እቶም ብቓልሲን መስዋእትን ህዝቢ ትግራይ ሓርነቶም ረኺቦም ኮይኑ ግን መሊሶም ነቲ ህዝብን መንግስቱን ከሰኩኑ ይሻረኹ ዘለዉ ሓይልታት ቀፃልነት ከም ዘይብሎም እኳ ደኣስ ከይወዓሉ ከይሓደሩ ባዕሎም ንባዕሎም ከም ዝባልዑ ዝትንብይ ዝገርም ደርፊ። ድምፃዊ ጠርጣራው ስቡሕ ከምቲ ልሙድ ወቕታውን ገላፅን ዝኾነ ሓዱሽ ደርፉ ንህዝቡ ህዝቢ ትግራይ ኣብታ ወርቃዊት መዓልቲ ዝኾነት 11 ለካቲት ኣበርኪቱ 'ሎ። ተኣንገዱ።
#subscribe #Share #Comment
copyright ©guaguana tube
17 фев 2020