Тёмный

ክፍሎም ይከኣሎ-Kiflom yikealo- ኣለኩ እየ ዝብልየ Live @ Israel -Tel aviv Ethio -Eritrea 

BRANNA Tube (ብራና)
Подписаться 77 тыс.
Просмотров 171 тыс.
50% 1

kiflom Yikealo ኣለኩ እየ ዝብልየ Live @ Israel -Tel aviv ክፍሎም ይከኣሎ

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 436   
@tsehaye9438
@tsehaye9438 4 года назад
ኣታ ጅግና ንድሕረትን ንከይብሉኒን ዝሰዓረ.
@rodathailu2345
@rodathailu2345 3 года назад
ክፍሎመይ ሽኮር ኣንታ ጅግና አብ ዘለካዩ ስላምን የፍቅር ይምነይልካ ሓወይ ማዓርይ ናይ ባሓቂ ለባም ስብ
@ልእልቲግርማይ
@ልእልቲግርማይ 4 года назад
ሕጉስ ኢለ ኣነስ ኩልካ ህዝቢ ትግራይ ከማይ ታሓጎስ🇻🇳
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
ዕድለኛ እየ ናይካ ኣድናቂት ምኳነይ ክፍሎምየ ጎይታ ኩሉ ነብሱ ፍቅሪ💘
@zerhan879
@zerhan879 4 года назад
zayd schukorrrrr kefi zelki eiki
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
zidu 😉hii😜
@zerhan879
@zerhan879 4 года назад
@@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ rahwi schukorrr
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
😘😘😜
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 2 года назад
Bhaki gual tigray shikor
@lidulidya8273
@lidulidya8273 4 года назад
ኣየ ክፍሎመይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ከመይ ዲኻ ትሕጉሰኒ ናይ መን ዳኣ ክትወስድ ውላድ የማነ ባርያ እንዲኻ ህግድፍን ኣምሓሩን ከይጠፉኡ ሰላም የለን እንበር ህዝቢ ኤርትራን ተጋርን ዳኣ ቀደምና ፍቁራት
@دينو-ح7د
@دينو-ح7د 4 года назад
ኤረይ ንምርኣይ ትግራይ ንምርኣይ ዓድና ንምርኣይ ምቅናይ እወ ኣታ ኣምበሳ👍❤ ደለይቲ ፍትሒ ረጊፅኩምኒ ከይትሓልፉ
@የማነባርያ
@የማነባርያ 4 года назад
ኦይይይይ ደለይቲ ጸልማት እምበር ጉሓፋት
@yohannesgebrekirstos73
@yohannesgebrekirstos73 4 года назад
@@የማነባርያ yfetwo endye nere nezi derafay Abza GN kixelo jemre .miszom nkinxmber elna dna Anxar Hgdef nqales
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
የማነ ባርያ derafi da zefaqri kikewin alewo hawey ms hade xada derifu dedkewi jigna mibelkayo dey nhina Eritreaway ms habtemat ina knixga ndeli ane bwegeney kab xli wexe aleku fqri tiamu seb bmukana tray nkababer aytshaqel ka ms nbska tezarareb
@genethagos8518
@genethagos8518 4 года назад
ናይ ምንታይ ትግራይ ዓፋፍ ኤርትራዊ የ ኣነ ኮይስ ሎቃምጽ ወያነ ደኣ
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Xbuq aleka zyaday mqnay daa mqnay
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ከፋሊ ሽኮር ብድምጽኻ ኣዜ ,የ ዝግረም ደቂ ኤረ--ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ።
@luellilay5483
@luellilay5483 4 года назад
ሾኩሮካ ሙሎቅ ኣታ ረሳሕ ሰብ ሲእንካሲ ነዚ ሽኮር ትብሎ ካብኦም ዲካ ካብቶም ጸልማት መጻኢ
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Amen 3 zyaday zxaref seb kaa hlefo
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
