Тёмный

ዕላል ምስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጽርየት ተዋፊረን ዘለዋ ደቂ ኣንስቲዮ|Sayda-Conversation with Asmara city sanitation workers 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 571 тыс.
Просмотров 131 тыс.
50% 1

ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ዕላል ምስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ጽርየት ተዋፊረን ዘለዋ ደቂ ኣንስቲዮ |Sayda - Conversation with Asmara city sanitation workers

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 840   
@tesfayghidey8386
@tesfayghidey8386 Год назад
promise ክንሕግዘን ኢና ዝዓቅምና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ you will see soon ኩሉ ምስ ፖለቲካ እንዳተሓሓዝና ሚኒን ካብ ምባል ዓቅምና ተንገብር ይሓይሽ ይብል ምስናዪ ይቅሬትአኡ🙏🏼
@anglesoflife8526
@anglesoflife8526 Год назад
She really explained the whole situation in Eritrea
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h Год назад
እውይ ኣዴታተይ ማዓረይ ኣብ ስደት ናይ ጽሬት ዝሰርሕ እቲ ዝኸበረ እዩ ሰብ ተጠቂሙ ኣብ ጓሓፉ እዩ ዝድርብዩ በጃኹም ገለ ፉታሕ ግበርሎን ናይ ብሓቂ ነቢዐ 😭
@snowwhite6604
@snowwhite6604 Год назад
This is so touchy. The city administration needs to give these women the respect they need. Equal opportunity must include equal benefits. Respect our hard working mothers and sisters. Those that are making their job harder should be penalized as they throw garbages. NUEW also needs to advocate for these women. Hearing what they go through breaks my heart.
@sailncermedia7904
@sailncermedia7904 Год назад
ማና ጽቡቅ መደብ ቐጽልዎ ።ብ መጀመያ ምምህዳር ዞባ ማእከል ሓላፍነቱ ክልዕል ኣለዎ ናይ ነዊሕ እዋን ዝነበረ ሕቶታት እዩ።1፡ከም ቀወምቲ ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ተቖጽረን ግቡእ መስል ናይ ጥሮታን ካልእ ጥቅማጥቅሚ ዝርክባሉ ባይታ ይፈጥር ሃ.ማ.ድ.ኤ፡ ሃ.ኮ.ስ.ኤ ካልኦት መሻርክቲ ን መንግስትን ነዚ ጉዳይ ብ ህጹጽ ፍታህ ኪግበርልን ይጽውዕ።
@DBlockniss
@DBlockniss Год назад
We need to focus on root causes and not on the symptoms. It is a good step that the woman highlights these problems. You need first do a analysis of status quo before improvements can be reached. I can imagine that some people loose their sensitivity when they see that there is no improvement in midterm.
@Hagerdawit6181
@Hagerdawit6181 Год назад
@Abel Brhane suk bel gahaf junta entadeka gedexeka bzaebana
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 Год назад
@Abel Brhane ሳሕሳሕ ወያናይ እንታይ ኣእተወካ ናይ መቀለኻን ካልእ ከተማታት ክልልካን ግበር፡ ጸማም ሓደ ደርፉ እዚ ሕልሚ ደርሆ ገዲፍኩም ናብቲ ብጥይትን ብጥምየትን ዝሃልቅ ዘሎ ህዝቢ ክልልኩም ግዳ ዘይትገብሩ፡ GAME OVER JUNTA!
@teklia3701
@teklia3701 Год назад
እዘን ኣዴታት ብሓቂ ከብደይ በሊዐናኒ መኪና ናይ ጽሪት ክህልወአን ይግባእ ንፉዓትን ትጉሃትን ኢየን🥰
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 Год назад
Emo awaxena zeynegezeallen? Entay yemesselkie??
