Тёмный

ዕላል ምስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጽርየት ተዋፊረን ዘለዋ ደቂ ኣንስቲዮ - 3ይ ክፋል|Sayda- Asmara city sanitation workers -Part 3 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 572 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ዕላል ምስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጽርየት ተዋፊረን ዘለዋ ደቂ ኣንስቲዮ - 3ይ ክፋል |Sayda - Conversation with Asmara city sanitation workers - Part 3

Опубликовано:

 

17 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 104   
@eritrea63
@eritrea63 Год назад
ዶሞዘን ኣዚዩ ኣዚዩ ብጣዕሚ ውሑድ ኢዩ ዶመዘን ክውሰኸልን ኣለዎ ከምሰበን ኩሉ መሰለን ክሕለወለን ኣለዎ ነተን ዝዓበያ 31 32 ወዘተ ዝገበራ ጡሮታ አአጺኤን ሙሉእ ዶመዘን እንዳተዋህባ ከዕርፋ ኣለውን ነዘይን ደኺመ ዘይብላ ሓርበኛታት ኣዴታትናን የሕዋትናን።
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
ዕድመን, ጥዕናን, ይሃብክን, ፈጣሪ 🙏🙏🙏👏👏👏
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
አሜን አሜን አሜን
@tablezberhane9971
@tablezberhane9971 Год назад
Ezgabher amlak hayli yahbkin Eritrawit hbinti niskatikin tigebro men ýgebro jeganu weladt jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💐💐💐❤️
@weghtiweghi9706
@weghtiweghi9706 Год назад
ኣዴዳትና ምሉእ ጥዕናንን ይሃብክን ፈጣሪ ንበራልና ንዘልኣለም ጉልበትክን የፅንዓዮ ኣምላክ።
@henokbrhanen3460
@henokbrhanen3460 Год назад
Hjis erefti ygbakin eyou da keytbl
@almazokubazgi4714
@almazokubazgi4714 Год назад
ማና ሓፍትና ኣዴና ኩሉ ኢኺ ንፍዕት ኣጆኺ በርትዕ ዕደመ ይሃብኪ 🙏🙏🙏ንጥዕና ኡዩ ትገብርዮ ዘለኺ ኣንበሳ ዋዓሮ ጎል ኤረይ ሸኮር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹♥️🥰🥰😘👌👌
@edenfashion48
@edenfashion48 Год назад
ኣነስ አንታይ ዓይነት lቃል ገይረ ከም ዘድንቀን ጠፌኡንይ WaW ኣትሓሳስበአን +በስለተን ሪአኻ ኣማሕደርቲ ትካላት ተግብረን, they have the most powerful minded, waw አንቓአዐ ካባኽን ተፍጠርኩ ❤🌹🇪🇷❤🌹I learned a lot, አድመን ትዓናን ይሃብከን ሓየታት ኣዴታተይ ❤🌹❤🌹🇪🇷❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ሽኮራት ጹቡቃት ክዳነን ገሊኤን ኣሰይ ዓድና ጡዑም ንፋስ ዓድና መግቢ ዓድና, ፍቅሪ ኩሉ ኣብኡ ዩ ደሎ ተካል ስደቱ ማና ሽኮር ጹቡቅ መደብ ጓል ኤረይ 👍💯🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@loveeritreapeaceeritrea9847
Good blessed all THANK you 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@denden99bizen35
@denden99bizen35 Год назад
ነዞም ኣብ ዓዲ ኮይኖም ዓሰርተ ጊዘ ናብ ደገ እንዳደወሉ ገንዘብ ስደዱልና እንዳበሉ ንሰብ ዘሽግሩ ደም ሰብ መጽዮም ስጋ ሰብ ዝበልዑ ኣዛብእ ርኢኻ እዘን ክቡራትን ጽፍፋትን ብረሃጸን ሰሪሐን ዝነብራ ኣደታት ጽቡቕ ኣብነት ኢየን። ብኣኽን ብሓቂ ተሓቢነ ቃል ስኢነልክን ኣድናቖተይ መግለጺ የብሉን!! " ስርሐይ ብጣዕሚ ኢያ ተኹርዓኒ ፡ ካብ ሰብ ኣይጽበይን ገጽ ሰብ ኣይጥምትን" ክቡራት ኣደታት ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን!
