Тёмный

ዓዲ መንጎቲ፡ ዓዲ ሰለስተ ጀነራላት፡ ጸሓፊ ኢዮብ ጸጋይ ካብ ዓዲ እንግሊዝ 

Mosaic Bahli
Подписаться 64 тыс.
Просмотров 40 тыс.
50% 1

ኢዮብ ጸጋይ ብዛዕባ ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት፡ ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሚኤልን ዘይተሸመ ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃን ዓዲ መንጎትን ኣተኣሳሲሩ ዝጸሓፎ።

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 274   
@Shabay_mender
@Shabay_mender 8 месяцев назад
ዓዲ መንጎንቲ ንመኖም ተፍቅሪ ኢልካ ንኣበርክትኦም ብሻራ ከተቆናጽብ ምፍታንካ ዘሕፍር 'ዩ ። ይተረፍ ዓዲ መንጎንቲ ኤርትራ ምሉእ 'ዉን ዜጋታት ክሳብ ዝኾኑ ንሰለስቲኦም ተፍቅሮም 'ያ ፡ ሕልፊ ጀነራል ተድላ ዑቕቢት ግን እቶም ንሓፋሽ ህዝቦም መሪሖም ናጽነት ዝተጓናጸፉ ጀነራላት ሃይለ ሳሙኤልን ቢትወደድ ኣብርሃን ይዝከሩ !!!!! # ጽሓፊ እዚ ጽሑፍ እቲ በለጸኛ ባህሪኻ ንኸይተርፍ ድማ እቲ ልዕሊ ፍርቂ ካብ ዕድሚኡ ዝተቓለሰ ቻይና ተመሊሱ ዲሞክራሲ ከምጻልካ ከም ቢትወደድ ሓቒቑ ክተፍእ ምምናይካ 'ዩ ። ቢትወደድ ንፍትሒ ይቃለስ ነይሩ ኢልካ ትኣምን እንተኔርካ እንታይ ኮንካ ዘይሰዓብካዮ ? ? ? ሎቕማጽ !
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 6 месяцев назад
ተድላ ዑቕቢት ባዕለገ ሰብኣይ ዝነበረ አዩ ሃይለ ሳሚኤል ስጋዕ 1991 ጅግና ኔሪ ቢትወ ጥራይ አዩ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግና
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 8 месяцев назад
ርሑስ ብዓል ልደት ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና 🎉❤
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 3 месяца назад
HAILE SAMUEL UKA AYGHEDEN AYKEMETOM KALEOTEN.
@michaelissack9271
@michaelissack9271 8 месяцев назад
❤❤❤
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 8 месяцев назад
ኣብ መጀመርያ 1978 ብርጌድ 58 ኣብ ትቖመሉ ዝነበረት እዋን ሃይለ ሳሙኤል ከም ኮሚሳር ብርጌድ ካልኣዩ ን ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲ ፍላንሳ) ተመዲቡና። ዘገርም ነገር እንተ ኔሩ ኣብቲ ግዜ 'ቲ፡ ብግድምናን ብወተሃደራዊ ተሞክሮን ቅድሚ ቻይና ዝስርዑ ኣብ ደረጃ መራሕቲ ጋንታታትን መራሕቲ ሓይልታትን መራሕቲ ቦጦሎኒታትን እናሃለዉ ንሱ ካብ ክፍሊ ህዝቢ (06) ቀጥታ መጺኡ ኣብቲ እዚ ብርጌድ ምስተመደበ እቲ ኣምዳድባ ዝደንጸዎም ብዙሓት ገዳይም ተጋደልቲ ብ ቲሒም-ቲሒም እናጒረምረሙ ብመስዋእቲ ሓሊፎፍ። ምስጢራዊ መሪሕነት ህግሓኤ ኣዝዩ ብሽርሕን ጉርሕን ተንኮልን ዝተመስረተ ጉጅለ ኢዩ ኔሩ። ክሳብ ሕጂ ነቶም ኣብ ብርጌድ 58 ዝዓበና ምስጢሩ ንምርዳእ ግልጺ 'ኳ እንተኾነ ናይ ናይ ወዲ ፍላንሳ ምስጢር ኣሰዋውኣ ኢዩ። ኣብ 1983 ኣብ ሰላሕታ ወራር ብርጊድና ካብ ግምባር ናቕፋ ናብ ግምባር ሓልሓል ተቐይርና ኲናት ሳላሕታ ወራር (7ይ ወራር) ካብ ኦሮታ ክሳብ መለብሶ ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ጸረ መጥቃዕቲ ኣብ ንገብረሉ ዝነበርና እዋን ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ቁሽ ባሕሪ ኢልና ዘሰመናያ ታባ ወዲ ፍላንሳ ተሰዊኡ ተባሂሉ እታ መኣዓልቲ እቲኣ ኲናት ሃዲኡ ከም ዝነበረ ናይ ቀረባ ተዘክሮ'ዩ፡ ምስ ኣዛዚ ብርጌድ 58 ወዲ ፍላንሳ ውሑዳት ናይ ስለያ ውድብ ከም በዓል በየነ ርእሶም ኣብ ከባቢ ወዲ ፍላንሳ ከም ዝነበሩ ይፍለጥ'ዩ፡ ስለዚ ታሪኽ ህግሓኤ ታሪኽ ቅንጸላን ሞትን ሽርሕን ኢዩ ኒሩ።
@Giena2025
@Giena2025 8 месяцев назад
እዮብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ኣይጽላእን እንድዩ! ቢተውን ቻይናን መጀመርያ ቅድሚ ናጽነት ብዝተዋጽእዎ ተራ ከም እቲ ቀንደን ኣገዳስን ብልጫ ክረአ ኔርዎ ከም ተወሳኺ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ቻይና ንበይኑ ክገብሮ ዝኽእል ኔሩ ድዩ ኾይኑ? ብሓፈሻ ኣብታ ምውት ኣይክሰስን እዩ ትብል ዘልዓልካያ ኣርእስቲ ብ FB.
