Тёмный

ወግዒ ቀዳሞት፡ብሂል ቀዳሞት፡ኣብ ሸይጣን ምስጋድ ይሕሸኒ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 235 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

ወግዒ ቀዳሞት፡ብሂል ቀዳሞት፡ኣብ ሸይጣን ምስጋድ ይሕሸኒ ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ እንታይ መጎተ ደሊኻ

Опубликовано:

 

15 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 45   
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ብሂል ኣቦታትና ካብ ወርቂን ኣልማዝን ይኸብርን የንጸባርቕን...
@Okubay1967
@Okubay1967 Год назад
ጽቡቅ ትምህርት ናይ ባሐቂ ዝኩሉ ሃለውሎው ገድፎም እተኪኢሎም ከምዚ ዛአመሰለ እንተዘቅሩቡ አይከአሉን ነዚታት እተዝሰምዑ ጽቡቅ ነሩ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
እቲ መልእክቲ ጽቡቅ ኢዩ እቲ ኣርእስቲ ግን ኣይመረጽኩምን።
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Год назад
ኣቤት ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ሓደራ ከይትገድፍዎ ኩሉ ግዜ ኣምጹልና ቡሩካተይ ኣብ ጉዕዞኩም እመብርሃን ትምርሕኩም ❤🙏❤
@senaychannel2742
@senaychannel2742 2 года назад
እዛ መጽሓፍ ወግዒ ቀዳሞት ትብል ኣበይ ክረክባ ይክእል።
@abrehetnegash4877
@abrehetnegash4877 2 года назад
I love it thank you so much
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 Год назад
ጽቡቅ ቀጽልዎ ፡ ክክክክክ ሞትኩ መኣንታይ ቁስል ፡ ኣንስቲ ለዘበን ኣይትቁኡ ወዲ ሞጉእ ሂዘን እስከኑኡ ክጎድኣኩም ❤❤❤
@fthinhzbieritrea842
@fthinhzbieritrea842 2 года назад
Waww tum dmtsi aloka you have amazing voice brother
@hermonamine8070
@hermonamine8070 2 года назад
ብጣእሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ደስ ዝብል መደብ እዩ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 года назад
እዛ ኣርእስትስ ንየው በልዋ..እንታይ እዩ ከ ንሰይጣን ምስጋድ..ብኣፍ ውን ስልጣን ዘይምሃብ..ምስጋድ ሲ ንኣምላክ ጥራይ ደኣ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ናይ ብሓቂ
@riminho9167
@riminho9167 2 года назад
Bjaka kytkarxo💪🏽💪🏽❤️❤️🙏🏼🙏🏼
@abrehetnegash4877
@abrehetnegash4877 2 года назад
I am proud of you
@febenhaile7155
@febenhaile7155 2 года назад
👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾❤️❤️❤️❤️❤️
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 года назад
Welcome Arona
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 2 года назад
ንፉዕ ክታባባ ዝግብኦ ባህሊ ቀጽሎ
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 2 года назад
👍👍👍👍👍👏
@yacobhaile7791
@yacobhaile7791 2 года назад
ዛራ ፍልጠት ቀጽልዎ
@filmonamanuelfala1121
@filmonamanuelfala1121 2 года назад
ዛራ ፍልጠት እንቆዕ ድሓን መጻኩም
@smretwedigere388
@smretwedigere388 2 года назад
Willkommen
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 года назад
Thank you enda zarino shikorinatat 😂😂❤️❤️😆
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 года назад
ባህልና ኣዝዩ ጭዋ አዩ ።
@Ebu9205
@Ebu9205 2 года назад
Nay behaki des zibil qesilo
@weineweldemichael2109
@weineweldemichael2109 Год назад
🌿🌿🌿🍀🍀🌲🌲🌲
@xyontube8376
@xyontube8376 2 года назад
Nezom neza channel tfetwuwa imo neza channeley subscribe tgberuley, Amlak msakum ykun. Yeqenyeley!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
