Тёмный

ዓድዋ! ፅቡቕ መልእኽቲ| ሑመራ ጣልቃ ክእቶ| "ማይክ ሃመር ዝሓተተኒ" ጌታቸው 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 40 тыс.
50% 1

Опубликовано:

23 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 130   
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher 23 дня назад
አብ ልዕሊ ዓድዋ ዝግበር ፀለመ ጠጠው ይበል ደቂ አንስትዮ ዓድዋ ብአክቲብስታት አብ ማሕበራዊ ሚድያ እናዋረዳ ዝውዕላ ዘለዋ አደብ ክሕዙ አለዎም
@girmaybelay8205
@girmaybelay8205 22 дня назад
ዓድዋ ዓድዋ እናበልኩም ህዝቢ ክሸማቀቅ ኣይትፅዓሩ
@ilovejesus1480
@ilovejesus1480 24 дня назад
አነ ዝገርመኒ እቲ ህዝቢ ከመይ እዮም ንዒቖሞባ ብኣፍ ጨለ ብተግባር ዘየለ .
@May-vt1jq
@May-vt1jq 24 дня назад
ካብ ኢት/ያ ናይ ትግረዋይ ልዕልና እናተባሃለለ ኩሉ ትግረዋይ ተሳቂዩ ሕዚ ድማ ናይ ዓድዋ ልዕልና እናበልካ ትግረዋይ ንምጥፋኣ ብደንቢ ይስረሐሉ ኣሎ ኣስተውዕል ኩልካ ትግረዋይ
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
It is obvious the problem is coming from shibhat corrupted group putting down tigray at the expense of the majority tegaru, enough is enough those corrupted from all directions especially shibhat corrupted group should be exposed
@mekonenarefaine
@mekonenarefaine 23 дня назад
Kidane Amene ይበል ሓሳብ 'ዩ ኩሎም እቶም ሰብ ጉጅለ ነናይ ባዕሎም ስልጣን ድሌት ዩ‼
@Aduhyab
@Aduhyab 22 дня назад
ታይ ዝገበረ ህዝቢ ዓድዋ እዩ ልግለሰባት ለይቃወሙ
@Ala-o3x
@Ala-o3x 23 дня назад
ገች ደስ ዝብል ጅግንነት ጉጅለ ዕንይንይ ፀግዖም ይሓዙ ተፈሊጣ እታሓቂ ህዝቢ ዓድዋ እንታይ ኣጎጀሎ ከባብያዊ ይግበር ከምዘሎ ዘይክነስ ካብ ቀደም ብከምዚ ዝበለ ኣማራርሓ እናእንምራሕ ነይርና እቶም ንትግራይ ንድሕንነታን ንህዝባን ጠጠው ዝበሉ 93 ዓ/ም ኣባሪሮም ካባኡ ንጥፍኣት እምበር ንዕብየት ዘይመርሑ መራሕቲ እያ እትምራሕ ነይራ ካብ ክንደይ ዓመት ንዳሓር ካዓ እቶም ቡቁዓት መራሕቲ ቅልቅል ምስበሉ ነዚኦም ከጥፉኡ ቅልቅል ቅልቅል ዝብላ ዘለዋ ኣፃብዕቲ ኩልና ክይንና ንቁፀን❤❤❤❤❤
@Tigray_moms
@Tigray_moms 23 дня назад
User, Tigray had grown from 16 (1993) to 170 Billion Birr (2012) GDP before the war. User, please disappear from this media. Donkoro.
@BirhanWoldu-pv4yt
@BirhanWoldu-pv4yt 24 дня назад
ቀፅልሉ ብጣዓሚ ኢዩ ፅቡቕ❤❤❤
@fff-g3q
@fff-g3q 23 дня назад
❤🎉❤🎉
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 23 дня назад
አብራሀ ደስታ ሕጂእዩ ዝተዛረበ አንደበት ብዘለዎ
@loogoo2009
@loogoo2009 23 дня назад
ዓድዋ ብመሪሕነት መለስን ደብረፅዬንን ኣዚና ተጎዲእና ኢና ሕዚ ልዕልነት ዓድዋ ትብሉ ዝብሃል ኣካይዳ ግጉይ እዩ ስራቂ ዓድዋታይ እንተሎ ብግሉ ይጠየቕ።
@Gfghy-x9l
@Gfghy-x9l 23 дня назад
እስኪ ተቅርብዮ ሓሰብ ትክክለኛን ሩዱኡን ኡዩ ቃፅሉሉ🥰❤❤🥰❤❤🙏😊😊
@ShishayAkli
@ShishayAkli 22 дня назад
ptm ፀረ ትግራይ እዩ
@HaileGebremedhn-g1n
@HaileGebremedhn-g1n 23 дня назад
ስብ ዝመሰሎ ይርፅ ይምረፅ አብደቡብ ትግራይ ዝተረአየ አብጉባኤ ከይሳተፍ ግን ብከባቢነት ከይተሳፈፋተሪፎም
@TeamrMirutsi
@TeamrMirutsi 23 дня назад
ኣዮኻ ናይና ልቦም ዘስበሖ ኣባህላ ልባ ግበሩ ኩሉኹም
@MeseleFsaha