@@luellilay5483 ክክክ ሰብ ዓቕሙ ,ዩ ዝገብር የቐንይርለይ ሓወይ ናተይ🙏
@mikitube5016
@mikitube5016 3 года назад
@@luellilay5483 jerfaf
@ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
ኣሜን ሓወይ ንኩላትና ሰላም ይሃበና እግዚአብሔር 🙏
@daalmidaalmi5759
@daalmidaalmi5759 4 года назад
ክፍሎም ይካኣሎ ወድቶም ሓላላት ነመስግነካ ፈታዊ ፍቅርን ፍትሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ንሐቂንበር
@ንሐቂንበር 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክፉሎም ሱሑል ጎሮሮ √√√√√√√√√√
@geneamha7584
@geneamha7584 4 года назад
Jegna enqee n FKRI zemerka!!! Eritreawyan fekarat ina bfkri nzmesana!!! We Love You Bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 4 месяца назад
ንኪሮስ ኣዘኪርካኒ 🥺ክፍሎሞይ እወ ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ ሰላም ፍቅረን ይግበረልና💛❤💙🌿🕊
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
የኔ የዋህ ፍጥረት ንዓኻ ዝከልፀሉ ቃላት ሰአነልኻ ከፋሊ የ 😍😍💙💙💙💙💛💛💛
@libanosabrhem9683
@libanosabrhem9683 4 года назад
ኣታ ጅግና ሰብ ንፍቅረ ክዝምር ኣለዎ ጸላእና ገደል ሸለው ይበል ፍቅሪ ፍቅሪ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 года назад
ክፍሎመይ ለባም ዓብይሰብ ደላይ ሰላምን ፍቅርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ጓልሸረኒ
@ጓልሸረኒ 4 года назад
ክፍሎምይ ጀግና♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥ ♥♥♥♥♥♥♥♥♥ፍቅሪ ጡዑም
@weditsegay809
@weditsegay809 4 года назад
እዋይ ኣብ ፍቅሪ ዘሎ ሂወት ክጥዕም ምሽ ፡ንምንታይ ግን ዘይ ንፋቀር ከምዚ ኢልና ኣብ ኩሉ ሂወትና ፡ሶ ብጣዕሚ ደስ ዘብል
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 4 года назад
Sheytan eba kirebh
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 4 года назад
ፍቅር ፅብቅ ህግድፍ ግን ፍቅር እይፍትውን እብ ስንት ዝle mekeret kimkir kab korona VAYires yimaHarena AMilak eiHIWAtey AMAN3
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
ዋይይ አሰይይ ፍቅር ጥዑም
@የማነባርያ
@የማነባርያ 4 года назад
ትግራይ !!!!!!ፍቅሪ ደሊኩም መጀመርታ ጉዳይ ዶብ !!!!!!ቅድም ንወድእ ሞ !!!!!!!ድሓር ፍቅሪ ዶ ወላ ሕውነት ትብሉ ተረዋእቲ ደቂ ደቃሉ ?ኣታ ክፍሎም ዲካ ወላ መን ኢካ !!!!!ምስ መን ኮይንካ ኢካ !!!!ፍትሒ ዶ ወላ ዲሞክራሲ ትብል ዘለካ ካብዚ ናትካ ናይ ባዓል ኢሰያስ ኣፍወርቂ ወላ ናይ ባዓል ፊሊቆስ ይሓይሽ ምስ ተጋሩ !!!ደምነት እምበር ፍቅሪ ወላ ፍትሒ ኣየድልየናን እዩ ምስቶም ፍትሒ ዶ ወላ ዲሞክራሲ ዝበልካዮ ድማ ጸልማት ፍትሒ ኢኩም ተምጽኡ እምበር እንታይ ጥቅሚ ኣለኩም ጉሓፋት
@wediama6965
@wediama6965 4 года назад
ነቶም እንባ ገነናት መራሕቲ ኣፍሪቃባ ከነገልግል ንሶም ሃገር ከም ውርሻ ኣቡኦም ክጻወቱላ እንበር ኣፍሪቃውያን ዶ በዚ ግዜ ጊላሉ ምኮና ብ ገዛእ ጸጋና ፡ባኒ ብኢድ ጸዓዱ ምተውሃበና
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 4 года назад
ክፍሎም ተስፋም ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ሰብ ፍቅሪ ክዝምር ኣሎዎ ጽልኢ ጸልማት ኢዩ ካብ ጸልማት ኩልና ንዉጻእ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 года назад
ክፍሎም ብጣዕሚ ንፉዕ ከያኒ ንዶ/ር ኪሮስ ኣለማዮህ ክዝክሮ ጌርካኒ !! ዕድመን ጥዕናን ንዓካ!!!
