✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
"ወድና ናብ ኣውሮጳ ከነሳግረካ ኢሎም ኣብ ሊብያ ኣትሒዞሙዎ!!" - ተመዛበልቲ ወለዲ
ሽም ኣዶ:- ኪሮስ ኣባዲ ወ/ኣበዝጊ ጓል መቐለ)
ኣካውንት:- 1000233049305
ቴሌፎን:- 0938600862
ሽም:- ኣቦ ገ/ሚካኤል ገ/ሄር (ኣይነኩሉ)
ኣካውንት:- 1000103539971
ቴሌፎን:- 0939028063
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።
30 сен 2024