Тёмный

ውልቀ መላኺ ኢሰያስን ውልቃዊ ትካላቱን 

Kiros Asfaha
Подписаться 107 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

Видеоклипы

Опубликовано:

 

18 ноя 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 537   
@yr7396
@yr7396 Год назад
ኪሮሰይ ጎይታ ሓቂ ናዓኻ ዝጸልእ ብርግጽ ምስ ነብሱ ዝተባኣሰ ጥራይ ኢዩ ❤
@desbellekibrom1199
@desbellekibrom1199 Год назад
Kiros is genius and smart guy bless god him!😊🤗
@user-zk7nu8kd5g
@user-zk7nu8kd5g Год назад
ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ንበረልና እስኪ ❤❤
@yoditmehari48
@yoditmehari48 Год назад
Haqin hasotin mflay zeabeyo ab nay kiros chanel mexiu abo haqi ybl
@wedighirmay5930
@wedighirmay5930 Год назад
ኪሮሰይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኸይ much love 💕 ❤
@Shiden9
@Shiden9 Год назад
ክሮሰይ መን እሞ ከማካ ንስካ ጥራይ ኢካ ጽቡቅ ገርካ ፈሊጥካዮ ዘለካ ኣጆካ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ኣለና
@mebrahtomsemere3397
@mebrahtomsemere3397 Год назад
ኪሮስ ጅግና ንስካ ኢካ ነዚ ስርዓት ጽቡቅ ገርካ ፈሊጥካዮ ዘለካ ኣጆካ በርተዕ ኣብ ጎድንካ ኣለና
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኪሮሶይ ኣቦ ሓቅን ፍትሕን!
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Год назад
ሰላም ሰላም ክብር ሓዉይ ንፍትሕን ንሓቅን ደኺመ ከይበልካ ለይትን ቀትርን ትቃለስ ዘለኻ ሓቀኛ ተቓላሳይ ኩሉ ግዘ አነ ሰዓቢኻ እየ ብዝዕባ ኢሳያስ ከም ናይ ግሉ ዝዉነን ኩሉ ስለዘይፈልጦ ዳርጋ ናይበይኑ ዘዉንኖ ቦታ ኣለዎ ክትብል ከለኻ ሙዚቃ ቁሩብ ንድምጽኻ ዕብልል ተብለልካ ስለዘላ ቁሩብ ድምጺ ናይታ ሙዚቃ ትሕት ክተብላ ብትሕትና ሓሳበይ ክገልጸልካ እፈቱ
@samuelbeyin199
@samuelbeyin199 Год назад
ከማካ ጀግና ኤርትራዊ የለን ሃልወልና እስካ ኪሮስ ኩሉ ግዜ ጅግና ፡
@danielkfle5759
@danielkfle5759 Год назад
Kiros ጅግና እቲ እንኮ ዘሎ ናይቲ ስርዓት ርስሓት ብትብዓት ዝዛረብ ሰብ 🥰✅️
@TommyGurja0912
@TommyGurja0912 Год назад
ስምካ ሓቂ እዩ❤
@maximusabi751
@maximusabi751 Год назад
ኣብ 2008 ኣብ ገልዓሎ ዘሎ ሆተል ከይንኣትዎ ከልኪሎሙና። ኣብ 2008 ኣብ ገልዓሎ በረኻ ብረቶም ሒዞም ጤለበዱ ማንቲለ ክሃድኑ ጸኒሖሙና ። ንአቶም ኣዕራብ ምስ ኣዋጠርናዮም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝተዋህቦም ፍቓድ ሂቦሙና ገሪሙና። እዚ ትብሎ ዘሎኻ ጽሩይ ሓቒ ኢዩ።
@user-ev4gf8np6b
@user-ev4gf8np6b Год назад
ኩሉ ሓቂ አዩ, ኢስያስ ኻለ የግበር
@heriesey3615
@heriesey3615 Год назад
Kiros Asfha forever ❤❤❤
@dgdg9731
@dgdg9731 Год назад
ኪሮሰይ ሓቀኛ ንበረልና 🙏🙏🙏❤❤
@robel10_
@robel10_ Год назад
ኪሮሳ ተባዕ ኣቦ ሓቂ ❤
@awetasgodom585
@awetasgodom585 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ዋላ መግለጽ የብለይን ንዓካ ዝከውን።
@senaitsolomon449
@senaitsolomon449 Год назад
❤️❤️❤️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️💯💯💯💯💯💯💯💯