@semharberhe6913
@semharberhe6913 Год назад
Me too
@Eyob-DC
@Eyob-DC Год назад
@@allisgoodtome9135 zeyngezalen ahhhh meas dea kkebra ms meta sorry ezi kem hasabka ente koynu ab kbri adieka yatika gmtka hab shu kmexalka u eti qunua hasab degime sad
@teklia3701
@teklia3701 Год назад
@@allisgoodtome9135 ይካኣል ኢዩ ህዝብና ለዋህ ህዝቢ ኣለና ኣምላኽ መስገን ንሓግዘን ነዋጽእ እንተ ኢልናዮ ሓንቲ ኣይኮነን ዓሰርተ ይገዝእ ጥራይ ምብጋስ🥰
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Год назад
@@teklia3701 yes 100%
@tighistimelake9449
@tighistimelake9449 Год назад
እግዚኣብሄር ኩለን ኣብ ኤርትራ ጽሬት ትሰርሓ ደቂ ኣንስትዮ ይባርኽ ጽቡቕ ህይወትን ጥዕናን ንዓኻ ኩለን ኣዴታት ብጣዕሚ የቅንየለይ🙏🙏🙏🙏🙏
@alemsemere5056
@alemsemere5056 Год назад
Our heroines mothers who are preserving Asmara’s environmental sanitation deserve better salaries and public commendations.
@semirajemil1799
@semirajemil1799 Год назад
💔💔💔😥😥ከብድኻ የበልዓኻ ኣዲታት መሳኪን ኣጆኽን እሰከ ዕድመን ጥዕናይይ ይሃብክን🙏
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 Год назад
እቲ ዘሕዝን 7 መዐልቲ እየን ዝሰርሓ።
@faithhopelove8795
@faithhopelove8795 Год назад
በጃኹም ነዘን ጀጋኑ፣ ኣዴታት ጀጋኑ ኣይነጉህየን። Kudos to you all! I can’t imagine Asmara with out them. We have many lessons and experiences to learn from as every city has gone or is going through such issue…Hopefully this will be resolved soon. Thank you!
@haymanot3974
@haymanot3974 Год назад
It is good work for health no. Suger and no blood pressure the Best work
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Год назад
እዋይ መሳኪን ኣዴታት ኡፍፍፍፍ ልብና ተንኪፈናና😭😭😭😭 ዓገብ ንተቐመቲ ከተማ ኣስመራ ዓገብ ንምምሕዳር ከተማ ኣስመራ ብውሕዱ ኩሉ ንጽሬት ዝኸዉን መሳርሒታትን ንጥዕነአን ውሕስነትን ክትገብሩለን ይግባእ 🙏 ከምኡ ውን እኹል ደሞዝን ኣብ ባዓላት ዕረፍቲ ወይ ትኸፍልዎን !!!!!!!!!! ጻዕራማት ኣዴታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🙏🙏🙏 ♥♥♥ስራሕ ክብረት ኢዩ ♥♥♥💪💪💪
@gale_mebri
@gale_mebri Год назад
Betami mesakin adetat lebka yewegaka
@sabim833
@sabim833 Год назад
አደታትና ክበራ ንበራ 🇪🇷ተስፋ ንገብር ነዛ ፕሮግራም ሰሚኦም ገጋታቶም ይእረሙ ንብል👍🙏🏽 አዴታትና ወለድቲ ጀጋኑ አጆኽን ክብርን ሞገስን ንአካትን ይኹን🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽
@nitubella97
@nitubella97 Год назад
😭😭😭 እዚ ብመንግስቲ ደረጃ ዝቖጻጸር ኣካል ቆይሙ ዘድሊ መቕጻዕቲ ክውሃቦም ኣለዎ በጃኹም ብፍላይ እዘን ኣዴታት ኣይነጉህየን እቲ ክብረት ስዉኣት ኣብዘን ኣዴታቶም እንተዘይኣርኢናዮ እቲ ትርጉም ስዉኣት ምኽባር ስሒትናዮ ኣለና ማለት እዩ. በጃኹም በጃኹም ኤርትራዊት ኣደ ብዝኾነ ምኽንያት ክትሓዝን የብላን
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 Год назад
Tay mengesti?? There is no leadership in Eri
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 Год назад
😢😢😢😢🙏🇪🇷
@alemyohannes2084
@alemyohannes2084 Год назад
መደብ ሳይዳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ገራ ጸገመን ክነግራ ዝገበረት ❤ምምሕዳር ዞባ ማእከል ስለምኖታይ ጉቡእ ቆላሕታ ዘይ ገብረለን ንሰብ ትካላት ስለምንታይ ናይ ጽሬት ኽፍሊት ዘይ ግበረሎም ነዘን ጀጋኑ ❤ኣደታት ሓገዝ ምኾነን ❤እቶም ብጉቡእ ኃሓፎም ዘይ ኃሓፉ መቅጻዕቲ ይገበረሎም❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@elaela3377
@elaela3377 Год назад
ብሐቂ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-hs2ol4sd2u
@user-hs2ol4sd2u Год назад
በዚ ቃል ናይ ኣደይ ወይዘሮ ጽገ ነቢዐ
@mulugetakiflegergish7629
@mulugetakiflegergish7629 Год назад
ም/ም ዞባ ማእከል ነዚኤን ኣዴታት ዜጋታት እየን ንምንታይ እየን ክንድዚ መረረ የስምዓ ኣለዋ ኣስመራ ጽርይቲ ምባል ትርጉም የብሉን እዚኤን ዋሕስ ከተማ እየን ኣቓልቦ ግበሩለን
@azamittekie6761
@azamittekie6761 Год назад
እዋይይይይ ከብድኻ ዝበልዕ እዘን ጀጋኑ ኣዴታትናን የሕዋትና ዘይተሓገዛ መን ክሕገዝ ገለ ንግበር ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ይባርኽኺ ማና ኪዳነ።
@sarazera8059
@sarazera8059 Год назад
Xebuqe hasabe edeye edey nebel.