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 Год назад
አየወ አንስቲ አሕዋትና መጼን ምውዳእ አቢናየን: አሕዋትና ብዘይዶመዝ አብበረኻ ከርተት ይብሉ አለው: ምትዕባይ ንሕግዝ አለና ቀዳመይ: ንሶም ብኤርትራ ቀሲኖም ደቆም ክዕብዩ ንምነ: እምበር ንሰን ድአ አገልግሎትዩ: ሐውኺ ስደዲ ይብላኻ ብድርቅና: ጎማ እንተሰደድካ መምጽኢ ስደዲ ገንዘብ ይብላኻ ቆልዑ የደንጉጽና ንሰድድ።
@denden99bizen35
@denden99bizen35 Год назад
@@frewinigirmai1473 ዘውጻእክዮ ይተካኣልኪ!
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Год назад
ኣብቲ ዘሽግረን ዘሎ ቦታታት ናይ ሸቀጥ ካሜራ ግበሩለን ኤልኪ ማና ተሕጋገዝየን ዝጋሐፈ ክብድ ዝበለ ምቅጻዓቲ ግበሩሎም ክጥንቀቁ አዮም ከይከፍሉ አዘን ሑቡናት ኣሕዋትና ክአ ስራሕ ይቀለለን አምላክ ብርክኽን ይጽናዓ ዮ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@senayitbirhane4665
@senayitbirhane4665 Год назад
ብቀዳምነት ንማና ንዘን አዴታትናን አሕዋትና ጸገመን ክገልጻ ዝገበርኪዮ አስተዋጿ ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ እዩ ቀጾልዬ ማና እዛ ሐፍተይ ዝበሎቶ እዝከረኒ አብ ግዜ መግዛእቲ አብ ክንደይ ግዜ ክዝኩሮ አይክአልኩን ግን ሰንበት ኩሉ ትካላት ተዓጽዩ ሰብ ከጽርይ ይውዕል ነሩ ሕጆውን ከሙኡ ተበግሳ ተትህልው ጹቡቅ ኔሩ አጀኩን አዴታትና አሕዋትና ራህዋና ኡብቀረባ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selammenghisteab3736
@selammenghisteab3736 Год назад
God bless you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻🙏🌹🙏🌹🙏🌹
@efiteykm3832
@efiteykm3832 Год назад
Edmen tenan n kulen Adietat thanks MANA ftah krekba kea b tesfa nxbey Jiganu Aditat. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@azebhbetzion8958
@azebhbetzion8958 Год назад
Ztebark hzibi brukat ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 Год назад
Adetatna jegeanu eken nay behaki serha kulu kebrt eu deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samdan8545
@samdan8545 Год назад
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👍🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏deki eri Edman tienan yihabkin amlak amen
@eritrawit7184
@eritrawit7184 Год назад
ውድ ሻባይ ዕድመ ይሃብኻ ኢንጅራ ኢዝጊ ይብልዕኻ ኣድንቅካ ኣልኩ
@fithawiyosief2625
@fithawiyosief2625 Год назад
ኣጆክን ኩቡራት ኣዴታተይ ኣምላክ ሰላም የዉርደልና ንስክን ተብርያሉ ግዜ የምጽኣልና ። ንዓክን ጠሊምናስ ንትግራይ ክንሕግዝ መርገ ይብሃል እዚ ።
@belalilula6909
@belalilula6909 Год назад
👍👍👍👍👍🙏🙏🙏
@militesfay6469
@militesfay6469 Год назад
Habtamat eqin temesla behaky seryhka meblaie kurat u ♥️ eten lemano ke kul kezie resehat kulu hezby u zfetwekin behaky hugusat ges tebareqaly
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Admen tanan yhabkin adetatna adetatt jeganu 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️
@eritrawit7184
@eritrawit7184 Год назад
ኢልሳ ዕድመ ይሃብኪ ብኩሎ ትመስግንኪ ኣምላኽ ዝፍቱው ስራሕ ትስርሕ ኣለኪ
@bggebreyesus6179
@bggebreyesus6179 Год назад
