Тёмный

ውግኣ ዒላበርዕድ ኣብ ምዝላቅ 1978 ቀዳማይ ኪፋል PART ONE 

HGDEF VISION
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 87 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 41   
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 5 лет назад
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጅግንነት ተባረኩ ደቂ ኤረይ
@hareghabt3891
@hareghabt3891 6 лет назад
ናይ ብሓቂ ጀጋኑ እዚ ኩሉ ጅግንነት ከማኪም የለን አብ ዓለም 💝💝💝💝💝💝💝
@abelkidanebahram9726
@abelkidanebahram9726 5 лет назад
ኤርትራዊ ምካነይ ይሕበን
@nassiradem607
@nassiradem607 3 года назад
The golden generation who owns dignity who are all set to pay any costs for his own freedom . Yo are precious and you deserve all best and respect. Awet nhafash
@dana.j9062
@dana.j9062 5 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን ንዘልኣለም ድማ ንዕኦም ኩሉ ዕዳ ኣለና። 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@nechiredai2703
@nechiredai2703 5 месяцев назад
❤❤❤❤ናይ ባሓቂ ጀጋኑ ብጾተይ ናይ መትከል መቃልስተይ ሓለፍተይ መምሃራነይ ኣባላት ከቢድ ብረት ክፍለ ሰራዊት 96 ገብራሃንስ ሚኪኤለ ጥልያን በረኸት እዘን ክልተ ዋዕሮታት ደቂ ሃብተ ደቂ ሃንቲ ማህጸን ሰራሕቲ ቕያ ልኡል ሃብተ ክፍለ ሰራዊት 52 ዑቑባ ሃብተ ካአ ኣጋር ከቢድ ብረት ክፍለ ሰራዊት 96 መራሒት ሓይሊ ዝነበራ መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ጅግና ስውእቲ ዑቑባ ሃብተ ጀጋኑ ኣብ ዘለኩሞ ቕሰኑ ዘላአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤ኣብ ልበይ ሰፈርኩም መጋድልቲ !!!!❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጋልኤረይ1612
@ጋልኤረይ1612 5 лет назад
እወ ነዚ የሕሊፎም ንዝጠልሙ ከዳዐት እዞም ዕሱባት እዋአዮም እምበ እቶም ተባዐትሲ ሎምን ትማልን አለዉ አብ መትከሎም
@habitm8216
@habitm8216 6 лет назад
ትማል ሻዕብያ ሎሚ ሻዕብያ ጽባሕ ሻዕብያ ኣማን ብኣማን ዓይኒ ዓሳድ ይደፈነልና ተደፊኖም እዮም ምድፋን እካ ነቶም ተሪፎም ዘለው ካኣ ክድፈኑ ኣለዎም
@austinwesrad5424
@austinwesrad5424 5 лет назад
An
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 9 месяцев назад
መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ ዑቕባ ሓፍተይ!! ዑቕባን ልኡልን ኣሕዋት እየን :: ካብ ረመጽ ዕላበርዕድ ከኣ ወጺአን 🙏🏻
@theodrossegid800
@theodrossegid800 7 лет назад
Our enemy they don't want to see the reality. viva Eritrea.Down to our enemies.
@negashmengstu5044
@negashmengstu5044 3 года назад
ሉኡል ሃብተ ጋል ሰለባ ኣብ ዕድኺ ምስሓፍትኪ ዕቁባ ሃብተ ኣብ ሓንቲ ድፋዕ ዕላበሪዕድ
@er-jw9vq
@er-jw9vq Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ህ,ግ ። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷💪
@berihuhadish9561
@berihuhadish9561 7 лет назад
AWET NHAFASH
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w Месяц назад
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@sarahtesfai4740
@sarahtesfai4740 4 года назад
መስተንክር እዩ! እዚ ታሪኽ እዚ ዶ ይኽዳዕ
@getajemesgen8337
@getajemesgen8337 7 лет назад
JEGANU ERI BJGNINETKUM BXNEATKUM BMORALKUM BHEMOTKUM TEGERIME ZBLO TEFIUNI KAB NEBEAT AYNEY DELEYO HEWARYA ELEKUM ALEKU MERHEWTI XEBEBA LBINA EYU SEFERKUM EGZABIHER NETOM KEM WERQI KAB HEWI ZWEXAKUM JEGANU EDMEN TIENAN YHEBKUM
@aggwjj6459
@aggwjj6459 2 года назад
ሰለ ናይዕይት ትዛረቡደ አንቱም ሰረቅቲ
@solomungerekial2826
@solomungerekial2826 3 года назад
Jeganu ekum jegennetekum aykehaden eyu gen dekukum ab feqdeu fah elna
@elk5824
@elk5824 5 лет назад