@መንደላይ-ቈ1ረ
@መንደላይ-ቈ1ረ Год назад
ካብ ዝድነቃ ሰራሕተኛታት ከተማ ኣስመራ እንተሎ ንስኻትክን ጥራይ ኢኽን። ክብርን ምስጋናን ይኹንክን። በዚ ዝብልኦ ዘለዋ ሙኔቹፔ ከምዘየለዉ እዩ ዝሕብር።
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 Год назад
ምንችብዮ ደኣ ዘይ ዝሽቅጥቱ ዝሽቅጣ እዮም ዘበሳብሱ ጽሬት ዝሕልዉ ዶ ይመስለካ?
@Eri3-Bless
@Eri3-Bless Год назад
This is verey sad, what they have to go through. Thank you Saida program for give them a chance to tell their problem openly, i believe this will help to make people aware.
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 Год назад
Awareness is the 1st step to solution right? so it is a good start
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 Год назад
So sad to hear some people are irresponsible. Thank you our Mother's for ur great job
@sabatekle6948
@sabatekle6948 Год назад
ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ማና ኪዳነ ዶሞዝ ወሰኽ ክግበረለን ንምሕጸን
@ereyshikor3312
@ereyshikor3312 Год назад
ነቶም ኣብ ዘይጉቡእ ዝጉሕፋ መቅጻዕቲ ናይ ገንዘብ እንተ ዝግበር, ነዘን ኩቡራት አዴታት ደሞዝ መወሰኺ ክአ ይኸውን አብዚ ዘለኹዎ ሃገር ዋላ ማስቲካ ክትድርቢ እንተ ተረኺብካ ናይ ገንዘብ መቅጻዕቲ ኢኻ ትኸፍል። ክብርን ጽንዓትን ይሃብክን አስመራ ጻዕዳ ንኽትከውን ትምክታ ዘለኽን ኩቡራት አዴታት❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹።
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
ብመቅጽዕቲ እዩ እዚ ሰብና ዝሰምዕ ሕልና ይሃልኩም ንዕቀት እንዳ ረአይወን ብፍላይ አስመራ ዝንብር ሕዝቢ
@meni691
@meni691 Год назад
Abey ke gubu bota ke alewo
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Год назад
መቸም ገለ መተዓብይተን ተቀመጥቲ ደገ ብመኪና ሸነን እናበላ ክዕዘባ ከለዋ ምስ ደቀን፡ ንሰን ድማ ንስለ ሃገረንን ህዝበንን ክቡር ንዘንተእለት ተዘካሪ ዋጋ ምክፋለን ሓበን ከምዝስምዐን ኣየማትእን! 🇪🇷🐫💐
@Eyob-DC
@Eyob-DC Год назад
Ezia ftah elka ente wesidkaya qblti aykonetn abza seat kulu hzbi Eritrea ab sqay mekera u zelo besenki resah srat slezi btnebro zeleka hager deykone bzneberkayo hager eka tzareb tfelt eka ti zelo mekera so I think you understand 🙏✅
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 Год назад
@@Eyob-DC ኣብቲ ናትና ጉዳይን ክትዕን እንታይ ኣእተወካ ሳሕሳሕ ወያናይ፡ ሃገርና ሳላ ዋርሳይን ይከኣሎን ምስ.ዚ ኩሉ መሰናኽላት ናትኩምን መወልትኹምን ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝሓሸ ኩነታት.ያ ትኸይድ ዘላ፡ ሓሳዳት ፍጥረት ግን ዓይንኹም ደም መሊኡኩም.ዩ፡ ናይታ ዓዲ ሸፋቱን ሰረቅትን ኮይና ዘላ መቀለን ምልእቲ ክልልኩምን ግበር፡ GAME OVER JUNTA!
