Тёмный

CHURA MEDIA NEW TGRIGNIA MUSIC 2024 KIFLOM YKEALO (ይገይሽ ኣለኹ) 

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Подписаться 128 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳውንሎድ ጌርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#chura #media #tigrignamusic

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 763   
@mussietn1966
@mussietn1966 4 дня назад
ኣድነቕቲ ክፍሎም like ኣግርጭው 🎉
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 4 дня назад
❤❤❤❤
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 4 дня назад
5 ዓመት ላይክ ለሚንካ 😂😂
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 3 дня назад
5ዓመት ንለማኒ ከይተኮብካ ​@@jesusmaryam8164
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 дня назад
​. Emeneni ane ab kulu ye zreyo kemzi natey zfelto yhlu do enda belku meliskalu 😂😂😂
@Danini-o1i
@Danini-o1i 3 дня назад
​@@Dfbbhbj😂😂😂😂😂😂😂 lomi nay lbey sihiqe
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 4 дня назад
🎵 🎶 🎼 ይበል ጥበብ ዓቃቡ መንነቱ ተስፋ ህዝቡ🩵ኣካ ጩራ ⛅️
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 дня назад
Kid temahirka mxae qanqa drbay 😂😂
@user-bl1qv3cx7i
@user-bl1qv3cx7i 3 дня назад
ስቅ በል ሃሳስ 😂😂😂😂😂
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 4 дня назад
ክንፈዋይ ብሉፀይ ከምዚይ ከማይዶ ዝፈትዎ ይህሊ እስኪ ላይክ👍 ሃብኒ❤🎉🎉🎉🎉🎉
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 4 дня назад
ጩራ ባንድ ብርሃን ሕብረተሰብ ትግርኛ ባህልን መንነት።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 дня назад
Ney biheki kiburit yihiwetina aenibesatati deleyti fithin selam komiaefikum yigiberelina aeb hetir gize bitaeimi nufuaet aemilak eidimen tienan yhebikum
@መንነተይእዩክብረተይ
ወዲ ህዝቢ ኣርማ ሰላም ይበል ስራሕ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ኣነስ ክፈትዎ❤💙
@redbag3453
@redbag3453 4 дня назад
*መንነቱ (ብሄሩ) ዘኽብርን ፡ ብትግራዋይነት ዝፍሳህን ጥራሕ Like ይሓበኒ* የቀንየልይ ክፍሎማ ንጉስ❤🎉
@Eritreanloveshow
@Eritreanloveshow 4 дня назад
😂😂😂😂😂 Tigrawya lemani dea entay kefsah seraqi qetali ahwatu do aykonen 😂😂😂
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 12 часов назад
Tgraway Gele abzi entay amxiwo ya hubushey gdefuna eritreawi endiu tigrigna culture 😂😂😅😕😉🫱🏽🫲🏽🤜🏽🤛🏽
@sarassss5088
@sarassss5088 4 дня назад
ክፍሎመይ ኣርማ ፍቅሪ እኮ ኢካ ንሰካ ዝሓወይ ፅብቅ ሰራሕ ካምወትሩ ብሉፀይ ጭራ ባንድ ጭራ ብርሃን ኢኩም ንሰኩምለ ናይፀለማት ግዘ የሕዋትና❤
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
ክፍሎመይ ኣርማ ሰላም ፍቅር ፈታው መንነቱ ን ወናነ ሙሉአ ሕልና ብሉፀ ሰብ ወድ ህዝብ ብሉፅ ስራሕ ኣጀኻ ወገነይ ዝፈትወካ ሓፍትኻ ጋል ትግራይ 💙💙🙏😍🌿💙💙👌👌🌿🌿😍😍🌿👌👌👌
