Тёмный
No video :(

ወድ ምሕረይ - ውፈር ተበገስ፡ ምስ ግርማይ ሃ/ስላሴ (ግጥሚ) 

KululoFeed
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Official Music
• Video
This unofficial lyrical video is made with respect by Watha Lyrics and could have incorrect lyrics. With respect to Wed Mihrey and Girmay Haileselassie, this is mainly for better reach and understanding of the song. Our understanding of the lyrics is below.
ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ
ሳይንሳዊ መብረቕካ ኣአርደሎም
ውግእ ቡሱል ስእለት ኣማዕቢልካ
ብስልትታትካማ ኣርዕዶም
መርኣያ መንነትካ ጹፉፍ ውዳበኻ
ኣብ ድፈዓም ዓልል ዓልል ዓልል
መልሓሶም ይሕየኹ ጸላእትካ
ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ
ሳይንሳዊ መብረቕካ ኣአርደሎም
ውግእ ቡሱል ስእለት ኣማዕቢልካ
ብስልትታትካማ ኣርዕዶም
መርኣያ መንነትካ ጹፉፍ ውዳበኻ
ኣብ ድፈዓም ዓልል ዓልል ዓልል
መልሓሶም ይሕየኹ ጸላእትካ
ዓቕምኻ ምስ ዓቕሞም መዚንካ ተበገስ
ተዓጻጻፈይ ክእለት ሒዝካ ኣብ ባሕሮም ሓምስ
ዘገርህ ኩነታት መሪጽካ ኣባሀርሮም
ኣብ ዝስመዖም ጎኒ ደሲቕካ ሶጉሮም
ጽኑዕ ዕርዲ ጸላኢ በንቂርካ ክትስጉም
ስልጡን መበገሲ ጌርካ መሰደሪ ቕልጽም
ደፋኢ ሓይሊ ዓቂብካ ስዒሙ ዝዘሪ
ተጠባባቕቲ ኣዳሉ ሓይሊ ሓዱሽ ኣጥሪ
ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ
ሳይንሳዊ መብረቕካ ኣአርደሎም
ውግእ ቡሱል ስእለት ኣማዕቢልካ
ብስልትታትካማ ኣርዕዶም
መርኣያ መንነትካ ጹፉፍ ውዳበኻ
ኣብ ድፈዓም ዓልል ዓልል ዓልል
መልሓሶም ይሕየኹ ጸላእትካ
ሓመድ እምኒ ቖጥቋጥ ቖጽሊ ተመሰሎም
ብስልቲ እለዮም መሰናኽላቶም
ብውልቀ ምንቅስቃስ ገሊህኻ ኽትኣትዎም
ሃንደበት ኣቲኻ ሽም ሹላ ሽትዓብጦም
ቦታታትካ ኣጠንክር ዝቕረፍ ቐራርፍ
ብዳግመ ቅደባ ንቐጻላይ ዓልም
መትከልን ትብዓትን ብሳይንስ ጠሚርካ
ዓወት ኣብ ኢርካ እያ ናይዚ መጥቃዕትኻ
ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ
ሳይንሳዊ መብረቕካ ኣአርደሎም
ውግእ ቡሱል ስእለት ኣማዕቢልካ
ብስልትታትካማ ኣርዕዶም
መርኣያ መንነትካ ጹፉፍ ውዳበኻ
ኣብ ድፈዓም ዓልል ዓልል ዓልል
መልሓሶም ይሕየኹ ጸላእትካ

Опубликовано:

 

24 сен 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@tsegaygebresslasiee559
@tsegaygebresslasiee559 2 года назад
ዝገርም ቅርሲ እዩ ዘፈን ኢለ ክገልፆ ይኸብደኒ እዩ ጀጋኑና የቀንየልና💪💪💪✍️✍️
@user-ti1tr5hv3k
@user-ti1tr5hv3k Год назад
@user-ti1tr5hv3k
@user-ti1tr5hv3k Год назад
ኣጀኾሙ ሰራዎዎ ትግራይ
@YBAREKMeresa
@YBAREKMeresa Месяц назад
ትኽክለኛ ታሪክ ዝተደረኸ
@mulukenabriham8436
@mulukenabriham8436 4 месяца назад
ማርያምን በጣም የምወዳው ሙዝቃ ፣ ትግረኛ አልችልም ግን ይሄ ሙዝቃ ግን ውስጤን በጣም ነው የምረብሸው። ሁፍፍፍፍ❤💛
@avielavi990
@avielavi990 2 года назад
Beautiful music😍🎶 patriots
@user-yk5fp9of6l
@user-yk5fp9of6l 2 года назад
ውፈር ተበገስ 🥰💪💪
@asefabelaye
@asefabelaye Год назад
ሕውሓት ዝባሃል ጀግና ውድብ ለፅንሑልና እዝዮም ጀጋኑ እዮም
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@brehanbekele1345
@brehanbekele1345 Год назад
deresseee metfiyachuu malequnes alqachuuu !!!!
Далее
ውፈር ተበገስ  Wufer Tebeges #TPLFSongs
6:38
На фейсконтроле 💂
09:41
Просмотров 930 тыс.
СМОТРИМ YOUTUBE В МАЙНКРАФТЕ
00:34
Просмотров 1,3 млн
Ethiopia - Hengidu
5:46
Просмотров 404 тыс.
EMBER TEGADALAY by Abebe Araya new remix 2015
10:48
Просмотров 1,6 млн
Ethiopia - Wenam Bemetkel
4:50
Просмотров 432 тыс.