@garza.garza-mc7sh
@garza.garza-mc7sh 8 месяцев назад
ቢቲወደድ ኣብ ኩናት ዓሰብ መራሕ ክፍለሰራዊት ከምዝነበረ ኢካ ገሊጽካዮ ዘለካ ንጀነራል ውጪ ኣብ ግንባር ዓሰብ ሓላፊኡ ነይሩ ዲካ ትብለና ዘለካ ብዛዕባ እቲ ጅግና ጀነራል ቻይና ጥራይ እንተትዛረብ ምሓሸካ ነይሩ ካብ ብዛዕባ እቶም ቀዳሞት ክልተ ጀረናላት ዝባልካዮም ሃተፍተፍ ገዲፍካ
@simonzeray1841
@simonzeray1841 8 месяцев назад
Kulu badi endyu adey adka
@grmayabrha9457
@grmayabrha9457 8 месяцев назад
መጀር ጀነራል ብርሃነ ገብረእግዝኣብሄር ውን ዓዲ ሞንጎቲ ዶ ኣይኮነን ?
@yoni8181
@yoni8181 8 месяцев назад
ብርሃነ .ድርኮ ኢዩ እምኒ ሓይሊ
@ሻም
@ሻም 8 месяцев назад
Aynfelal zbl mexhaf azyu Sharawn..ni poletikawi.znbale shabia zenxbarq..eu
@ZaidHaile-t1w
@ZaidHaile-t1w 8 месяцев назад
❤ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ
@hasab6299
@hasab6299 8 месяцев назад
ዋይ በጃኻ ኩቡር ሓው እንታይ ኢኻ ትኸውን ዓደይ በዓደይ ዝበሃል የለን ታሪኽ ጀ/ሃይለ ሳሙኤል ሓደ ን ቢተወደድዝኣሰረ እዩ ሕጂ እንታይ ዘራክብ ኣለዎም ብዓዲ ወዲ ዓዲ ዝበሃል የለን።
@messikahsay3562
@messikahsay3562 8 месяцев назад
አቶም 3 ጀነራላት ካብ 1 ዓዲ ማለቱ አዩ በር ዘራብ የብሎምን
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 8 месяцев назад
ዝገርም እዪ ኣብዚ ግዜ ትሕቲ 40 ዝዕድሚኡ ኣብ ቲክቶክ ክስዕስዕ ኢኻ ትረኽቦ ከም ህጻን፡ ኣቱም መንእሰያት ሸዊት ዕድመኩም ሓደ ቕያ ከይገበርኩምሉ ይሓልፍ ኣሎ፡ ቆልዑ ኣይኮንኩምን።
@abrhamtareke6075
@abrhamtareke6075 8 месяцев назад
ልዕሊ ቢቶው መን ክስራዕ ዕድመን ጥዕናን መዋጽኦን ንቢቶው
@HK-ri1by
@HK-ri1by 8 месяцев назад
ዛ ጽሕፍቲ ኣብዚ ናይ ተባላዕ ዘመን ፣ መፍቶት እቶም ዝኸፋፈሉናን ዘድመዩናን ፣ ጎዳኢት ኮይና ረኺበያ ። ዝብኢ ንጥርኑፋት ከብቲ ስለዝፈርሐን ደጋጊሙ ይዞረን ፣ ገለ ዓያሹ ነፊዕና ኢለን ተፈንጪለን ይገልባ እሞ፣ ብድሕሪተን ኣረርኪቡ ብምሓዝ ይቐትለን ። ንመንነትካን ክብርኻን ፣ ጥምረት ወሳኒ እዩ ። ምስ ኣኽብሮት ........
@iseyasgebrehiwet2546
@iseyasgebrehiwet2546 8 месяцев назад
ሰላም ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ሞዛይክ ባህሊ ብጣሚ ደስ ዘብል ኣቃራርባ መደባት ኣለኩም ቀጽልዎ ብተወሳኺ ሓደ ዝረሳዕካዮ ራብዓይ ሰብ ኣሎ ኣብ ግዜ ደርጊ ኣማሓዳሪ ኤርትራ ዝነበረ ደሓር ክሳብ ናጽነት ምስ ህዝባዊ ግንባር ተወዲቡ ዝሰርሕ ዝነበረ ኢሳቅ ጸጋይ
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 8 месяцев назад
ብተው ጅግና ከማካ ደኣ ዘይተወልደአ❤😂
@mmsaed4630
@mmsaed4630 8 месяцев назад
ተላ ኦግቢት ሩህሩህ ኒቲግርኛ፡ ሑሱም ን ኣስላም፡ Undisputable Recorded facts available in AGIB.