@yoniwedihager4785
@yoniwedihager4785 Год назад
Our government must help them immediately this is very sad to watch.thank you eri tv for reporting this matter.🇪🇷❤️👈
@hiyab98
@hiyab98 Год назад
Is there a government in Eritrea? When did we elect him?
@yoniwedihager4785
@yoniwedihager4785 Год назад
@@hiyab98 bad or good we have a government the main point here is those women need argent help bro,I dnt care if you oppose or support
@desbelekahsay791
@desbelekahsay791 Год назад
Govermet alewa Eritrea !!! Eti shifta diu ?
@hiyab98
@hiyab98 Год назад
@@yoniwedihager4785 I already asked you but not problem I going to ask you again. When did we elect a government in Eritrea?
@sabitaokubu2150
@sabitaokubu2150 Год назад
ማና ሐፍትና የቀንየልና ነዘን አዴታትና ብሐቂ አዝየን ከብድካ ይበልዓካ መንግስቲ ቁሩብ ፍታሕ ክገብረለን ብትሖትና ንምሕጸን ዝከበርክን አዴታትና አጆክን ካብ ገጠር እንዳመጻ አስመራ ተበላሽያ።ክብርን ሞጎስን ንሐይልታት ምክልካል ኤርትራ
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
እዋእ ተሰተሪ ሕዝብ ገጠር ጽሩይ ከይትማህረ ምሁር ኣብ ሃደ ካንሸሎ 7 ፈሚሊ ሃንቲ ሽቃቅ ዝንብር መን ደዩ ?
@tigistikeshi4062
@tigistikeshi4062 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማና ከምቲ ስድራና ዝብልዎ ስራሕ መንግስቲ ብትዕግሥቲ ነምንተይ ሸውዓተ መዓልቲ ይስሬሕ አደታት ሰንበት ከንዲ ቤተክርስቲያን ንስራሕ አንተዘይኮይኑ ስራሕ ክብረት ዋላ ብወሑድ ዓወት ንሓፋሽ
@habtmichael825
@habtmichael825 Год назад
A big respect
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
🙏🙏🙏💪💪💪💪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማና ችብቅቲ ዋዕሮ አንቁዕ ኣብጻሓና ምዘን ጀጋኑ ብርሃን ሃግርና
@sabim833
@sabim833 Год назад
ማና thankyou እዛ ፕሮግራምኪ ብሐቂ መሀሪትያ ነዚ ሰሚኦም ብዙህ ሰብ ካብ ጌግኡ ተአሪሙ ነዘን ጀጋኑ አደታት ክተሀባባረን ብዛእባ ጥእንኦም ከማን ክጥንቀቁ ይክእሉ ኢልና ንአምን🇪🇷አወት ንሐፋሽ ኩልኽን ክበራልና ንበራልና🙏🏽ርሑስ አውደአመት ይኹነልና🇪🇷🌹❤️🙏🏽
@eelias3043
@eelias3043 Год назад
መንግስቲ እዩ ነዘን ጻዕራማት ኣዴታት ክኸፍለንን ኩሉ መሳርሒ ክቕርበለን ዘለዎን። ተገልጋሊ ህዝቢ ኣብ እኩል ባጎኒታት እንተረኺቡ ኣብ ዝኾነ ክድርብዮ ኣይክእልን እዩ
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
አዴታት አደ ጀጋኑ ዘበንክ ይባረክ♥️💯❤️👏🙏❤️ ብጣዕም ሐዚነ 💔💔💔
@kibromoqubay6091
@kibromoqubay6091 Год назад
The best interview ever🇪🇷😢☝🏽
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 Год назад
Wow, beautiful women. God bless deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 ❤️ ♥️ . Education is important. This program is very important for all . Thanks Mana, well done 👏
@frewoiniakalu7757
@frewoiniakalu7757 Год назад
ብጣዕሚ ሓዚነ የሕዋት ኣብ ደገ ዘለና ገለ ንግበር በጃኹም ክሕገዛ ኣሎወን ኣዴታት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ኣሜን
@nosacurry4257
@nosacurry4257 Год назад
No it is up to issias
@binyamghebremeskel1868
@binyamghebremeskel1868 Год назад
ብዘይ እዘን አዴታት አስመራ እንታይ ምመሰለት?ሐደራ ንተሐባበረተን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን።🌹🌹🇪🇷👍🤝✌️🐪❤️🐪✌️🤝👍🇪🇷👍🤝✌️🐪
@kutarra3093
@kutarra3093 Год назад
What do you think? The solution you say from the people or from the government?
