Тёмный

ዓስቢ ምድሓን 1ይ ክፋል 

Apostle Hneshim Ethiopia
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Apostle Hneshim Ethiopia2022 (official video)
ንዝበለጸ ሓበሬታ በዘን ዝስዕባ ቴሌፎናት ወይ ኢሜል ክትረኽቡና ትኽእሉ
0046739231775
0046739316803
0046704903959
0046739317683
kebronministry@gmail.com
Check Out New Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs:
gospel songs: / @apostlehneshimethiopi...
Facebook:
Instagram ;
Twitter ;
Apostle Hneshim Ethiopia
© Copyright: Apostle Hneshim Ethiopia

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@JESUSisLORD-ns1ht
@JESUSisLORD-ns1ht 4 месяца назад
ኣሜን
@Yoditakebron-lw9mr
@Yoditakebron-lw9mr 7 месяцев назад
Apostle amlak ybarka barikana
@AsmaitTewelde
@AsmaitTewelde 6 месяцев назад
Amen
@edendaniel4814
@edendaniel4814 6 месяцев назад
Amen 🙏
@307abraham
@307abraham 7 месяцев назад
ንመጀመርታ ሰሚዒካ ብጣዕሚ ኣገርመካ :: ቃል ፈሊጥካ ምትንታንኻ :: ኣምላኽ ይባርካ
@negsheliyas2260
@negsheliyas2260 7 месяцев назад
Amen Amen you are so blessed.
@solome6244
@solome6244 6 месяцев назад
Blessed
@rahelmesfian3709
@rahelmesfian3709 7 месяцев назад
አሜን ተባረክ
@TesfeYemane
@TesfeYemane 7 месяцев назад
Amennnnnn Gad blessed
@yodittezaz1419
@yodittezaz1419 7 месяцев назад
ተባረኽ
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@yemanebeyene9807
@yemanebeyene9807 7 месяцев назад
@AlemtsehaySeid-ch8fp
@AlemtsehaySeid-ch8fp 7 месяцев назад
ሮሜ_3_10
@kudusanghebray9566
@kudusanghebray9566 7 месяцев назад
Amen Amen Smen
@kudusanghebray9566
@kudusanghebray9566 7 месяцев назад
God bless you
@nadiyaibrahim5736
@nadiyaibrahim5736 7 месяцев назад
Amen amen amen hallelujah hallelujah hallelujah 🙏🙏🙏🙏💕💞💕👏👏
@AlemtsehaySeid-ch8fp
@AlemtsehaySeid-ch8fp 7 месяцев назад
እዮ_4_10
@Love4Eritrea
@Love4Eritrea 7 месяцев назад
Amen Amen Amen Amen Apostle hawey you're blessed
@dawit2002
@dawit2002 7 месяцев назад
You're blessed Apostle 🌹
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 7 месяцев назад
Amen Amen 🙏 Amlak brikkk yebilka Apostle bruk ❤
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 7 месяцев назад
Halleluya
@filmonhagos590
@filmonhagos590 7 месяцев назад
God bless you apostle bhaki btmhrtka bzuh felitna aemrona berihu
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 7 месяцев назад
Amennnnn
@MrGezai
@MrGezai 7 месяцев назад
