Тёмный
No video :(

ዋጋ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት ክንደይ እዩ? 

Yata up
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት ኣብ ዋንዛ ፈርኒቸር --- Wanza Furniture
.....ኣብ Yata up ርኢኹምና እንተመፂኹም ከዓ ዋጋ ክንቅንስ......
#እዞም ኣቕሪብናልኩም ዘለና ኣቑሑት ናይ ዋንዛ ፈርኒቸር ኣዝዮም ብፅፈትን ብጥንቃቐን ዝተሰርሑ(ብናይ ወፃኢ ስታንዳርድ) ዝተዳለውን እዮም።
ዋንዛ ፈርኒቸር ንዓማዊሉ ዝህቦ ግልጋሎት ብኸፊል
1.ኣብ መቐለ ንዘለው (ኣብ ካልኦት እውን ክንህብ ኢና ) ዓማዊሉ ብነፃ ናብ ገዝኦም የብፅሕ ብነፃ ይገጣጥምን።
2.ብፅሬት ኣቑሑትና ንተኣማመን ስለዚ ድማ እዩ ንንውሕ ዝበለ እዋን(ካብ 4-5 ዓመት) ውሕስነት(guarantee) ንህብ።
3.ብ Yata up ኣቢልኩም እንተመፂኹምና ከዓ ዋጋ ክንቅንሰልኩም ኢና።
4.ብደሓን ምፁታ!!!!
Contact Adress:
+251912297756

Опубликовано:

 

12 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 480   
@yataup27
@yataup27 Год назад
ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት ኣብ ዋንዛ ፈርኒቸር --- Wanza Furniture .....ኣብ Yata up ርኢኹምና እንተመፂኹም ከዓ ዋጋ ክንቅንስ...... #እዞም ኣቕሪብናልኩም ዘለና ኣቑሑት ናይ ዋንዛ ፈርኒቸር ኣዝዮም ብፅፈትን ብጥንቃቐን ዝተሰርሑ(ብናይ ወፃኢ ስታንዳርድ) ዝተዳለውን እዮም። ዋንዛ ፈርኒቸር ንዓማዊሉ ዝህቦ ግልጋሎት ብኸፊል 1.ኣብ መቐለ ንዘለው (ኣብ ካልኦት እውን ክንህብ ኢና ) ዓማዊሉ ብነፃ ናብ ገዝኦም የብፅሕ ብነፃ ይገጣጥምን። 2.ብፅሬት ኣቑሑትና ንተኣማመን ስለዚ ድማ እዩ ንንውሕ ዝበለ እዋን(ካብ 4-5 ዓመት) ውሕስነት(guarantee) ንህብ። 3.ብ Yata up ኣቢልኩም እንተመፂኹምና ከዓ ዋጋ ክንቅንሰልኩም ኢና። 4.ብደሓን ምፁታ!!!! Contact Adress: +251912297756
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Год назад
ናይ ህንፃ መሳርሒባ ጠይቀልና ዝሓወይ
@16AxumawitTube
@16AxumawitTube Год назад
Geza eba teykelna
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 Год назад
ናይ ሕጂ ድዪ
@ygffghdhjiig2044
@ygffghdhjiig2044 Год назад
በጃካ ዝሓወይ አብ ዓዲ ግራት እንተሃለካ እብ ከምቲ ናይ ሓደ ሳሉን እባ ጠይቀለይ እና ፍርጅ እወን
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 Год назад
ደጊምዎ 🤣🤣ናይ ወፃኢ ዲዛይነር ኽበሃል እንተሎ ኸመይ ዝበለ ዩ??? ናይ ሱዳን ፥ኤርትራ ፥ኬንያ ?? ብትግራይ ሕሰቡ ንትግራይ ዝመስል ሰሪሕኹም ኣቅርቡልና እምበር ናይ ወፃኢ ዝበሃል ፉሉይ ነገር የለን። ወፃኢ ማለት ብናሃትኹም ርድኢት ኢሮፖን ኣመሪካን እንተኾይንኹም ብርቅርቅ ኣይመርፁን ዮም ። ጥንኻረ ካብ ምንታይ ተሰሪሑ ብዝብል እምበር
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Год назад
ዝገርም ስራሕ በርትዑ ክንገዝአኩም ኢና አድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና ጥራይ
@ddeddfrt2114
@ddeddfrt2114 Год назад
ኩሉና ትግራ ሰብሰክራይብ ንግበር 50kነብፀሓዬ ካሳበ ትንሳኤየ
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏
@user-yb7oh4zl5t
@user-yb7oh4zl5t Год назад
ፎን እና ኤለክትሪክካል ኣቁሑ የምፀኣልና እትቡሉ 👏
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ ጽሩያት ኣበይ ኣለኩም ኣሕዋተይ እናኣተና ነተባበዐዮም እና ክቡሮ ሓውና የቀንየልና ቀጽሉሉ ብማዓልቱ ክንገዝእ ኢና ኣጆኩም በርትዑ🙏❤❤❤❤❤