@MeseleFsaha 23 дня назад
በዓል ሚድያ ዶ ደጋፊ ይኸውንዩ።።
@MahugaSamicho-lx6ow
@MahugaSamicho-lx6ow 23 дня назад
ገሪምና እኮ። ናይዚ ሚድያ ሓሻዊ
@AtakltiAkalu
@AtakltiAkalu 23 дня назад
Lebam hezbi besul hasab (tegaru) 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
ዓድዋ ስ ፈልጥናዮም ሕጂ ዓለታዋይ ዘረኛታት ከባባዋይ ምኻኖም ንህዝቢ ከይትሳተፍ ኢልካ ብካድረታት ምግስጋስ ዘሐዝን ኢዩ ንሳቶም ጥራይ ዲዮም ክመርሕ ዝደልዩ ምዚኦም ብኸመይ ኢና ናይ ሓባር መጻኢ ኣለና ኢልና ክንሰርሕ ኩሎም ኢልታት ዓድዋ ዓለታዋይ ኢዮም ሓደ ክልተ ኢዮም ንጽሃት ብቅንዕ ዝፈርዱ ካብ ሎሚ እዞም ግጅለ ደብረጽንተት ክሳዓሩ ኣለዎም መኽናቱ እዚኦም ብካባብነት ዝተባዓቱ ዓለታዋይ ምኻኖም ኣሪኤምና ኢዮም ጌች ንክንፈልጦም ገይርና
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 24 дня назад
Anta hawey, rigei bel. Beja adwa.
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@@kiroswalker7444 ብኸመይ እንታይ ዲዮም ዝገብሩ ዘለዊ መዛሓቲኦም ደቂ ዓድዋ ንጌች ኩሉ ከባብ ዳተቀበሎ ኣብ ጎኑ ከሎ ዋላ ኣብ መስሜዲያ ኣንጻር ግዛዊ መንግስት ዝኸዱ ዘለዊ ደቂ ዓድዋ ኢዮም ትማሊ ካኣ ንህዝቢ ዓድዋ ብ ካድረታት ኣዋፍሮም ኣፋራርሖም ንጌች ከይትቅበልዎ ኢሎሞም ማዓረ ክንደይ ዓለታዋይ ዘረኛታት ምኻኖም ግን ኣሪኤምና ንሳቶም ክመርሕ ከለዊ ግን ከምዚ ኣይተገብረን ኣብ ትግራይ ከም ተጋሩ ስለ ንሓስቦም ለካ ንሳቶም ስ ን 30 ዓመት ብከባብ ዳሓሰቦ ኢዮም ብግጅለ ተጠርኒፎም ንጻድቃን ንሰየ ኣብራሃ ንገብሩ ኣስራት ዝሰግዎም ነይሮም ሕጂ ካኣ ኣብ ጌች ክደግምዎ ሓስቦም ግን ንጌች ኩሉ ከባብ ኣብ ትግራይ ዘሎ ስለ ዝተቀበሎ ተሳዕሮም ኣብ ዓድዋ ግን ነቲ ህዝቢ ከምዘይ ወጽእ ገይሮሞ ኣፋራርሖሞ ግን ፈልጥናዮም ንስቶም ውን ኣብ መቀለ ከይኖም ክመርሕ ከየሓስብዎ መኽናቱ ብከባብ ዝሓስብ ኢንተ ከይኖም ደበረጸን መንጀርኖ ኣለም ኣብታ ዓድዋ ዓዶም ከይዶም ይምርሕ ምስ ዓለታዋይ ሰባት ውን ብሓደ ንክትነብር ከብድ ኢዩ።
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
​@user-wn8cm9oi5q well said and Well explained brother
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 23 дня назад
@@ወዲዓጋመትግራይደመይ compatibility ::
@ايووباثيووبي
@ايووباثيووبي 23 дня назад
@@ወዲዓጋመትግራይደመይ ብሓቂ ህዝቢ ክፈልጦ ዝግባእ እዩ ዞም ጨቆኖ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 24 дня назад
ሙሉእ መዓልቲ ዜናኹም ጌታቸእ ቁርሲ በሊዑ ምሳሕ ኣይፀገበን ገለመሌ ክትብሉ መዋእልኩም ዋ እረ ዝወዲ ሰልችይና እዩ በይዛኹም ብሎክ ዶ ክንገብረኩም ?😢 በቃ ዘረባ ጌታቸው መሪርና ኣሎ ዒቕ ኢልና ማርያምን
@GenetJimma
@GenetJimma 24 дня назад
Selam selam for all Tigiray & for all Ethioipua
@gmariammatewos8905
@gmariammatewos8905 23 дня назад
Pls be on the side of people of Tigray no with those politicians
@SesenHadish
@SesenHadish 24 дня назад
ልዋታት ፣ ከምኣ ቀፅሉ፤ ሓበሬታ ምሃብ እምበር ናብ ትንተን (ዉግንና) ከይትኣትዉ..፣
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 24 дня назад
👍👍👍✅✅🇨🇦🇻🇳
@ilovejesus1480
@ilovejesus1480 24 дня назад
ግን እተን ሲቪክ ማሕበራትን ዳያስፖራ ትግራይን ቀዳምነት ወሲደም አብ ጎኒ ህዝቦም ደው ኢሎም ዝቲ ዝግበር ዘሎ ህዝቢ ንሞትን ፀላእትን አሳጢሕኻ ምምንጣል ስልጣን አውጊዞም አብ ጎኒ ህዝቦም ደው ብምባል መፍትሒ ክደልዮ ብፈጣሪ ስም ይሓትት.