@johnandebrhan9941
@johnandebrhan9941 4 дня назад
ጩራ ባንዲ ብሓፈሻ ክፍሎም ከኣ ብፍላይ ጩራ ተስፋና ጩራ ብርሃና ኢኩም ሰሱንላን ሰውዱልናን ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኩም የሕዋተይ
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 4 дня назад
ርሑስ በዓል መስቀል እንቃዕ ኣብጽሓና ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ባህልና ዝመስል የለን 👍💙🥰🌻🌽🌼🕊️🩵
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 4 дня назад
ከፋሊ ዓርከይ ኩልግዜ ዕውት እንዲኻ ናይ ሎሚ ከኣ ፍልይቲ ዓወት ብፍሉይ ቅዲ ዜማን ግጥምን ካብቲ ፖለቲካ ኣመንጉው ኣቢሊካ ምምጻእካ እሞ ድማ ኣብ መስቀል ንግዚኡ ነመስገን ክብሪ ይሃበልና ኢለ ክዛዝሞ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 4 дня назад
ከፋሊ ወትሩ ብሉጽ ናይ ዘመና የማነ ባርያ ኢካ ብጣዕሚ አየ ሰሚዐ ዘይመንዎ ስርሓትካ ላይክ አስከ ሃብለይ💚💙👍👍 🥰🥰🥰🥰🥰
@sikeyyygrande
@sikeyyygrande 3 дня назад
Do
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 дня назад
እንቋዕ ብድሓን መጻእኻ: ክፍሎም ይክኣሎ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ። 💛❤ 💙
@Yorkabeley
@Yorkabeley 4 дня назад
ብሃንቀውታ ክጽብያ ቀንየ ከፋሊ❤❤ይበል ጥበብ
@ruthh1755
@ruthh1755 4 дня назад
Beautiful song Kiflom as usual 🎵🎵 Rihus beal Meskel ✝️ 🙏🙏 amete selamin rahiwan fiqirin yigiberelina 🙏🙏💙💙
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 4 дня назад
ክፍሎመይ ጀግና. ወዲ ህዝቢ ክቡር. ሓውና. ከም ወትሩ ብሉፅ ስራሕ ቀፅለሉ. ክቡረይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ. ዝፈትወካ ክቡር. ሓውና 🙏🙏❤❤❤❤❤❤😘😘ጩራዊያን ኩርዓት መንነትና ከመይ ከምዝፈትወኩም ክቡራተይ ክብሪ ነዓካትኩም 🙏🙏❤❤❤❤💙🎉💚💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💙🎉💚🎉💚🎉💚🎉💙🎉💚🎉
@gabigunners8073
@gabigunners8073 4 дня назад
ከፋሊ ልበይ ትረኽበኒ ኣለኻ ኮ ዑፉነይ እንዳጠበስኩ ኣብ ቅርዓት ዓደይ ሆየ ምባልን እምበር ተራእዩኒ።
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 4 дня назад
የውሃንስ መስቀለ ሆየ ሆየ ትብል ዝነበርካ ብሰንኪ ስደት ዝገደፍካዮ Like ጽቀት ን Kflom ክኣ Share and like ንግበረሉ ❤❤ ብሃልና ጥዑም ኣብ ዝሓጸረ መዓልቲ 1M ነብጽሓያ
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f 4 дня назад
እንኳዕ ኣብጸሓኩም ሰማዕቲ ትግርኛ🎉 kiflom good job❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@KilmanBeletse
@KilmanBeletse 4 дня назад
ከፋሊ ጅግና ኣርሓ ጥበብ ኸም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤
@Danait-h4c
@Danait-h4c 4 дня назад
ክፍሎሞይ ኣቦ ፍቕሪ ሰላም እንኳዓ ብሰላም መፃኢካ ሓወይ ናተይ መኽበር ባህሉ ቛንቑኡ ማንነቱ ❤❤❤❤❤
@Filmon680
@Filmon680 4 дня назад
Happy Awdeamet Deqi Meley 🩵🩵🩵
@SamuelKiros-t4i
@SamuelKiros-t4i 4 дня назад
ንሕልና ዝመጻደቑላ ብዙሓት እዮም። ዝነብርዋ ግን ውሑዳት እዮም። ክፍሎመይ ከኣ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ኢኻ። ንሓርነት ካብ ውሽጥኻ ከም ትደልዮ እንሆ ገጽካ ይምስክር።❤
@joelhaile5466
@joelhaile5466 4 дня назад