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e Год назад
Exactly
@rmb3936
@rmb3936 Год назад
ኢንተርቪው ኣብ ትገብረሉ ግዜ ቃላት ተሸራሪፎም ስለ ዝወጹ ኩሉ ግዜ ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕ እዩ ኪሮሳዊ። ንዘለካ ጽልዋ ከኣ ኮግድሎ ይኽእል እዩ።
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Год назад
Kiroswa Kkkkkkkk agamewa
@rora3757
@rora3757 Год назад
ፍልፍል ሰሎሙና ኣነ እወን ይፈልጦ የ ኣባላት ክ/ስ 32 ነሮም ናይ ጫት ሓሺሽ ክምዝንበረ ይፍለጥ ዩ ሰምበል ትካል ጽርበት ዕንጨይትን ሓጽንን ኣስመላሽ ገረዝግሔር ሓልፊኡ ኣብ ቤትማሰርቲ ሞይቱ
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Год назад
ህሉው ኢዩ ጂግና ከምዚ ከማካ ተባዕ ሰብኣይ።💔💔💔💗
@jonasjoebyo2105
@jonasjoebyo2105 Год назад
ኪሮሰይ ጅግና ጎኒ ህዝቡ ናይ ብሓቂ ክብሪ ዝግበኣካ ክቡር ሰብ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪
@teswedierihalalmeret46
@teswedierihalalmeret46 Год назад
Kiros the kings 😭❤️💘🙏
@ove6164
@ove6164 Год назад
My kirosey We Love you👑💙
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 Год назад
😍😍😍😍😍
@tigrignapost
@tigrignapost Год назад
እቲ ክትገልጾ ዘሰክፍ'ዪ ኢሉ ነጢርዋ ዘሎ ኪሮስ ኣብ 10 ደቂቅ ከባቢ ዘላ ብዓል ኢሰያስ ዘለዎ ካልኦትን ንደቂ ኣንስትዮና ዘይፈልጥኦ "ድራግን ሓሺሽን ኣስትዮም ኣባላሽዮምን ኢዮም። ኣሕ ዞም ሸፋቱ ናይ ሳሕል! ድሓር ግን ገለ ኣሎ ኣብዛ ሃገር
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
Tufffff hasewti
@Delayiselam.
@Delayiselam. Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ። 👑👑👑
@daniela7019
@daniela7019 Год назад
Kiros the righteous man we have a huge respect for you
@teklittk7118
@teklittk7118 Год назад
ሰላም ሰላም ኪሮስ ጎይታ ሓቂ
@Blue_2024
@Blue_2024 Год назад
Kirosey ❤❤❤
@milliparadizomilliparadizo7708
ኣቦ ሓቂ ኪሮሰይ ምስ በልኩ አንድየ
@abrahamzereabruk1626
@abrahamzereabruk1626 Год назад
ኪሮሰይ ጂግና ናይ ጀጋኑ ንሓኪ ዝሞተላ ንበር አስኪ።❤❤❤
@wedibira2
@wedibira2 Год назад
Kirosey abo haqi🤴
@nayhmameystyle9479
@nayhmameystyle9479 Год назад
Kiroseyyy king of king 🤴 ❤abo haqi ❤
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 Год назад
ኪሮሰይ መለይ ጎይታ ሓቂ ፍትሓዊ ዓይኒ ንኡሰይይ ወለዶ ንጉስ ጥበብ ዓንዲ ህዝቡ❤❤❤
@merontesfay3145
@merontesfay3145 Год назад
ኪሮስ king of king eritrean 🥰🥰🥰🥰 I Love you
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 Год назад
ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ❤👍🏾🙏
@MFish7980
@MFish7980 Год назад
Thank you, brother Kiros for your information. This regime is a Mafia style regime NOT a government. This style started during the Eritrean struggle!!