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
Well said and Well explained getachew reda brother thank you this media exposing the truth and don't forget to pass on this great message by subscribing sharing and like brothers and sisters
@ArayaDM-s8h
@ArayaDM-s8h 23 дня назад
ደቅካ ኣብ ሞቻ ኣንሕና ኣብ መከራ ፃ----ን
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 24 дня назад
ብሱሩ ትግራይን ተጋሩን ክቐስኑን ሰላሞም ክምለስን እንተኾይኑ እዚ ጒጅለ ሰረቕቲ ደብረ ፅዮን ዝመርሖ እኽብካብ ኣብ ቀይዲ ክውዕል ኣለዎ።
@yohannes8242
@yohannes8242 23 дня назад
Be united hade kunu keynetefea
@birhanuwoldemichael8829
@birhanuwoldemichael8829 24 дня назад
አብራሀ ደስታ በሳል መንእሰይ እዩ ሐሳቡ ተረድኡ❤❤
@jembermedhanye7333
@jembermedhanye7333 23 дня назад
He is banda
@wewe5688
@wewe5688 24 дня назад
ዘይ ነብስኻ ምምሳል እዩ እቲ ጸገም፡ ዘይብልካ ሓያል ምምሳ ሃብቲ ዘብልካ ሃብታም ምምሳ፡ ሓደ ዘይኮንካ ሓደ ኽትመስል ምድላይ አብዚ አብጽሑ አሎ፡መራሕቲ ሕወሓት ሓደ አይጸንሑን፡ሓይሊ አይጽንሖምን፡ ሃብት የብለሙንማለ ካብ ካልእ ኢትዮጵያ ዝበልጽ ሃብቲ የለን፡ እንተኾነ ንህዝቢ ብሓሶት ዘየለ አሎ ኢልካ ዝመጸ ጸገም ተራእዩ እዩ፡ ሕጂ ጌታቸው ኮነ ደብረጽዮን አየድልዩን እዮም ሓደሽት መንእሰያት መጽኦም ንህዝቢ ከገልግልዎ አለዎም
@asfawgebrealfa7277
@asfawgebrealfa7277 23 дня назад
ይበል ቆራፅ መርገፂ ኩሉ ይቐፅል
@leakegebretnsae7680
@leakegebretnsae7680 23 дня назад
Continue
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 23 дня назад
💛❤️
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 24 дня назад
እርማት ይገበረሉ ህዝቢ ተምቤን ኣጆኻ ናይና ኣይበለን እካ ዳኣስ ኣብ ዛሓለፉ ዛጋጠምዎ ኹሎም ፀገማቱ ፍታሕ ንክረክብ ምሕፀና ንግዜያዊ ምምሕዳር ብነፃነት ብዘይ ምንም ስክፍታ ንመጀመርያ ግዜ እዩ ገሊፁ እዙይ ምስ ኣጆኻ ናይና ዛራኽብ የብሉን
@ShishayAkli
@ShishayAkli 22 дня назад
ኣብ ማይ ጨው ዝተገመረ መነወሪ ከየውገዝኩም ዓድዋ ዓድዋ ኣይትበሉ ምድረ ድሙርን ፅጉዕን ፎእእእ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 24 дня назад
ዶክተር ኣብይ እውን ከምኡ ገይርዎ ነይሩ እዩ ትብል ይሰመረላ ጌታቸው must go
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 23 дня назад
Eritra ab fishletkum aytietewuwa
@haqitisier8947
@haqitisier8947 24 дня назад
ናይ ማይጨው ተግባራት ብልጽግና ተጋሩ ኸ በጽሕኩም ድዩ ? t.b.s
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@abadikidane9078
@abadikidane9078 23 дня назад
ፀዊዕኻ ፅልኢ : ንጌታቸው ናብ ሐደጋ ዘእቱ መን እዩ ??