@yoni8181
@yoni8181 8 месяцев назад
ሰብኣይ ሲ ከም ቢተው እንተኾነ ኢዩ .ካብ ኣብ ሓደ ንግሆ ከም በጊዕ ተኾብኪብካ ምድጓን የድሕነና .ገጅለ 15
@s.ds.d9213
@s.ds.d9213 8 месяцев назад
Bitew keser kelo G-15 bira wiski yestu nerom
@yoni8181
@yoni8181 8 месяцев назад
@@s.ds.d9213 እንታይ ትብል ኣለኻ ገሊኦምስ ወረ ኢድ ኔርዎም ኢዩ ኣብ ምጽላምን ምእሳርን ቢተው .ከም ባዓል ጴጥሮስ .ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ዛኣመሰሉ .መወዳእቱኡ ግን ነዐአን ውን ኣረኻኺብለን .
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 8 месяцев назад
@@yoni8181 ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ሰለሙን ጅግና ወዲ ጅግና እዩ ብኣኻ ወዲ ዘንቢል ዝልዓል ኣይኮነን :
@yoni8181
@yoni8181 8 месяцев назад
@@chelseaforever9905 በዴኻ ኣይትጸዋዓኒ ኣታ ወዲ ፋሓሪ መቓብር ብግምጣሉ ድዩ ዝርዳኣካ .ወዲ ሸታቲት ማህጸን ክክክ
@eritr
@eritr 19 дней назад
These are Eritrean heros not they way think, you are narrow minded village minded. Do not make out heros small, look at the bigger picture, they are Eritrean heros produced in Eritrea.
@eritr
@eritr 19 дней назад
Ata Komal Agame, We, Eritreans 🇪🇷 do not categories our heros with village, we call them Eritrean heros.
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 8 месяцев назад
ክእረም ዝግብኦ ነጥቢ ቢትወደድ ክሳብ ወርሒ 10/1984 ምክትል ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ኮይኑ ኣብ ድሕሪ መስመር ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ንዝተዋፈሩ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ክመርሕ ጸኒሑ፡ ብድሕሪኡ ኣብዚ ዝተጠቕሰ ግዜ ኮሚሳር ክ/ሰ 52 ኮይኑ ተመዚዙ ጸኒሑ ኣብ ብተመሳሳሊ ጽፍሒ ኣብ ክ/ሰ 16 ድሕሪ ምምዳብ ኣብ 1987 ክኣ ኣብ ክፍሊ ቁጠባ ህ.ግ ተመዲቡ ድሕሪኡ እውን ከምቲ ዝጠቐስካዮ ናብ ኮማንዶ ከም ዝተመደበ፡፡
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 8 месяцев назад
ኣብ ክ/ሰ 90 እውን ኔሩ እዪ
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 8 месяцев назад
@@ቀንዴልሓርነት እወ ኣብ መወዳእታ 1990 ካብ እንዳ ስንቂ ናብ ክ/ሰ 90 ተመዲቡ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ድሕሪ ናይ ጢዖ መጥቃዕቲ ኣብ ወርሒ 03/1991 ናብ ክ/ሰኮማንዶ ተመዲቡ ክሳብ ዝእሰር ጸኒሑ
@tesfalemhagos4900
@tesfalemhagos4900 8 месяцев назад
ቢተወደድ ጅግና 💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙
@ZekiFrede-le5lc
@ZekiFrede-le5lc 8 месяцев назад
Tigraway bzaeba Eritrean generals entayu agedisuka
@Hagosdebesay-v3k
@Hagosdebesay-v3k 8 месяцев назад
ቻይና ውን 3 ውራር ምስ ትሕቲኡ ዘለዉ ሓለፍቲ ብምዝራብ ንኢሰያስ እንቢ ኣስሕብን ከም ዝበሎን: ብኣባላት ባይቶ ንኢሰያስ ነቀፌታ ናይ ግንባር ዓሰብ ኣብ ዝገጠሞ ንቻይና መን ኢልካ ስሓብ ክብል ኣብ ዘኃጠሉ ንስኻ ባዕልኻ ምስ በሎ ክሳብ ዝዓርፍ ከም ዝደስከለ ወይ ብዘይ ስራሕ ከም ዝነበረ ይግለጽ ኢዩ:: ብዝኾነ ግን ቻይና ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ካብ ዝነኣሰ ክሳብ ዝዓበየ ውግኣት ዝተኻፈለ ሓርቤና እዩ:: ቢቶው ከኣ ንመሰል ክብል ንካልኣይ መስዋእቲ ንነብሱ ገንሸል ዝገበረ ሓርበኛ ኢዩ: እንተ ተላ ግን ...?