@Mati-lq5kr
@Mati-lq5kr Год назад
kiroseyy ❤🥰
@eyamo2090
@eyamo2090 Год назад
ብትክክል ንጹር ዓቢ መልእክቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኪሮስ ተባዕ ጅግና ባዓል ዕላማ ወዲ ህዝቢ ንስሪ ኣብ ርሑቅ ሰማይ ኮይኑ ነቲ ዘይረአ ዝርኢ
@yordag9538
@yordag9538 Год назад
ኩሉ ትክክል አዩ👍❤❤❤
@meronteklit1592
@meronteklit1592 Год назад
Kirosey my king 🤴 ❤ ♥ 💙 💖
@kirosasfahagrmaafrica8761
@kirosasfahagrmaafrica8761 Год назад
Kirosey 🤴
@ashuweditigray7680
@ashuweditigray7680 Год назад
ኬሮሰይ በሐፂሩ ደላዪ ፍትሕን ሰላምን ሓቅንን ንበረልና እስከ❤❤❤
@birhanetesfa5978
@birhanetesfa5978 Год назад
ናይብሓቂ. ኪሮስ. ጽቡቕ ገይርካ ኢኻ ገልጽካዮ ኣእምሮ ዘለዎ ኤረትራዊ ብጉብእ ነዚ ኣስተዉዖሉ ነዚ ጋኔን ስርዓት ካብ ስሩ ክምሑ ክትሰእ ይግብኦ :: ኣነ ኤረትራዊ ኢየ. እናበልኩም ንኢሳያስ ትድግፉ ግን ኢሳያስ ናይ ኤረትራ ሃብትን ህዝብን ክገዝ ዝመጸ ድያብሎስ እንበር ዕረትራዊ ስለዝኾነ ኣይኮነን ሕራይ. እናበለ ኣሻድንዎ ኣብ ዓድና ብጭቕ ኢልና ክንዛረበሉ ዘይንኽእል ደረጃ. ኣዉድቅና :: ብዝኾነ ኪሮስ. ሓዉና. ዝብልካዮ 100% ዘይክሓድ. ሓቂ እዩ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m Год назад
Kiros Jigna ❤❤❤🎉🎉🎉
@misginaabraha1208
@misginaabraha1208 Год назад
ስላም ንዓካ ኪሮስ ኣስፍሃ ኣቦ ሓቂ ንስኻ ደራፋይ ጥራሕ ኣይኮንካን ክልተ ብልሒ ዘለዎ ሴፍ እካ እዚ ዝበልኻዮ ድማ ኩሉ ሓቂ እዚ ሽፍታ ኣዲሃሎ ካልእ ይገብር ሰለቲ ኩሉ ንህዝብካ ንምንቃሕ ትገብሮ ዘለኻ መልእክቲ ክትምስገን ይግባኣካዩ ኣጂካ ቀጽሎ ድማ ይብለኻ መስተውዓል ነብር እለካ ኣለኩ 🐆🐆🐆🙏🏻🙏🏻
@user-ny9xd3od2h
@user-ny9xd3od2h Год назад
ንኪሮስ ካብ ልቢ መንእሰያት ካብ ተውጽእ ዳይናንሶር ደሊኻ ከተምጽእ ይኸልል ኪኪ ኣብ ልቢ መንእሰይ ዓቢ ቦታ ኣለካ
@mikishmendi3906
@mikishmendi3906 Год назад
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ
@habtekidane477
@habtekidane477 Год назад
ዝገርም'ዩ እዞም ሸፋቱ ሳሕል ጽቡቕ ጌሮም እንተሰሚዕና ኢና ንስምብድ እምበር ሕማቕስ እንተሰሚዕናስ ንኣምን ኢና
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
Gis
@mera243
@mera243 Год назад
@@lolamigos2381 ጓል ሸፋቱ ዲኺ ጓል ቶም ሰተይቲ ደም ሓቂ ዩ ወሓጥዮ
@negasi2123
@negasi2123 Год назад
King kirosey 😊❤
@esiyastewelde7028
@esiyastewelde7028 Год назад
King of King
@Mikael7702
@Mikael7702 Год назад
GBU! KIROS hawey ❤️❤️❤️
@johnwick7208
@johnwick7208 Год назад
Welcome back kiros smart artist from Tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 Год назад