@deutstrau5165
@deutstrau5165 4 года назад
ኣላኹ እየዝብል ፍቅር እኹም ደቅዓደይ ማዓረይ💗💗💗💗💗
@ttschristianfirst5556
@ttschristianfirst5556 4 года назад
ብራቮ አጆኻ ኩፋሎም አንበሳ አቀራርበና አሕዋት ኢና ጸረ ህዝቢ መንደፋ ክንደይ ግዜ ጸላእቲ ክገብረና አጆኹም ተጋሩ አሕዋት አሐት ሐውኹም ካብ ኤርትራ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
kivi ጅግና ምስ ስድራቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏👆💑👈
@youtobe5439
@youtobe5439 4 года назад
እዚኣ ዘይተዋሓጠትልኩም ማይ ገይርኩም ኣዉርድዋ👆💖💖💖💘💘💘💘ስመር ትግራዋይ 💪💤💞
@teklit3568
@teklit3568 4 года назад
ኣነ ውላድ በድመ ኢየ ፡ ነዚ ዳኣ እንታይ ክውሓጠለይ፡ ኣብ መሬተይ በጥ ኢልኩም ሲ ኣሕዋት ኢና ፡ ግዜ ትርእይዋ ኣለኹም ፡ግን ከምቲ ናትኩም ኣታሓሳስባ ፡ ሕማቕ ክትረኽቡ ኣይንምነይልክምን ኢና ፡
@youtobe5439
@youtobe5439 4 года назад
@@teklit3568 ኣነ እውን ጎል ባድመ እየ ኣብ መሬት ኣቦይ ኣደይ ዳኣ ከም ደስ ዝበለኒ የምባላጥዕን ፈረቃን እበር ኣነ ናባዓለይ እውን ኣይህብን ናይማተይ እውን ኣይደልን ok ምስ ማንም ፉጡር ወድሰብ ከኣ ሰላም ፍቅሪ ይምነ።
@teklit3568
@teklit3568 4 года назад
@@youtobe5439 ዶ ? ግዜ ይነውሕ እንበር ፍርዲ ዘይብሉ መዓልቲ የለን ንስኺ ተወሊድክሉ ክትኮኒ ትኽእሊ ግን መበቆልኪ ግን ኣብኡ ኣይ ኮነን ።ብዝኾነ ሰላም በብዘለናዮ ፡ ዘይናቱ ዝምነ ሰብ ካኣ ግዜ ዳኣ ይነውሕ እንበር ክሳነት የብሉን ፡
@TesfayRaya1927
@TesfayRaya1927 4 года назад
ዘይዓረኻ ዓሪ ... ሃፍቶም ጅግና ናይ ብሓቂ አፀቢካ ረኺብካያ
@tdfy5827
@tdfy5827 4 года назад
ሸኮራት እኩም ደቂ ኤሪ🇪🇷 $ትግራይ🇻🇳 ክፈትወኩም 💕💓💗💘💖❤👈
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
አሰይይይ እታ አናሰ ከመይ ድየ ተሓጉሰ ❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 4 года назад
Bandera Eritrea aytrerakeso Gebresedemaweyan chenewti axmi.
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
Asmaer Asmaer abkulu dika enatexarefka tkeyd nsika txaref btegbar ka nsato yrika alowi kabu aythlef
@tomab4035
@tomab4035 4 года назад
Ezi wedi Kem gel aynet demetsi merewah ajoka zehawey
@medhnatsbha7056
@medhnatsbha7056 4 года назад
ናይ ሰላም ጻዕዳ ርግቢት ኢኻ እንተበልኩኻ ዝዓብየካ ኣይመስለንን! ከማኻ ዝመስሉ የብዛሓልና ኣምላኽ!!!
