒዝና ትግራይ ዓደይ አዶ ትግራይ የዋህ ንብላ።ፈጣሪ ጥዕና ዕድመ ይሃብክን አዶና።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 20 дней назад
Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 20 дней назад
♥️♥️♥️♥️
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 7 дней назад
ኣደ ትግራይ ለዋህ ቅድመኪ ወለላይ ጎይታዋይለ ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤❤❤
@user-pl3jn4si8j
@user-pl3jn4si8j 8 дней назад
ይግበአካ እዩ 🎉🎉🎉 ወድነአ 🎉🎉ክበረልና ወላዳትና ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@asteralemseged281
@asteralemseged281 19 дней назад
ኣደዋይ ለዋህ ኑጹሁ ልብን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ምርቀን ይብፃሓና አሜን🤲🏻🥰❤️ መምህረይ ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጹኑዕ ርገፅ🙏🏻🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 20 дней назад
ፀግሸይ ለባም ሰብ ይግበአካ ምራቀ ወላዲትና ይስመረልካ ዛሓወይ ❤❤❤
@hareguzewdu6530
@hareguzewdu6530 20 дней назад
He deserve it this lady that is nice of her,gedam media is saving lives
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 20 дней назад
ኣደይ ማዓረይ♥️🥰
@Abeba1985
@Abeba1985 19 дней назад
ማማየ ዕዲመን ጢዕናን ይሃብኪን
@MhretTades
@MhretTades 7 дней назад
ክቡር ሰብ ይግበአካ እዩ ኣዶ ብርሃን ገፃ❤❤❤❤
@user-ij5yc1ir7y
@user-ij5yc1ir7y 19 дней назад
Memhr tsegay egzabher zbarekeka seb ika .eti hyab kea ygbeaka eyu kexlo zehawey ❤❤❤❤
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 20 дней назад
Memhrey yegebeeka eyu gena bezuh injera aleka neska Mamaway kea des keblaka yeaki mulue teena yehabken ❤❤❤❤
@user-bw6cs5le4d
@user-bw6cs5le4d 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣደዋይ ክብረተይ
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 20 дней назад
Eway ezen ades des kiblaka fkri zikona ade
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 20 дней назад
❤❤❤memhrey yigbieka eyu mamiye edmen tienan yihabelna ❤❤❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 20 дней назад
Adway maery eigizabher amlak newuh eidemen teina yhbkin❤❤
@asmaytbelay1262
@asmaytbelay1262 20 дней назад
Asey ezka wddka zhawey buruk .axeletka zekreni❤❤❤❤❤❤
@genet6293
@genet6293 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@user-no2si1hf7i
@user-no2si1hf7i 18 дней назад
አተ ጎበዝ ሰዉ ነህ
@jdjjdjd6242
@jdjjdjd6242 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 20 дней назад
ኣዶ ማዓር ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበን ይግበአካ እዩ ለባመይ ዕድመ ይሃብካ ኣቱም ወሃብቲ ገበርቲ ፅቡቅ ደው ወሉ ብዝወፀ ይተከአልኩም ክብሪ ታዓደሉ።
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 дней назад
@@hiwotkidanu7662 ደምርኒኒ
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፁቡቅ ምግቦሪ ንባልኮ እዮ❤❤❤❤
@user-gb1hu2ns5j
@user-gb1hu2ns5j 20 дней назад
አሰይ ኣደዋይ❤❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 19 дней назад
ኣሰይ ብርኽቲ ኣደ❤❤❤
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 16 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብረት ይሐብክን ማማዋይ ቡሩክ እዬ እሞ❤❤❤🙏🙏🙏ተባረክ
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 19 дней назад
አሰይ ክንደይ ደስ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ዝትረፈ ዕድሚኤን ድማ ይባረኽ ❤️❤️😍😍😍🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@selamasgodom4226
@selamasgodom4226 20 дней назад
Memhr ab lbi bzuhat aloka ajoka zhawey
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h 13 дней назад
ኣደዋይ ማዓረይ
@malataregawe8730
@malataregawe8730 20 дней назад
ኣሰይ ኣደዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤
@assass8589
@assass8589 19 дней назад
አደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይግበአካ እዪ ጎይታዋይ❤❤❤❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 10 дней назад
Meglexi sienelka egzabiher mulu tona yhabka fetari
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 16 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብረት ይሐብክን ማማዋይ ቡሩክ እዬ እሞ❤❤❤🙏🙏🙏
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 10 дней назад
Hawey fetari adiluka❤
@muluabeba4416
@muluabeba4416 19 дней назад
አደይ መአረይ ወድክን እዩ እግዚአብሄር አምላክ እድመን ጥእናን ይሃብክን 🙏🙏🙏
@drftdefs
@drftdefs 13 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Далее
кукинг с Даниилом 🥸
01:00
Просмотров 998 тыс.
5ተ ቤተሰብ ኩልና ኢና ሓሚምና
23:34