ኪሮስ ዓርከይ ! ክሳብ ሕጂ ኢሰያስ ትብል ኣለኻ! ናዓ ናብ ክርስቶስ ዕረፍቲ ክትረክብ ንእግዚኣብሄር ዘምረሉ ትዓረቅ ምስ ኣምላኽ ተነሳሕ።መወዳእታ ዓለም ኮይኑ ዩ። ጻውዒት እዩ ጎይታዩ እዚ።ኦሮቶዶክስ ትጽውዓካላ ። ይኣክል ናይ ዕብዳን ዘመን ንእግዚኣብሄር ንዘምረሉ ብበገና ሻምብቆ።መጀመርያ ጥበብ ንእግዚኣብሄር ምፍራህዩ።well come bro please?👋
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 Год назад
ኪሮሰይ ጂግና 👍👍👍👍👍
@bitewmyhero7012
@bitewmyhero7012 Год назад
Kirosey king abo haki, we love u❤
@Aduliss
@Aduliss Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ጥበብ ኣንታ ጅግና ጓሳ ጸማም ህዝቢ
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
Denaqur ekum gn nay bhaki
@kuraeeritrawi5826
@kuraeeritrawi5826 Год назад
Ezi ab super lateriia nelilo zineberna 😂😂😂
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሳክት ቤላቤለው ናይ ባር ሕክያስ ከም መጽናዕቲ ጌሩ ዘምጽኣ ይዛረብ ዓሻ ሙኻን ጡዕም ዩ በጃካ ኣይትሓፍርን ኢኻ ክክክክክ
@smartboy1983
@smartboy1983 Год назад
I recpect you king kiros ❤️
@hawshabebda688
@hawshabebda688 Год назад
ኪሮስ ጂግና ኣቦ ሓቂ👍👍👍
@yonashabtemariam7059
@yonashabtemariam7059 Год назад
Heroe Kiros. You are true as usual. Longevity life for you!!!
@jossijosawi341
@jossijosawi341 Год назад
ንሓቂ ዝሓቅቕ ንበይኑ ዘዓጥቕ ደፋር ተቓላሳይ።
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 Год назад
ክሮስይ ኣቦ ሓቂ በርጌድ ን ሓምዱ ኣብ ጎንኻ ኣልና ኣጆኻ ❤️❤️❤️
@amanluel98
@amanluel98 Год назад
Oromay King Eka Kirosey yirayeni ab 01.01.2024 ab Adarash Expo Bzemaka 💓💓💓💓💓💓💓💓one day zekireni eka
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
ክክክክ be realistic ሓሳዊን ስንቅን.....
@amanluel98
@amanluel98 Год назад
@@lolamigos2381 kezekireka eye 2024 mukan abey elkayo sidet mekirika
@jaymike4218
@jaymike4218 Год назад
You have understood it very well kilos, this Has to be broadcast on every channel of justice seekers RU-vid and Facebook and Instagram, tiktok as well as tweeter again and again until the youth understand it
@binites7284
@binites7284 Год назад
Abo haki 100%
@fesehawold238
@fesehawold238 Год назад
Thank you, Kiros.