@user-yn8tb8ij3c
@user-yn8tb8ij3c Год назад
ናይ ብሓቂ ሰብ ኣይሙት እምበር ለካስ ንብረት ይስራሕ እዩ ኣነስ ካልኣይ ግዘ ኣብ ትግራይ ከምዚ ክርኢ እየ ኢለ ኣይገመትኩን ተመስገን ዓደይ😢😢❤❤❤❤
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
እግዚኦ ምምህላል የደልየና ኣሎ ኣቱም ሰባት ዋይ ታይ እዪ ምክባሩ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪይ መሉእ ሰላም ይግበርና ሰለቲይ እተሪእና ዘለኩም ቀፅልሉ❤❤
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ክቡር ሓወይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽለሉ ብማዓልቱ ክንገዝእ ኢና👍 ደቂ ዓደይ ናበይ ዳኣ ኣቲና ነዚ ቡሉጽ ሓውና ነባራተዐዮ🥰
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j Год назад
ናይ ማዓዝ ዝተለቀቀ እዩ
@user-bk5lf9mn6w
@user-bk5lf9mn6w Год назад
ብሩክ ሓወይ ዋጋ ከቢሩ ዝተማጣጠነ ኣምፀአልና 🙏
@elihabeshwit6129
@elihabeshwit6129 Год назад
ዌል ወዲ ዓደይ ቀፅለሉ ናብ ኩሉ ከባቢታት ትግራይ እናከድኻ ተተርእየና ካኣ ዝያዳ ደስ መበለና ካብዚ ዜና ወዲ ዜና ንስኻ ትሓይሽ ❤ ⭐️💛
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏
@alexandershewitalexander2394
❤ ኩብረ ሐው ፅብቅ ስራሕ ዩ ቀፅለሉ ዋው ብጣዕሚ ክባረ ዩ ሐደ ዓመት ሙሉ ፕለን ጌረካ እዩ ዝግዛእ ናይ ለብዘን አቁሑት ዋለ ንክትከፈሎ እኮ ዩ አሸጋረ ብከሸ ድዩም ከ ዝሸጡ ዋለ ብካረዲ ውን ይካአል ዩ ብከሸስ አበየናይ መዳባረያ እዩ ክታመዝ❤
@xfob2543
@xfob2543 Год назад
ዝሓወይ ዋጋ ትሕት ዝበለ ኣምፀአልና ብዝተረፈ ቀፅለሉ💗🙏
@yataup27
@yataup27 Год назад
መማረፅታት ኣለዎም እዩ።ዋጋ እዉን ዝቀነሰ ኣሎ እንድዩ ግን ኣሰራርሓን ጥንካረን እዉን ብኡ መጠን ይፍለ እዩ❤
@melachqwe8853
@melachqwe8853 Год назад
​@@yataup27 እኮ መዓረይ ተቅርብ ከለካ አብ ክልተ ወይ ሰለስተ ቦታ ከይድካ አቅርብ ማለት ክባር መካከለኛ ርካሽ ፈሊካ ያው ሰፍር እውን ስለ ዝውስኖ ብዝተረፈ በርትዕ ክትዓቢ ኢካ ብተለይ መቀለ ብዙሕ አሎ ዝስራሕ👍
@herittesefay5843
@herittesefay5843 Год назад
😂😂ክስሕቕ ድየ ዋላስ ክሓዝን 200.000 ናይ ገዛ ኣቑሑት ይኣኽለኒ እዩ ኢለ ትልሚ ምሓዘይ
@azebhailu8937
@azebhailu8937 Год назад
@@herittesefay5843 😁😁😁 ኩልና ኢና ሰምቢድና 🤩ኣቅሑቶም ግን ዋው ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል❤️❤️
@herittesefay5843
@herittesefay5843 Год назад
@@azebhailu8937 እወ ቆንጆ እዩ ካብኣ ደሞ ምስቱ እንነብረሉ ዓዲ ስለ ነትሓሕዞ እዩ ኣብ ዓድና ክባር ዝመስለና
@ove6164
@ove6164 Год назад
ዋውው ጽሬት ክንዲ ዝበሉ ይበሉ ይግበኦም እዩ ክብል ጸኒሐስ 200k 70k 100k 150k ናበለ ምስ ከደ ፌንት ጌረ ድሕሪ 5 ደቂቅ እየ ናብ ልበይ ተመሊሰ😂😂❤
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 Год назад
ሞትኩ ክክክክክክክክክ
@yataup27
@yataup27 Год назад
😂😂😂😂❤
@kidanhayleslase1885
@kidanhayleslase1885 Год назад
ከከከከከ
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 Год назад
ክክክክክ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Год назад
🤒😅😅
@mihiratadese4634
@mihiratadese4634 Год назад
ጎበዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ ብተለይ ኣብ ደገ ዘለና ኣሕዋትካ ከምዚ ዘርእየና ኢና ንደሊ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Год назад
ጎበዛት በርትዑ ።ክንነብር ኢና ገና በለት አርቲስት ትምኒት።እወ ገና ክንነብር ኢና ገና።ካልእ ክንሰርሕ ኢና አብ ትግራይና።ብዕሚ ጎበዛት ደስ እዩ ዝልብል። እግዛብሄር ይመስገን እዚ ዝረአና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና።የናታ ጎበዝ ክበረት ይሃበልና ቀጵለሉ። እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@harertachannel3131
@harertachannel3131 Год назад
ዋውው ወዲ ሪመይ ከምዚ ዓይነት ደጋጊምካ እተትውርድ ፅቡቕ ነይሩ ምኽንያቱ ናይ ኣምሓራ ችሃነል ክንከታተል ተዋሪድና ወትሩ ምስ ቀናኹ እየ ናትና ቻነል ምርካበይ ሕጉስ የ ቀፅለሉ ናይ ካልእ ኩሉ ዓይነት ኣቁሑ ገዛ ኣቅርብ ኢኻ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@user-kg9sz6tu1w
@user-kg9sz6tu1w Год назад
Well haweni ❤ ንዓድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ሞ ዓድና ኣቲና ቃዕምና ክንገዝኣኩም ኢና ❤❤
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
ፅቡቅ ዝሓወይ ቀፅለሉ ተጋሩዋኒ ባዕልና ንባዕልና ንታሓጋገዝ ከማይ ዝፈትወ ዝሃለወ Like👍 ይግጨወኒ😁❤️
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዋጋ ኸኣ ይግብኦ እዩ ምኽኒያቱ ጣውላ ብጣውላ ስለዝኾነ ፋርቛ ስለ ዘይኮነ ❗💛💛❤️❤️
@user-rm7nd6nd7s
@user-rm7nd6nd7s 4 месяца назад
የቀንየልና ኩቡር ሓዊና ብጣዕም ነመስግን ወድኖዋ ❤
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ ናይ ማዓዝ እዩ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ ክገዝእ
@gualabaytigray
@gualabaytigray Год назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ያታዋይ መዓረይ ቀጽለሉ ♥️💛
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@user-qd3rc3in9m
@user-qd3rc3in9m Год назад
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዮ ሓውና ቅጽልል ክቡር ሓወና ❤️❤️😘
@titetite5659
@titetite5659 Год назад
ስላምኩም ይብዛሕ. ደቂ ትግራይ ዓይነይ ያታ ሓውና ቀፅለሉ ፅርየት ንብረት ኢድኩም ይባረክ እንተ ዋጋ እዝግኦ ሰፉ 250 ሽሕ ያዓውይይይይይ ንብረት ናይ ክሸነ ድርጅ ፍርጅ ባህላዊ አልባሳት ወርቂ ዝአመሰሉ ዋጎኦምን ሰልኮምን አቅርበልና ክቡር ሓውና🏵👌👌👌👌👌👌👌
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@ShireAdearo-oy8is
@ShireAdearo-oy8is Год назад
Great job Brother Yta up
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c Год назад
ዋውውው ክካብሮ ብዝኮነ የቀንየልና ዝሓወይ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Год назад
ዋዉ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ደቂ ትግራይ ዓባይ 💊💊💊🥰🥰🥰
@user-ud2lz1nw5j
@user-ud2lz1nw5j Год назад
የቀንየልና ያታና ጅግና❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@user-ow2vo1pr2j
@user-ow2vo1pr2j Год назад
ዕለት የልቦን 🧡❤️
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c Год назад