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 8 месяцев назад
Emo hjis ab Chiayna Dkone hto wey kemzi kgebr niarwo tbl do eaytbln dos gbeu giaru eyu halifu eika tbl
@yoni8181
@yoni8181 8 месяцев назад
ድሕሪ ማእሰርቲ ቢተው ን ጉጅለ15ን ግን ምስ ኢሰያስ ወጊኑ መንእሰይ ኣብ ምብስባስ ዓቢ እጃም ዝገበረ ሰብ ኢዩ .ፈጣሪ ይፍረዶ
@anngreen3106
@anngreen3106 8 месяцев назад
Halew lew
@anngreen3106
@anngreen3106 8 месяцев назад
Halew lew
@yonathannegase
@yonathannegase 8 месяцев назад
ዘገርም እዩ እዩ ንሳቶም ደቂ እዛ ዓዲ ዝተወለዱላ ይፈልጥዋ ክነሶም ብዛዕባኣ ኣይዛረቡን እዮ። ምኽንያቱ ነታ ዝተወለዱላ ዓዶም ዘይኮነስ ንኤርትራ ኢሎም ዝተቓለሱ እዮም። በዚ ትብሎ ዘለኻ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ኩሉ ስብ እንተ ዝሓስብ ነይሩ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ጥራይ ክንደይ መራሕቲ ይኹኑ ተቓለስቲ ክውጹ እዮም እተን ኩለን ዞባታት እብ ኤርትራ ዘለዋ ነናይ ዞብአን ሓለፍትን ተቓለስትን እንተ ዝምድራ እንይታይ ፍረ ከምጽእ ይኽእል? ናይ ብሓቂ ጸቢብ ካብ ኣፍንጭኡ ንላዕሊ ክሓስብ ዘይክእል ፍጥረት። ንስኻ ብዓዲ ሞንጎቲ ትዛረብ ኣለኻ። ፈቲኻ ጸሊእካ እዚኣ ንባዕላ ታሪኽ እያ ምዝግብቲ እያ ታሪኽ ከኣ ይቕረ ኣይብልን እዩ ፍለጥ።
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 8 месяцев назад
ርሑስ ኣውድኣመት ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና 🙏🙏🙏🙏💙
@zegelilaaccount
@zegelilaaccount 8 месяцев назад
ቢተው በዓል ስረ፡ ግዜ ይመጽእ ኣሎ ሓወልትኻ ክትከል'ዩ!!!
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 8 месяцев назад
Amen
@Josephsol55
@Josephsol55 8 месяцев назад
እዚኦም 3 ጀጋኑና ምእንቲ ምልእቲ ኤርትራ እዮም ከርቲቶም ተቓሊሶም ንሓንቲ ቁሸት ኣይኮኑን። ከምዚ ዓይነት ጸቢብ ኣተሓሳስባ ግደፍዎ ወይከኣ ኣብ በዓቲ ምስ ኣህባይ ንበሩ።🤮🤮🤮🤮
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 8 месяцев назад
ቢተው ጅግና
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 8 месяцев назад
Very interesting, thank you for the info, Bravo
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k 8 месяцев назад
Adi mongeti adey weladit anabs ❤😢
@thanksgod8398
@thanksgod8398 8 месяцев назад
ብተው ጅግና
@Eritreashikor
@Eritreashikor 8 месяцев назад
ፈላሊካ ጅግንነት የለን ቻይና ውን ጅግና እዩ::
@Aro541
@Aro541 8 месяцев назад
Ewe Esu endyu azazi ginber Neru bitw margu birgader eyu chyna gen mejer eyu
@jmj7672
@jmj7672 8 месяцев назад
All of them are Eritreans hero. You said about General Tedla Ekobit shot himself when his hun was found under his bed and he was assented in his sleep. The producer you need to correct your blackmailing of our beloved General Samuel comments. First of all Betweded is the relative of General Samuel and they are from Hero family who worked and sacrifice their life for our independence. General Samuel would have helped his relative if could. So you don’t know. I wish and pray for the realise of Betweded.
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 8 месяцев назад
ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ኩሉ ይከኣሎ እዩ'ሞ ቢተው ብሂወቱ ጸኒሑ ህዝቢ ፍቅሩ ክገልጸሉ ክንርኢ ናይ ወትሩ ትምኒትና ኢዩ ብሕመቅና ጀጋኑ ኣብ ሸላታት ዕድሚኦም ይሓልፍ ኣሎ ኣምላክ ኢዱ የንብረልኩም ኣብ ጸበባ ዘለኩም
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 8 месяцев назад
Agree Ajona
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 8 месяцев назад
እዚ ብዛዕባ ሰለስቲ ጀነራላት ት ብል ዘቕረብካ ርእይቶ ኣንነት ዝተዓጥቀት ትሕቲ ሃገራውነት ድሑር ኣተሓሳስባ ሓለገት ዘለዋያ :: ኣብ ለንደን ተኾድጭካ ጮማ እንኾለስካ ሱፍ ኣናተከደንኻ እከለ ከምዝዩ : እዛ ወድዚ ኣድዩ እዚ ዓዲ እዚኮ ክንድዚ ጀነራላት ኣለውዎ ክትበል ሕሱር ሕፍረት ዘይፈልጥ ድሑር ሕሱር ኣእምሮዝምድሮዩ :: ንህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባኻ ኣይንታዩንዩ :: ካብ ኣውራጃ ወጺእካ ተዛረብ ተሓጸብ :: ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ጀነራላት ኣለዉ :: ብኦም ድማ ንሕበን ብማዕረ ከአ ንርእዮም :: ዋላቶም መዓርጎም ትሕቲ ጀነራል ዝኾኑን ክሳብ ተራ ተጋዳላይን ንህዝቢ ኤርትራ ኩሎም ክቡራትዮም ብማዕረ ከአ ንርእ ዮም :: እቲ ዕሱብ ኣገልጋሊ አትዮጵያ ዝነበረ ተላ እቕቢት ምስቶም ጀጋኑ ሰሪዕካዮ : እዝዩ እቲ ድሑር ኣትሓሳስባኻ : ካብ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ዘይተላቐቕካ : ባኣእምሮኻ ናይ ቆልዓ ኣተሓሳስባዩ ዘለዎ :: በተሓሳስባኻን ድኻ ኢኻ ::
@simonm.7755
@simonm.7755 8 месяцев назад
ኣምላኽ ዘይካኣሎ የለን እንድዩ፥ ጀነራል ቢተወደድ ወጺኡስ ህዝቡ ብፍቕሩ ክኽሕሶ የርእየና። ተስፋ'ገብር ነዞም ንዕኡ ዝመስሉ "ብርጌድ ንሓመዱ" ከርክበሎም። ርሑስ ባዓል ልደት!
