Тёмный

🛑 ''ድሃዩ ተረኺቡ'' ፍሉይ ምድላዉ ሓድሽ ዓመት ምስ ተጋዳላይ ፍትሓዊ 

ገድሊ Plus
Подписаться 49 тыс.
Просмотров 109 тыс.
50% 1

ንተጋዳላይ ፍትሓዊ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0945540816/0914304287 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Развлечения

Опубликовано:

 

11 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 674   
@Gedli_plus
@Gedli_plus 8 месяцев назад
ንተጋዳላይ ፍትሓዊ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0945540816/0914304287 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 8 месяцев назад
Please ወታደራዊ ሚስጥራት ናብ ዚ ኣይተቕርቡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
@user-ku7if7bj2q
@user-ku7if7bj2q 8 месяцев назад
​@@zaebakulu8553አኛ እንዳንኮርጂ ነዉ ጁንታዉ😮😮😮😮😂
@angosomgezaetesfay6620
@angosomgezaetesfay6620 7 месяцев назад
nay ሃይልሽ ደሃይ እንተሃሊኪ ባ
@hgf6568
@hgf6568 8 месяцев назад
ፍትሓዋየይ ማዓረይ የኔ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላኸ እንኳዕ ከብዝክሉ ፈተና አትረፈካ ዝሓወይ
@berihagslsie2297
@berihagslsie2297 7 месяцев назад
የቀንየልና ናትና ጅግና መኹርዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና፡፡
@mulugetasiyoum5067
@mulugetasiyoum5067 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ብሱል ጀግና ቖራጽ ደፋር ከምታ ስሙ ፍልይ ዝበለ በቕዓትን ንቕሓትን ከምኡ እውን ዝተረጋገአ ስብእና ዝተላበሰ አንደበተ-ርቱእ ንምንታይ ከምዝተዃሸሐ ኣዐርዩ ዝፈልጥ ብስምዒት ዘይኮነስ ብውነ ብወነ ወሲኑ ካብ ማእኸል ዓዲ ተበጊሱ ንበረኻ ዝወረደ ጀግና ትግረዋይ ኾይኑ እየ ረኺበዮ ተጋዳላይ ፍትሓዊ!! ያቐንየልና ጀጋኑና ❤🙏
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 8 месяцев назад
እንቃዕ ብሰላም ወጻእካ ጀግና : ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ:: ❤ተጋሩ::❤ካብ ኤርትራ እየ ❤
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤ የቀንየልና ክቡር ሓውና🥰🥰
@shaneyohannes8578
@shaneyohannes8578 2 месяца назад
መን ዘኪርካ ዩ ህውታትያ ቀንዲ ጸላኢ ንስኻ ኢኻ ኣብ ጎኖም ብጥቕምኻ ሓጊዝካዮም 🤣🤣🤣
@selilagaltigray9981
@selilagaltigray9981 8 месяцев назад
ወዲ ሓትነይ ማዓረይ❤🙏
@hulumyalfal7516
@hulumyalfal7516 8 месяцев назад
እዋይይይ ሞይቱ ኢሎም ፖስት ገይረምዎ ሪአስ ልበይ ስብር ኢሉ ነይሩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክ ጥዑም😢😢😢❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 8 месяцев назад
omg ብሂወት ስ ልረኣኩካ ደስ ኢሉኒ ዩ my king TDFይ ቡዙሕ ንፎትየኩም ነክብረኩም ብሓፂሩ ኣብ ት/ቲ ኣምላክ ንስኩም ዋሓስና ደቂነዋይ love you ተጋደልቲ ትግራይና❤️💛👑🦁
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 6 месяцев назад
ክብር ሞጎሰን ንዓኹም ጀጋኑና 🚝❤️💛❤️
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 8 месяцев назад
ጀግና ሓዉና ትዕግስትኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን TDF ይ 🙏❤️