ፅቡቅ ስራሕ
@user-my9sx3kj9n
@user-my9sx3kj9n Год назад
ብጣዕሚ ፀቡቅ ሰራሕ ቀፅለ ሉ
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
ብጥዓሚ ፅቡቅቅ ዝሓወይ በርትዕልና ተጋሩዋይ💊❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Год назад
ማዓረይ ትሕት ዝበለ ዋጋ ተተርእየና ፁቡቅ ነይሩ እዝ ማራ ኽባር እዩ ማለተይ ሶፋ ትሕት ዝበለ ዋጋ መብራህት ገለ ዘይቡሉ ጠይቀልና ከሙኡዉን ቦፌ ጠይቀልና እዝ ንዓበይት ከተማታት ዝኸዉን ንብረት እኻ ኣምፅእኻዮ ዘለኻ ማዓረይ ❤️🥰 ስለዝ ኣብዝመፅእ ንፅበየካ እና ሞኾን ትፈልጦ ተኾይንኻ እዉን ዕደጋ ሞኾን ኸይድኻ ተተርእየና ፁቡቅ ነይሩ ስለዝ ቀፅለሉ ብጣዕም እየ ዘድንቀካ ካብዞም ዜና ወድ ዜና ዝሰርሑ ዕፅፊ እስኻ ትበልፆም ❤️👏
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏🙏
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ሳዋ ሰትዩ ነይሩ ከይኮዊን እቲ ስዋኣይ ዋጋ ብጣዕም እዩ ውድ ትጋንኑ ዋ 😮 ዝውርዝው እልካ ኣርእየና ሓወይ ማዓረይ ❤
@yataup27
@yataup27 Год назад
እሺ😂😂😉❤
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀፃሎ ክንገዘእኩም ኢና ዓደና ምሰተመለስና ❤❤❤❤
@user-tr1pg6rd2v
@user-tr1pg6rd2v Год назад
Wellcome back bro❤
@mazenceil6592
@mazenceil6592 Год назад
Wowwww betam des zbel srha ❤❤❤❤
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣቁሒቶም በርግፅ ፅቡቕ እኳ ተኮነ ዋጋ ግን በምኣብ ብጣዕሚ እዩ ክባር ናብ ከልኦት እውን እናተዛወርካ ክተርእየና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤😊😊😊
@rgbigmeskel5625
@rgbigmeskel5625 7 месяцев назад
Btaemi yekenyelna kbur hawuna 💓💓💓💓
@user-yg4kj8tc1l
@user-yg4kj8tc1l Год назад
ዋው ገንዘብ የለን እምበር እንተንገዝእ ደስ ምበለና😂❤
@muezselam
@muezselam Год назад
ያታየ ፕሮግራምካ ብጣዕሚ አየ ዝፎትዎ ቀፅለሉ ከሙኡ ናገበርካ ናይ ኩሉ ኣቁሑት ኣምፀአልና
@teweldetemesgen9737
@teweldetemesgen9737 Год назад
Good job
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Год назад
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤🥰 ዋየ ዋጋ ግን ያኣውውይ እዩ ዘብል 🥺😁
@koolhool-go6rf
@koolhool-go6rf Год назад
ከመይ ኢሉ ድቃስ ከመፀካ ዝኩሉ ኣሻሓት ካፊልካ ክክክ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
ያታ ሓወይ ብዝሓተትኩኻ መስረት ሰለ ዘቅረብኻለይ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ አምላክ ሰላምና ይመልሰና ግን ጎይታዋይ ልናመዳም ቅመማት ዝኮን ንእሽተይ ዋጋ ዝቀነስ ካሊእ እዳ ፈርኒቸር አልሸና እምበር እዚ ዳአ ዕድመ ልክዕናዶ ስደት ክንነብር ካብ ዓዲ አምሓራ ዘፋልጥዎ ዘለዉ ብጣዕሚ ርካሽ እዚ ናይና ናይዚ ቅልዉላው ዶ ይኾን ከቢሩ😢 ብዝበለፀ ሃፋትሙ ከይሓልፈኩም ግዝኡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ያታ እውን ከይትሕለል አርእየና ኩሎም አብ መቀለ ዘለዉ ዝጠቅሙ ነገራት አንሕና እውን like subscrib share አይንቅደምን
@yataup27
@yataup27 Год назад
እሺ❤🙏🙏🙏
@user-bg4fb8sd2p
@user-bg4fb8sd2p Год назад
ዋውውውው ቀፅለሉ ማዓረይ ❤❤❤❤
@eoeoeowo5048
@eoeoeowo5048 Год назад