አምላክ ሙሉ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብክን ሐይልክን ይጽናዕ❤ እንበር ብኩሉ ነገር ተወጽዕክ እክን።
@elsaembaye1787
@elsaembaye1787 Год назад
Waw anabis edmen tenan yhabkin 👍👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹waerotat eritra 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🥰🥰🥰
@frezgiandemicheal9844
@frezgiandemicheal9844 Год назад
ሰላም ፍቕሪን ንህዝብናን ሃገርናን መንግስትን ሰራዊት እግዛብሄር የውርደልና። ደስ ዘቢል መድባዴታት ቀጽልኦ።
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 Год назад
ኣዴታትና ይሕዋትናን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ከም ናይ ኸጻኢ ብማሽን ክተጽርያ ይምነየልክን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪💪💪💪
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
ማኒ ጽብቅቲ ምስ ብጾትኪ 🙏🙏🙏🙏🤣❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🐪🐪🐪
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 Год назад
ነቶም፡ኣብ ጎዶና ዝጉሑፍን ዝግሕፋን መቅጻዕቲ ክብየነለን ኣለዎ። ንሰብ ሕጊ ጥራይ እዩ ዝሕዞ። ስለዚ ኣማሓደርቲ ናይ ነፍሲ ወከፍ ገዛውቲ ኣቃልቦ ክገብርሉ ኣለዎም። ነዚ ንክከውን ካኣ መንግስቲ መምርሒ ክህቦም ይግባእ።
@zoro-xm4gr
@zoro-xm4gr Год назад
Brava mana❤️
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 Год назад
Kebroute Adetetna kekbra Alwen bezkoen mengde gosgase kegber alweo kabe Aflto koynu eu zesmaini deki erye shikor 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
እግዚአብሔር ጥዕናን ፍቅርን ይሃብክን ። ጽገ ኸአ ንፍዕቲ ሓላፊት ኢኺ ቀጽልዮ አኽብሮትኪ
@samuelsamuel8302
@samuelsamuel8302 Год назад
Good job mana 👏 👍
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Domoz mara tahasen qurub araya kgbereleneu alewon✌✌✌💯💯💯🙏🙏🙏
@semharmeri5764
@semharmeri5764 Год назад
Xebuk medeb mana bravo ❤ Adetatma ka ajoken❤️🥰🥰
@eyobfkadu8673
@eyobfkadu8673 Год назад
ኣባይኪን ኩቡራት ኣደታት ንስኪን ዶ መሰራሕኪን መዕረፍኪን አንበር ❤❤❤❤❤
@yonasberhane9638
@yonasberhane9638 Год назад
Eh abzy zelenayo adetat kisab 65 zeykonan ab kulu zserha kab adetat eritrean ybelxa dyen.ade zeyserahatla hagerke thnex dia srah kibret eyu. Bzaoba domozen kiwsek. Hbreteseb wn gahafu nab bagony kighfu.
@herityhadgu536
@herityhadgu536 Год назад
Gelieu seb Srah kbret mukanu zeyfelt alo, entekone gna Hzbi ktehababeren alewo
@dl4055
@dl4055 Год назад
Srah kbret eyu ab sdet msh 65 amet eye zserha,nay srah aykonen zezarb zelo gbuen,zeyrekeba,meselen zeytehalewen da eyu zezarb zel9
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ዋአ ጹቡቅ እምበር ታይ ይመስላ ኣለዋ
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ኣብ ስደት ኩሉ እንድዩ ድሰርሕ ኣበር ጥራይ ኣይንኹን እስከ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ክቡራት ኣደታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን፣ ሳላኽን ኣስመራና ጸርያ ልዕሊ ኩሉ ተራእያ