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 года назад
ህዝበይ ጥዑም ወኒ ንዓኻ ዶ እዝ ምተገብኣካ😪💊💊💊💊❤❤💊💊💊💪💪💪💊💊💊💪💪💊💊💊💊💪💪💪💊💊💊💊💪💪💪💊💊💊❤❤❤💊💊💊💊❤❤💊💊💊💪💪💊💊💊💪💪💪❤❤❤💪💊💊💊
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 года назад
ክፍሎሞይ ብምክንያት እየ ዝፈትወካ ግን ናይ ማዓዝ ይከውን 😭💔🇻🇳❤️🙏🙏🙏🙏
@yonasrezene2375
@yonasrezene2375 2 года назад
ትግራዋይ ካብ ዝኸውን ሓመድ ብልዑ ኤረይ ጻዕዳ ንዘልኣለም ትንበር
@ተስፋ-ለ4ቈ
@ተስፋ-ለ4ቈ 2 года назад
@@yonasrezene2375 ሓመድ በልዕ ንስካ ወድዛ ኣመንዝራ ደንብያ
@መጻኢፕረዚደንትኤርትራ
@ብዕድላ ጓል ትግራይ ከም ዝመስለኒ ቅድም ኩናት ምጅማሩ እዩ
@ttschristianfirst5556
@ttschristianfirst5556 4 года назад
አንበሳ ኩፋሎም ቁኑዕ ስነጥበባዊ አጆኻ ቆራቁሮ ህግደፋ በታቲኽካ አሕዋትና ምዃኖም ተጋሩ አረዲእካኒ ሞ አጆኻ
@fqrimskuluwediadam4098
@fqrimskuluwediadam4098 4 года назад
Kiflom Shkor l love you so much!
@godislove2470
@godislove2470 4 года назад
ፈላጥ ዝባሃል ከማካ እዩ ንፍቅሪ ዝዝምር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💝💝💝💝💝💝
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 2 года назад
aseyyyyyyy kiflomey fintsahhhh mesengileyyyyyy.......ab zelekhayo selammm b sirahkha kaa asalito yimineyelkha
@swits2886
@swits2886 Год назад
ብሓቂ ፍሉይ ሰብ ትግራይ ኤልትራን ሓደ ኢዲና እዚ ሕማቅ መግስቲ ፈሉይናበይ ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና
@senaitasgodom5504
@senaitasgodom5504 4 года назад
🥰🥰🥰❤❤🇪🇷❤❤ tegaru & Ertira ❤🥰🥰🥰
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 года назад
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ኣታ ስብኮይኑ ርእሱ ብፍቅሪ ከእምኖ ኣለዎ ፍቅሪ እዩ ዘፀብቀልና ኣሕዋተይ ፀላኢና ዓይኑ ይደፈን ፍቅርን ስላምን ልክልቲኡ ህዝቢ ኣድናቅትካ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 4 месяца назад
💛❤💙🕊
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
ኣሰይይይይይ ኣታ ክንደይ ዳኣ ደስ ክትብሉ ኢኩም ሰላምኩም ይብዛሕ እግዚአብሔር ፍቅሪ እዩ እሞ ብመንገዱ ይምራሓና ኣሜን (3)⛪️🤲
@solomontesefay3181
@solomontesefay3181 4 года назад
God bless Tigray and Eritrean people
@hh5249
@hh5249 4 года назад
ክፍሎሞይ ክፈትወካ ማዓት ዩ የዕቢካ ዝያዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
ክፍሎመይ ዝፈትወካ ምቃል ጎድነይ ኣርማ ፍቅርን ሰላምን ኩሉ ነብሱ ፍቅር ከፋል የ ሰላምኻ ይምነየልኻ ብዘለኻዮ 🙏🙏🙏🙏💋💋💋💛💛💛😍😍😍💙💙😍😍😍
@yelenannhaluksabzelena3783
@yelenannhaluksabzelena3783 4 года назад
ዘቅንእ ስነጥበባዊ ክፍሎም ይክኣሎ ሕልንኡ ድምጹ ትብዓቱ ክእለቱ ኣድኒቅካ ዘይጽገብ ስነጥበባዊ ሓደ ክንዲ ምልዮን
@misgantesfalem6664
@misgantesfalem6664 4 года назад