❤❤❤❤❤የቅንየልና መዓረይ ኣሰይ ኣታ ናይልበይ ወዲኢካ በሓቂ
@user-lj9yh7fd6y
@user-lj9yh7fd6y Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃካ ዝሓወይ ዝበረታታዕ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ናይ ጥዋፍና ሽምዓ ማሽን እንተረኪብካ ንእግረመንገድካ ተይቐለይ ክቡር ሓወይ ዓደይ ኣትየ ክሰርሕ እዩ ትምኒተይ እምበር ስደትስ ዋጋ የብሉን
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Год назад
ቀፅለሉ ወድኖዋ❤❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Год назад
ፅቡቕ ስራሕ እዩ መዓረይ ቀፅለሉ ግን ዎጋ ብጣዕሚይ ከቢሩ
@horihori4103
@horihori4103 Год назад
Hawey natey ab kalie bota kedka ba waga knis zebele arieyena kngezie delina ezi btaemi kebiru ab kereba mealti knxbeyeka ena Thank you ❤❤❤
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r 9 месяцев назад
ሰላምካ ይብዛሕልና ክቡር. ሓውና በርትዕ ደስ ዝብል እዩ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Год назад
ደስ በሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤
@abuand1382
@abuand1382 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፀካ መዓረይ
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 Год назад
ዋውውው እዩ ዋ ግን ብጣዕሚ ክባር እዩ ካልእ እውን ኣርእይና❤❤
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 10 месяцев назад
ውይ ደስ ክብል ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ❤
@sammah9441
@sammah9441 Год назад
ፅቡቅ ቀፅልሉ
@user-ow8hd1sh8l
@user-ow8hd1sh8l Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃካ
@seyomuha
@seyomuha Год назад
Well come bro kexlelu 💕💕
@sweetadyof9225
@sweetadyof9225 Год назад
ተባረኽ መዓረይ 🙏 ብኸምዝ ኩሉ ዓይነት ኣቅሓ ኣቅርበልና
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Год назад
ሓቅኪ ጋልነይ ማሓረኒ ፈረሐ4@ሰርሐሲ ንሶፋ ገዛዘይሓዝካ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Год назад
ፅቡቅ እዩ በዚ ሎሚ ዕዳጋ እንተተረኪቡስ ። እገዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን ብጠዓሚ ፅቡቅ ኣቅሑ ኣለኩም።
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Год назад
አረ ክሌቲ ሚኢቲ ሽሕሲ ፅቡቅ ባች
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Год назад
@@user-ik7vx5hb1w 200.000ሎሚ ኣብ ኢ/ያ ወረቀት እዩ ኾይኑ ። ናቶም ፃዕሪ ዘቅርብወ ናውቲን ኣብግምት ብእታው ።
@zafu6265
@zafu6265 Год назад
Yata hawey Mearey btaemi yeknyeley zyaday thank you so much my dear brother 💛♥️💛♥️🥰🥰 ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@bri7094
@bri7094 Год назад
ያታ ሓውና ምድጃ መጎጎ ኤልትሪክ ምስትያት ጠረበዛ ማዕፆ ናገዛ መጋረጃ ወዘተ ዘኣመሰሉ ኽ እስቲ ኣቅርበልና መሊእና ተስፋ ንቆርፅ እህ
@yataup27
@yataup27 Год назад