@asterkidane3093
@asterkidane3093 8 месяцев назад
ቢትወደድ ጀግና እዩ ንኤርትራ አሕሊፉ አይሐበን እዞም መሰ ትግራይ ኮይኖም ሸም ተጋዳላይ ዘናሸው ብላሻት ብረጌድ ንከብዶም ክተዋዳድሮ ክንደይ ትደፍር ሻእቢያ ኡሎም ዝጻረፉ አገብ
@simonm.7755
@simonm.7755 8 месяцев назад
@@asterkidane3093 ሕራይ በሊ ይኹነልኪ። ጥራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ።
@asterkidane3093
@asterkidane3093 8 месяцев назад
@@simonm.7755 አሜን ንሱ ጸሎተይ
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 8 месяцев назад
ዓመጸይና ጸሓፊ፡ ንምዉት ወቓሲ። ዘይብሉ መወከሲ !! ዓገብ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 8 месяцев назад
ሙዉት ዘይክሰስ እንድሕሪ ኮይኑስ እምበኣር ሂትለር እውን ክኽሰስ የብሉን ማለትካ ኢዩ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 8 месяцев назад
ኣዲ መንጎቲ ዋላ ዲኢፍ ብሪሞ ሸርገንቲ፥ይብል ነበረ ሃደ የመናዊ መስሃቅ ዋዛ ምስ ቁምነገር ፥አዞም ሰለስተ ጀነራላት ደቂ ኣዲ መጎቲ ፥አንተኮነ አቲ ቀዳማይ ጀነራል ፥ጀነራል ተድላ አቅቢት ክከውን አንኮሎ ታሪኩ ኣብ ልአሊ ህዝቢ ኣሪትራ ዝፈጸሞ ጸሊም ታሪክ ዘመዝገበ ሰብ ነበረ፥አቲ ካልኣይ ጀነራል፥ጀንራል ሃይለ ሳሚኣል ኮይኑ ን32 ኣመታት ዲክታቶር ክሳሲ ኣብ ልአሊ ህዝብና ዝፈጸሞ ጸሊም ታሪክ ኣብ ነጻ ኣሪትራ ዝርኣ ጉዳይ ይከውን፥አቲ ሳልሳይ ብተወደድ ኣብራሃ ኮይኑ አቲ ፍቱው፥ሃቀኛ ተጋዳላይ ብሃገሩ ምስ ማንም ዘይዳነ ጂግና ወዲ ህዝቢ አዩ ዝነበረ፥አንተኮነ ዲክታቶር ኢሳያስ ብዘይ ፍትሂ ከምቶም ካልኦት ብጾቱ ናብ ማህዩር ተደርብዩ ዝሳቀ ዘሎ ሰብ ኢዩ ፥ጂግና ጀነራል ቢተወደድ ምአንቲ ሃገሩን ህዝቡን ዝከፈሎ መስዋአቲ ንዘልኣለም ብህዝቢ ኣሪትራ ክዝከርን ሃወልቲ ክስራሃሉን ብወግኢ ክዝከርን አዩ ፥
@MussieSolomon-yu1qc
@MussieSolomon-yu1qc 8 месяцев назад
Kefafelty denaqur, bi Adin alietin kitkefafilu ab wetsaei kof ilkum, anewin wedi adi Mengoty eye gin Felema Eritrawi eye, any way I love Eritrea I love Issu , jigna
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 8 месяцев назад
Memhir Isak Tsegaye who was Eritrean administrator during the degr regime is also worth mentioning. He was an extraordinary man, one of his greatest achievements was convincing top Ethiopian security personnel to abandon the then planned red terror in Eritrea in particular Asmera. Read his book, very fascinating.
@Menkem10
@Menkem10 8 месяцев назад
ኣነስ ዝገርመኒ ሓንቲ ነገር ኣሎ!እዞም ንህዝቦም ብዘይ ሓንቲ ረብሓ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣባላት ኤሪ ሳት ብሰንኪ እዚ ከሎ ዝሞተ ሓንቲ መዓልቲ ፍትሒ ንቢተው ዘይበለ ክባኣሱ ከለዉ እዩ
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 8 месяцев назад
Entay tifelto aleka, ab public wesiu zeytezareb ? zifeteno neger kemzelo gin efelit..Bitewedes wedadu tray aykonen kereba betebu ewn eyu..Eti agedasi neger gin hawu slezikone zeykones, selefithin bisayn eyu kigebro zikil..