Nay bhaki des zbl eyu nzmex kea kabzuy nlaeli habirom deki tigrina ab hade meadi ehin mihin zbahalulu gize yemxealna .Thanks you kiflom hawey
@ኣሉጋልትግራይ-ፀ9ከ
@ኣሉጋልትግራይ-ፀ9ከ 3 года назад
ክፍሎመይ ኣብ ዘላካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ደላይ ሰላም❤😘👌
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 года назад
ክፉሎሞይ ሑቢ
@KibromMokenen
@KibromMokenen Год назад
Eritrea & TIGRAY. 👈✊️👌😇👍
@angesomasefa9489
@angesomasefa9489 4 года назад
ኩርዓት ሃገር ኢለካ ኣለኹ
@weldayhagos9254
@weldayhagos9254 4 года назад
በጃኹም ፍቅሪ እዩ ጥዑም ንፍቅሪ ንንበር I Love You Wedi Ykealo Shikor Qetslelu
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 года назад
ሃበን ደጌአን ኪፍሎም ኣጀካ ሃርበይና አካ
@ጽዮንአክሱም
@ጽዮንአክሱም 2 года назад
ከማኻ ለባም የብዝሐልና ክፍሎመይ 🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🕊🕊🕊
@AlemeyNatey-zi5me
@AlemeyNatey-zi5me Год назад
Hayet wedi meriti kiflom asli nay behaki jwgnaaa❤❤❤
@zendozeray4267
@zendozeray4267 2 года назад
ክፍሎም ሓውና እድመን ጥእና ይሃብካ ፈጣሪ🥰🥰❤❤⛱⛱⛱
@meryaabidela2053
@meryaabidela2053 2 года назад
we proud of you የቀንየልና ክብረት ይሓበልና 👍👍👍👍🙏🙏🙏
@meleye5577
@meleye5577 4 года назад
ፍቅሪ ፍትሒ ዝመዝሙሩ ከፋሊ ዓንብበልና አስከ.
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
ኣታ ጅግና ሰብ ንፍቅሪ ክዝምር ኣለዎ ጸላእና ገደል ሸለው ይበል ወይ'ከ ሎሚ ኣብ ሞጎ ዛኣቱ የለን ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ መን ክዋዳደራ ዚዝዝዝዝ በለ ኣብ ፍቅሪ ሎቢ ኣጸቢቀ ተሓጉሰ ኣለኩ ሰብ ብሓባር ኣብ ፍቅሪ ክትሪኢ ማምምምም
@mililalaozil2497
@mililalaozil2497 4 года назад
I like you bro you are very smart man✌️✌️✌️✌️
@altabob150
@altabob150 4 года назад
you are really right bro 🇪🇷🇪🇷👈
@k.gchanal5558
@k.gchanal5558 4 года назад
Ja bro xubuk alka
@meskelagezae1271
@meskelagezae1271 3 года назад
Selaeikum ydefen
@MhretFusuh-bx5ps
@MhretFusuh-bx5ps 3 месяца назад
ክፊየይ ጅግና💙💙💙💙♥️♥️♥️♥️
@shoshosa5604
@shoshosa5604 4 года назад
ክፍሎም ሽኮር ከመይ ዲካ ኣስሊ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ Год назад
ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ 30.12.2022 ካብዚ ንድሓር ዝሰማዕኩማ እግርኩም ሓፍ ኣብሉ።
@hanigerye3189
@hanigerye3189 4 года назад
እቲ ጸምልዩ ዝነበረ ፍትው ፍቕርና ኣተሓሳስብና እንተ ሃብቲሙ ጌና ነባርን ቀጻሊ ኢዩ ፡ ሰላም ዝህብ ኣምላኽ ብሰላምን ፍቕርን የሰስነና፡ that's super nice song handsome.
@ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
እወ ሓቅካ ክፍሎሞይ ንሃገረ ትግራይ ንምርኣይ ምቅናይ ጥራሕ ❤️💛❤️💊💊💊❤️💛❤️
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 4 года назад
Ata kilate hazbi habiru nkitreyo kindey ytiem ymeslekum kemzi kemay zitahagoskum telkum eske like bsam kefaly rugoxuni
@habesha855
@habesha855 4 года назад
ያጀምዓ ሪኢኩም ዶ ኣብ ፍቅሪን ጽልእን ዘሎ ኣፈላላይ ኣብየት ሂወት
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 4 года назад
Des kibl hizbi inteterediuwo hade hizbi mikana cool
@ELNAR93
@ELNAR93 4 года назад
ህዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ተፋቒርናን ተሓቆቂፍናን ክነብር ኢና ዝፈልየና የለን እቶም ነዚ ፍቕሪ እዚ ክሰምር ዘይትደልዩ ድማ ኣምላኽ ይፈውስኩም
@ስሓቦጉተቶ
@ስሓቦጉተቶ 4 года назад
ኣጆኻ ነቶም ክፈላልዩ ዝፍትኑ ክንጥሕኖም ኢና
@ibrahimadem8039
@ibrahimadem8039 4 года назад
Tray kab meretna ywsulna imber Ms hzbi tgray intay baasi do alena iyu
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 4 года назад
AMan
@wartime8927
@wartime8927 4 года назад
Village Tv zhawey fikri zixeli iko yelen hizbi tigray ka zigebero yebilun dey itom kondafat hiwhat iyom kemzixilu geremom
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
Kiflom shikor zeyt atwe yeblika ajoka fqri iu eti zbelexe❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ዛፉየጋልኣፅቢ
@ዛፉየጋልኣፅቢ 3 года назад
ሰላም ናፊቅናዮ ይዓኪ
@Fthi366
@Fthi366 2 года назад
Wela ane 🥺💊💙💊💙💊💙
@ዛፉየጋልኣፅቢ
@ዛፉየጋልኣፅቢ 2 года назад
@@Fthi366 ኣጆና እግዝኣብሔር ንመን ኢልዎ ሰላም ከውርደልና እዩ ድሕሪ ፀላም ብርሃን ኣሎ🥺❤️🙏
@Fthi366
@Fthi366 2 года назад
@@ዛፉየጋልኣፅቢ ከምቲ ጥዑም መልሓስኪ ይግበሮ😔🥰
@erimwedites9683
@erimwedites9683 4 года назад
From Eritrea much love to my Ethiopian people
@robelbeletse3030
@robelbeletse3030 4 года назад
Kefali ❤️
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኢረ ሓዉና
@ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
ክፍሎሞይ ጅግና ኣቦ ፍቅሪ ተባዕ መንእሰይ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ሓወይ ናተይ 🙏
@haben807
@haben807 4 года назад
i love you forever ትግሪኛ people
@ምቅናይበለኪሮሰይ
@ምቅናይበለኪሮሰይ 4 года назад
ክፍሎሞይ ፎትየካ ክሞውት በቃ
@akileakile3263
@akileakile3263 4 года назад
እሞ ኣጥምዬ እንበይ ክክክክ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 4 года назад
Emo tefendedelu embey 🤣🤣🤣
@angosomsolomon3212
@angosomsolomon3212 4 года назад
ዓጋመ ለመንቲ
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 года назад
🤔𝕒𝕥𝕒 𝕜𝕟𝕕𝕖𝕪 𝕥𝕣𝕖𝕤𝕙𝕦 𝕒𝕗𝕜𝕦𝕞 𝕫𝕕𝕘𝕕𝕘𝕖𝕟𝕒 𝕚𝕟𝕒 𝕟𝕗𝕖𝕥𝕦 𝕞𝕚𝕤𝕙 𝕗𝕢𝕣𝕚 𝕫𝕙𝕒𝕓𝕖𝕟𝕒 𝕜𝕖𝕒 𝕩𝕖𝕣𝕗𝕚😢
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