@ejigayehumesfin8011
@ejigayehumesfin8011 8 месяцев назад
ድካማቹ ፍሬ የሚያፈራበት ግዜ እሩቅ አይሆንም ❤❤❤አይዞኝ ጀግኖች
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 8 месяцев назад
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ክቡር ሓወይ 🙏💚
@letishberhe
@letishberhe 8 месяцев назад
ኩሉ ግዜ እዚ መንእሰይ ወድና ይሓሰቦ ዝነበርኩ ብሂወት ተሪፋ ንምርኣይ ምበቀዐይ ተመስገ ብንጉሁኡ ዓብይ ብሰራት ሓዱሸ ዓመት ኢለዮ አለኩ።🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤️ ናህና ዘመን ይኩን እንኳአ ናብዙይ ኣብቀአካ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 8 месяцев назад
እንካዕ ደስ በለና❤
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 7 месяцев назад
ተመስገን❤❤❤❤❤❤
@messelegidey1326
@messelegidey1326 8 месяцев назад
አጆካ ጀግና ሓውና እታ ሕጂ ንትንፍሳ ዘለና ንጹህቲ አየር ብናይ መላምል አሕዋትና መስዋእትን ብናትኩም መቑሰልትን እዩ እሞ ህዝቢ ትግራይ ክክሕሰኩም እዩ፡፡ ኩልሻዕ አብልብና አለኩም፡፡
@hgyy2926
@hgyy2926 8 месяцев назад
ተመስገን ኣምላክ ኣነስ ኩሉ ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ጆግና ወዲ ህዝቢ ክብር ምጎስ ንዓኩም❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ነዚ ጅግና ሓወይ ስለ ዝረኣከዎ ንበረልይ💋💋💋💋💋💋♥♥♥♥♥♥♥♥♥✊✊✊✊✊🐅🐅🐅🐅🐅💊💊💊💊💊
@medhin8187
@medhin8187 8 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካ ሓዉና ፍትሓዊ❤❤❤እንኳዕ ኣብፅሐኩም🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌸🌸🌸
@mairimairi881
@mairimairi881 8 месяцев назад
ዝኩሉ ሓሊፍካ ብሂወት ስለ ዝረአኩካ ደስ ኢሉኒ❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 7 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና❤
@aishan4539
@aishan4539 8 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ይህሉ እዶ ይኮን ይብል ነይረ ሓዚ ገፁ ምስ ረአኩ ደስ ኢሉኒ ጅግና❤
@user-kv2bh5tn3e
@user-kv2bh5tn3e 8 месяцев назад
እንኳዕ ስላም መፃእኻ ጅግና ሓዉና ሓፍተይ ምስ ይቅርታ መስቀል ግበረ ❤❤
@user-tl1pm6fr3t
@user-tl1pm6fr3t 8 месяцев назад
አቱም ወርቅታት ጀጋኑ ንበሩልና 🙏🙏🙏🙏🌼🌻🌼🌻🌼🌻❤️❤️
@DanielDaniel-qk4sk
@DanielDaniel-qk4sk 8 месяцев назад
ፍትሓዊ ሓወይ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት አብፀሐካ ብምቅፃል አዝየ እየ ዝኮርዐልካ ዝሓወይ
@user-rn2wg9vc2h
@user-rn2wg9vc2h 8 месяцев назад
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና🙏🥰🥰🥰
@rgbeg3bru645
@rgbeg3bru645 8 месяцев назад
እንቋዕ ናብዝ ኣብቅዐካ ጅግና ተጋደላይ ፍትሓዊ.ንሕና ብኣኩም ኮርዕና እና እሞ ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሎም ብፆትካ❤❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 8 месяцев назад
እንዃዕ ብሰላም ወፃካ ጀግና ዝሓወይ 🙏❤️❤️❤️❤️እንዃዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐኻ 🙏❤️❤️
@NetsanetTeklay
@NetsanetTeklay 7 месяцев назад
Enkaa beslem terfka zahawey 🙏🙏🙏❤