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Год назад
ኪሮሰይ ግይታ ሓቂ ኣጀኾ በርትዕ ነዞም ላሓስቲ ህግደፍ ጉዶም ኣውጻዮም
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Год назад
Kirosawi Amlak msaka ykun❤️❤️
@kuraeeritrawi5826
@kuraeeritrawi5826 Год назад
ATA chirossss
@meraayney2483
@meraayney2483 Год назад
ኪሮስ ዝተዛረቦ ናይ ዳህላክ ህንጻታት ናይ ብሓቂ ኢዩ 2007-8 ኢዪ ተጀሚሩ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተከወለ ብምስጢር ዝስራሕ ከም ዝነበረ አነ ምስክር አለኩ ነዚ ጉዳይ ከአ ኩሎም ኩባንያ ህንጻ ሳዋ ይፈልጡ ኢዮም። 2 ሽፍቲ ኮይና ንሰርሕ ነርና ሓደ ሽፍቲ ከአ 12 ሰዓት ንሰርሕ ነርና። 150 ናቅፋ ንወርሒ ንክፈል ነርና ኢቶም ካብ ዊዓ ዝተሓወስናዮም መንእሰያት ካብዚ ንላዕሊ ባርነት የለን።
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Год назад
ምስጢር ኣይነበረን ኩሉ ሰብ ይፈልጦ ዩ
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 Год назад
Well come back Kirosey.
@tomytomy2863
@tomytomy2863 Год назад
100% ሓቂ፡ እታ ስማዊት ካዝና መንግስቲ ግበሃል ጁባ ኢሳያስ ከምዚኾነት ፍሉጥእዩ።
@merahevenheven161
@merahevenheven161 Год назад
Kiros abo haqi❤❤❤❤
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Год назад
ኣየ ቺሮስ እሞ ኢሰያስ ንመዓስ እዩ ክኮኖ እዚ ትብሎ ዘለካ ሃፍቲ ምስ መተ ኢሰያስ ካኣ እንታይ ካብ ህዝቢ ዘሕብእ ኣሎዉ እታ ሃገር ናቱን ናይ ቶም ኮራኩሩ እያ በጃካ ካብ ሓቂ ኣይንህደም ኢሰያስ ጽቡቅ ኣየፍትዎሉን እዩ ንሰበይቱ ንደቁ ዘይከውን ኣብ ዝኮነ ሃገር ኪድ ደቂ ዲክታቶር ኣብ ኢመሪካ ወይ ኣብ ቡሉጻት ኣገራት ይመሃሩ ኢሰያስ ግን ስግንጢር እዩ ስርሑ ኣብ ካልእ ከይከድካ ወላ ደቂ ቶም ኮርኩሩ ኣብ ምንታይ ሃገራት ከይዶም ይመሃሩ ትስሕቶ ኣይብልን ብዝተርፈ ቺሮስ ቅሩብ ክብር በል ከም በዓል ተመስገን ያሬድ ምሕረተኣብ ተዲ ጻዕዳ መዳ ንኡሰይ እንታ ከምትብል ፍለጥ ካብ ደብረጽዮን ዶ ወዲ ወረደ ኢልካ ትደርፍ ኪሮስ from hero to zero 0⃣ ኣበይ ኣሎ እቲ ናይ ቀደም ኪሮስ ደላዪ ፍትሒ ዝስዕቦ ዝነበረ
@user-kq7rz3ij8y
@user-kq7rz3ij8y Год назад
Sakt husar eka nsak modes tgiru wahid asha
@luelasrat5712
@luelasrat5712 Год назад
ከም ሓቂ ተዛሪቡ፣ዝጽላእ የለን።(ፕላቶ) ሕጂ ዘይክንኣምናካ ንኪእል እና፡ምስ ግዜ ግን ኩሉ ክስተንትንን ክዝክሮን'ዩ። ኪሮስ ንዓካ ዝሕምቀካ ሕልናካ ጥራይ'ዩ።
@habazama7172
@habazama7172 Год назад
ኪሮሰይ ኣቦ ሃቂ 👍🤜🤛🤜❤❤❤
@samielmahuray
@samielmahuray Год назад
Kiros forever ❤️❤️❤️
@warroom5739
@warroom5739 Год назад
ኪሮስ ሓወይ ብዘላ ሃገር ናቱ እንድዩ ገይርዋ ዘሎ።
@aronkeleab8088
@aronkeleab8088 Год назад
Kiros Abo haqe nibereley 🥰
@heriakleguzaye7935
@heriakleguzaye7935 Год назад
Kirosey the king of music and honest man.