@Zerayweldeab4930
@Zerayweldeab4930 8 месяцев назад
Ertrawian Generalat gda zeytbl av adna zelewu ke ane ka bgdey ktsbtsbelja
@Simba-karumba
@Simba-karumba 8 месяцев назад
ይኽደንኩም ዶ/ር ሳባ ይቕረታ ሕተቱ ከይትብለኩም።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 8 месяцев назад
ሓቅኻ😂
@belae7107
@belae7107 8 месяцев назад
ሞኬ ንስኻውን ጅግናና ኢኻ ቀጽሎ
@YosefTsehay
@YosefTsehay 22 дня назад
ጂግና ቢተወደድ ኣብታ ተሃይዩሩላ ዘሎ ካርሸሊ ኣብ ፊታ ዘሎ ከባብ መገዲ ሃወልቲ ክግበሮ አዩ ፥ህጂ ዝውለዱ ህጻናት ድማ ቢተወደድ ክጽዉኡ አዮም ፥ድህሪ ስርኣት ኢሰያስ ዝስራህ ዩኒቨርሲቲ መንደፈራ ድማ ዩኒቨርስቲ ቢተወደድ ክጽዋአ አዩ ፥አዞም ጀነራላት ኢሰያስ ግን ኣብ ጸሊም ታሪክ ኣሪትራ ዝተፈንፈኑ ጀናራላት ኢሰያስ አናተባህሉ ኣብ ጋህሲ ክድርበዩ አዮም፥
@YosefTsehay
@YosefTsehay 22 дня назад
ኣዲ መንጎቲ ዋላ ይኩን ዲኢፍ ፕሪሞ ሰርገንቲ አትብል ምስላ ትገርመኒ ነራ ፥ ኣብ ግዘ ሃይለ ስላሰ ኣሪትራውያን ኣንድነት ኣሎ ዝባሃል ስራህ ብዘመደይ ዘመድካ ወዲ ኣደይ ወዲ ኣድካ አንተዘይኮይኑ ዋላ አታ ዝነኣሰት ስራህ በት ሻሂ አካ ብዘምድ ኢካ አትኣትዋ ፥ ስለዝኮነ ስራህ ፖሊስ ወዲ ኣዲ ሞንጎቲ ኢንተኮንካ ፖሊስ ክትከውን ክፉት ህዛአቲ ናይ ኣዲ ሞንጎቲ አዩ ነይሩ ይብሉና ቀዳሞት ፥
@heavent883
@heavent883 8 месяцев назад
Magri General haile Jigna eagle🦅nay shabya ❤
@senaiyouwhanns1111
@senaiyouwhanns1111 8 месяцев назад
Adi Mengonti gena jeganu kiwelda eyen aymekenan . Anafra qoqah zey felxis ayhadanayn .🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏜🏜🏜🏜🏜🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠🏠 🏠🏠🏠🏜🏜🏜🏜🏜🏜🏜🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳Adi mengonti🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥕🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🥬🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠Adi Mengonti🛻🛻🛻🛻🛻🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚙🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🚗🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄
@amhadaritewelde4097
@amhadaritewelde4097 8 месяцев назад
ቢተው ወዲ ህዝቢ ሃይለ ሳሚኤል ጫማ ኢሰያስ
@ftatekeste134
@ftatekeste134 8 месяцев назад
Yibel dimxi wedi hawoboy
@shmuelelkanah815
@shmuelelkanah815 8 месяцев назад
Eyob! be kemei kene’mesgeneka Kulu tezergeho habereta mehari tarik, haki, megbi hiwat eyu kexlo. Bezuh ena ne’mehar kabzi channel’ka. Ab serahka asaleto Nemene.
@sereke50
@sereke50 3 месяца назад
@ጸሓፊ ኢዮብ ጸጋይ ድንዙዝ የእምሮ :: ኣይገርመካን እዛ ኤረናስ ክጽብቅ ዕድላ በቃ እቶም ገገፈላ ዝኾንኩም ብወለንታኹም በቲ ረሳሕ ዓንቀርኩም ከም ዕቡድ ከልቢ እናሻዕ ክትነብሑ ትቃልዑላ ሙኻና'ዩ ዘሐጉሰካ : ድኣምበር እንቋዕ'ኳ ብዓል እስኻን ገለ ቁንጣሮ መሰልትኻንሲ ዓቅሚ ኣይሃለወኩም 'ምበር ሓራም ንህዝቢ ኤርትራ ብዓድን ዓሌትን ኣተፋኒንኩም ከም ህልቂት ሩዋንዳ ምዳረግኩማ ሃገር :: ሰብ ዕሩባት ሕልና ሙኻንኩም እዩ ዝያዳ ትነብሓሉ ዘለኻ ገናዞ ዶ በልካ ምስ ሩሕካ እንከለኻ ዝተገነዝካ ግኑዝን ድንዙዝ የእምሮን:: ኤርትራ ንመኖም ተፍቅሪ ንዝብል ከኣ ንጅግና ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) እያ ተፍቅር 😍🇪🇷:: ናይ ቢተው ጉዳይ ከኣ መሳርሕቱን መቃልስቱን ብዕቱብ ዝምልከቶ ኣካል ሒዝዎ ስለዘለዎ እንተዘይጠቀስኩዎ ይምረጽ:: እንተ ናይ'ቲ ንስለ ኢትዮጵያ ክብል ሂወቱ ዝሰኣነ ወዲ ዕቅቑቢት ግን ኣድግስ ካብ ሙማታ ምጉታታ ይብሉ ኣማውታ ጨጓር ከልቢ ንኣሊፍ ዝጠፍአ ዕሱብ ምስ እዞም ንኤርትራ ዕድመ ልክዖምን እታ እንኮ ዝውንኑዋ ሂወቶምን ዝመጠዉ ኣእላፍ ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ከተቅርቦ ምፍታንካ ጥራይ ሓደ ነቓዕ ርእሱ ልቅሉቕ ሽክና መንደቅ ሙኻንካ እዩ ዝበርሃልካ::