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 8 месяцев назад
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🙏እንካዕውን ቢሂወት ተረፍካ ጅግና💛❤️
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 8 месяцев назад
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ እዚ ሓወይ ተመስገን🙏❤❤
@Danidani-bz5fe
@Danidani-bz5fe 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንዓኹም TDFY 🧡🧡🧡
@sratasrata5383
@sratasrata5383 8 месяцев назад
እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ጅግና እንኳዕ ኣብፀሐኩም TDFይ ጅግና ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር መድሕን ህዝቡ ስጋ ዝለበሱ መላኣኽቲ ክብርን ሞጎስንንሰማእታትና ❤💛❤🙏🙏🙏
@FetawitFetawit-wn8hm
@FetawitFetawit-wn8hm 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ጀግናና♥️♥️♥️♥️♥️✊✊✊✊✊✊✊✊💐💐💐💐💐💐💐
@Tsehaykidane
@Tsehaykidane 7 месяцев назад
አንኳዕ ተረፍካልና መኹርዒ ብጣዕሚ የቐንየልና ነቲ ዘበርከትካዮ መስዋአቲ
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ፍትሓዊ TDF። ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ተጋደልትና!❤🙏
@STAMA123
@STAMA123 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጅግና ሓውና እንኳዕ ንዘይ በቓዕካ❤❤❤
@Samriye10-10
@Samriye10-10 8 месяцев назад
ፍትሓዊ ሓወይ ናይ ብሓቂ ፍትሓዊ ኢካ ብናትኩም መስዋእትን መቁሰልትን ናብዚ ሃዋህው ሰላም በፂሕናስ ድሮኳ ከም ሰብና ጁንታ ዝነበረ ትግራዋይ ተባሂልና ክንፅዋዕ ክኢልና ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና
@mareyerayawa4637
@mareyerayawa4637 7 месяцев назад
ተመስገን ፈጣሪ ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 месяцев назад
ኣሰይይይ ብሂወት ኣሎ ተመስገን እንቛዕ ብሰላም ተመለስኻ ጅግናየ❤💛✊😥
@galtigray5257
@galtigray5257 8 месяцев назад
ክብረ ንዓኩም ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እኩም ክንደይ እሞ ዘይሓለፍኩም ❤❤❤
@almemu1214
@almemu1214 8 месяцев назад
Always in my mind thanku God❤❤💛💛🙏ስለዝረአኩካ ደስ ኢሉኒ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ኩሉ ግዘ❤❤❤❤🎉
@alemdesta454
@alemdesta454 8 месяцев назад
ክብሪ ይግበአኩም ደቅነይ❤💛ደሃዮም ዘይረከብናከ ታይ ንገብር😢
@hdbw9970
@hdbw9970 8 месяцев назад
እመብረሃነይ ምስ ኣም ትከን ፅጋበይ❤😢
@user-fd6co5dq9o
@user-fd6co5dq9o 7 месяцев назад
😢😢 ኣጀና
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 8 месяцев назад
እሰይ ዝሓውና ፍትሓዊ ምዓረይ ክብር ንዓካን ብፆትካን ❤❤❤❤❤ ዝሓውና
@HdUfif
@HdUfif 7 месяцев назад
TDFይ መን ከማኩም ጀጋኑና 1000👈 ዓመት ንበሩልና እስከ ንዓኩም ሒዝና ኢና ንኮርዕ ንስኩም ኢኪም ዓምዲ ትግራይ እና ፍትሓዊ ሓወይ ከዓ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ የኔ ጀግና ብጣዕሚየ ዝፈትወካ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰላም ንዓካ ጅግናየ❤👈🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀጋኑና 🙏🙏💪🇻🇳
@mearigfisseha4108