@amra5753
@amra5753 Год назад
Free. Speech. And. Press. Good. 30 décembre. 2022
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Год назад
ኪሮስ ሰብ ቲ ናይ ባሐቂ ሰብ አብ ሐቂ ጥራሕ ዝስዋእ ዕጣቅካ ሰብአውነት ህዝባውነት ሕልና መትከል ኑጹህ ከማኻ ወረጃታት ጀጋኑ እንተዝበዝሑ ተዳራሪዑና ዘሎ ገሊጽካ ዘይውዳእ ሽግራትና ምተቀንጠጠ ንሑሱም አራዊት ኢሰያስን ጉጅሉኡን ቀዲካም ዝፈለጥካ ዓገብ ዝበልካ ጅግና ኢኻ አጆኻ በሩትዕ ክወግሕ ኢዩ
@solomonkiros9191
@solomonkiros9191 Год назад
ኪሮስ ጅግና ኣጆኻ ሓቀኛ ብዙክ ኣይፈትዎን ግን ብዝሒ ዘይኮነስ ዉሑድ ኾይኑ ቁምነገር ዝሓዘለ ህዝቢ እዩ ዝምረጽ. 💪💪
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 Год назад
ብጣዓሚ ጹቡቅ ምኽንያቱ ከምዚ ከማኻ በባሓደ እቲ ዝፊልጥው ማሰ ሚደያ ወጸዪም እንተ ዝገልጹው ጹቡቅ ነሩ ህዝቢ ከማን ይፈልጦ ክንደይ ምሰጥራት ከማን ይህሉ ናአብነት ( አብ ሳዋ ዝተገበረ ጸኒሕና ክንጎልጾ ዝበልካ ) እቲ ቀንዲ ህግደፊ ሰሪሕሉ ዘሎ አብ ህዝብና ዝይምትእምማን ህጂ ወን ንህብና ክብሎ ዝደሊ አብ ሓደ ጸናዕ አብ ሓደ ቦታ ኮለል አይትበል ፈታዊናን ጸላኢናን ነለሊ. ከምዚ ገሪካ ነቲ ሓቂ ምዝራብካ ብጣዓሚ ጹቡቅ ክብረት ያሃበልና።
@m-f6517
@m-f6517 Год назад
Kirosey abo Haki God-bless You
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 Год назад
❤️❤️❤️💕💕
@kiros123
@kiros123 Год назад
ኣነስ ኩሉ ግዜ እዞም ዕድሚኦምን ጉልበቶምን ዘወፈዩሏ ነዛ ሃገር ምሁራት ኤርትራውያን ስለምንታይ እዮም ትም መሪጾም ዝብል ሕቶ ናይ ኩሉ ግዜይ ሕቶ እያ ኔራ ለከስ፡ ኢሳያስ ሃገራውነት ስለ ዝቐተሎ እዩ !! " ኢሰያስ ቀንዲ ዝቐተሎም ፡ ሃገራውነትን፡ባህልን፡ ስፖርትን ፡ስነ-ጥበብን እዮም, ቃል (ኪሮስ ኣስፋሃ)
@ahferomtesfay7835
@ahferomtesfay7835 Год назад
ኪሮስ ዘይነጽፍ ባሕሪ ኣብ ዳህላክ ከም ሚነዋለ ኮይኖም ዝሰርሑ አባላት ጸጥታ ኔሮም የዕሩኽትና❤❤❤
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 Год назад
Kirosa abo hakiiii 🙏🙏🙏💯💯💯💒💒💒💒🦁🦁🦁🦁
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident Год назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-Sn6jeIlfcUo.html ኣለኩ። Kiros 🌟✨💫💫💫💫👍👍👍 ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ዉጱዕ ሓፋሽ ህዝብና።
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 Год назад
ኪሮስ ሓቂ ኢካ ትዛረብ ፡ ቅሩብ ኣላፋቻ ንህግደፍን ዓጀብቶምን ንምሕራቕ እዩ ዝከውን ዝብሎ ምስ ጎረበትና ትገብሮ ምቅርራብ ገዲፍካ የድንቀካ የ ሶ ቀጽል ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እዩ ጽቡቅ ጌርካ ኢካ ትፈልጦም ነዞም ኣትማን ።
@user-jr3nk8or3f
@user-jr3nk8or3f Год назад