@semhargoitom6360
@semhargoitom6360 Год назад
Edmen tenan yehabken 😍😍
@winwin3990
@winwin3990 Год назад
ነዘን ኣዴታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ስራሕ ከኣ ክብረት ዝህብ ክብሪ እዩ ብምቅጻል ከኣ ዘመስግኖ ካብ ቃለን ዝደጋግምኦ ዘለዋ ወዲ ሻባይ ሓላፊኤን ምስአን ሓቢሩ ዝህግዘን ዘሎ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ እዞም ዝተረፉ ሓለፍቲ ከኣ ክብዲ ኣግጂፍካ ካራቫታካ ምዕራይ ዘይኮነስ ምስ ሰራሕተኛታት ግቡእካ ምብርካት ብዝተረፈ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርና
@almazokubazgi4714
@almazokubazgi4714 Год назад
በጃኹም ህዝብ ኣስመራ ኣደ ህያብ እያ ኣደ ወርቅ እያ ስለምንታይ ከሙኡ ትገብሩ ሓግዝወን በጃኹም በጃኽን ኡዋይ ንሕና ንናፍቕ ዓደና ከምዝ ጉዱ ኣሎ ዱዩ ኣጆኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣር 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️❤️❤️♥️🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍ዘይ ረኣኺንኦ ይፈጠረልኪን
@hannaasfeha2239
@hannaasfeha2239 Год назад
ኣዴታት ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Год назад
ይቕረታ ኣደታት ተፈጥሮ ወዲ ሰብ ብዙሕ'ዩ ግን ነቶም ግዱሳትን ጥዑያትን እንዳራኣኽን ሞራልክን ጥዕናኽን እንዳሓለኽን ስራሕክን ክትቅጽላ ብክብሪ ይሓተክን።
@tzeghayeseab1278
@tzeghayeseab1278 Год назад
ኩቡራት ኣደታትና ብጣዕሚ እና ንፈትወክን ነክብረክን💔💔 ከምቲ ዝበልክንኦ ስራክን ምክባርክን ኣዝዩ መሲጥኒ እቲ ዘረባክን፡ ስራሕ ክብረት እዩ ፡ ግን እቲ ህዝቢ ካብ ዘይ ምርዳእ እዩ ጽርየት ስጋዕ ክንደይ ኣገዳሲ ሙኻኑ ኣይ ነቃሓሉን፡ ከምዚ ኢልካ ምዝራብ ውን ጽቡቅ እዩ፡ እቲ ዝምልከቶ ኣካል ቆላሕታ ይገብረሉ፡ እቲ ናይተን ለማኖ እሞ ብዓይነይ ስለ ዝረኣኩ ቁልዑት መሳሪሒ ኮይኖም፡ ብህልና ጭዋ እዩ ግን ከምዚኤን ዛምሰላ የባላሽዋኦ ኣለዋ፡ ዋላ ኣብዚ ደገ መዛረቢ ኮይኑ ኣሎ፡ ጸላእትና ነዚ ጽቡቅ ጌሮም እዮ ዝጥቀምሉ ኣብዚ ሜድያ፡ ክብርን መጎስን ንዓክን ኣዴታትና፡🙏💔💔💔💔
@selamtacall5071
@selamtacall5071 Год назад
ዝኸበርኪ ማና በዚ ኣቕሪብኪዮ ዘሎኺ መደብ የመስግነኪ፣ ቀጺለ ድማ ነዘን ' ከይሰራሕኻ ምብላዕ ነውሪ" ዝብል ኣምር ተኸቲለን ኣብ ከምዚ ስርሕ ተዋፊረን፣ በቲ ደቀን ዝሕብሕባ በቲ ድማ ጽሬት ከባቢኤን ዝሕልዋ ዘለዋ፣ ኣብነታውያን ኣዴታት ምስጋናን ክብርን ንዓታተን ይኹን። ኣብ መጨረሻ ድማ ኩሉ ዝምልከቶ ተገልጋላይ ይኹን ሓላፊ፣ ህዝቢ ይኹን መንግስቲ ንዘን ከምዚአን ዝኣመሰላ ኣብነታውያን ሰባት ከተባብዕን ሞራል ክህብን ሓደራ እብል።
@nitshtifsahaye2309
@nitshtifsahaye2309 Год назад
Ajkin Adatatna 💪💪💪
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ge1ub9qy5u
@user-ge1ub9qy5u Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@letina1242
@letina1242 Год назад
🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
ካሜራ ገለ ኣታዓባብያ ዝበደሎም 😭💪💪💪❤❤❤🇪🇷
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 Год назад
XUBUK ZEREBA KAZEY MEFLAT EYU ,ASTMHRO KEWEHAB YEDLI AB ZI DEGE ZTEAZEBKUWO NEGER ALOMO BUU EYE ZEMFLAT ZBLO ZELEKU AB NAY FERENJI SHKAK SI AB LAELI DEYEBOM ZSHENU SEBAT ALOWU ,SLEZI ASTMHRO AB TV ADLAYE KOYNU YSMEANI💕💕💕🙏🙏🙏🙏
@DBlockniss
@DBlockniss Год назад
Ya. Gena system keteatatowo aleka. Meray meeman iu.