ክፍሎም ሓወይ ጂግና ወራሲ አምላኽ ዕድማን ጥዕናን ይሃበለና ቀጽሎ ብጣዕሚ ናይ ውሽጢ ስሚዒትና ትገልጸልና ምህላውካ ሕቡናት ኢና ❤❤❤❤❤❤
@ዓንዲትይክኣሎ
@ዓንዲትይክኣሎ 4 дня назад
እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ሓወይ መዓረይ💙💙💙
@teweldebrhanabreha1293
@teweldebrhanabreha1293 4 дня назад
እግዚኣብሄር ይከኽበር ይመስገን!! ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ተፈጥራዊ ስራሕ ታሰሪኽና ባህልናን መንነትና ዝገልጽ
@heriheri369
@heriheri369 4 дня назад
ክፍሎመይ ወገነይ❤🥰💙💚ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ደስ ዝብል ስራሕ ዩ በርትዕ ወዲኖዋይ❤❤💚💙🥰♥️☺️
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
ጭራውያን ሰብ በሩህ መፃእ ይመችኹም ወገናተይ 🌿👌💙💙💙🙏💙💙💙
@samikemey9241
@samikemey9241 3 дня назад
Tank's meqalesti gale tigray shikorrr abe mexaeti Eritrea ka aleki ❤❤❤
@መንካብመንኣብመዓርነትንእ
ኣነስ ካብቶም ዝምሱጡኒ ስነ ጥበባዉያን ኤርትራዉያን ጭራ ባንድ ዮም እንድዒ ነዓኹም💁 ጥበብኩም ይሰስን ፍትሒ ሓቂ ምሳኹም ዩ ዘሎ እሞኑኒ ንዘመነት ተዘከርቲ ኢኹም።
@Wedi__Aniki
@Wedi__Aniki 4 дня назад
1🎉🎉..ኮሜ ብ"ድንግላ"😊
@natnaelteklewiny2750
@natnaelteklewiny2750 4 дня назад
hawena ekuan bedehan methaka wedi jeganu NHAMEDU💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Kiduberye
@Kiduberye 2 дня назад
My favorite ❤️!! Singer!! ክፍሎም!! ዕድመን ጥዕናን::: ይምነየልካ!! ቃላት የብለይን!! ዝፈትዎ !! እብ ጎኒ ውፁዕ ህዝቡ ጠጠው ዝበለ!! እቤት ድምፂ!!!❤❤❤
@BiniamTeame-mm9xp
@BiniamTeame-mm9xp 4 дня назад
ዕንቃዕ ብሰላም መጻካና ከፋ ሱሑል ጎሮሮ
@Eritreaforeritreans-o1r
@Eritreaforeritreans-o1r 2 дня назад
Ahhh ndhrit imber meleseni adey hzbeyn kea bzuh fetawi kitrekb edmen thnan yhabka ❤
@michealtesfamariyam-kf9cf
@michealtesfamariyam-kf9cf 4 дня назад
ብዘይ ባህልን መንነት ክብረት የለን ብጣዕሚ ኣድኒቀካ Good job ✅️👈bro koxelo 🇪🇷
@Filmon680
@Filmon680 4 дня назад
Ruhus Beal Deqi Meley 🩵🌿 Share & Like Negbera Eza Serah nay Kiflom Yikalo Wedi Hizbi
@tomaskidane217
@tomaskidane217 4 дня назад
ገሸ መጽየ ኩሉ ዘኪረ ይምለስ ዶ ኮን ከምቲ ዝነበረ😢
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 дня назад
እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ክፍሎም ርሑስ ባዓል መስቐል ይግበረልና ብልጽቲ ደርፊ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ 💙💚💙
@weditgray-ho2yn
@weditgray-ho2yn 4 дня назад
Kflom❤ድምፂ ዉፁዕ ህዝቡ ኣድናቒኻ ወዲ ራያ ትግራይ❤🎉🎉🎉
@fuhur
@fuhur 4 дня назад
እንቛዕ ብደሓን መጻእኻ ❤❤❤
@SimayooTess
@SimayooTess 4 дня назад
ጩራ ባንድ ካብ 2015 ክሳብ ሕጂ ይከታተሎም እየ ክሳብ ሕጂ ክኣ እንትርፊ ጽቡቅ ካልእ ዘይትሪኦሎም ብሉጽ ስራሕ ሰብ ሕልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 дня назад
Nay biheki seb selam seb fihi derifo wala gitim ab kulu gueizekum aedey mariyam mis weda theliwekum
@MiliMili-d3b