Kirosey beal hlna selamka ybzahaley 🙏🙏🙏
@mehariokubamichael5712
@mehariokubamichael5712 Год назад
ኪሮስ ሓውና ኣስማት ምጥቃስ እኮ ኣየድልን እዩ ኩላ እታ ሃገር ናይ ኢሰያስ እያ
@senaydanow3873
@senaydanow3873 Год назад
Hanti ketema zey konet kula Eritrea natu eya🤣
@rob-zb3ic
@rob-zb3ic Год назад
ጽቡቅ ኣሎኻ ህዝብና ኣይፈልጦን ኢዩ ክርዳካ ኣይኽእልን ኢዩ ኣብዚ ዝበልካዮ ቦታ ዝሰርሑ የሕዋት ኣለውኒ ይኹን እምበር ዋላ ናይጽርየት ሰሪሕካ ንመዓልቲ 450 ናቅፋ ትኽፈል ካልእ ድማ ኣቡኡ ዝተሳእለ ስእሊ ክትወጽእ ኸለኻ እቲ ስእሊ ይድምሰስ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመካ ተወሳኺ ብዙሕ ኣሎ እንታይ እሞ እዚ ህዝቢ ጸሚሙ እኮ።
@ermiamaermiama2210
@ermiamaermiama2210 Год назад
Kirosey ❤abo haki
@danielrezene1659
@danielrezene1659 Год назад
Kirosey Abo haki king of the king 😘😘
@genettedla4209
@genettedla4209 Год назад
Nice to hear your voice kiros good on you for this program keep going for good job we prodded of you 👌 👍
@tesfalemgebresellasie6120
@tesfalemgebresellasie6120 Год назад
ጽቡቕ ኣሎኻ ኪሮስ ሓወይ በትሪ ሕቂ ፡ኣነ ንባዕለይ ኣብቲ ናይ ዓዲ ንፋስ ኡስርበት ነይረ ፡ነዚ ትብሎ ዘሎኻ ዕምበባ ንግሆን ምሸትን ቆርጽናን ፡ቱፋሕ ሜለ ውን ቆሪጽናን ኢና ፡ክገርመካ ሓንቲ ቱፋሕ ሜለ ንከይንበልዕ ፡ብጀካ ተረፍ ኣዕዋፍ ዝበልዐኦ ዝፋሐቖኦን ጥራይ ይፍቀድና ነይሩ ፡ንሱ ከማን ባዕሎም ፈትሾም ርእዮም ይህቡና ነይሮም ዘገርምም ኢዩ።
@angasomgermai4349
@angasomgermai4349 Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍
@bereketteklay8185
@bereketteklay8185 Год назад
Kiros gegna fetawi hekiy,,,, delaye selam neberelna❤️❤️❤️👍
@merhawitkbrom4064
@merhawitkbrom4064 Год назад
Amlak zmemenka ybare kiros hawey. Abo hlna❤️
Далее
Мухочирон эхтиёт бошед!
01:31
Просмотров 116 тыс.
Gelik yoki Velik?
00:20
Просмотров 644 тыс.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 19 ( BY BRUNO )
51:09
KIROS IN OSLO
17:29
Просмотров 17 тыс.
መደብ ሓቂ ጥራይ ቁጽሪ 2
13:20
Просмотров 116 тыс.
kiros asfaha ኤርትራ ነጻ ሃገር ድያ?
8:08
Xamdam Sobirov & Mirjalol Nematov - Chapan (Premyera)
3:03
MIROLYBOVA - Лето (Official Video)
2:44
Просмотров 226 тыс.
Yosamin Davlatova - June Jonum (Cover Leila Forouhar)
3:00
Stray Kids "JJAM" M/V
3:20
Просмотров 6 млн