@tesfomwede457
@tesfomwede457 Год назад
ሓቂ ይሃይሽ እንታይ ዘይገበረ ህዝቢ ንኩሉ እዩ ጸግምዎ ዘሎ እቲ እንኮ መፍትሒ ከም ድላይካ መጓዓዝያ እንተዚህሉ። ከምዚ አይምተረከበን ነይሩ ብዝኮነ ነዓኪን አካአሎ ይሃብኪን አጀኪን ኩሉ ኪሃሊፍ እዩ ንማዓድ ደአበር አይንዋቃቀስ ንኩሉ እዩ ጸግሙዎ ዘሎ እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ ገአይሩ ይታዓረቀና ወላዲ ምስ ዉላዱ ዝታሃቃቀፈሉ ግዜ ይሃበና ፈጣሪ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
ማና ካብ ሓቂ ዝርሓቀ ሕቶታት ትሓቲ ኣለኪ ከምቲ ነኽብረኪ ክብረት ሰብ ይሃለኺ ካብ ሕቶታቲኪ 1አምኒ ኣብ ሸቓቕ መታዊ 2ኣብ ባኞ ምሕራአ 3 ስራሕክን ተፍቅሮኦዶ አንተ ዘይ ኣፍቅር ኦ 18 /20 ዓመት ኣይምሰርሓ ሰለ አቲ ጋሕማጥ ምሕሕደራር ኣስማራ መርገም አዘን ኣንስቲ ከም ዝዎርዶ ኣይትስሓቲ ቁልጥፍ ሓበረታን መቕጻዕቲ ነቶም ዝጽይቑ ብፍላይ ከም ታሴራ መንቕሳቕሲ ከም ኣውስ ስታ አንተኾይኑ ማንጃ ፍቓዱ ይሕደግ ተማሃራይ አንተ ኮይኑ መንነት ናይ ትምህርቱ ይሕደግ ናዚ ቤት ጽሕፍት ተኸፍቱ ኩሉ ዝጽየቐ ኣዉኡ ከይዱ መቕጻዕቱ ይኽፍል አቲ መዕጻዕቲ ንፋሲልታት ነቲ ናይ ጽሬት ይኸውን ብመቕጻዕቲ ጥራይ ዩ ጽዕረ ን ኣብነት ኣብ ግዜ ኮረና ኣብ ሃገረ አስራኤ መሸፍኒ ኣፍ ኣብ ኣፉ ጥራይ አንተ ገርዋ 300ዶላር1200 ሸከል ይቕጻዕ ሰብ ከይ ቕጻዕ አለ ዝኾነ ገጋ ኣይገብርን ዩ
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Год назад
Egzabhier amlak edmen tenan yehabkn
@hannaasfeha2239
@hannaasfeha2239 Год назад
ማና ናይ ሎማኖ ነገር ብጥዕሚ ኢዩ ድገርመኒ ሓደ ነገር ኪግበር ኣለዎ። ምክንያቱ ኣቆራጭ ሀብቲ ለማደን። ናይ ገዛ ሰርሓተኛ ክኾና ከማን ፍቃደኛ ኣይኮናን.ኤርትራዊሲ ጽፉፍ ጉልባቡ ደይ ቀልዕ ኢዩ
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Год назад
ኣንታ ዝህዝብና እንታይ ኢዩ ኾይኑ ተባለሽዩ እበር እንታይ ኢዩ ንድሕሪት ዝኸይድ ባዕሉ ኽኻናኸን ኣይኽእልን ነዘን ኣደታት ኣይድንግጸለንን
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 Год назад
ክብረት ይሃብክን። ምምሕዳር ከትማ ግን እብ ፈርማታ ቀንዲ ጎዳና ካልእን ቦታትን መእከቢ ጉሓፍ ዝኸውን መሳሪሒታት ዘይተክል።
@eriloveforever5723
@eriloveforever5723 Год назад
Welcome ማና ሽኮር ❤
@atobrhanbahram8286
@atobrhanbahram8286 Год назад
ኣነ ስ መቅጻዕቲ ክህሉ ኣሎዎ ኢየ ዝብል ሰብ ሽዕዑ ምተረደኦ
@eristrongwomen9947
@eristrongwomen9947 Год назад
ማና ሓንቲ ነገር ክሓተኪ በቀዳማይ ቆርበት ኣንቂጾም ዘይጉሑፉዎ ክትብሊ ሰሚዔኪ 1 ናይ ቆርበት ፋብሪካ ኢንታይ ኮይኑ ተዓጽዩ ቆርበት አኮ ኣብ ገዛካ መጺዮም አዮም ድገዝዎ ኔሮም ? 2 ዋላ ንደገ ሰደድ ኣይክኣል ኣብ ዓዲና ኳንካ ዉን ሳአኒ ቁልፊ መንጸፍ ኩሉ ኢኮ ኣብ ማአሲ ደቂሱ ኣብ ኣጎዛ ኮፍ አሊኡ አዩ ዓብዪ ኮቲ ኩሉ ክስረሓሉ ዝክኮሎ ንምንታይ ፋኛቱራ ይዓጹ ጎደናታት የርስሕ ዋይ ኣዛብአ ይጽዉዕ ? ካብምጻክኖኦ ኢምበር ካብ ዘሕርረኒ አዩ ንክንደይ ሰብ ይሓትት መልሲ ኣይረከብኩሉን መልሲ ክጽበ አየ ካባኪ ማና ኣዚየ ዝፈትዎኪ ካብ ቆልዓይ መልስለይ መፍቲሒ ድለይሉ ነዚ ቆርበት ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sesendawit3126
@sesendawit3126 Год назад
I’m saying!!!!