@mearigfisseha4108 8 месяцев назад
Proud You my Hero Brother! I always appreciate 4 ur dedications. Thanks God for Saving Fithawe. ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 8 месяцев назад
ክቡር ሓው ጅግና ተጋዳላይ ጅግንነት ትግራዋይነትካ ዝነኣድ ኮይኑ እቲ ትዛረቦ ዝነበርካ ቋንቋ ግን ኣምሓራይ እምበር ፈፂምካ ትግራዋይ ኣይትመስልን።
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 8 месяцев назад
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ተረፈካ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe 8 месяцев назад
ጎይታዋይ እንኳዓ እስከ ተረፍካ ተመስገን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም TDFy ማዓረይ ኩሉ ሓሉፉ ባኣኩም ክቡሪ ናዓኩም😢😢🥰🥰
@mohammedtrungi
@mohammedtrungi 8 месяцев назад
አልሓምድሊላህ እንካዕ ሰላም ተመለስካ
@brightfeature89
@brightfeature89 7 месяцев назад
ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኽብሪ ይግበዓካ እዪ።
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 8 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ጎይታዋይ ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ሳላኹም ነብርለና🥺♥️
@heluwena6144
@heluwena6144 7 месяцев назад
ተመሰገን ብሒወት ሰለዝረእናካ ጅግና ሀወይ❤💛✊✊✊
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 8 месяцев назад
እንኻዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 месяцев назад
_እስይ ማዓረይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ኹሉ ግዜ አብልብና እኻ ጀግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሰራውትካ አረ ልቐቕዎ_
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 8 месяцев назад
I’m so happy to see our brother 🌷💐🌷💕💕💐🌷💐
@omkhaled6864
@omkhaled6864 8 месяцев назад
አልሓምድሊላህ እንካዕ ሰላም ተመለሰካ❤❤
@lidiafisha1262
@lidiafisha1262 8 месяцев назад
እንካእ ብሰላም ወጻእካ ሩሁስ ሃዱሽ ዓመት ንኩልኩም TDF ጀጋኑና❤❤❤
@Shewit21ph
@Shewit21ph 7 месяцев назад
ጅግና ሓወይ❤
@ihsa4855
@ihsa4855 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላ ተረፍካ TDFy my King 😢❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 8 месяцев назад
ተመስገን ፈጣሪ እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈካ ጅግና ሓውና❤
@galquihasamri850
@galquihasamri850 8 месяцев назад
Enkan beslam terefka mearey selezreakuka betaemi des eiini jigna edmen teinan yihabka ❤❤❤❤❤
@user-zg3xd6fp2h
@user-zg3xd6fp2h 8 месяцев назад
ክብሪ ናዓኹም ይኹን ጀጋኑ TDFይ ❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 8 месяцев назад
እንካዕ ተረፍካ ጀግና ሓወይ ተመስገን❤
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 8 месяцев назад
ኣስይ ጅግና ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተርፍካ ❤️❤️❤️