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 23 дня назад
@abadikidane ፡ 72 ሰበስልጣን ትግራይ ውሳነ ዘይተውሃቦ ኽሲ ስለዘለዎም ገይታቸው ሓደ ካባኣቶም እዩ ስለዝኾነ ድማ ዝኸሰሶ ኣካል ከም ማስቲካ ሓይኹ ኽሻዕ ዝውደኦ እዩ እምበር ምስተወደአ ይድርበ ። ዝብሎ ዘሎ ንሱ እዩ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 23 дня назад
ጌታቸው ዕቡድ እዩ
@alguyonas3312
@alguyonas3312 24 дня назад
@asefaw4345
@asefaw4345 24 дня назад
ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥኑ መራሕቲ ኣይኮኑን ሓድሽ ወለዶ ክልዓል ኣለዎ
@HaileGebremedhn-g1n
@HaileGebremedhn-g1n 23 дня назад
ከባባዊነት አብማጨዉ ዝተረአየ አቃልዕዎም አብካሊእውን
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@kb7585
@kb7585 24 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ሕዚ ዉን ኣስተውዕል ለምጫቕ ዘረባ ጌታቸው ረዳ ከየጋግየካ። ንጭዋ ህዝቢ ትግራይ ዘይዉክሉ መራሕቲ ንርኢ ኣለና
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
You don't want to talk about shibhat corrupted group living for their advantage but you are fast enough to talk about getachew, kkkkk we are sick and tired of those old fashioned clown narcissistic dogmatic politics shibhat corrupted group
@HiwotShanun
@HiwotShanun 23 дня назад
ካብኡ ንላዕሊ ንትግራይ ዘድህና የለን
@HiwotShanun
@HiwotShanun 23 дня назад
ካብኡ ንላዕሊ ንትግራይ ዘድህና የለን
@kb7585
@kb7585 23 дня назад
@@HiwotShanun እሞ ተጋሩ ተዋሪዶም ካብ ጻድቃን ተጸቢኻ ደኣ ሕልፈት የለን። ምኽንያቱ ኣጀንዳኡ ንሰላም ከባቢና እንዳዘረገ ንምዕራባውያን ምስሳይ እዩ።
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
ፃድቃን ድዩ ኮምዚ ገይሩ መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመት፣ ሚዲያታት ፋናን ዋልታን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@memen902000
@memen902000 23 дня назад
you are playing the role of the bankrupted team
@ShishayAkli
@ShishayAkli 22 дня назад
እዚ ሚድያ እዚ ናይ ጌታቸው ረዳ ሚድያ ጥራሕ እዩ።
@kirosabrha
@kirosabrha 23 дня назад
ቃል ካብትአቱ 2ተ ዓመትካ ማሕላ አይትውድእን ክክክክሸሸሸ
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 23 дня назад
For your information in Ethiopia PP is Majority leader in Ethiopia.There should be election in Ethiopia.The one who won the election can share power.TPLF led Government should hire professionals as well.
@TigestLemlem
@TigestLemlem 24 дня назад
The brave people of Tigray RISING UP against genocide profiteers.
@adonay7097
@adonay7097 23 дня назад
is TPM.Good reference to you
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
Yes in deed!
@kb7585
@kb7585 24 дня назад
ህዝቢ ትግራይ የዋህ እዩ ዝመስል ካብዚ ርኢቶኦም ክትርእዮ ከለኻ እንተኾነ ግን ዕድል ኣይገበረን ፡ ምኽንያቱ መራሕቱ ርእሶም ኣቐሚጦም ብርእሲ ምዕራባውያን ክኸዱ ዝፍትኑ ብምዃኖም ሒዞሞ ይጠፍኡ ኣለዉ። ካልእ በዓል ጻድቃን ካብ ስልጣን ከይተኣልዩ ሕጂ ዉን ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ማለት ዘይሕሰብ እዩ።
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@kb7585
@kb7585 23 дня назад
@@JusticeAdey ኣንዊሕኻዮ የተረደኣንይ ስለዚ ኣሕጽር ኣቢልኻ ግለጸለይ። ኣነ ኸም ልመስለኒ ጻድቃንይ ጌታቸውይ ላይ ጥፍኣት መንገዲ ሒዞም ለአዉ እዩ ርኢቶይ
@RedaHaile-t8l
@RedaHaile-t8l 23 дня назад
ሊያቡ ምስኣየናይ ጉጅለ ድዮም ዘለው ዓጀውጀው ትብሉ ዘለኹም ተፃረፍቲ?
