Тёмный

ዝኾነ ወዲ ርኢኺ እንተፈቲኽዮ ከመይ ጌርኪ ብምልክት መርአኽዮ?New funny Tigray Street Interview  

Yata up
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 132   
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ Год назад
ኮሜንት ብድግላ❤ሰናይ ክራማት ንሓሮስቶስ ትግራይ ❤አነደጋዊ ፅባቀ አይስሕበኒ ግን ጫሓም ወዲ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ከም ባቢተይ❤
@hani6817
@hani6817 Год назад
ገለ ዓይነት ሕቶታት መዛናግዒ ቀጽለሉ ወዲ ሪመይ ወለላ♥️🥰
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Год назад
Bro መደባትካ ኬፋለዎ ቐጻልየ ዝከታተሎ ኤርትራዊ ሓውካ ካብ Holland
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
አዝዩ ደስ በሃሊ መደባት አለካ ቀጽል አጆካ ጎብዝ እና ካብዘን ሕቶታት ሰብ ብመካነይ ተመስገን ንአምላክ ካብ ሰብ ዝከብር የለን ካብ እውን ትግራወይቲ ብምካነይ ይሕበን።
@beriha5514
@beriha5514 Год назад
ቀፅለሉ ዝሓወይ ደስ ዝብል ሕቶታት እና ምስሓቂ እዩ ተቅርብ ንሕና ዉን ኣብ ስደት ኮይና ንዘናጋዓ ኣለና
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ያታ ሓወይ ፅቡቅ አዩ❤❤❤ግን ዶሞ አቲ ኣበ መንጎ ከም መሰሓቂ ትትቀመሉ ዘለካ አቲ ብአግሊዥ ዝዛረብ ፀሊም መላጥ ዝርአሱ መፍርሒ ተዘይተአትዬ ደሰ ምበለና
@ጓልባላኪዳናሚኪኤልማይዱር
ሞይጠ🤣🤣
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
@@ጓልባላኪዳናሚኪኤልማይዱር ሳሓቅለይ ጓል ዓደይ 😂😂😂
@ገኒጓልትግራይ-ኀ2ጘ
ያታዋኒ ሰላምካ ይብዘሐለይ ናይ ሳሓቀይ ምንጭ ❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶ እዩ አጆካ በርትዕ ❤❤ተጋሩዋኒ ሰሱኑለይ
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሕቶታት ኣነ ክትሓተለይ ትደሊ ዓርክክ ወይ ስብኣይኪ ወይ ሰበይትካ ሃይማኖት እንተትቅይር ምሰኡ ምቀየርኪ ወይ ምተፈላለኩም ኢልካ ሕተተልና ክንደይናይ ኣብ ሃይማኖት ፅንዓት ኣለዎ
@ወዛምዓሳ
@ወዛምዓሳ Год назад
ዓይና ዝፀቐጠት ጓል ግን ስሓቕ ቀቲላቲን 😂😂 ይሞቹኹሙ ግን ❤❤❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
ዝወዲ ኸ😂😂😂🙈🙈ተገማ ጓል ምፅቃጥ ኽኢላ ዝወዲ ግን🙈
@sameras1424
@sameras1424 Год назад
ኣይትስኣኑ ተጋሩዋይ መቅሰናት❤😂ቀፅለሉ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ዝምቸወኒ💜🥰
@YordanosTesfay-e5u
@YordanosTesfay-e5u 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ልገርም ፕሮግራም እዩ ሓወይ መዓረይ❤❤
@gueshabrhaley4666
@gueshabrhaley4666 Год назад
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ፍሽክክክክ ኣብልኩሙና ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤ Pro keep it up and the is a little bit short we need more please ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ኣይትደንጉየና ያታየ ብጣዕሚ ደስ ልብል መዳባትካ ይመችኩም ያኣክ ደቂ ዓደይ❤️💛
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ደስ ይብል ፅቡቅ ተዘናጊዕና❤
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
ብጣዕሚ ስራሕ ደኺመስ ኮፍ ኢለ ናርኣኹኹም ተዘናጊዐ መደባትካ ደስ እዮም ዝብሉ ቐፅለሉ