መማረፅታት ኣለዎም እዩ።ዋጋ እዉን ዝቀነሰ ኣሎ እንድዩ ግን ኣሰራርሓን ጥንካረን እዉን ብኡ መጠን ይፍለ እዩ❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
Welcome mearey አጆካ ቀጽለሉ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ❤ዋይ ዋጋ ግን ምስ ማሽኑ ድኩም ትሸጡዎ🙄ኣታ ሓዳር ኣየግብሩናን 😂
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h Год назад
😂😂😂😂😂
@yataup27
@yataup27 Год назад
😂😂😂😂❤
@tigstitigsti9607
@tigstitigsti9607 Год назад
እሰይ ጉቦዛት እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
@lulbahri
@lulbahri Год назад
Bravo. Kemzi video sidedelna . And can just visit other furniture stores please so that we can compare.
@yoditandat692
@yoditandat692 Год назад
Waww I like the color
@user-my9sx3kj9n
@user-my9sx3kj9n Год назад
well bro
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Год назад
ዋጉኡስ አይቅመስን ብጣዕሚ ክባር እዩ ፅርየቱ ግን ደስ ይብል
@Rahwagebremariam1412
@Rahwagebremariam1412 Год назад
Woo betami des zbl❤❤
@hdhud9018
@hdhud9018 Год назад
ዋውውውው ክፀሪ እዱኩም ይባረክ
@user-oj1ci5et8x
@user-oj1ci5et8x Год назад
Wow ere kexlo👌👌👌♥️♥️♥️
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j Год назад
ዝሓወይ ዋጋ ትሕት ዝበለ ኣምፀፈአልና ብዝተረፈ ቀፅለሉ 👍👍❤
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ዋው መፃናኩም ደቂ ዓበይቲ♥️
@Almi_Alm
@Almi_Alm Год назад
እዲ ይባረክ አሕዋተይ ማዓረይ ዋጋ ግን እግዚኦ እዩ ብጣዕሚ ክባረ እዩ
@zaidhaile1328
@zaidhaile1328 Год назад
Wow des kebl maet ❤❤❤
@kidigaltgray3392
@kidigaltgray3392 Год назад
ዋይ ክንደይ ደስ ይብል ግን ዋግ🥺 አዚ ኩላ ዓመት ኣብ ስደት ሽቂለ ንሓንቲ ዓረት ምግዝኢ ዘይብለ 🥺
@user-jx8qn1vb4h
@user-jx8qn1vb4h Год назад
ይገርም እዩ እኮ😢😢😢
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Год назад
ኣጆና ስኪ😂😂😂😂😂😂
@reir2557
@reir2557 Год назад
ቀፅለሉ
@rgbergbe6881
@rgbergbe6881 Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ሓወይ የቀንየልና ክባር እየ ንምፍላጥ ዝአክል ፅቡቅ እዩ
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Год назад
ዋውውው መሕፀቢ ክዳን አረአና ዝሓወይ ሶ ቀፅልሉ
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u Год назад
ፁቡቅ
@HbCc-ob8ob
@HbCc-ob8ob Год назад
❤❤
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Год назад
ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኻ ቀፅሎ ዝሓወይ🥰🥰🙏
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
ርኽስ ዝበለ ረአየልና😢❤❤ ታይ ምኽባሩ😢❤❤❤
@dfggfftyu8323
@dfggfftyu8323 Год назад
shkor hawey thank you stbuk medeb nay bahaki kestlelu teum hawey btaemi eye zfetweka ka ❤️❤️❤️❤️