ንበሩ ጀጋኑ ንብሩ ታሪኽ ምእንቲ ክትነግሩ እዝጋቢሄር ነዚ ክትነግሩ ዘብቃዓኩም ክብሪን ምስጋናን ይኹኖ ባዓል ውጻእ ማዓት ኣጆኹም ኣላሽ ኣቢልኩሞም ንዓለም መንጸሮር የኢቱኹምላ ምስ ዓለም ተዋጊእኩም ሲዕርኩም ኣምላኽ ድማ ምሳና ዩ እምበር ህልውየና ዘይደልዩስ ሕጂ ውን ኣይደቀሱን ለይትን ቀትርን ንጥፍኣትና ክሓልሙ ካብ ዝገርመካ ኣይፈልጥዎን ነዚ ህዝቢ ንልዕሊ 60 ዓመት ኣሳቅዮሞ ኣይሳዓርዎን ሕማም ናይ ባሕሪ ኣብ ዘዝመጽእ ወለዶ ዩ ዝማሓላለፍ እንታይ ዓይነት ጎረባብቲ ኢና ረኺብና እንተኾነ ኣነ ክብሎ ዝደሊ ንደቂ ኣንስትዮ ኤረትራውያን ኣብ ወጻኢ ካብ ኤርትራ ዘለኽን ካብ ደይ ዘጋኽን ኣይትውለዳ በጃኽን ንዛሃገር መከራ ኣይነምጻኣላ ሓደራ ነዚ ሪእኽን ተማሃራ ባዕዳዊ ማለት ንዓኻ ኣጥፊኡ ሃገርካ ክወርስ ዩ ዝደሊ ንዓኻ ይጸልኡ ሃገርካ ይደልዩ ዘገርም ዩ ክትነብር ዘይደልዩኻ ዝንዕቁኻ እግዛቢሄር ግን ኩሉ ግዜ ምሳኻ ዩ ህዝበይ ሃገረይ ፍትወይ ጅግና ህዝቢ ኣጆኻ ጎይታ ኣፍሪቃ ጎብለል ዕድመን ጥዕናን ንኹሎኹም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ይካኣሎ ምስ ዋርሳይ ኣንውብስ ኢኹም ዘላኣለማዊ ዛኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 7 лет назад
ሰለምታይ ግን ደቂ ኣንስትዮ ገደይም ተጋደልቲ ማዕርግ ዘይብለን ኮነርየል የለ ዋላ ለቴናል ዝገርም ኢዩ
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 7 лет назад
gieganu aenabis
@semerefsehatsion9620
@semerefsehatsion9620 5 лет назад
Entay emo Yeabes hzbawi genbar da jeganu ewe bhigdef zbhal welkemelaki da techwyom enber
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 5 лет назад
eleni ዝሰጠመት ሰይጣን ምካንኪ ክነግረኪ ይፈቱ
@msselam4101
@msselam4101 5 лет назад
Geganu Edikum Deqi Er Awet Nehafashe
@momonahabo9980
@momonahabo9980 7 лет назад
Leul Habte mis hafta Oqba gele kab jeganu seleba
@eritreawikuburziega9878
@eritreawikuburziega9878 5 лет назад
luel habte amhadarit nius zoba eya msh
@merhawinuguse9401
@merhawinuguse9401 5 лет назад
mtrak sewrawi qalsi hzbi eritea bgbue hade bhade kem zelewo ktrek alewo bezi temhalalfuwo zelekum meliekti qubuln agedasn merahi nqdmit sle zkone kqxl alewo nemesgnkum ka awet nhafash
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 5 лет назад
ምስ ኣናበስ ኣፍኪ ኣይትክፈቲ ኣነ ከፈልጠኪ ኢየ
@gezakaiyumamuq3928
@gezakaiyumamuq3928 4 года назад
ስዉኣት ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 5 лет назад
@eritreakidane9068
@eritreakidane9068 7 лет назад
Awet awet resah kitfelit hzbawi gnbar jignau eyu hji gin tebalashiwom
@hafeta8086
@hafeta8086 5 лет назад
ኣታ እወ ጃጋኑ መዳርክቲ. ኣልቦ ኔርኩም እንታይ ሞ መትከልኩም. ኣረሲዑኩም እዚ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ. መንእሰይ ኤርትራ እንዳጠፍአ. ዓገብ ክትብሉ ዘይምኽኣልኩም. ዘሕዝን ዩ እምበር ብጅግንነትኩም ደኣ ሕቡናት ኔርና. ዕላማኹም ንፍትሕን ሕግን ቁዋምን. ህዝባ ብናጽነት ዝነብረላ ሃገር. ንምፍጣር ዩ ኔሩ ቃልስኹም. ረሲዕኩሞ ግን ሕጂ.
@Awettesfagabir
@Awettesfagabir 7 лет назад
ሽፍታ ህግ
@debessaiabraham5241
@debessaiabraham5241 7 лет назад
ዓወት ዓወት Hwehat ke jeganu!!!! Zehzn
@alexsmogos1254
@alexsmogos1254 6 лет назад
Awetino Awetino heswi
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 4 года назад
ዓጋመ ረሳሕ
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 3 года назад
Shefatu dea hiwihat weyani tigray eyom!! Ezyom 🇪🇷hizibaw🇪🇷i ginbar 🇪🇷seb🇪🇷 metkel🇪🇷 eyom🇪🇷 haray do ☝️game over kea kkkkkkkkkkkk ::
@elenieleni5328
@elenieleni5328 7 лет назад
ኤርትራ የሰመጠች መርከብ ????
Далее
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
Просмотров 105 тыс.
Dimtzi Eritrawian Stockolm v13 2015
58:51
Просмотров 47 тыс.
Werki Mizan 1
10:17
Просмотров 78 тыс.