@Abrom-gg
@Abrom-gg 23 дня назад
TBS ከ ሳተላይት ወፃኢኹም መን ይሽፍነልኩም? ንሓፈሻዊ ፍልጠት እዩ።
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 23 дня назад
እዚ ግን ሚዲያ ዲዩ? ዘቕርቦ ወረ ተራ ወረ
@HagosKidanu-n4i
@HagosKidanu-n4i 22 дня назад
ጉራ ብቻ/ዘረባ ጥራሕ
@hailie5213
@hailie5213 23 дня назад
አይት ጉተቱ
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
Why adwa is different than other tigray
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 24 дня назад
ንስኹም ንባዕልኹም ንሓድነት ስርሑ ምእንተ ውፁዕ ህዝቢ
@BrhaneGebru-mw5vb
@BrhaneGebru-mw5vb 24 дня назад
ካባኣቶም ሓደ ኢኹም
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 23 дня назад
ፓለቲካ ጨካን ቀዳምነት ንስልጣነይ ዝብል ምካኑ ንዕዝበ ኣሎና እምበር እዝ ኩሉ ዝኮነልኩም ህዝኩም ናይ ኢዱ ኣይረከበን ብዝኮነ መንእሰይ ለብም ካብ ከባብኩም ተማሃሩ ሰላም ንኩሉ ካብ ሰብ ዘይኮነ ካብ ፈጣሪ ::
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 23 дня назад
ከመራሒ ተውሪዮን ዘይተውሪዮን ፈልዩ ዝፈልጥ ኣይመስለኒን ዝብል ሃመር እንተሊዎ ኾይኑ እዩ። ግን ኣይመስለኒን። ነቲ ህዝቢ ብኣመሪካ ከይተረፈ ዝፍቶ ንምምሳል ዘርባዕባዕ ይብል ኣሎ እየ ዝብል።
@AbrhamGebru-jc8gl
@AbrhamGebru-jc8gl 23 дня назад
ዋይ ንስኻ ስለ እትርዳም ህዝቢ ከይተረድኦ ቦታ ካብ ቦታ ሓለፍቲ ቀይርካ
@ShishayAkli
@ShishayAkli 22 дня назад
ንሚድያ ክፉት ዘይኮነ እማ መን ከፊቱልኩም? ጌታቸው ባዕሉ ክፉት እንድዩ እንታይ ሚስጢር ዓቂቡ ይፈልጥ? ንምንታይ ከ ድምፂ ህዝቢ ዓድዋን ከባቢኣን ክዕፈን ተደልዩ? ምድሪ ፅጉዓት
@adonay7097
@adonay7097 23 дня назад
ጫድቃን
@fisshadesta
@fisshadesta 23 дня назад
ኣብ ዓድዋ ከተማ ህዝቢ ከይስብሰብ ብኻድረ ህወሓት ተኸልኪሎም እዮም ክኸውን ኣይነበሮን ህዝቢ ተኣኪቡ ዝመስሎ ክናገር ኔርዎ ዝብል ሓሳብ እዩ ዘለኒ።
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
ይበል ጋዜጠኛማ ከማኻ ክኾን ነይርዎ ዲያስፖራ ዲኻ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዲሞክራሲ እናፈለጥካዮ ኣይትሰከፍ ብግሉፅ ደግፍ
@adeyalways1750
@adeyalways1750 23 дня назад
Political afelalaye malet wntay eu afelalyka eski geletseee
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
ተጋሩ ቁሩቁስ ገዲፍኩም ምስ ጎይቶኦም President ወዲ ረዳ ካሕሳይ ጎድኒ ኩኑ ን ትግራይ ምሲ እዚኦም ብጀካ ርስተይ ስልጣን ከደት ዝኾነ ፍልጠት ዘይብሎም 9 ሺሕ ማሊሻ አሰሊፉ ትግራይ ናብ Genocide ዘእተው ውደቀት ትግራይ አሕዛብ ንሳቶም አብ ባኣቲ ሰርገበለ ደቆም አሜርካ ዘእተው ጎጅለ ፍምሊ ማለሊት ዳግማይ Genocide ከይድገም ንቅሐት የድሊ..
@Gfghy-x9l
@Gfghy-x9l 23 дня назад
ኣነግን ጌታቸወ ዝብሃል ግን ባንዳ ኡዩ ኩለካ ትግራዋይ ሸለለ ኢለካ ከይትሪኦ
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 24 дня назад
ባነር ሒዙዝወፀ የለን አይትሓስዊ
@mashogher
@mashogher 23 дня назад
ዜናኹም ንፁር ኣይኮነን ተጋዳላይ ትግራይ መሲሉ ግን ከሓዲ ግዝያዊ ምምሕዳር መሪሑ ውዕል ፕሪቶርያ ከፈፅም ዝተውሃቦ ሓላፍነት ራሕሪሑ እኒ ሺሻይ መንግስቴ ዘዳለውዎ መሬት መንተቆፃፀሮ ኣትገድስ ንስኻ ኤብስልጣን ክትነብር ህዝቢ ትግራይን መሪሕነቱን ብዘለዎ ጥቡቕ ርክብ ህዝቢ ትግራይ ክነጥፈኦ ስለ ዘይከኣልና ርክብ መራሕን ተመራሕን ዘለዎም ርክብ ፋሕ ኣብለልና ኢሎም ዝሃቡዎ ልኡኽ ዓቲሩ ምስጢር ፀላእትና ፈሊጦም ዘፍሽሉ ጠንካራታት ተጋደልትና ክበታትንኖም ምስጀመረ ህዝብን ውድብ ህወሓትን ጌታቸው ኣብ ከምዝጠሓለ አቃሊዖምዎ ብድሕሪኡ ዝመስልን ሓሰታት ኣብ ምብታን ተፀሚዱ ኣሎ ንኣብነት ህወሓት ምስናይ ደግ ሓይሊ ስምምዕ ፈፂማ መንጎስቲ ክትወግእ ከምዝኣቀደት ጌሩ እዩ ኣቕሪቡዎ እዚ ሓሰት እዚ ሓደገኛ እዩ ካብዚ ንላዕሊ ክሕደት የለን ብደም ሚልዮን ህዝብና እዩ ክሒዱ። ስለዚ ሚድያኹም ነዚኦምን ከምዚኦምን ዝኣምሰሉ ዘቃልዕ ተሪርን ተኣማንን ክኸውን ኣለዎ ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 23 дня назад
መሬት ትግራይ ሸይጡ ሰላም ዝሰብኽ ጌታቸው ዘዓሸዋም ነቶም አብ ቴንዳ ዘለው ዓሓቶም ዝረስዑ ይመስሉ:
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመትን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@yordaee1264