@iloveyoutigraycountryilove4438
@iloveyoutigraycountryilove4438 7 месяцев назад
❤❤❤ እንኮዕ ብሂወትካ ተረፍካ ጀጋኑ
@richochewa1640
@richochewa1640 7 месяцев назад
Tnx God 🙏👏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 8 месяцев назад
ትግራዋይነት ትዕድልቲ እዩ❤❤❤❤❤የስ ትግራዋይ ዕጥቁ ዕላማ እዩ❤
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 8 месяцев назад
ኣረ ብጃኩም You tub ናይ ጀጋኑ ምስጥራት ኣይተውፅኡ በጃካትኩም
@gyf9441
@gyf9441 7 месяцев назад
እንቋዕ አብፀሐካ ሰጋር ጅግና ፍሽኽታ ዘይፍለዮ አቦ ፅንዓት ጅግና ሰራሒ ቅያ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ንበረልና እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ 🙏🙏🙏💛💛💛
@user-nb3xn8zo3y
@user-nb3xn8zo3y 8 месяцев назад
እንካእ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kl8nh3lu2e
@user-kl8nh3lu2e 7 месяцев назад
ብህወት ስለ ዝረኣኹካ በጣዕሚ ደስ እሉኒ ጀግና ተጋዳላይ ፍትሓዊ TDFይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ♥️ክብሪን መጎስን ንስውኣትና ፅንዓት ስድራ ስውኣትን ህዝብናን ሰላም ንዓድና ይኹን
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 8 месяцев назад
ክብር ንዓካ ጅግናና ክንደይሞ ዘይሓለፍኩም 🥺
@user-jy9ob1rt8j
@user-jy9ob1rt8j 8 месяцев назад
እሰይይ ጅግና ወዲ ሓትነይ ማዓረይ♥️🌻🌻
@user-nt5im6ik8h
@user-nt5im6ik8h 8 месяцев назад
እንኳዕ አብፃሓካ ዝሓወይ እንኳ ተረፍካ ❤❤❤❤❤ተመስገን
@wenigebre2001
@wenigebre2001 8 месяцев назад
Much love and respect TDF
@tigray4374
@tigray4374 7 месяцев назад
ማዓረይይይይ❤❤❤❤❤ተመሰገን
@user-mm2wm1yg6n
@user-mm2wm1yg6n 7 месяцев назад
Enkae bhiwet Terefka jgnana❤❤❤❤
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 8 месяцев назад
TDFY❤❤❤ ክብር ንዓኩም❤
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 8 месяцев назад
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት እንካዕ ኣብጽሐና 🌻🌻🌻🎊🎊🌼🌼🌼🌼
@user-zv1in6es4v
@user-zv1in6es4v 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ጅግና ሓዉና❤❤❤
@calebalex2593
@calebalex2593 8 месяцев назад
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና
@ArefeayneRedda
@ArefeayneRedda 7 месяцев назад
ብጣዓሚ ዝገርም አጋላልፃ ጅግና
@samerhmahlet
@samerhmahlet 7 месяцев назад
ተመሰገንእንካዕተረፍካጀግናሓወይ
@chernetfisseha9991
@chernetfisseha9991 8 месяцев назад
ፍትሓዊ ሓወይ ክብሪ ንዓኻ🙏 ከም ሽምካ ህዝብኻ ፍትሒ ዝረኽበሉ እዋን ይኹን። ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ኢኻ ሞ ዘላኣለም ናተኾላዕኻ ንበረለይ ዝሓወይ🙏🙏🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤❤ሳላኩም ርእስና አቅኒዕና
@ranirani3899
@ranirani3899 8 месяцев назад
ተመስገንንንንንንን አምላኽ ጥዑምምምም እንኮዕ ብሂወት ተረፈካልና❤❤❤❤❤
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግናና
@frehiwot88
@frehiwot88 8 месяцев назад