@dawittesfgaber5484
@dawittesfgaber5484 Год назад
እንታይ ኢዪ ስርሑ ምምሕዳር ከተማ ኣሰመራ? ስለምንታይ'ከ ዘይቆጻጸሮ? ጡዑይ መሳርሒ የብለን ብሓይሊ ጉልበት ኢየን ዝሰርሓ ዘለዋ ብታዕሚ የሕዝን ምምሕዳር ከተማ? ነዚ ዓቢ ሽግረን ክዘረባሉ ኣብ ማስ መድያ ዘኻእልክየን ማና ብታዕሚ ነመሰግን. ምምሕዳር ከተማ ግን ኣብ ስራሕ የለዅምን.
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 Год назад
ክብርቲ ማና ኪዳነ ምስ ክቡራትን ሕፉራትን ኣጋይሽኪ፡ ኣቐዲመ ርሑስ ዓውደ-ዓመት ምስ ምሉእ ጥዕና እምነየልክን። ቀጺለ ድማ፡ ንዘን ግርማ ከተማ ኣስመራ ዝጋጥመን ዘሎ ብደሆታት ብጣዕሚ ዝሕርቕን ዝጉህን እዩ። ይኹን'ምበር፡ ከንቲባ ምስ ምምሕዳሩ ከመይ ዘይተሓባበረን፡ ምስ ናይ ከተማ ፖሊስ ተሰማሚዖም፡ ንሰረቕቲ ጥራይ ዘይኰነ፡ ጐደናታት ንዘበላሽዉ እውን ሞልታ ምሰልዑ። ኣብዚ ዘለናዮ ከተማ (ቫንኩቨር፡ ካናዳ) ን ኣብነት ፡ ጐደና ከጋዕዚ እተረኽበ ካብ $100 - 10 000 ይቕጻዕ፡ ዋላ ቺካ ናይ ሽጋራ ከይተረፈት። ኣብ ሃይወይ ድማ $5 000። እንዘወረ ከጋዕዚ እንተሪኢኻ ናብነት ታርጋ ናይታ ማኪና ሪኢኻ ናብ ፖሊስ ትድውል። ካብዚ ዝበርትዐ ኣብነት ሲንጋፖር ኣሎ፡ ብኡ ዝሓለፍኩም ርእይቶኹም ንምምሕዳር ከተማ ኣስመራ ኣተምብሁሎም። ባጀት ምስ ዘፍቅድ'ውን 2 ወይ 3 መካይን ዝተሓባበር አን መፍቀዱለን ። እንተዘየለ ተደናጊጽካን ተመሻኺንካን ዝሰርሕ ኣይመስለንን፡ እቲምንታይ ባህርያትን ጠባያትን ህዝብና ዝቕየር ዘሎ ይመስለኒ። ቀደም ይዝከረኒ ኣብ ደቀምሓረ ኣብ መንደቕ ተጸጊዕና ክንሸይን ኣቦይ ገረማርያም ዝበሃሉ እንተረኺቦምና ሕርካም ሞልታ የቕጽዑና ነይሮም። እዚ ቅዱስ ባህሊ ኣበይ ጠፍአ ። ስለዚ ኦፊሰራት ከተማ አብዚሕካ ምናልባት ሰብ ክሳብ ዝለምዶ ንቑሩብ ዓመታት መቕጻዕቲ እንተዝተኣታቶ ምበልኩ። ብዝተረፈ፡ ኣጆኽን ጀጋኑ ኣኻእሎ ይሃብክን።
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p Год назад
ብዛዕባ ጸገም ናይዛ ኣደ ከ እንታይ ትብል ኩቡር ሓው?