@yordaee1264 24 дня назад
666 followers tdf regime of Ethiopia we will never forget maykadraa
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 24 дня назад
ምረፁኒ ዝብል ምብርባር መዓዝ ተጀሚሩ? ውዕል ፕሪቶሪያ ከተግብር እምበር ዴሞክራሲን ምርጫን ዝመርሕ ግምት መን ሸይምዎ? ከምዚ ዝገብሩ እንተኾይኖም እቲ ዝነበረ አመራርሓ አብ ዝነበሮ ክፀንሕ ዝግበር ሓዱሽ ምደባ ደው ክብል አለዎ።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 24 дня назад
ኣብ ትግራይ በዚ ክፉእ ጒጅለ ሕወሓት ተበዲሉን ተሳቕዩን እዩ ስለዝኾነ ሀዚ ክኸሓሱ ኣለዎም።
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 24 дня назад
ደገምቲ ከትግራይ Tv ቅዳሕ
@noahdray3565
@noahdray3565 24 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ እዞም ክልተ ጉጅለ አይጠቅሙኻን ምስ ክልቲኦም ከይትውግን። ናይ ባዕልኻ መራሕቲ ካብ ሙሁራት ትግራይ ኣዘጋጁ ትግራይ መራሕትን ሙሁራትን አለውዋ።ህዝቢ ትግራይ ከብርሱ ን እናብረሱን ዘለዉ ጉጅለ ኩልና ዓገብ ንበሎም።
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Ketafi midya
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 24 дня назад
Gionsdyeri midya
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 24 дня назад
ሰዋ ሰቲኻ እትፍጠር ገልበት ትግራይ ከይትብትን ሓደራ። ሽማግለታት ክትዓርቁ እንተኾይንኩም ንህወሓትን ንፃድቃንን ዕረቁ፣አብ መንጎ እዚኦም ዘሎ ኩሉ ተዓራቂ እዩ።
@kirosasefaasefa9242
@kirosasefaasefa9242 23 дня назад
ጀ/ጻዶቃ አብ ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ዘለዎ ፍቅሪ አብ ሕወሓት ዘለዎ ጽልእን ቂምን ዘበለጸን ዝኸፈአን እዩ ዋና እዚ ጉዳይ አላሚን ሐማሲን ድማ ንሱ እዩ
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 24 дня назад
ኩርኩር ጌታቸው ምኻንኪ ፈሊጥናኪ አለና
@Ruta4475
@Ruta4475 24 дня назад
Kid Kurkur shabiya
@befairbalance7507
@befairbalance7507 24 дня назад
If Telling the truth is making getachew kadre be it, we are sick and tired of shibhat corrupted group living for their advantage at the expense of innocent tegaru
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
ኩርኩር መን ምዃንኪ ክንነግረኪ ሕልና ኣልቦ መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመት፣ ሚዲያታት ፋናን ዋልታን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 24 дня назад
አቶ ጌ ታቸው ረዳ አብ ዝፍጠር ነገርም የለን ምክንያቱ እግዛአብሕር ምሳኻ እዮ ንስኻ በርትዕ ከምታ መለሰ ዜናዊ ብሰልጣኔ መፅኦም እሉ 1993 ንትግራይ ክጥቅሚ ዝኽእሉ ዝነበሩ አሰናብቶም ሰለዚ አቶ ጌታቸው ረዳ ውሳኔ ወሰን እርምጃ ውሰድ ናይ ደብረፅዮን ጉጅለ በቁፅፅር ውሰጥና እት ናይ መንግሰት መኸይን ካልኦት ተመሳሳይ ከረክብ አለዎም ሰለዚ ንሰኻ አብ ዝኸድካዮ እናተካተሉ እዮም ሐገ ወጥ ዘካይዱ ዘለው ፣ በቃ በሎም፣
@adonay7097
@adonay7097 23 дня назад
አካይዳ ጌቾ ጥርሙዝ ኮፒ ብዕልግና እዩ፡፡ ተንቤን ወርቂ እንድርታ ጀጋኑ አክሱም ሞተር ወዘተ ዓሻካ አልሽ በልዎ
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመት፣ ሚዲያታት ፋናን ዋልታን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 24 дня назад
Nmntay kab media tekwilu ata hudeguna endo entkielkum neti kab lbi hzbi zwetsie zelo qolia melswo
@AmbayeKebede-l8l
@AmbayeKebede-l8l 24 дня назад
ብውጥጥ መረሕቲ ትግራይ ማለትም ብደ/ር ደብ/ፄንን ፕ/ት ጌታቸውን ካብ ኩናት ዝተረፈ ህዝቢ ትግራይ ብሰንኮም ብሰላሕታ የመውት አሎ ።ስለዚ ሞት ህዝቢ ዘይስመዖም እንተኾየሰኖም ግን ብመረሕቲ ሀይማኖት ትግራይን ብደቂ ህዝቢ ዝኾኑ ስራዊት ትግራይ ክንገሮም ይግባእ። ዓገብ ክበሀሉ አለዎም።
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 24 дня назад
"ቄድሚ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ አብ ሥልጣን ዝነበሩ እንኳን ናብ ሥልጣን ኽምለሱ አብ ማእኸል ህዝቦም ኽረከዩ ኽሐፍሩ ይግቦኦም ነይሩ ኾይኑ ግና ኸምኡ ዓይነት አተሐሳስባ ምእንታን ኽሐድረካ ብስለት/ፍልጠት ኽህልወካ አለዎ !