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_መኪና መገዛእኩል ያ🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️😁😁😁_
@salamasa3794
@salamasa3794 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሙቁረይ ፅቡቕ መዛናግዒ እዩ ቀፅለሉ😂❤❤❤❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
ኡፍፍፍፍ ሰሓቅ ሞይተ😂😂 ሓርማዝ ተዘግዝሙኒ ኣስናኑ መሸጥኽዎ ነይረ😅😅😅😅
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ
ገተር ዝበልኻ ወዲ ዕዲመኻ ይንዋሕ👍👍👍👍❤❤❤❤
@merizetewahdotigray1758
@merizetewahdotigray1758 Год назад
ይመቺኩም❤❤እቲ ሓደሰ ክልተ ዓይንቱ ዓሚትዎ በቃ😂😂😂
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Год назад
ካም ለማዓንቲ የሳሓቅኩይ ክክክ😅😅😂😂 ይመቸኩም😊❤😊
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Год назад
ኣነ ዝገርመኒኾ ባዓለን ኸለብለብ ይብላ ዳሓር ክሕዱና ጠሊሙና የብዛሓ ኣክላን ብዛዕባ ካልእ ደዳኣ ከይትሚዕብሉ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
ክክክ ይመችይኩም ፈታ እኮ ኣቢልኩምና😁😁😁😂😂😂
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
ያታኒ ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሰላምካ ይብዛሕ መደባትካ ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሒ እዩ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
የታ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤😂😂😂😂
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣይትደንግየና ወድትግራይ ሽኮር❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ሓደ ግዜ ኣነን ምሓዛይን ናብ ዕዳጋ እናከድና ዝሓፍተይ የይ በለኒ ኣነክዓነይ ቤተሰብ መሲሉኒ ጠጠው ኢለ ሰላም ዶ ይብሎ ኣለኩስ ተመችክኒ ሻሂ ቡና ክብለኪ ኢሉኒ የቀንይለይ ኢለ ገዲፈዮ ከይደ
@nebyatwelday7721
@nebyatwelday7721 Год назад
😂😂😂
@kokobfitaw4238
@kokobfitaw4238 Год назад
ብጣዕሚ ቃሕ ብሃሊ ፕሮግራም
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ክክክክክ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ
@ksasa4013
@ksasa4013 Год назад
ያውውውውውይ ዙ ጫማ ዝሸጥ ዘረባ ከንውሕ መልሲ ምስ ሚኽንያቱ🤣🤣🤣
@ftggtt1969
@ftggtt1969 Год назад
❤❤❤ ይመቸኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤😂😂😂😂😂
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 Год назад
ኣየ ተጋሩዋይ😂❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_ኣይትስኣኑ ተጋሩዋይ ምቁራት ስሓቅ ሞይተ ናይ ሎማዕንትማ ንበይኑ እኙ🤣🤣🤣🤣🥰_
@bri7094
@bri7094 Год назад
ማርያምን ኣነለ ኣብ ትግራይ ምበልኹ ግዴታ ተልኾን ኢረትሪ ምበልኹ😂❤
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ኤርትራ ዲኪ ዝበልኪ😰😰😥
@bri7094
@bri7094 Год назад
@@lemigaultigray505 ዝያዳይ ኖ ኤርትራ ኢረትሪ እየ ክክክክ
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Год назад
ተጋሩዋይ መዓረይ ሰሱኑለይ 💛❤👏
@loveschool383
@loveschool383 Год назад
I love the two that said Tigray
