Тёмный
No video :(

ወግዒ ቀዳሞት በርቲዕዎ ስለ ዘሎስ ካብ ዳሕራይ ንደክም ፡ ኣብዚ ከለና ጽንዓት ይሃብኩም 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 235 тыс.
Просмотров 27 тыс.
50% 1

ወግዒ = በርቲዕዎ ስለ ዘሎስ ካብ ዳሕራይ ንደክም ፡ ኣብዚ ከለና ጽንዓት ይሃብኩም

Опубликовано:

 

14 янв 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 28   
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 года назад
አዝኒ ማሓዛ ቀዳሞት ከም ዝብሃል ከም ቀዳሞት ኣቦታትና ተመኒኻን ለሚንካን ዝርከብ ክብርታት የሎን ።
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 3 месяца назад
እዚ ወግዒ እዚ ኣበይ ክርከብ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና 😍😍😍😍
@biniamtesfa9585
@biniamtesfa9585 2 года назад
ባጣዕሚ ደስ ዘብል ። ክትረኽቦ ዘይትኽእል ወግዒ ቀዳሞት ፡ ጽቡቅ ስራሕ ዛራውያን ። ብፋላይ ኣቅራቢ ጋዘጠኛ እዛ መደብ ። ብዙሕ ክእለት ኣቃራርባ ኣለካ ። ኣብ ኤርትራ ኢኻ ዘለኻ መስለኒ ። ብዙሕ ዘይተበርበረ ወግዒ ኣለና ብቀጻሊ ክትብርትዕን ተስፋ ንገብር ወዲ ኤረይ።
@gg-rl2ws
@gg-rl2ws 2 года назад
እንካዕ ደሓን መጻኩም በርትዑ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ዓወት ይምነየልኩም የቀንየልና ኣነ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ወግዒ ቀዳሞት ክመጽእ ከሎ 🥀❤️🤩
@tomastareke5914
@tomastareke5914 2 года назад
ብጣዕሚ ዘፍቅራ መደብ ቀጽልዎ
@chelseawi
@chelseawi 2 года назад
ክብረት ይሃበልና ዛራውያን፥ ኣነ ካብ ቀንዲ ተከታታሊ መደብ ወግዒ ቀዳሞት እየ። ኣብ ሓደ ቪድዮ ከምዝበልኲሞ፥ እዚ ምስላ ኣብ ሶማል የለ፥ ኣብ ኣመሪካ የለ፥ ኣብ ጀርመን የለ ወዘተ። እዚ ናትና መንነትን፥ ባህልን፡ወግዕን እዩ'ሞ ኣጆኲም ብጣዕሚ ድፍኡሉ። ሰላምን ሰናይን ንዓኲም።
@mghmmghm4700
@mghmmghm4700 2 года назад
It is amazing story keep it up, good job.
@berhegilemeshesh9237
@berhegilemeshesh9237 2 года назад
Selam Dmxi hafash eti gilaem Amak shishay zeykones wedi Hamokushtay eu zbahal
@wediabraham9624
@wediabraham9624 2 года назад
Eza elall yfelta neyre eya ayte gele
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 года назад
Welcome back bro
@fshamehari3214
@fshamehari3214 2 года назад
🎺🎺🎺🎺
@Amanuel.Isak917
@Amanuel.Isak917 2 года назад
❤️❤️
@user-mu6gr5jf8y
@user-mu6gr5jf8y 2 года назад
Amazing 😻
@rahel7771
@rahel7771 9 месяцев назад
ወግዒ ቀዳሞት!!! ❤
@highlife8100
@highlife8100 2 года назад
እዛ መደብ ኮ ብሓቂ ወልፊ ጌራትለይ ከም ዓቢ ስራሕ ዘላትኒ ኮ ዋላ እንዳ ሰራሕኩ ዝሰምዓ
@grmaytekle1007
@grmaytekle1007 2 года назад
Ategele beal betexen edezimat okubit hawom hadigu mewat ategeriamlak Adi kala
@rchiwizhabeshawit1752