@MuluGeta-x4z
@MuluGeta-x4z 23 дня назад
አታ ሚድያ ከብቶም እጨቲ ዘሳውሩ ዘለው ሙሁራት ሀደ ንስኻ ኢኻ ብተደጋጋሚ አማህይሽ ኢልናካ ነይርና ህጅ ግና ዋና ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ።ብቀደምነተ ካሀተካ እላማታት ህዋሀት ትፍልጦምዶ ተትፈልጦ ተነይርካ ፀላዒ ህወሀት አይትኾንን ነይርካ ሀጅድማ ንምፍላጥ ፈትን ። 13:45
@tbstig
@tbstig 23 дня назад
ናይ ዝኾነ ውዳበ ውግንና ፈፂምና ኣይቃልሕን። ዝንቀፍ ኮነ ዝድግፍ ሓሳብ ናብ ህዝቢ ናይ ምቕራብ ክንቅጽል ኢና። ንርእይቶኹም ነመስግን።
@JusticeAdey
@JusticeAdey 23 дня назад
መን እዩ ስልጣን ደልዩ ብማእኸላይ ኮሚቴን ካድረን ህወሓት ዝተወሰነ ጥሒሱ ውድብና ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ነይሩ ሕዚ ግን ሕጊ ኣኽቢሩ ኣብ ፖሊቲካ ክሳተፍ በዚ ሓድሽ ኣዋጅ ሓድሽ ምዝገባ ውድብ ህወሓት ዘካየደ፣ እዙይ ብምፍፃሙ ህወሓት ኣብ ኢህወደግ እናሃለወ ዝነበሮ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዳሽን ቢራ፣ ወጋገን ባንኪ፣ ዳሽን ባንኪ፣ ሜጋ ሕትመት፣ ሚዲያታት ፋናን ዋልታን ካልኦት ብሽሙ ዝተtመዝገበ ቀዋሚን ተንቀሳቓስን ንብረት ኣብ ባንኪ ዝነበሮ ገንዘብን ክስእን ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ብውድቡ ን50ዓመታት ዘፍረዮ ሃፍቲ ክስእን ዝገበረ፣ ዓመፅቲ ንሕና እምበር ፌደራል ኣይኮነን ኢሉ ፌደራል መንግስቲ ካብ ተሓታትነት ነፃ ክኸውን ብግልባጡ ኣመራርሓን ሰራዊትን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ተጣሒሱ እናሃለወ ገበነኛ ዝገበረ ፣ ዘይፈልጡና ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዓለም ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂምዋ እዩ ኢሎም ኣብ ዓለም መድረኻት ከረድኡ ላዕልን ታሕትን እናበሉ ኢደ ሰባራ ዝገበረ፣ ፀሪና ካብ ምድላው መኸተ¸ጀሚሩ ኣብ መኸተን ድሕሪ መኸተን ገምጊምና ካብ ሓላፍነት ዝወርድ ኣውሪድና፣ ብሕጊ ዝሕተት ሓቲትና ንቐፅል ዝብል ሕቶ ን 3ዓመታት እምቢ እናበለ ፀኒሑ ንልዕሊ 1 ሚሊዮን ኣባላትን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ውሽጢ ውሽጢ ብኻሊእ ምኽንያት ብምምሳል እናኣከበ ኣብ ስልጣኑ ስግኣት ንዝኾንዎ መራሕቲ ብፆቱ እናፀለመ ምስ ፀላእቲ ይተሓበበሩ ኣለዉ ንውድብ ከፍርሱ ኣብ ውሽጥና ዝንቀሳቐሱ ኣለዉ ስለዚ ውድብኩም ኣድሕኑ ዝብል ወፍሩ ኣብ 3 ወርሒ ኣጠናቒቑ ምስ ወድአ ጉባኤ ነካይድ ዝበለ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብናይ ሃገር ሕጊን ብውዕሊ ፕሪቶሪያን ዝቖመ ብምዃኑ ከም ማንም ክልል መራሕቲ ኣብ ፌደራል ክሳተፍ ናብ ኣኼባ እንትኸድ ምስ ፒፒ ይሰርሕ ኣሎ ባንዳ በልዎ እናበለ ነቲ የዋህ ህዝብና ዘደናግር ፣ ንባዕሉ ስልጣኑ ክምልስ ንኣዲስ ኣበባ እንትመላለስ ግን ምንም ዘይበሃል ጉጅለ፣ ብሽምግልና ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ዘለውዎ ማእኸላይ ኪሚቴ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣኼባ ዓርሰ ነቐፌታ ገይሩ ብብፆቱ ተነቒፉ ካብ ኣቦ ወንበርነት ዝተልዓለ ሞንጀሪኖ ካብ ምክትል ኣዶ መንበርነታ ዝተልዓለት ግን ውድብ ምፍራስ እዩ ተባሂሉ ከምኣ ኢላ ከይትቕፅል ብውሑዳት ኣመራርሓ ሰራዊት ዝተኾለፈ፣