እዋይ ሓወይ ናተይ ብህየወት ይህሉ ዶ ይኸውን እናበልኩ ኔረ ስለዝረኤኹካ ብጣዕሚ እዬ ተሓጉጊሰ ❤❤❤
@helenyonas2475
@helenyonas2475 8 месяцев назад
ተመስገን በሂወት ስለረአኹካ ❤❤❤ አዶ ትግራይ አጆኺ ክወግህ እዩ ❤💛❤️
@messelegidey1326
@messelegidey1326 8 месяцев назад
ዛንታን ታሪክን ፤ ጅግንነትን ተጋደልቲ ዓባይ ትግራይ ሰሚዕካ ዘይምኖ፤ አነ ኩሉ ግዜ ትአምር ይኮነኒ አብውሽጥካ ዘሎ ስምዒት መልእካ ንምግላጽ ትሓስብ እሞ መሊሱ ቃላት ይሓጽረካ ንምግላጹ ዘጸግም ስምዒት አብውሽጥካ ይመላለስ ፤እቲ ዝሓለፈ ኩናት በኩሉ አንፈት ተሪእናዮ ከመይ እቲ ዝነበረ ዕጽዋን ክባን ተሰይሩስ አብዛ ሐዚ ዘለናላ ግዜ በጺሕና ኢልካ ክትሓስብ ከለካስ ሓደ ሓደ ግዜ ሕልሚ ድዩ ግሃድ እናበልካ ምስባዕልካ ትሟገት፡፡ ግን ትግራዋይ ማለት ገዚፍ እዩ ሚስጢሩ፡፡ እቲ ማንነት በዓጽምን ደምን ተሃኒጹ አብልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ዝተሓተመ ብምንም ዓይነት ጸላኢ ዘይፈርስ ስጡም መንዲቕ እዩ፡፡ ዋላ እዙይ ንበል እመበር ሕጂ እውን ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ቀትርን ለይትን ከይደቀሱ ሽርሕን ተንኮልን እናፈብረኩ እቲ አብሰላምን አብስጡም ሓድነት ዘሎ ህዝብና በታቲኖም ከምድላዮም ክዕንድሩ ዘይገብርዎ ጻዕሪ የለን፡፡ አፍተን ሓራ ዘይወጻ ከባቢታት ዘሎ ትግራዋይ እኳ ተሪኢና ብዝበለጸ መልክዑ የጋፍዕዎ አለው፡፡ እቲ ቃልሲ ገና አይተዛዘመን ሕጂ ዝግበር ቃልሲ ግና ብረት አልዒልካ ብምውጋእ ጸላእቲ ምጥፋእ ከይኮነስ ከምታ አብ ኩናት ዝነበረት ስጡምቲ ሓድነት ብምጥንካር ናይ ስልጣን ነገር በዘየገድስ (ናብ ጎኒ ብምግዳፍ ) ናይ ጸላእቲ ሽርሕን ተንኮልን ብምቑጻይ ይአክለና ኢሎም አሚኖም ክሳዕ ዝምብርከኹ ዓይንና ካብኦም ዘይምንቃል እያ፡፡
@helinasiyum4062
@helinasiyum4062 8 месяцев назад
አንበሳ ጅግና ትግራዋይ እንኳዕ ብህይወት ሃለካልና 😍😍❤❤😘 ስለልረአኩካ ሕጉስስስ እየ ኢለ😍😍
@user-wk7bh9qw1i
@user-wk7bh9qw1i 8 месяцев назад
ደሀይካ ሰለዝረኸብና ብጣእሚ ተሓግሰና ጅግናተጋዳላይ በዚአጋጣሚ ንሽምዓ ህዚቢ ዘመሀልፎ ሀወይ ተጋዳላይ ሀቢብ መሀመድ በሽር ደሀይ ንክገብር አመሀልፉለይ ብስም ህዝቢ ትግራይ 💊💊💊💊💊
@FeregebreFeregebre-kg8ht
@FeregebreFeregebre-kg8ht 7 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ዓይኒ ላዓይኒ ኣራኣየና ገብሪኤል ታይ ይሳኣኖ 🙏🙏🙏
@user-hb7gg2cy3n
@user-hb7gg2cy3n 8 месяцев назад
ዋው እንኳዕ ደሓን መጻኻ ጅግናየ❤
@user-qq7iz3te2l
@user-qq7iz3te2l 26 дней назад
ጂግና ተጋዳላይ ወዲ ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤❤❤
@rahel7771
@rahel7771 8 месяцев назад
ሄለን የማነ መሳሊት ኣደውኣ ጌረረረ እየ ዝፈትወኪ ብኣከዳድናኺ ቃሕ በሃሊት ብኣ ቐጺልዮ ክብሪ ጓል ኣነስተይቲ ክቡር ሰውነታ ምሽፋን እዩ ዛወሊለይ❤
@milli12354
@milli12354 8 месяцев назад
ጓልመን ድያ
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 7 месяцев назад
ጋል ትግራይ❤❤❤
@starSeyfe-fo4ke
@starSeyfe-fo4ke 7 месяцев назад
Tsnue wedi hzbi ecka Long Live too you
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 8 месяцев назад
መዕተብ ግበሪ ክሳድኪ መዓረይ❤
@emuselemun9648
@emuselemun9648 7 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካ ሓወይ❤❤🎉
Далее
Lablaringdan chaqib olaman🐝
00:30
Просмотров 166 тыс.
Сидит в телефоне📱на уроке
0:51
😢 Грустная История #shorts
0:34
Просмотров 1,3 млн