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
ማይ ሳዋ ዋዕሮ
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👏🖐
@Asmara2b
@Asmara2b Год назад
Thanks again for the service There is a reason why we say Asmarino. Dumping a garbage waste at a near house is not one of them. Bagoni the collecting container maybe the solution therefore. Throwing away clothes at a public restroom or where it blocks the sewage system is not Asmarino. That's called civil disobedience when not necessary, nay michot tsigabwn yibehal Efff..zibelo, kisaE. Nay mekera tsigab kea zibehal alo Efff...zibelo, kisaE. You make a good point about going to education. There should be home-economics school subject in the curriculum by ministry of education. Home economics maybe vital to the city sanitation. To be a student is Asmarino thing, then a teacher with masters degree even doctorate until professor for appreciation, temeharo eyom Asmarino wala kisab Addis Ababa There is a reason why we say the word "kisab". It is because mekseb you benefit from education. It is happy time to go school. Nimehar ewe meinti kitseri kanchelona siga Ayni midri entes bsgoni ni kebabina. We say siga for a reason.. Let's go to school until development for recycling center also. I was just googling the cleanest city in the world. Asmara didn't pop up on my screen. Instead, Kigali came up as the most clean city in Africa, Kigali Rwanda. Maybe we can learn from our neighbors something good. Peace
@awetkifleysusaraya9291
@awetkifleysusaraya9291 Год назад
💟💟💟💟💟💋💋💯💯💯
@user-gh1sz5iu9y
@user-gh1sz5iu9y Год назад
ምስ ክብሪናብራ መንግስቲ ቆላሕታ ተዝገብረለን ።ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ንይ ግእፍ ምከቢ ክግበረለን ኣሎዋ፡ ብፍላይ ኣብዚ ህዝቢ ብብዝሒ ዘአክበሉ ቦታታት።
@yemane1195
@yemane1195 Год назад
Demoz weskulen overtime hsebulen?