@dimtsunegash6711
@dimtsunegash6711 24 дня назад
The selfimportant regime of Isaias Afewerki is the troublemaker in east Africa.
@yordaee1264
@yordaee1264 24 дня назад
Evils Agame rigumat gorobetii zeri mergem game over isayas aforki world class leader kondafi wahiddii
@TeameWeldegebriel-g5n
@TeameWeldegebriel-g5n 24 дня назад
ሓሰውቲ ፌካማት
@WediKebede-m4o
@WediKebede-m4o 24 дня назад
ሐሶት
@asmelashyibeyin8707
@asmelashyibeyin8707 24 дня назад
ቱም ኣይትሓስዉ ሚድያ ኢኹም ገለልተኛ ኾይንኩም ኣቕርቡ ሓሰውቲ
@Sheshey-t7q
@Sheshey-t7q 24 дня назад
እዚ ጀነራል ሓሳዊ እዩ ህወሓት ዘይኣምን እዩ ህዝቢ ክጠፍእ እዩ
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
ሓተላ ሚድያ ናይ ውልቀ ስምዒት ኣይትቀደዱ
@tbstig
@tbstig 24 дня назад
ሓሳባት ናይ ውልቀሰባት እዩ። እምበር ናይ ካልእ ኣካል ሓሳብ ወይ ስምዒት የለን። ክህሉ ውን ኣይኽእልን። ንርእይቶኹም ግን
@yemdos7222
@yemdos7222 24 дня назад
@@tbstig ኦዲተርያል የለን?
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@@yemdos7222 ግጅለ ደብረጽንተት ብሓሳብ ሳዓራ ሓቂ ኢያ ተዛርባ ዋላ ናዓይ ቤተ ሰብ ኣብ ዓድዋ ኣለዊኒ ደውለ ነይረ ኢየ ነቲ ህዝቢ ክሳብ ብሽግጥ ኣፋራርሖም ንጌታቸው ረዳ ከምዘይ ንቅበሎ ገይረምና ካድረታት ኢለምኒ ኢዮም ምደረ ዓለታዋይ ዘረኛታት ኩሉ ከባብታት ትግራይ ፈልጥናኩም ንሕና ዘይደይ መርሕናኩም ትግራይ ትፍረስ ትብሉ ሰባት ምኻንኩም እንተ ከይእልኩም ነቶም ዓለታዋይ ባዓል ደብረጸን መንጀርኖ ኣለም ገብረዋሃድ ናብ ከባብ ኣይትታሓቡኡ ብሓሳብ ሳዓርዎ ንጌች ብሓሳብ የአምኒዎ ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ በልዎም እንታይ ኣለዎም ናብ ከባብ ዝሕቡኡ ሕጂ 30 ዓመት ዶ ይመርሕ ነይሮም ሓቀይ መን ዶ ናብ ከባብ ትሓብእ ከይትቅበልዎም ዝበሎም ኣሎ ዲዩ
@ShishayAkli
@ShishayAkli 22 дня назад
እዚ ሚድያ እዚ ናይ ጌታቸው ረዳ ሚድያ ጥራሕ እዩ።
Далее
МУЖСКИЕ ДУХИ
00:33
Просмотров 177 тыс.
Please Help This Superhero! 🙏
00:48
Просмотров 5 млн
НОВЫЙ РОЛИК УЖЕ НА КАНАЛЕ!
00:14
Просмотров 541 тыс.
МУЖСКИЕ ДУХИ
00:33
Просмотров 177 тыс.