@MiliMili-d3b 4 дня назад
ኩፉሎም ሓውና ፅብቅ ሰራሕ ካምወትሩ❤
@IssackBerhane-dq1zx
@IssackBerhane-dq1zx 4 дня назад
እንኻዕ ኣብጽሓና ዮውሃንሰ መስከለ💙💙💙💙ላይክ ከይገበርካ ከይቲሰግር
@grmazgikidane6172
@grmazgikidane6172 4 дня назад
Welcome king of music Please like share ❤❤❤❤
@goforit1637
@goforit1637 4 дня назад
ድሕሪት መሊስካና "ናብ ቤትና ቀጽል ብፃይ ❤❤❤
@hayleabyibrah7394
@hayleabyibrah7394 4 дня назад
Enkae bdehan metsaeka kuflom arkey wetru bults srah
@yosiefasefa
@yosiefasefa 4 дня назад
❤❤❤ ጥበብካ እድሓደረ ይሰስን ከፋሊ ቡዙሑ ተዛክ ሮታት ገርካልና❤❤❤
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 4 дня назад
Kflom bal drb hlna xbuq srah❤❤❤
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n 3 дня назад
ክፍሎም መርአያ ሰብአዊነት ዓቢይ ደላይ ሰላም ደላይ ፍቅሪ ደላይ ሓድነት ❤❤❤❤❤
@ሕልናእዩምንባሮ
@ሕልናእዩምንባሮ 4 дня назад
ኣርሓ ጾሮና ወዲ ይክኣሎ ተባዕ እንቃዕ ድሓን መጸካ ❤🫶🏽💎💙💊🫵🫂
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 4 дня назад
ክፍሎም ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ።ኣብ ዜማ ግን ምስ ናይ ቆርጫጭ ዶ ትማሳሰል ገለ በሉና እቶም ናይ ሙዚቅ ኣፍልጦ ዘለኩም።
@WediBrhane-t6h
@WediBrhane-t6h 4 дня назад
ዋው ገለ ኣይነት ስራሕ ከፋሊ ቀጽለሉ
@Dejenlife143
@Dejenlife143 4 дня назад
ከም'ዚ ሎሚ ስድት ከይኮነ ባህላዊ ሓወላና።
@akilove3701
@akilove3701 4 дня назад
ክፍሉሸይ ፁኑዕ ወገን❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@70wit
@70wit 4 дня назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ፍትዉ ናየ❤❤❤❤
@Zizu-l7p
@Zizu-l7p 4 дня назад
ክፍሎመይ እቲ ብሕልሚ ብመንፈሰ ብጋህዲ ክከውንዩ ሓደ መዓልቲ 🙏😘
@MulueTadese-k4c
@MulueTadese-k4c 4 дня назад
እዋይ ክፍሎም ወድሓውቦይ ልበይ ረኺብካኒ ኣብራሃም ምስግና ድማ ጽቡቕ ግጥሚ በዚጋጣሚ በርትዑ ኣድነቕቶም ላይክ
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
እንካዕ ድሓን መፃካ ወዲ ትግርኛና💙😍😍😘😘
@TesfaalemElyas
@TesfaalemElyas 4 дня назад
ክምዝ ክማይ ዶ ንክፍሎ ትፍቲዋ ዶ❤❤❤❤❤❤❤
@Mengs-t5u
@Mengs-t5u 4 дня назад
ብሉጽ ስራሕ፣ ኣይከምተጸበኩዋን ግን።
@Mile.nm4dz
@Mile.nm4dz 4 дня назад
ከፋሊ ብሉጽ ስራሕ፡ ጩራ ባንዲ ኣክበርቲ ባህሎምን ህዝብን
@THazemo
@THazemo 4 дня назад
ርሑስ በዓል መስቀል ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ከፋሊ❤❤❤❤❤
@awetbrhane3174
@awetbrhane3174 4 дня назад
ከፋሊ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ንመን ኢልዎ እዚ ኩሉ ሕልምና ብሓይሊ ፈጣሪ ክገሃደልና እዩ💙💙💙🙏
@natsenat6087
@natsenat6087 4 дня назад
ከምወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ከፋሊ ሓወይ👌 ❤❤❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 4 дня назад
ኣጆካ ወገነይ ኩሉ ክስምር እዩ መንዳንኡ ንመን እልዎ ፈጣሪ❤❤ ኣጀኩም ኣጆና ❤❤️ ❤️
@TesfamichaelGebrehiwet-zc7kv
@TesfamichaelGebrehiwet-zc7kv 3 дня назад