@sailncermedia7904
@sailncermedia7904 Год назад
ዝኸበርኪ ማና ናይ ነዊህ እዋን ምኩርቲ ጋዜጠኛ ፡መረረ ህዝቢ ከምዚ ገይርኪ እንተተቕርብዪ ክንደይ ፍታሕ ምረኸበ።ናብ ትዕዝብተይ ክውስደኩም ናይ ነዊሕ እዋን ውን እዩ።እዘን ኣዴታት ህርኩታትን ጻዕራማት እየን መንግስቲ ሓላፍነቱ ክወስድ ኣለዎ ዝግባእ ኣተኩሮ ክግበርሉ ኣልዎ ፡ጉዳይ ግዘያዊ ሰርሕተኛታት ግቡእ መስል ክግበርለን ናይ ጥሮታ ወዘተ ።ናይ ዝተፈላልየ ሃገርት ተምክሮ ክርእይ ቀንየ ዝልዓለ ሓለፋን መሰልን ዘልዎ ኣብ ከምዚ ዝሰርሕ እዪ።ንቶም ንኡዳት ሓለፍቲ ዝግባእ ክብሪ ን ሚዛንን ክዋሃብ። ን ም/ም ዞባ ማእከል ብፍላይ, ቢንቦሪ፡እንዳ ማይ. ..,.ወዝተ ናይ ጥሮታ ምሰል ይብልኩም ተባሂሎም ንነዊሕ ዓምታት ዝሰርሑሉ መስል ይግበርልና ይብሉ ሕጊ ዕዮ ኤርትራ ተርኡ እንታይ ኢዩ፡ ላዕልዎት ዝምልከቶም ግን ሓቲትኪ ተትቅርብዮም ተን ምልሲ ዕንጋለ ምኾነ።
@Bluerevolution.23
@Bluerevolution.23 Год назад
መዓስ ኤርትራዊ ብ እምኒ ምሙሳግ ዝገድፎ።😂😂 እቲ ኣብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ዕቡድ፡ ውን እምኒ እዩ ዝጥቀም ኢሎሞ። 😂😂😂
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 Год назад
👍👌👌👏👏👏👏❤🧡💛❤💖❤💖❤💖💔💔💔🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺🌹🌺💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 Год назад
merhaba burukat adietatey amlak msakn ykun amien bahaqi ajokin
@belalilula6909
@belalilula6909 Год назад
nezien adetatna zeyhegezna'si ntgray 🙈 n'ethopia'wyan fqodo betekrstyan kedka mhgaz kabom ezien yedengza bzthete demoz dserhe ☝
@ShikarQanunldBera
@ShikarQanunldBera Год назад
ኣብየት ውርደት ኣብ ርእሲ ከተማ ብእምኒን ወረቀትን ክማሰጉ ሰብ ሃየንታዩ፡ ኤርትራ ዝደሓረት ሃገር ናይ ዓለም ጌርዋ ኢሰያስ ቁራጽ ሰይጣን
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 Год назад
Meqxaeti gberu eritrean mesmie yeblun.entay zgebera Adietat eyen.
@rahelmelles3296
@rahelmelles3296 Год назад
Eti sheger zemesleni Asmera ketema hizato zela hezbi kabzi kereba ametat mebzajtiu kab geter zemetsu wala hanti nay ketema menebabro zeyfeltu eyom selezi astemheron gosgasen kegeber alewo Asmera kelte geze teraya bi tsiretan atehahzean
@dawitmengestab2787
@dawitmengestab2787 Год назад
adetatna agokun tray aytthalela ekn
@mamamyhero6455
@mamamyhero6455 Год назад
Ezen abeyti ansti si eten arebiya bitami arigit arebiya yitikema slezikone Kia buzuh yihalka slezi ab dege zelena hadish zemenawi arebiya zeynigezalen.
@azebb.semereab63
@azebb.semereab63 Год назад
Eway adetatey haylin xinatn yehabkin bejakum qolanta gberulen
@merhawitekleab8351
@merhawitekleab8351 Год назад
ቃድምነት ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ነዚኣን ኣደታትና ከነክብረን ክንሕግዘን ይግባእ ነፍፍሲ ወከፍ ህዝቢ ክጥንቀቅ ይግባእ መንግስቲ ከኣ ምሉእ መሳርሂ ክቅርብን ይግባእ ንኣብነት ነቲኣን ዓረብያ ደፊኣን ክከብደን ስለ ዝክእል ተደፊኣን ዝከዳ ክቅየረለን ይግባእ፡ ካሊኣይ መካዪን ቶይታ ብብዚሒ ክመደበለን ዝተኣከበ ርስሓት ምእንቲ ከልዕልኦ ምእንቲ ሳልሳይ ናይ ጎሓፍ ባጎኒ ብብዝሒ ክትከል ክክእል ኣለዎ ምክንያቱ ሰብ ካብ ዘድርብዮ መቀመጢ ቃድምነት ክትገብረሉ ይግባእ መካዪን ዝሓጽባ ወላ ይውሓዳ ክህልዋ ይግባእ ወላ ይወሓዳ ኣብቲ ዘክፍአ ቦታ ከይደን ክሕግዝአን ይክእላ እየን ብዙሕ ክግበር ይከኣል እዩ መንግስቲ ዓቃልቦ ክገብረለን ክክእል ኣለዎ