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏
@aasaas7284
@aasaas7284 Год назад
ፅቡቅ ንብረት ነይሩ ግን ከቢሩ ብጣዕሚ ንገዛ ዝኩሉ ምሌን ወዲእናስ እንደገና ንንብረት ክንደይ ዓመት ሰሪሕና ንገዝኦ ደኪሙኒ ሰደት ዓመታት ኣቁፂረ ሚኢቲ ሽሕ ንኩሉ ንብረት እንተረኪበ እምበር ዋይ ዕድመና ኣብ ስደት ንበሊ ፈጣሪ ኣቦይ ፍራሸይ ኣንፂፈ ለጥ ክብል እንተኮይነ እምበር ዓደይ እየ መሪሩኒ እዩ ካበይ ክነምፅእ🙏😊💞💞
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
❤❤❤አሰይ ሰላምኺ ይብዝሐለይ ዓደይ ወለላ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanahana4246
@hanahana4246 Год назад
betami des zeble eyu thank you gin nekulu be akemu zemtin akerblena
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@tekianberhe9505
@tekianberhe9505 Год назад
ነይ ስሜንቶ ተንዲኖ ቆርቆሮ .....ጠይቀልና❤
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
❤❤❤❤
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 Год назад
ብጣዕሚ የቅንየልና ዝሓወይ ኩሉ ስብ ዝደልዮ ነገር እዩ ኣቕሪብካ ከብሪ ንዓኻ!!!🙏🙏🙏🙏🙏
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
Abe's nufuat ❤❤❤
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ በተለይ ልዓዲ ዓረብ ዘለና ግን ኸቢሩ ልደቂ መዳም ዓቕምና ርኽስ ዝበለ አምፀእልና በተለይ ኰሓ አጉላዕ ከባቢ ልግነዩ ክሪኦም ይደሊ እየ ወድኖዋ
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤❤🙏
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ኣነውን ኣለኩ ከምፀአልና ብተስፋ ንፅበዮ
@70wit
@70wit Год назад
ዋች ልበይ ሰማይ ተሰቅላ ጓል መዳም😂😂😂
@Becky.Tigray
@Becky.Tigray Год назад
ደስ በሃሊ መደብ ቀፅለሉ yata bro
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@user-ty2lt6uu3v
@user-ty2lt6uu3v Год назад
I'm here to read comments 🤣🤣
@elssahaylo8382
@elssahaylo8382 Год назад
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
አታየ ጎታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ ካብት ተለቪዥን ትግራይስ ንስካ ትበልፅ ተጋሩ ኣሕዋተይ አተባብዕዎ ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤❤❤🙏
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Год назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዋጋ ግን 🥱🙅‍♀️😲
@jxjfdkgjvkfh5015
@jxjfdkgjvkfh5015 Год назад
Waww tsbuk jmaro berte hawey
@harertachannel3131
@harertachannel3131 Год назад
ክቡር ሓወይ ከሓተካ ዝደሊ እንተሉ በዓልኻ ፈትሽካ ማለት ካልእ ዝሃሰረ ኣቅሑ ናይ ገዛ ይኹን ናይ ካልእ ኣቅርበልና ኣብዚ ሕዚ ንደልዮ ነገር እንተሉ ኣብ ዓድና ተመሊስና እንታይ ከም ንገብር ዩ ስለዚ በዚ ናይ ሎሚ ከብቅዕ የብሉን ዝተፈላለየ ስራሕቲ ክተቕርብ ንደሊ
@yataup27
@yataup27 Год назад
እሺ❤🙏🙏
@SaraSara-vh6ky
@SaraSara-vh6ky Год назад
አበይ አዩ
@lomorayatube8526
@lomorayatube8526 Год назад
❤❤❤
Далее
Замедление отменяется?
00:29
Просмотров 362 тыс.