@henokmebrahtu7675
@henokmebrahtu7675 8 месяцев назад
ቢቶዉ ኣቦ ጽንዓት👑👌
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 месяцев назад
"ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር" ቢተው ጅግንነቱን ተወፋይነቱ ሓቅነቱ ትብዓቱ ኣብነታዊ ጅግና ኤርትራዊ ኮይኑ ክነብር እዩ💐
@Aro541
@Aro541 8 месяцев назад
Mejer jenral haile Samuel ❤❤
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 13 дней назад
H bi aretra feral mushmudh kwagae aydeln feral eyu eseyas tsbuk geru flituna seb yketl yasr tgagaru jeganu eyomab adom y harsh yngdu alewu nhna gn kulu senayo
@amanerilove
@amanerilove 8 месяцев назад
ኤርትራ ግዳ ዘይትብል ዓዲ ሞንጎቲ ዓዲ ዛርቲ ካብ ትብል ሰነፍ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ክትገማምዑ ብስዉር ትሰርሕሉ ምኳንኩም ሰብ ህዝቢ ኤርትራ ነቒሕልኩም እዩ።
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 8 месяцев назад
ጀነራል ኮይኖም እንታይ አበሱ ? ኑይ መን ጀነራል ከ? ን ህዝቢ ካብ ጥሜት ሕማም ስደት ሞትእንታይ አዉረሱዎ ፀሊአ ተፀሊአ አጻሊአ ካን ዝዓነወትን ጽባሕ ትድምሰስ ዓዲ ፈጢርካስ ትነብሕ::: እትረፍዶ ሽም ዓዲ ዓሌትክንዉን ክበርስ እዩ ጻሕጻሕቲ::
@JdjdDjdjdd-ek8pe
@JdjdDjdjdd-ek8pe 8 месяцев назад
ነዚአ ዝጸሐፍካ ወገናዊ ምኾንካ ዘፍልጥዩ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ጅግናዩ ከምዚ ናትካ ተንጽሕፍ ከማኻ ኮንና ማለትዩ ግን ከማኻ ክ ክንከውን አይንደልን
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 13 дней назад
Dhan eseyas kedinu aynebrn eyu nkulu gze alewo elu ngus solomo esra always gze alena nkales aynkozm
@sabahailu8951
@sabahailu8951 8 месяцев назад
ሰራ የ ዓድ ጀጋኑ እያ አንጃሃርን እና። እቲ ቀዳመይ ኤየርፈርስ ናይ ኤርትራ። ሰረወታይ ሻምበል መስፍን ኪዳነ ወድ ማይ ተክላ ወድ ዓድ ሰኽሕ እዩ። እሞ ጀጋኑ ቅያ ዝገበሩ ሰረወቶት ተዛ ረብሎም።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 8 месяцев назад
ዓዲ ሞንገቲ ብ ቢተወደድ ጥራሕ እያ ወሊዳ :ነዞም ካህዳማት ምስ ቢተወደድ ኣይተወዳድርዎ ጎሓፋት ::
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 13 дней назад
Mebzahto om hamasenn serayen neseyas yhgzuwo edmo ue yenawhwo alewu
@simontesfamariam27
@simontesfamariam27 8 месяцев назад
Eway lbona biteweded kesirnayo
@huruybereket6458
@huruybereket6458 8 месяцев назад
ማንም ሰብ ዝጻሓፎ ንሃገርን ጀጋኑን ዘቓሽሽ ኣብ መድብኩም ከትምጽኡ ዓገብ ብናትኩም ኣተሓሳስባ ኪዱ
@wedibahrier8645
@wedibahrier8645 8 месяцев назад
ሜጀር ጀነራል ተክለሚካኤል ሃብቱ (ሲንስ) ረሲዕካዮ ኣለካ ፡ ተዘይተጋጊየ ዓዲ መንጎንቲ ኢዩ።
@ksium7289
@ksium7289 8 месяцев назад
very good story. Thanks for sharing. I cant believe Samuel is from same area as Bitew.
@berhenaizghi4652
@berhenaizghi4652 8 месяцев назад
ጅግና!!!
@robi.1997
@robi.1997 8 месяцев назад
ዓዲ መንጎቲ❤
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 8 месяцев назад
Hawi zbelkaio Naka tikun Gen tela zteweledelu Abotatu Harien mereta keiahti eyu ade gen Adimengonti,wedi 6Amet mes hawu Abraha adiom hizatom n,Ada wesidatom Hawei
@nuruadam9117
@nuruadam9117 8 месяцев назад
Seraki general 15000 hizbe afar zeketele china guhaf
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 8 месяцев назад
ዓዲ መንጎቲ፥ዓዲ መካንንቲ!