@@angosomsolomon3212 agam eko adi eyu kemti keren asmera zbahal adi eyu ane hji asmera eile txerfekasi entay ysmeeka xbuq ysmeeka ewe kemeu eiyu xbuq zsmeena muqurey
@tzehayeberihun9981
@tzehayeberihun9981 4 года назад
ኣጆኻ GBU
@leteslasehailu8362
@leteslasehailu8362 Год назад
ሽኮረይይይይ
@ጓልእሮብኦሮባ
@ጓልእሮብኦሮባ 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደስ ባሃሊ ብሓቂ
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ሽኮሪና
@selambrhane1993
@selambrhane1993 3 года назад
ክፍሎመይ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ቋንቋናን ባህልናን ንምዕባይ ነቲ ሓደ ኣካል ኣብ ክልተ ተመቂሉ ዘሎ ህዝቢ ሓደ ኣካል ንምኮን እትገብሮ ዘለካ ቃልሲ ቀፅሎ ክብሪ ይሃብካ ካኣ ልዑል ክብሪ ዬግበአካ ኢዩ
@ሜሪጋልትግራይ-የ4ቈ
@ሜሪጋልትግራይ-የ4ቈ 3 года назад
ኤርትራውያን ብቅንኢ ገመድ ክሰቅሉ እዮም ዞም ደናቁር ኣብ ኮመንት ይፃረፊ ኣለው ኣይትተሃመሉ የይ😄
@Fthi366
@Fthi366 2 года назад
ኣበይ እሞ ኣሕ እንተዝጠፍኡልና ከማን ደቅ ጎንደር ማዳ ሃገር ብራርያ ደምብያ እርይራያት😂😂
@abitekle6818
@abitekle6818 4 года назад
ይበል ይበል ከፋሊ ኣባጠረግ
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 4 года назад
Keflom ykalo anta abo fqri kulu gze nfqri ms zemerka kulu ktbl zetemelka, edmen tenan yhabka kbretey natey. 🇪🇷🇪🇷❤❤👏👏✅👈👈👍👍👌👌👌💝😍🙏
@abielashebr4963
@abielashebr4963 4 года назад
ህግደፍን ወያነን ከለዉ ኣብ ዓለም ሰላም የለን ።
@genetmehari8812
@genetmehari8812 4 года назад
ታሪኮም ታሪክ ጀጋኑና እዩ ክንሓኮ አይንክእልን ስለ ሰላምን ፍትሕን ዝሓለፉ ሰማእታትና ንዘክር
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 4 года назад
Gannath Mehari hgdef zkefelo jgnnet yelen
@mikialealem4243
@mikialealem4243 4 года назад
Weyane tay garu
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 3 года назад
😜😜😜🍼🍼👈💙💙💙💙❤❤❤❤❤💛💛💛💛💚💚💚💚🌿🌿🌿💙💙💙
@abielashebr4963
@abielashebr4963 3 года назад
@@genetmehari8812 ክሕከኽ ስነ ሓሳቦም እንተ ዘይ ተሓኺኹ እዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ረኺቡ ማለት ኣበደን ።
@GueshAnde
@GueshAnde 15 дней назад
Kefeli king❤❤❤❤❤
@ሳሚኤልተኸስተ
@ሳሚኤልተኸስተ 4 года назад
Tegaru yehwatna des behalti we love you
@mesfinmekonnen2066
@mesfinmekonnen2066 2 года назад
Good job 👍
@sisaytareke1858
@sisaytareke1858 4 года назад
More Respected!!
@machwegdektatorvonunsereml7186
@machwegdektatorvonunsereml7186 4 года назад
The People of tigray is our People, but the gov,t of tigray is our eneimes
@eritrealomi9806
@eritrealomi9806 4 года назад
what about the government of Eritrea?
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
@@eritrealomi9806 hgdef enemy of eritrean people and enemy of tigray people and weyane is enemy of eritrean people !
@efremghebresilasie5554
@efremghebresilasie5554 4 года назад
ህግደፍከ???