ክልተ ዓይነት ሞት እዩ ሰለስተ ኣይኮነን ራእይ 2:11፤ እዝኒ ዘላቶ እቲ መንፈስ ንማሕበራት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ። እቲ ዚስዕር በቲ ኻልኣይ ሞት ኣይኩጕዳእን እዩ።
@MrGezai
@MrGezai 7 месяцев назад
ሰለስተ ሞት ዚባሃል የልቦን ተማሃር ራእይ 20:6፤ ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ዕድል ዘለዎ ብጹእን ቅዱስን እዩ። ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡ ምስኡውን ሽሕ ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡ እቲ ኻልኣይ ሞት ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 3 месяца назад
ኣስተዉዒልካ ስማዕ እንታይ ይብል ከምዘሎ ብሩክ
@AlemtsehaySeid-ch8fp
@AlemtsehaySeid-ch8fp 7 месяцев назад
ኢሳያ_55_ኢሳያ_4_6
@MrGezai
@MrGezai 7 месяцев назад
ኣብዛ ኤፌሶን 2:8-9 ዘላ እምነት ህያብ ኣይኮነትን ተጋጊኻ ኣለኻ:: እምነት ህያብ እንተኾይና ኣምላኽ ነቶም እምነት ዘይሃቦም ስለምንታይ ዘይኣመንኩም ኢሉ ኪፈርዶም ይኽእሉ? ግን ንዚኣመነ እትዋሃቦ ህያብ እምነት ኣላ ማለት ንኹሉ ኣይኮነን 1ይ ቆረንቶስ 12:9፤ ንሓደ ግና እምነት በቲ ሓደ መንፈስ፡ ንሓደ ድማ በቲ ሓደ መንፈስ ናይ ምፍዋስ ውህበት ይውሃቦ፡
@Rosabella78
@Rosabella78 7 месяцев назад
ኣታ ሰብ ሕነ ሽም ብሉኻ፡ ዓሻስ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት ፡ ክሳብ መዓስ ኢኻ ንርእስካ ተታሊልካ ከተታልል ትንውብር? ሰበይትኻ ኣብ ገዛ እና ጭአኮንካ፡ ምስ ሰብ ክውይትራኽብ እና ኣገድካ ምስጥርካ ከይቕላዕ ብሓሶት ኣአብ እና ኣጣቖስካ፡ አፐ፡ ድሓን ግን መጨርስታካ ኣዝዩ ክፉእ ሙኻኑ ይነግረካ ኣሎኹ።
@nebutewelde681
@nebutewelde681 4 месяца назад
መጀመርታ ሰላም ንዓካ/ንዓኪ ይቅረታ አብዚ ኮመንቲ ምስአንበብኩስ ብዛዕባ እቲ ዝምህሮ ዘሎ እንተዝኮውን ምናልብት ዘይተረዳአካ ወይውን ናይርዲኢት ደረጃ ክከውን ይክእል ምበልኩ ብዛዕባ ሂውቱን ሰበይቱን ሓዳሩን ግን አብ ህዝቢ ወጺካ ክትዛረብ መሰል የብልክን ወይ የብልክን ወይባዕልካ ብአካል ትዛረቦ ወይ ሰብ ትሰደሉ እዚ ዳግም ዝተወለድካ ተኮንካ ዳግም ዘይተወለድካ ተኮንካ ግን መጀመርታ ሂወት ርከብ ዳግም ተወለድ ዳሓር እታይ ትዛረብን ትብልን ንመንፈስ ቁዱስ ክትሓትት እገድፈካ ተባረክ /ኪ
@Rosabella78
@Rosabella78 4 месяца назад
ሕጂ ውን ክደግመልካላ የ፡ ኣብ ምትላል ወይ ኣብ ሓሶትን ሙልእ ዓወት የሎን። ሕነሽም ንሱ ሓሶት ትንፋሱ ምትላል ቕንዕና ዘይብሉ ሂወቱን ኣተሓሳስቡኡን ቡኽባኽ ውሽጡ ሂወት ዝበሃል የብሉን ። ንኽንደይ ሰብ ኣታሊልካን ኣጋፊዕካን ኣታሊልካን ንስልራንካን ስምካን ክጥዕመካ ኢልካ ትቕጽሎ ናብራን ሂወትን መችረሽቱኡ ብኽፉእ ምርፋእን ታሪኹን ሕማቅ ዛንታ ዩ። እዚ ተቢዐ ይብልካ ኣሎኹ። ፍረ ናይ ጽባሕ ከም ዝኾነ ከኣ ኣቕዲመ ይነግር ኣሎኹ። ሕነሽም ናይ ኣምላኽ ሰብ ኣይኮነን። ብስም ቓል ኣምላኽ ግን ብዙሕ ይገብርን ይቕጽልን ኣሎ። ብስልጣን ከኣ እቲ ሓቂ ይብል ሎኹ። ሕነሽም ሓደሽቲ ሰባት ጥራይ ዩ ዝደአሊ ኣብ ዝሩ ከምዚ ከማኻ ባርያ ናቱ ዝኮንዎ። ሕነ ሽም እንበር ዝእርምዎ ዝወቕስዎ ዝመኽርዎ ወይ እቲ ሓቂ ድው ኢሎም ዝዛርብዎ ኣይደልን ዩ።
@habenbereket-hg7qp
@habenbereket-hg7qp 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 7 месяцев назад
Amennnnn
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 7 месяцев назад
Amennnn
Далее
ዓስቢ ምድሓን 2ይ ክፋል
1:10:11
Просмотров 3,7 тыс.
ስለምንታይ ኣይትጨነቁ ኢሉ
45:16
Просмотров 3,5 тыс.
ሰብ ካብ ፈተና ከመይ ኢሉ ይወጽ
57:00