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
ይመቸኩም😂❤
@Salim07oscarSalimmohammed
@Salim07oscarSalimmohammed 8 месяцев назад
Keep on LG hawey des zibl srah eyu i expect alot 🙏🙏
@ቃባፅነቃፅጓልሸረ
😂😂ሙቱኩ ልማዓንቲ😂😂
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
እዛ ልእግረ መንገድኳ ምጅንጃን ግደፈ ያታ😂😂
@ተኪኤጎይትኦም
@ተኪኤጎይትኦም Год назад
ይመችኹም እስኪ ግና ናብ ኩሉ ከተማታት ተንቀሳቀሱ ደቂ ሪመይ
@Selam__499
@Selam__499 Год назад
ወዲ ዓደይ ማዓረይ ኣብ ከተማ ኣድጉደም ከይድካ ባ ከመዚ ዓይንት ቭድዮ ስረሐና ማዓረይ ❤
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
😂😂😂ደስ ዝብል ዝስሕቅ ዝምህር 😂ፍሽኽ እካ እልና ኣዘኻ በርትዕ ክብር ሓዉና 😂
@kahsayemane335
@kahsayemane335 Год назад
ኣብ ቅድሚ ካሜራ ምጅንጃን ጀሚርካ ሎምስ ያቲኖ😂😂
@fjb5157
@fjb5157 Год назад
እዛ ቆልዓ ተመችያትኒ ኣጣቃቅሳኣ❤😁🤣🤣🤣
@Lwam.21
@Lwam.21 Год назад
ፓው ኩሉ ወዲ ሹቅ ኮይኑ😂❤
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
wellcam ያታየ🥰
@የቅድስሚካኤልልጅነኝ
ደስ ዝብል ሑቶታት ❤️❤️❤❤
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Год назад
ኣይትደንጉየና ያታ ሓወይ ❤❤😘
@salamas7518
@salamas7518 Год назад
ዋይይይይይ ሙድ ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ቲቲጓልተምቤን
@ቲቲጓልተምቤን Год назад
ወይ እዛ ቆላዓ ሰጋነይ ይምችኪ እረ😂❤❤
@ትግዓደይምልባማ
ይሞችኩም ደብርኒ ነይሩ ሞይተ😂😂❤
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
Me too 😂😂
@BrhanBrhan-te3qp
@BrhanBrhan-te3qp Год назад
❤ቀፅሉ ዝሓወይ❤❤❤
@gebreabgmichael7403
@gebreabgmichael7403 Год назад
keep it up
@ጓልባላኪዳናሚኪኤልማይዱር
አሰይ ተጋሩዋይ ምቁራት🤣🤣
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
❤❤❤❤ ሙቁራተይ
@ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
ዋይ ስጋደይ ዙባዓል ቡቲክ ግን ናይ ኩሎም ቡቲካት ይውክል እዩ ይመችዮ 🤣🤣😁 ርእሲ መነፀር ዝኮነ ሰብ 😂😂
@alugaltigray2248
@alugaltigray2248 Год назад
ወዲ ሽቁ 😂😂😂😂❤❤❤
@nebuymylove4654
@nebuymylove4654 Год назад
Kabti video eti temrxo derfi gelé kef alwo qexlo 😂😂
@fetawitaboa-i1i
@fetawitaboa-i1i Год назад
ኣታ ሞትኩ Baby😂😂😂
@ksasa4013
@ksasa4013 Год назад
ዙ ፎቶ ተሊዒለ ልበረኻ ክሰዶ ነይረ ዝበለ ክበረኻ ኣምፂኦም ገዚሞምኻስ ትሰዶ ፎቶ ዝኾንካ ወዲ ሶ ኣስሒቃኒ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@moonebrahiem2788
@moonebrahiem2788 Год назад
እዛ ሕቶ ንካልኦት ለ ተትሓትት ፅቡቅ መዘናግዒ እዩ
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
😂😂😂😂❤❤
@nahommuauz9897
@nahommuauz9897 5 месяцев назад
ለጨንቕ ጥያቄ ኾይኑ ብሮ 😅
@loveschool383
@loveschool383 Год назад
ደቂ ሐርማዝ (ህንፃ መሳርሒ) ኣይስሙዑኻ። 😂😂😂😂
@binilove3333
@binilove3333 Год назад
1:25 ♥️
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 Год назад
ይሞችኩም❤ 😂😂
@NohomTeame
@NohomTeame Год назад