@rchiwizhabeshawit1752 2 года назад
ወግዒ ቀዳሚት ዛራ ፍልጠት ካብቶም ኩሉ ግዜ ዝካታተልኩም 1 እየ ። እዚ ተቅርብሉና ኩሉ ኣዝዩ ምሃርን ምሰጥን እዩ ሞ ኣብ ስራሕኩም ዓዎት ኣስልጦ ይምነየልኩም በርትዑ ። ውግዒ ቀዳሞት ክንደይ ደስ ይብልን ይጥዕምን
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
Kkkkkkk wawwww
@berhegilemeshesh9237
@berhegilemeshesh9237 2 года назад
Ato Ghele eyu shmom gele no
@teklumelake5666
@teklumelake5666 2 года назад
ከፍ ኣለኩም ከምዚ ዓይነት ክትፑስቱ ከለኩም፡ ግን ልዕሊ እዞም ዘንተውቲ ንኣይ ቀደም ኣቦታትና ኣይወጻንን፡ ጸጋ ናይ እቶም ተዘንትውሎም ኣቦታት ኣይፈለየና።
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Год назад
❤❤❤❤😂😅😅😅
@londondayandnight
@londondayandnight 2 года назад
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ እዚ መደብ፡ እቲ ናይ ኢመይልኩም Gmail ይሰርሕ ድዩ? መልስኹም እወታ እንተዳኣ ኮይኑ፡ እሞ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝሰደድናልኩም ተቀቢልናዮ ምባል ነውሪ ኣይኮነን፡ "ዳስ ሓውያ ከይ ከውን ነገሩ"።
@eritreanhennahabeshahenna3729
@eritreanhennahabeshahenna3729 2 года назад
ሰላም ንዓኩም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት የ
@rimon6793
@rimon6793 2 года назад
ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ
@eritreanhennahabeshahenna3729
@eritreanhennahabeshahenna3729 2 года назад
ገረልኪ ኣለኩ ንዓይ ከኣ ግበርለይ ሓቢብቲ
@rimon6793
@rimon6793 2 года назад
@@eritreanhennahabeshahenna3729 የቀንየለይ
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 2 года назад
ኣንታ ሓደ ሓደ ግዜስ ተረፍ መረፍ ኣለውናባ፡ካብ ትረኻኻስ ኣቀራርባኻ ይምረጽ፡ዋዕ ከምኡ እንተበልኩኻስ ካብ ኣቦታትና ዘዛየድኩልካ ከይመስለካ፡ናይ ኣቦታትናስን ባህልናን'ሲ ሽታ ማይ ኮይኑ ሽትት ኢሉ ኣነ ሓውኻ፡ እንተ ንስኻሞ ህሉው ምሳና ካባና ስለዝኾንካስ ከመይ ኣቢልካ ምስ ኣቦታትና ክትስራዕ፡እቲ ድምጽኻኳ መሰታይ ኢኻ ትጥዕም፡ዋይ ዋይ ዋይ ንሕናስ ኣይ ምስቶም ቀዳሞት ኣይ ምስቶም ዳሕረዎት ሞንጎ ሞንጎ ጠፊእና፡ ይረኣየካዶ ይኸውን እዚንዓይ ዝረኣየኒ ?ንዓይ ተሕዝነኒ መሰታ ዳሕረዎት ምኹነይ ኢያ ዓባይ መርገም ከኣያ፡ጋዕሱ ሓወይ ኣነኳ ንእሽትሎይ ተበሊጸልካ እየ ንስዥካሞ እንድዒ፡ጋዕሱ ሓወይ ተባህለ ክትብል ካብ ትነብር ቡኡነት ኢለ ሎሚ ናትካ በለና፡ኣንታ ሎምስ ሃለው ክትብል ኣምሲኻ'ሞ እተን ኣእዛን ይስምዓኻ ምንባረንሲ ኣረጋጊጽካዶ ?ኣይፋሉ ጋዕሱ ሓወይ እዞም ናይ ሎሚሲ ኣብቲ እዝኖም ብብብጂፔኤስ ኣለዎም ከፊትካዮም'ዶ ነርካ፡ኣይፋለይ፡ዋዕ ዋዕ ዋዕ በል ሱቕበል ካይሰምዑና፡ ዋእ እሞ ጋዕሱ ሓወይ ንበይንኻ ኢኻ ክትዛረብ ኣምሲኻ ሓሻኻ፡በል ከይሰምዑና ብዙሕ ዓው ኣይትበል፡እበር መሰታ ዳሕሮት እንዲና ኮንና ዘለና ሕጅስ ይኣኽለና ደኣ ምሉቕ ኢልና ንኺድ ንዓድና ናብ ኢሰያስ ካይመስለካ።
Далее
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 17 млн
ФОКУС С БАНАНОМ🍌
00:32
Просмотров 283 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 31 тыс.