@Cliques996
@Cliques996 Месяц назад
ቢትወደድ ክመኡ ዝበሉ ቡዝሓት ደቂ ሀገር ድሕሪ ናጽነት ካብ ማእከል (ቕርዕት ) ሀገር ዝኾነት ከተማ :ብሂወት ብዘይ ሕጊ ምሕያሮም ንህዝቢ ዘላኣለም ጸሊም ታሪኽ ሓዘን ኮይኑ ይማሓላለፍ ኣሎ 😢😢😢
@MosaicBahli
@MosaicBahli Месяц назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-K7GA9v7QEYk.html&lc=UgxL2cUwk16cTm6K5KF4AaABAg
@ngusehabtemariam2678
@ngusehabtemariam2678 8 месяцев назад
ቢቶው ተባዕ ባዓል ሕልና
@lainehadgu2054
@lainehadgu2054 8 месяцев назад
All we know they are Eritreans ብዓዲ ዝጽብጽቡ ሕማቃት ጥራሕ እዮም ዓዲ ኣውራጃ ቀቢሮም ዞባታ ዝሃነጹ ጀጋኑ ኤርትራውያን ምኻኖም ምፍላጥ እኹል እዩ እቶም ዓዲ ትጽብጽቡ ቦታ የብልኩምን
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 8 месяцев назад
ቢተው ጅግና
@duhberhe9991
@duhberhe9991 8 месяцев назад
Betweded ambesa ❤❤❤
@debbasyohannes203
@debbasyohannes203 8 месяцев назад
Thank you for sharing
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 8 месяцев назад
ቢተወይ ኣርማ ሓቂ👑💔😢
@mebrahtomtemanu659
@mebrahtomtemanu659 Месяц назад
bitow nselam delywa ms hgdef mo abey ahkikemo
@dl4055
@dl4055 8 месяцев назад
Hjs nmntay felika amtsikayom kulu hzbi eritrea jgna,kab tera ksab halefti jeganu eyom,nhager ilom adom kea eritrea,hagerom eritrea, Xbuq aykonen hji felika neziom ketemtsom,hawey
@mebrihittakle731
@mebrihittakle731 8 месяцев назад
Bitew jgna ❤❤❤❤
@messikahsay3562
@messikahsay3562 8 месяцев назад
ንዓይ ጅግና ኤርትራዊ ብተው ጥራይ አዩ ውጹዕ ብዱል ህሱይ ዘይ ናይ አዱ ዝሪኸበ ዘጋ አዩ
@AbadiBerhane
@AbadiBerhane 8 месяцев назад
Bitew xuruy kem may nigho tebae teqalasay❤❤❤❤❤
@MeashoGoitom
@MeashoGoitom 8 месяцев назад
man of black history Haile Samuel
@robelmehari6009
@robelmehari6009 8 месяцев назад
Nhna deqi adi mongoti nkulom hade ina n tmtom
@Teklom94
@Teklom94 8 месяцев назад
Only Bitow is the King 🤴
@nuruadam9117
@nuruadam9117 8 месяцев назад
15000 hzbe afar zexnete serakie general china
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 8 месяцев назад
ቢቶው😢😢
@desbelestegu3442
@desbelestegu3442 8 месяцев назад
Kulom geganu eyom etay gerna elna nebsina nihtet
@azaleshmogos4693
@azaleshmogos4693 8 месяцев назад
Adimongeti ni Hayle Samuel nikulu tefkir
@18_achile
@18_achile 8 месяцев назад
Adi mongty seb sere❤✊️☝️💪
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 месяцев назад
Welcome Mosaic
@fitnet7422
@fitnet7422 8 месяцев назад
ዓዲ ሞንጎቲ ዓዲ ሞካንንቲ ሰራየ ብዓባያ ።
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos 8 месяцев назад
Bitow
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 2 месяца назад
3 of them are hero I admire tedla
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 8 месяцев назад
ብጣዓሚ ዘገርም ኢዩ ቢቶው ሓርበኛ ሓቐኛ ፍታሓዊ ንምልኪ እምቢ ኢሉ ካብ ናጽነት ከነምጽእ ሓርነት ከንጽድቕ ዝያዳ ዋጋ ከንኸፍል ኢሉ ዓው ኢሉ ነጊርና ሚሂርና ኢዩ ሕጂ ንኸፍሎ ዘለና ክንከፍሎ ንነብር ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ።
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 8 месяцев назад
ብርዕኻ ትሰስን ጽቡቕ ኣቓራርባ
@እቲፈቓርስኩረይ
@እቲፈቓርስኩረይ 8 месяцев назад
ኒቢቶው
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 8 месяцев назад
ብርጋደር ጀነራል ሃብቱ ትኽለሚካኤል ተረሲዑ ኣሎ
@MosaicBahli
@MosaicBahli 8 месяцев назад
ይቕሬታ ንጸሓፊ ክንሕብሮ ኢና።
@negasisereke8011
@negasisereke8011 8 месяцев назад
Eze ewen Ade mongot aykonen
@Aro541
@Aro541 8 месяцев назад
Abey alo Hji Ane semieyo ayfelten eye Wey diskul eyu
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 8 месяцев назад
ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት ኮይኑ ኣትዩ፣ብድሕሪ ናጽነት ኣብ ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ሚኒስትሪ ምክልኻል ነይሩ፣ሕጂ ደስኪሉ ኣሎ።
Далее
ОБЗОР НА ШТАНЫ от БЕЗДNA
00:59
Просмотров 277 тыс.
🦊🎀
00:16
Просмотров 235 тыс.
Катаю тележки  🛒
08:48
Просмотров 534 тыс.
ጉዕዞ ናጽነት - Guezo Natsinet
38:05
Просмотров 10 тыс.
ОБЗОР НА ШТАНЫ от БЕЗДNA
00:59
Просмотров 277 тыс.