@machwegdektatorvonunsereml7186
@machwegdektatorvonunsereml7186 4 года назад
@Fiyori Gebremeskel23 ur Wright
@safsaf715
@safsaf715 3 года назад
እዚ ለዋህ ክልተ ህዝቢ ከምዚኣ ተሓቃቂፉ የርእየና ።
@ጆንሐላል
@ጆንሐላል 4 года назад
ሰላም ኣሕዋተይ ፈለማ እዚ ዓለም ኣጨንቁ ዘሎ ሕማም ኮሮና ጠፊኡ ናብ ንቡር ህወትናን ከምቲ ባህልናን ዘዕበየና ምትሕቁቃፍ ፍቅርን ሓልዮትን ንክንምለስ ይምነ ። ብምቅጻል ድማ ሰብ ክንስና ግን ከም ሰብ ምሕሳብ ኣብዩና ብፖሎትካ ብሃይማኖት ብሃገርን ብቓንቓን ተከፋፊልና ነንሕድሕድና ክንባኣስን ክንጻራረፍን ኣብ ንውዕለሉ ኣብ ዘለናሉ ግዜ ከም ባዓል ክፍሎም ዝበሉ ለባማት ሰባት ምርኣይ ዓብይ ትዕድልቲ እዩ ። ኣስተውዕል ንኡሰይ :- ሃይማኖት ናይ ውልቀ እዩ መንግስቲ ተከደ መንግስቲ ይትካእ ህዝብን ሃገርን ግን ህልዊ እዩ ስለዝይ መንግስትታት ንባዕሎም ክጥዕሞም እሎም ዝበልዎ እናደጋገምና ምዝራብን ኣብ ልዕሊ ህዝብታት ጸለመን ባእስን ቅሚን ምዝራእ ዘይኮነስ ነቲ ሕሉፍ ከም ታርክ ሎሚ ከም ህያው ጽባሕ ድማ ተስፋ ገርና ንዛ ዘለትና ግዜ ብሰላምን ብፍቅርን ንሕለፋ ።
@abrahamadhanom7117
@abrahamadhanom7117 4 года назад
Kefali tebaetay zkone hrmet krar kemey dika thguseni
@yasminali1715
@yasminali1715 2 года назад
Wow yes you are right
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 2 года назад
ኪሮስ ኣዘኻኺሩኒ ቀጽሎ❤❤❤❤❤
@andomnegasi9726
@andomnegasi9726 2 года назад
ክፍልሸይ ነብሲ ሰላማዊ ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤
@samnatu6592
@samnatu6592 4 года назад
ንበር ህጠጠር ንሓያላት ስበር ናትኩም ያ ሀገር ከፊትካዮ ኣእምሮና ወሲድካኒ ንጾሮና ዘኪረዮ ዐሊቴና መረብ ሰቲት ዉዕሎ ጂግና ጎዳጉዲ ከናለና ጨካን ስርዓት መፍቶት ጓና ንሱ ኮይኑ ዕንጨትና ሰላም የለን ከይጠፈአ ጓዉና ንተኣከብ ብዘለናሊና ንጉሱ እዩ ምስጢር ናይ ዓወትና።
@ስደተኛ-ኈ8ፀ
@ስደተኛ-ኈ8ፀ 4 года назад
ኣሕ ማዓስ ኮን ይመጽእ ይኸውን ሓቢርና ንሕጎሰሉ ግዜስ
@tg4770
@tg4770 3 года назад
Kulu nimreay ewe wedey Kiflom jegna hiwona. Tigray will prevail
@trrrky1
@trrrky1 4 года назад
Keflom thhhhhhhb love you
@منصورفوز-ع6ذ
@منصورفوز-ع6ذ 7 месяцев назад
Awestruck and tiasd
@YohanesYohanes-yc9kv
@YohanesYohanes-yc9kv 4 года назад
ብታአሚ ጽቡቅ ፍቅሪ ፍቅሪ
@ML-vw3hi
@ML-vw3hi 4 года назад
Wonderful, gigna wedi erey
@akberetberhane3014
@akberetberhane3014 3 года назад
KIFILOM HAWEY NAHITEY FITIWITIW INA NEBILEKA HIWETIKA MIS KULU SIDRABETKA IWIT KUNELINA TEBAREK
@asgedombeyene5438
@asgedombeyene5438 4 года назад
waww long live tigray tigregni
Далее
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
TRENDNI BOMBASI💣🔥 LADA
00:28
Просмотров 680 тыс.
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 319 тыс.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Kiflom Yikealo concert in Holland 2022 part 8
24:03
Просмотров 101 тыс.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45