Nice❤❤❤😊😊😊
@BrHanAagaMe
@BrHanAagaMe Год назад
አረ ይመቸኹም😂😂😂
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
ደስስ ዝብል ሕቶታት ሰላም ኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Год назад
ዝብኢ😂😂😂
@greattigray5290
@greattigray5290 Год назад
❤❤❤❤❤
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Год назад
ዒፍ😂😂😂😂😂😂
@maahiii6
@maahiii6 Год назад
😁😁😁😁ገራሚ ሚድያ እዩ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
ዕፍ ክክክክ 😂
@ብተስፋእየዝነብር
betame das zebel madab eyu katslulu❤❤❤❤
@خديجة-ت1ف
@خديجة-ت1ف 10 дней назад
❤❤❤😂😂🎉🎉🎉
@Samieritrawieye
@Samieritrawieye Год назад
ኣብ ዱባይ ናጽነት ስለ ዘለዎ ምዕንጅሉ 😅😅😅
@sameeer1228
@sameeer1228 Год назад
እንካዕ ብስላም መፃካ ዛሓውይ ማዓረይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@rrthffbhv4990
@rrthffbhv4990 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂
@yemanegoitom6050
@yemanegoitom6050 Год назад
ybel htotat kexlo jigna 👌🥰🥰😂😂
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr Год назад
😂😂bsehak yelekuy
@magemicy5695
@magemicy5695 Год назад
😂😂😂 mukrat mara ashkana
@Tyhgcf-my3ph
@Tyhgcf-my3ph Год назад
ኣታ ዞምዶንጎላታት ❤ትግራይ❤ ዘይብሉ😮
@Gametube5470
@Gametube5470 Год назад
endachama zelewo wedi zereba aytenwh elemuka teketatelti belo
@djdjhdufidiyy1387
@djdjhdufidiyy1387 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SlamGhnvd
@SlamGhnvd 6 месяцев назад
😂😂😂😂😂😂
@ucsx7107
@ucsx7107 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ቆንጁ
@GeremeskelGeremeskelAa-os2jv
😂😂🥰🥰
@berieasli5763
@berieasli5763 Год назад
ጋልን ማኪንን እኮ ፉሉይ ፍቅሪ እዩ ዘለክን ህኮት ድኣ ይባሃል እዚ ቻው
@MiliGery
@MiliGery Год назад
❤❤❤❤😅
@YoniMeksen-qp4me
@YoniMeksen-qp4me Год назад
ናይዛ ጓል ሓረካት ወይ ዓይና ኣጣቅሳ ማራ ተመችያትኒ ኣድራሻ ባ ዳም ዳም በሉለይ ያታኒ
@Haya-wo6xz
@Haya-wo6xz Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@salamaa8995
@salamaa8995 Год назад
❤😂
@makdaTigray
@makdaTigray Год назад
😆😆😍
@محمدمحمد-ق1ه8ض
@محمدمحمد-ق1ه8ض Год назад
❤❤❤❤❤❤😂🎉
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Год назад
ለይምፍላጥ ፀገም ሓደ ጊዘ ዓይና ዘዐመተትለይ ጓል ተፈጥርኣ መሲልኒ ገዲፈያ ኬደ
@ኣደዋይይፈትወኪእየH
ተበሊዕኻ😂
@yareddejen1052
@yareddejen1052 Год назад
😂😂😂😂😂😂😂
@AfiyeAfro
@AfiyeAfro Год назад
😂
@hiwethiwet2159
@hiwethiwet2159 Год назад
🤣🤣
Далее
Ребенок по калькуляции 😂
00:32
Просмотров 195 тыс.
Eritrean street interview
16:40
Просмотров 65 тыс.
Ребенок по калькуляции 😂
00:32
Просмотров 195 тыс.