Тёмный

ወይኒ ተወልደ -- ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ስነ-ጥበብ 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 399
50% 1

ኤርትራዊት ተዋሳኢት፡ ኣላዪትን ኣብ ቀረባ እዋን ድማ መጽሓፍ ብምጽሓፍ ስማ ኣብ መዝገበ ደረስቲ’ውን ዘመዝገበት ወይኒ ተወልደ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ምውሳእን ምእላይን ዝጸንሐት’ያ። “ሰሎሜ” ብዝብል ካብ ተዋሳኦ ዝለገባ ስም ዝያዳ እትፍለጥ ወይኒ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ “ኣደራዕ ስሕሎ” እትብል ናይ ሓጸርቲ-ዛንታታት መጽሓፍ የሕቲማ ኣላ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

9 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
ሸማግሌ ተላከ ሰላም ተሞሸረች❤
28:29
Maybe i need to add instructions @popflexactive
00:14
МОЙ НОВЫЙ ДОМ
1:01:04
Просмотров 1,7 млн
Выпускаем трек? #iribaby
00:14
Просмотров 467 тыс.
Maybe i need to add instructions @popflexactive
00:14