መአረምታ ፡ ኣብ ኤርትራ "ባጽዕ" ኢሉ ዝደረፈ ደራፋይ የለን። ምጽዋዕ ኢሉ ዝደረፈን ዝጸሓፈን መቑጸሪ የብሉን። "ባጽዕ" እታ ንእሽቶ ሎሚ ምስ መሬት ተላጊባ ዘላ ፡ ናይ ቀደም መስጊድ ዘለዋ ደሴት መሬት እያ። ብትግረ ፣ ትግርኛ ፣ ሳሆ ፣ ዓፈር ፣ ዓረብ ስጋብ ሎሚ ምጽዋዕ ወይ ወደብ ምጽዋዕ ትበሃል። ብእንግሊዝኛ ውን ምጽዋዕ ኢልካ Massawa ትብል። "ባጽዕ" ነታ ንእሽቶ ደሴት ፡ ዓረብ-ግብጺ ዚሃብዋ ካብ "ባድዕ" ዝብል ቃል ዝመንጨወ እዩ። ዕዳጋ ጊላ ወይ ባሮት (slave market) ናብ ሃገራት ዓረብ ዝቐንዐ ፡ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን እተዋህባ ናይ ንዕቀት ሽም እዩ። ወደባዊት ምጽዋዕ እምበር "ወደባዊት ባጽዕ" ናይ ሎሚ ዓረባዊ ምህዞ እዩ። ከምዚ ናትኩም ምህዞ እንተኾይኑ ነቲ ማሳዋ Masswa ዝብል ካብ ምጽዋዕ ዝወጸ ቃል : ናብ ባዳዋ "Badawa" ደኣ ዘይትቕይርዎ፧ ባዳዋ ማለት ባዶነት እዩ።
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 года назад
HAKI IYU KALI AYESLTN IYU AB FETARI IYU MTSGAI ግብሪ ሃዋ 4 (Acts) 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። 🇪🇷😘❤🇪🇷😘❤
@eritreanvoice-7480
@eritreanvoice-7480 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ ክብረት ይሃበለይ
@bbnaam9220
@bbnaam9220 2 года назад
ዘጸአት 20 (Exodus) 3፤ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ዘጸአት 20 (Exodus) 5፤ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ 6፤ ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ። 7፤ እግዚኣብሄር ስሙ ብኸንቱ ንዘልዐለ ኸይቀጽዔ ኣይሐድጎን እዩ እሞ፡ ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኸንቱ ኣይተልዕል። 🇪🇷😘❤
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 года назад
Moite lomi 😂😂😂❤️
@user-vx7tc3dw6u
@user-vx7tc3dw6u 2 года назад
ዛራውያን በዚትገብርዎ ዘለኩም መሃሪ ዝኮነ ትሕዝቶኩም ዕጉባትኢና ግን ኣብዚ ያታዊ ዝያዳ ልዑል ክትሰርሑይላበወኩም የከንየለይ
@AZUentertainment2957
@AZUentertainment2957 2 года назад
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም። ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ።
@Azahel181
@Azahel181 2 года назад
ጌረልካ ብስካ ከኣ ክጽበየካ እየ
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 2 года назад
ሰብ ሓጺር እዝኑ ሞት እኳ ክውሕዶ ክክክ
@Animalstv8019
@Animalstv8019 2 года назад
ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብ ሂወትኩም ቅሳነትን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጺለ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም
@-hareg-media
@-hareg-media 2 года назад
ዛራ ፍልጠት እንቋዕ ደሓን መጻኹም"! ሰላማት ኩቡራት ኣሕዋተይ: ኣብ ዩቱበይ ሳብስራይብ ንኽትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም። የቐንየለይ🙏
@mamentertainment8976
@mamentertainment8976 2 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ክትህልው እንዳ ተመነኹ ብምኽኒያት ቫላንታይን ደይ ዝተዘርግሐት ሾርት ሙቪ ኣላ ኣብዚ ክትርኢዋ ንዕድመኩ" ንትህቡና ሓበሬታ ይኹን ርኢቶ ከኣ ብኹፍት ልቢ ተቀበልቲ ኢና ሸር ላይክ ሳብስክራይ ጌርኩም ከተታባቡዑና ብትሕትና ንሕብረኩም"!!
@eritreanhennahabeshahenna3729
@eritreanhennahabeshahenna3729 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ኣሕዋት ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ፡,,,,,
@Azahel181
@Azahel181 2 года назад
ጌረልካ ንስካ ከኣ
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g 2 года назад
ዝሓበራ ጣንጡ ዘይኮነስ ዝሓበራ ኣጻብዕቲ(ኣእዳው)እዩ ዝባሃል፡ጽውጽዋይ ናይቀደም ዝጸንሐና እዩ ።ምስላ ክኣ ኣይተባካሽዉ።እዚ ወግዒ ቀዳሞትትብልዎ ዘለኩም ብጽውጽዋይ ወይ ክኣ ነበረያነበረ ብዝብል ብሂል ኢና ንፈልጦ።ብዝኮነ ግን ጽቡቅ መደብ ፡ ህግደፍ እንዶሞ ኮይንኩም።
@Azahel181
@Azahel181 2 года назад
ካብቲ ለዋህ ፍቅሪ ዝፈልየና መን እዩ በጃኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@Ebu9205
@Ebu9205 2 года назад
Nay behaki des zibil qesilo
Далее
Лепим из пластилина🐍
00:59
Просмотров 383 тыс.
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 13 млн
МЕГА ФОКУС С ЧИПСАМИ
00:42
Просмотров 108 тыс.
Лепим из пластилина🐍
00:59
Просмотров 383 тыс.