ኣብ ውሽጥና ዘሎ ስምዒታት እትገልጽ ጥበብ።ንሕልንኡ ዝግዛእ ሰብ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓጎስ'ዩ ዝነብር።ንስኻ ከኣ ከምኡ'ኻ።ተባረኽ። እዚ ከም ደቂ ዛግራ ተዘሪናሊ ዘለና ዘመን ክቕየር'ዩ።
@gghj3321
@gghj3321 4 дня назад
ሰላም ይፍጠረልና🙏♥️
@SemirGebre
@SemirGebre 4 дня назад
ክፍሎማ ኣርማ ፉቕሪ እንካዕ ብስላም መፃኻ ክቡር ሓውና ❤ጭራውያን ስብ ሕልና ክብሪ ንዓኹም🙏💗💖💙💙💗
@Peaceforeveryone-l8i
@Peaceforeveryone-l8i 4 дня назад
"ሓደ ካብቲ ሻዕብያ ንኽጠፍእ ዝሰረሓትሎም ስራሕ እንተ'ሃልዩ ባህሊ፥መንነት ዝብል እዪ... ኣብ መንነትናን ክብርታትናን ንኸይንጥፍእ ትገርዎ ዘለኹም ስራሕ ጽባሕ ንጉሆ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘይርሳዕ ክብሪ ኣለኩም ጩራ ባንዲ💙 ንኹሎም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉ ኸኣ ምስጋና ይግብኦም🙏😍👌
@baylulasfah615
@baylulasfah615 4 дня назад
🥰💙🥰💙🙏
@meragebremeskel5721
@meragebremeskel5721 4 дня назад
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ክቡር ስነጥበባዊ ክፍሎም ይከኣሎ💙💙💙🙌🏽🙌🏽🙌🏽
@birhanedesta9717
@birhanedesta9717 4 дня назад
ትግርኛ
@AmenayKflzgi
@AmenayKflzgi 4 дня назад
Abo tigrigna kefali🤴🫅🫅
@ህያብ
@ህያብ 4 дня назад
ከፋል ክብር ሓው እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ጎይታ ኣነ❤🤴
@gghj3321
@gghj3321 4 дня назад
💛🥰
@tesfahoffnung914
@tesfahoffnung914 4 дня назад
Kefali xubuk srah 💙💙💙
@Nahomandu-g9v
@Nahomandu-g9v 4 дня назад
ኣታ እዚ ስ በረቂ best of the best kiflom ykalo so conutnise❤❤❤❤ lovu❤❤
@Wiz-Mile-143
@Wiz-Mile-143 3 дня назад
ገለ ካብ ሰንደቅ ዕላማይ ብጭልፋ ዝረኸብኩላ ደርፊ Good Job ወዲ ይካኣሎ ❤❤
@DKG-27J
@DKG-27J 4 дня назад
Well come back Kefali kuluna brged nhamedu like comment share subscribe ngber ndeki meley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@destawegahta8572
@destawegahta8572 4 дня назад
Kflom kab zftwo 1 eu Abti hmak gize ab goni tigray koynu ztekales hawey Kulu gize kbri aleni neaka ❤❤❤❤
@user-ze7et6gj8k
@user-ze7et6gj8k 4 дня назад
ክፍሎም ን ፉዕ ኣርቲስት ትግርኛ ኢኻ ክብሪ ይግበኣካ
@FerzghiBerhe
@FerzghiBerhe 4 дня назад
ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ከፋሊ ጀግና ወዲ ህዝቢ
@goytomteksemariam7342
@goytomteksemariam7342 4 дня назад
Good job keep going Kefali bial metkel🎉🎉🎉❤❤❤
@tesfitaregay8134
@tesfitaregay8134 4 дня назад
Welcome kefali Abesa ney bhaqi xubuq serha 🌿🌿🌿💯💯💯✅️✅️✅️
@helentsegay3458
@helentsegay3458 4 дня назад
Welcome selam yewrd yaki ❤
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi 4 дня назад
Welcome kefali💙🌿🌿💙💙💙💙💙💙🥰🥰
@kiros123
@kiros123 4 дня назад
Chura bandi ,Tigrina music ilkum mx ankum xbuk tebeguso eyu. Gn eritrian Tigrina music tezkewn zbelexe neru.mknyatu,esti surch zgebr iritren musik ilu eyu zixhf.