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 Год назад
Neay dhan DEA hgdaf shiger hizbi yhsibkum malt dyu the issyas dynasty
@user-ll7oo8nu4p
@user-ll7oo8nu4p Год назад
Wedi keteman hagereseb ente hawawiskayo kemzi eyu eti wetse’etu mesleni emo.. education yedlyom eyu nay nabra ketema
@yonasberhane9638
@yonasberhane9638 Год назад
Odmen tionan yhabkun
@tesfausnqey3633
@tesfausnqey3633 Год назад
Enqasey dea neakns rugumat zeri qendi ateqati nay eseyas nskn eki deqkn wun ab sdet mexom ateqati nay iseyas nsom aba dea sehana deki geters golgolna alena gelena kea ms aletnan sdrana gedfnalkum gelena canada 🇨🇦 America 🇺🇸 Europa ab tuam adi habtam nnebr alena rushunat nshqekun alena 😂😂 enqa asey dea bsenkukum ena wexina. Abzey blkum dkatat ferafah abzhkumo endikum naqet kea ab seb zelekum bkufu tufu sherawnti
@dl4055
@dl4055 Год назад
Kburat adetatna ajokn amlka msak ykun, Eti zmlketo akal kea gbu kgebru alewo, Kburat adetatna wela abzi sdet kulna shqaq ina nhatsb gn abzi hgi alo,seb yekbreka eyu slezi bejakum akbrwen,hleylen
@medhanietecle3603
@medhanietecle3603 Год назад
Måna kidane zimisgen serah serihiki kolo gize zihasbo zebeberki eu kexiliyo.ADETAT ERIRITRA DEMA AMELAK MISAKIN YIKUN NAY DEMOZ HITO GIN AGEDASI EU DEMOZ GENZEBE ENTETIWESEKA DES MIBELWNI
@dl4055
@dl4055 Год назад
Mana bmejemerya nemesgneki, Etom halefti eba aqrblna zkal ente koynu entay kemzblu knseme,kemzmesleni eti tsegem naytom mhdera eyu koynu zsmaka, Abti adtat kea gosgas kgberalom alewo
@medhanietecle3603
@medhanietecle3603 Год назад
DEMOZ ENTETIWESEKA mihashe neru
@tekleembaye2519
@tekleembaye2519 Год назад
Eti Medhanit Nay Genzeb Meqxati habereta mihab kabu meqxati zekfilu gerka gegatat kirem ykil iyu.
@dl4055
@dl4055 Год назад
Eway ketema asmera entay mesilu ezi mendeq bejakum tegeytsu ezi mendeq amehadari zoba maekel entay tgebru alekum mendeq asmera kulu anyu
@huruy8808
@huruy8808 Год назад
አዚ ናይ ጋሓፍ ነገር ብብዙሕ መንገዲ ክቃልል ይኽእል።ንኣብነት ኣብዚ ኣብ ጀርመን እንተወሲድና፡1ናይ ሶፍቲ፡ባናና፡ጀሊን ወዘተ,ኣብ እንዳ ኣውተቡስ ኣብ ነብሲወከፍ ሰብ ደው ዝብለሉ ናይ ጎሓፍ ቦታ ኣሎ ፡ከባቢ 3-5 ብሓጺን ዝተሰርሐ ነብስወከፍ ሰብ ጎሓፍ ኣብ ኢዱ ዘለዎ, ኣቡ ይጉሕፍ፡ኣብ መሬት ዝጎሓፈ ድማ ዝግባእ መቕጻዓቲ ይወስድ፡ህዝቢ ድማ ባዕሉ ቕጽዖ,ብ ምግናሕ፡ንዝምልከቶ ብምሕባር።2)እቶም/እተን ዝጉሕፋ ነተን ሓጺን ድሕሪ ሓደ መዕልቲ ወይ ምስ መልአ ነተን ሓጺን ኣውጺኦም ኣብ ዓቢ ወይ ኣብቲ ባጎኒ ይውሰድዎ።ስለዚ ኣዝዩ ሓጋዚን ጽፉፍን ዩ ነዘን እዴታትና ።ብቕልል ዝበለ ነብሲ ወከፍ ሰብ ግሓፉ ባዕሉ ይጉሕፍ። ብጃኹም ከምዚ ግበሩ በጃኹም።
@senaittekeste3927
@senaittekeste3927 Год назад
🙏💐💐🙏
Далее
Как мы играем в игры 😂
00:20
Просмотров 188 тыс.
УГОСТИЛ БЕЛКУ МОРОЖЕНЫМ#cat #cats
00:14
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн