Тёмный

ዓይኒ ዘይብሉ ኣንቂሑ ጠማቲ (ሙሉኣለም ስላሴ) 

Wushatena Media
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ ሂወት ሎሚዘበን ዝምረቕ ሙሉኣለም ስላሴ ብዙሕ መምሃሪ ራኢይ ኣለዎ ንከታተሎ። ክትረኽብዎ እንተደሊኹም +251920868257

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 59   
@hopeoftheworld7224
@hopeoftheworld7224 4 года назад
ነዚ dislike ትገብሩ ሰብ አልቦ ሕልና ግደፉ ተመሃሩ ህይወት ዋጋ ከይተክፍለኩም
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
እግዚአብሔር ሙሉኢ ብራአን ይፈጠረልካ ዛሓወይ ዋላ አነ ሓንቲ ዓይነይ አይትርእን ግን ተመስገን ፈጣሪ አብ ፅቡቅ ደረጃ አለኩ ናይ ሕብረተሰብና ዘሎ አታሓሳስባ ድሕርእዩ። ገና ገና አይርዶኦን ብዚሕ ይተርፎ እዩ። መምህር ሙሉ ቀፅለሉ ተካታተልት ናይ መደብካ እዩ።
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
እውይይይ ሓወይ ማዓረይ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ መምህር ምሉ ሓወይና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ድካ ኢካ እሞ ምንም ክንብል ኣይንክእልን
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 года назад
ኣሰይ ጅጋና ዝሓወይ ዓይኒ ስውር ይኩን ኣካለ ስንኩል ተስፋይ ዘይምቅራፅ ጥራይ ብቻ ልቦና ይሃልው ኣጃካ ካዓ ኣምላክ ኣሎ ናይ ኩሉ ብራሃን እሞ ንሱ የብረሀልካ
@degentesfay9571
@degentesfay9571 4 года назад
ሙሉየ ሓውና ጎቦዝ ፁቡቅ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
ኣምላክ ምሕረት የውረደሊካ ሓወይ ንመምህርይ ከዓ ኣምላክ ነብረሊና
@zemenentertainment7925
@zemenentertainment7925 4 года назад
መምህር ሙልየ ሓውና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኩሉ ጻዕርካን ሰናይ ተግባርካን ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብካ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 года назад
ብሐቂ ጀግና ሐወይ ናተይ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 4 года назад
Egziabhier Amlak mhret yewurdelka zhawey ajoka eti zabey tesfan emnetn habon eyu zdle ajoka bertie egziabhier Amlak mhretu ylakelka nmemhr mlu hawuna dam egziabhier Amlak edmen tienan yhabelna
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
እሰይይይ ዝሓወይ ጅግና እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን የሪኢካ
@ወይሰብደቀይ
@ወይሰብደቀይ 4 года назад
መ/ም ምሉ ዕድመን ጥዕናን እንዳ ተመነኩ እዚ መደብ ናይ ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ስለ ዝኮን ንሕና ኤርትራውያን ውን ዓይነ ስውር ኢና ንብል ጽቡቅ ኣለካ ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
ትኽክል ኣለኻ ክብረት ይሃበልና።
@ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ
@ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ 4 года назад
Aseyyyy hawey marey ajka mhret yewrdlka fetri ♥♥♥♥♥✔ etom.des like thbi zelkim ka bejki nmen des thbwo felti terh eye zeblkim ane hawekim.delyi xbqkim
@newsarauser27
@newsarauser27 4 года назад
ሓወይ ማዓረይ እግዚኣብሄር ከምቲ ብሩህ ልቢ ዝሃበካ ብርሃን ዓይንካ ይፍጠረልካ ዓይና ስዉራን ኣሕዋትና ልቦም ብሩህ እዩ ኣነ ዓይነ ስዉር ሓው ኣለኒ ብጣዕሚ በሊሕ እዩ ኩሉ ዓይነት ነይ ሙዚቃ መሳርሒታት ይፃወት ግጥሚ ይገጥም፡እና ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረቱ ይመልከትኩም ንኩሊኩም ዓይነ ስዉራን ኣሓተይ
@therataali2132
@therataali2132 4 года назад
ኣምላክ ሙሉእ ብርሃን ይፍጠርካ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን የርእዮ
@kiflomteckle5971
@kiflomteckle5971 4 года назад
Hawey mhret yewuredelka 💗memhr kaa nzelalem amlak msaka ykun senay qedame senbet nkulu ftur
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ኣታ መድሃኒኣለም ኣቦይ እንታይ ኢና ንርኢ ዘለና ምስ ሙሉእ ኣካላትና ከምዚ ሓሲብና ዘይንፈልጥስ እዋይ ። ኣሕዋት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንርከብ ተዛረብቲ ትግርኛ ንወደብ ብዙሓት እንድሕር ደኣ ኾይንና ዋላ 20 ሪያል ንወርሒ እንተዋፂእና እኩል ዩ እና ክቡራት ኣሕዋት በይዛክን ንወደብ ካብዚ ሓውና ንመሃር
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
0506383169 ደዉልለይ ንራኸብ
@ማዕበልመከናይዝ7ኛክፍለጦ
ጽቡቅ ዘረባ እዩ ኣነ ኣለኩልኪ
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ብዝካአልናዮ ንሓግዚ
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
@@ማዕበልመከናይዝ7ኛክፍለጦ እሞ ስልኪ ፅሕፈልክን ኣለኹ ደዉላለይ ብጉሩፕ ክንዘራረብ
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
@@necheygalishire1628 ንደዋወል 0506383169
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
ሰይ ዝሓወይ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ
@lilikiros9356
@lilikiros9356 4 года назад
ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
ናይዚ ወዲ ቁፅር ደልየ ነይረ ብዛዓባ ናብራ ዝብል ስለተዛረበ ባዓለይ ምስኢ ክራዳዳእ ደልየ አለኩ ተሓባበርን
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ናይ መን ናይዚ ወዲ ዋላ ናይ መምህር ሙሉ
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
@@nwnjwwnwnjwwjnw8550 ናይ መምህር ሙሉ አለን አነ ዝደለኩ ናይቲ ወዲ
@wedebatadey3232
@wedebatadey3232 4 года назад
+251920868257 bezi rhebyo natu ya
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
ኣብቲ ቪድዮ Description ተፃሒፉ ኣሎ።
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
@@WushatenaMedia የቀንየለይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
ዓይኒ ስዉር ትብል እምበር ከመይ ኢልካ ዳኣ ልቢ ስዉር ክትብል ናይዞም ገሊኦም እኮ ፈሊጥና ክብሉ እዮም ሰብ ዘደናግሩ። መምህረይ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለካን ኮመንት ዝጽሕፈልካን ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ (from eri)
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
ናይ ኩሉ ግዘ ተኸታተሊና ብምዃንካ ክብረት ይሃበለና።
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ሓወይ ናተይ እመ ብራሃን ትከተልካ መርአያ ልሕብረተ ሰብና ኢካ ፡መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉፅዓት❤❤❤
@genirnyeneymaradnaki6588
@genirnyeneymaradnaki6588 4 года назад
ሙሌ ሓወይ ልበ ብርሃን ካባካስ ብዙሕ እየ ተማሂረ ቡኡነት ዓይኒ ዘለና እውን ከማካ ኣይንነቅሕን ኣጆካ በርትዕ
@hxfhggfyy2204
@hxfhggfyy2204 4 года назад
ሙሉ ሓወይ እድሜን ጠናን ይሃብካ
@ፃድቃንንጉሰ
@ፃድቃንንጉሰ 4 года назад
ምሕረት የውርደልካ ፈጣር
@teametesfom183
@teametesfom183 4 года назад
Mhert yewrdek Hawey
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ሙሉ ሓወይ ❤❤❤😘😘😘💞💞💞😍😍😍💕💕💕👍👍👍
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 года назад
ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ መ/ር ሙሉ ኣቦ ውፃዓት
@frejohn9107
@frejohn9107 4 года назад
Weey mearey 🙏
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 4 года назад
Wawww nice job
@yordibahta6161
@yordibahta6161 4 года назад
Egzabher amlak baelu yebrhalka hawey kab zrie nlaeli eyu atahasasba zeleka emo ajoka amlak bkulu aywxekan eyu m/ mulu hayleslase kea egzabher amlak asbka yhabka zhawey
@ተመስገንኣምላኸይ-ገ4ጐ
Ajoka hawey beal mulei tesfa amlak msaka ykun memhr mulu kab lbi ena nemesgn amlak ab gonka yukun hawey
@ምንባረይንኣካባብየ
Mulie hawey e/redmen tenan yhaka
@alemyoubube
@alemyoubube 4 года назад
በሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዉና
@didodido4814
@didodido4814 4 года назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@aronbeletsom5302
@aronbeletsom5302 4 года назад
Ajeka hawey mamehr kea amelak xemeka yehbka
@asternegasi7594
@asternegasi7594 4 года назад
Mulye hawey tebarek
@ተጀሚሩማለትተወዲኡካንደሰ
Mhret yewrdelka hawey natey nska eka kem deytrieyo yamn Aye gn kae ayni dey kones lbi u Driei elkayo kbur mlu hawns Bhastiru kae tbeb kae mska Dteweldet koyni ysmaeni alo.
@wezyrgebremchial4956
@wezyrgebremchial4956 4 года назад
እ/ር ብራሃን ያሃብካ
@febenefren3648
@febenefren3648 4 года назад
Mhert yewrdelka hawey ajoka
@saytsayt164
@saytsayt164 4 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውረድልካ ዛሓወይ መዓረይ መምህረይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 года назад
Egziabher Amlak Aboy fewsi mihret awurdelu
@سلطانغزواني-ر3غ
@سلطانغزواني-ر3غ 4 года назад
እግዝኣብሄር ይሓግዝካ
Далее
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18