@TeklesenbetMelake-x6m
@TeklesenbetMelake-x6m 4 дня назад
selam yefiterilen keflom
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 4 дня назад
Aseyyyyyyyy chrawuyan mkurat
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
ክፋሊ መን ሞ ከማኻ ብሉፀ ሓወ 💙💙👌💙😍😍😍
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 4 дня назад
ክፍሎም ዓብይ ሰብ ልሳን ዉጽዓት ኣዝርኪርካና ሕሉፍ ሂወት ናብራ በረኻ ምስ ጥሪትና ዓለም ብላሽ ጥዑም ከበልካዮ ይሓልፍ ጥዑም
@wedieri8264
@wedieri8264 4 дня назад
ከፋሊ ጩራዊ ጉድ ጆብ 💙💙💙
@motherland1510
@motherland1510 7 часов назад
ሕልኩስ... መደናገሪ.... ትግራዋይ.... እየ.... ካበልካ.... ዳኣ... ትግራይካ... ተቦቆጽ... እምበር. ኤርትራ... ኤርትራውያን... ጥራይ እዮም... ዝኸድዋ.🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@danites
@danites 4 дня назад
ክፍሎም ❤️👏🌻🌻
@ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
ክፍሎ ጎይታ መንነቱ💛🙏👑
@merihtesfamariam577
@merihtesfamariam577 4 дня назад
❤❤❤❤ enqa bselam mexka kefali jgna
@ጽቡቕምግባርሕልናዊዕጋበት
Kefali pawer nayzi kalsi ika Emo kexl
@MaergHans
@MaergHans 6 часов назад
ኣነስ ኮፈትዎ ፉሉይ ፍጥረት ፅብቅ ስራሕ ደስ ዝበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@negassih6042
@negassih6042 4 дня назад
የቀንየልና ብሉጽ ስነጥበባዊ ክፍሎም ምስ ኩሉም ጩራባዳዉያን። ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@AdiamAfewerki-i6f
@AdiamAfewerki-i6f 4 дня назад
𝐂𝐡𝐮𝐫𝐚 𝐛𝐚𝐧𝐝 𝐤𝐮𝐥𝐮 𝐠𝐢𝐳𝐞 𝐛𝐥𝐮𝐱👌🏻𝐤𝐞𝐟𝐚𝐥𝐢🫶🏻💙
@Cristiano-703
@Cristiano-703 4 дня назад
Bsm kuflom subscribe gberuley 🎉🙏ruhus mesqel ygberelna
@Network3231
@Network3231 4 дня назад
Kifi jigna 🇦🇶 🇪🇷 🇦🇶 🇪🇷 🇦🇶 🇪🇷 🇦🇶 🇪🇷 🇦🇶
@Gofawi
@Gofawi 3 дня назад
Ata bandra ❤❤❤
Далее
Barno
00:22
Просмотров 749 тыс.