@cheaisahlezghi7510
@cheaisahlezghi7510 Год назад
​@@user-io2sg3nx4p ኣየነይቲ ኣደ
@ZbihereShabiya
@ZbihereShabiya Год назад
Agreed
@samze930
@samze930 Год назад
intatie nizerie alena abey aleka miinchpo nibaelom gubo kem zilmedu ayfeltkan dika
@aklilughebretnsae295
@aklilughebretnsae295 Год назад
Shame It fells. Respect our Sisters and mother s to be clean is for your safety. 💯🌹
@user-xg4qv7yr9f
@user-xg4qv7yr9f Год назад
ናይ ምምሕዳር ከተማ ድኽመት እዩ።
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Год назад
100% ትክክል ::
@AbelBrhane3
@AbelBrhane3 Год назад
መንግስቲ ኣብ ዘይብላ ሃገር ከመይ ኢሉ ምምሕዳር ከተማ ክህሉ፧፧፧፧ ምምሕዳር ከተማ ዝባሃል ኣብ ኤርትራ። ኣይኾን እዚስ ነዚ comment ይፈልጦኦ እዮ።
@muzeimogos9652
@muzeimogos9652 Год назад
Absolutely 💯
@genettekeste9319
@genettekeste9319 Год назад
@@AbelBrhane3 intay koynu mengsti zeyhlwa .izi nay mmhdar dkmet u .kulu nab mengsti aytelgbu .
@ertrametkel700
@ertrametkel700 Год назад
Than k Mana for bringing to light the challenges of our hardworking women. I believe it is the responsibility of Asmara Municipality to impose strict rules on residents, not on these mother's. Penalties will definitely work. Where did this kind of mess come from? Poor city administration.
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 Год назад
ኣብቲ ብዙሕ ጉሓፍ ዘለዎ ከባቢታት መቅጻዕቲ ከምጽኡሉ ኣለዎም ካብኡ ናይ ክፍሊት ወረቐት ምስ መጸቶም ግድነት ምኽፋል ኣሎ ድሕሪኡ ኣይደግምዋን እዮም 👈🇪🇷❤️👍👍
@Lidia1312
@Lidia1312 Год назад
You are absolutely heroes ❤️ , we respect ! however for those who don't have morals & integrity good values and don't clean, the city administration has to penalize them!
@yossiefmer733
@yossiefmer733 Год назад
ንምንታይ ክንከብር ዘይንኽእል ኣደ ጀጋኑ እንዲና ምስ በለት ከብድኻ ዝበልዕ ክብርቲ ኣደ እንታይ እሞ ክግበር ዘይተሓዝ ሒዝና
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
ክብርን ምሉእ ጥዕናን ይኹን ንዓኽን ጀጋኑ ኣዴታትና!🇪🇷♥️👍👌
@milenrufta5283
@milenrufta5283 Год назад
this is touching 😢
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri Год назад
ኣጆክን ዋዕሮታትና ወለድቲ ኣናብስ ኣለና ኣብ ጎንኽን እንቋዕ ሕጂ ኣበራበርክናና, ግርማ ሃገረን ቅሰና የቐንየልና ድማ ነቲ መማስልቲ ዘይርከቦ ጻዕርኽንን ጽሬትክንን🙏❤🇪🇷🙏❤🇪🇷
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Год назад
እዚ አዴታት ዝብልኦ ዘለዋ ሕምቀት ምምሕዳር ከተማ አስመራ እዩ።ምምሕዳር አስመራ አበይ እዩ ዘሎ ብመጀመርይ ዝኾነ ገዛ ናይ ንግዲ ቦታታት መአከቢ ጎሐፍ ክህልዎ አለዋ ብሕጊ።ምምሕዳር ከተማ አስመራ ተገዳስነት ናይ ከተማ ጽርየት የብሉን እዘን ሰራሕተኛታት ዝተቆጽራ ንአሽቱ ነገራ አብ ጽርግይ ከይ ህሉ ንዑኡ ንምጽራይ ድአንበር ናይ ትካላት ጉሐፍ ከጽርይ አይመስለንን።ናይ ትካላት ጉሐፍ ኩነ ናይ መነባብሮ ጉሐፍ ከምዝርደአኒ አብ ከባቢኡ መኻይን እየን እንዳዞራ ካብ ዋናታት ጉሐፍ ዝእክብዎ ቀደም ከምኡ ነይሩ ሕጂ ግዜ አብዝማዕበለሉ ስለምንታ ንድሕሪት ይምለስ ነዚ ስራሕ እዚ ጽፉፍ ክኸዉን ከተማ ክትጸሪ ኩሉ ሰብ ብሕጊ ተሐታቲ ክኸዉን አለዉ ።አብቲ ሕጊ ከቢድ ናይ ገንዘብ መቅጻዕቲ ክድንገግ አለዎ።ካል መሰል ሰራሕተኛ ክኽበር አለዎ በዐል ክኸዉን እንከሎ ኦቨር ታይም ክኽፈለን አለዎ ።በዐል ክኸዉን እንከሎ ዕረፍቲ ክዋሃበን ይግባእ።ከተማን ህዝብን ሕግን ብሐግን እተ ተገዚኦም ጥራይ እዩ ኩሉ ዝጸፍፍ ዝዉግንን።ምንችብዮ ምቁጽጻሮም ከምቲ ናይ ቀደም ከሐይሉ አለዎም እንተዘየለ ህዝብና ጹሩይ እዩ ዝበሃል ፕሮፐጋንዳ አብ ዝብጻሕ አየብጽሐናን እዩ ንድሕሪ ክመልሰና እንተዘይ ኮይኑ።
@mosazghiberihu1500
@mosazghiberihu1500 Год назад
1000x respect for those women! Bsheleltnet kighf zterekbe sgumti mwsad yedli. Kebid ekub ghaf abzegatmen abkndi bgulbet seb machine kidalewelen ygbae. Neashtu bagonitat kea yedli aab ztewesene rhqet nsen ykuna hzbi eti kebabi bzuh kettegaeza guhaf zekbalu. Xret ketema tray zeykone tiena mulue hzbi eti ketema zewhsa zelewa adetat eyen. It is really heart breaking to hear this from those hard workers.
@anshfianshfi9804
@anshfianshfi9804 Год назад
الله يكون في عونكم ايها الأمهات
@johanasolomon6709
@johanasolomon6709 Год назад
I feel sad to hear their story my dear mothers and sisters they deserve to be treated goed by our people they worked very hard to keep our city clean please cooperate with them and the authority must do every thing to help them oh what wonderful mothers and sisters and Mana thanks for the program and please cooperate with them
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 Год назад
ብሓቂ ሓዚነ ዋላ እካ ስራሕ ክብረት ይኹን ተዋሪደን ኣለዋ። ተበዲለንንንንንንን
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no Год назад
አብ አፍደገ መንበሪ ገዝኦም ወይ አብ ትኻል መንበሪኦም ጉሐፍ ቶጋሒፊ ምስ ዝጸንሕ ንዖዖም ወይ ገበርቲ ኹኑ ወይ ገባሪ አምጹ ኢልኻ ብሕጊ ምሐዞም
@k.gebremeskel1325
@k.gebremeskel1325 Год назад
ናይ ብሃቂ ኹሉ ግዚየ እቲ ሓቂ ሓቂ እቲ ሓሶት ሓሶት ክከውን ኣለዎ ዶሞዝ ብፍላይ ናይ ጽረት ዝከበደ ስራሕ ክምሓየሽ ኣለዊ ጅግና ኩሉ ግዚየ ክትከብር ዘለዋ ኣደ ጅግና ኣደ ኩሉ
@lililili2195
@lililili2195 Год назад
ኣስመራን ጽሬታን ሳላኽን ኣዴትና ብሩኻት። ክንተሓላለ ኣለና ክብሪ ዘለዎ ባህልና ክምለስ ኣለዎ። ❤
@filmontv5961
@filmontv5961 Год назад
Bzey demewez do xret alo eu
@habtu1959
@habtu1959 Год назад
The city council should weep the tears of these idols women in all aspects by facilitating their needs,
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 Год назад
Ygerm u ezi belshiw sert isyas kolonaditat hagerna b dem bhazen bsekY yen zenbra zelwa meskin amlak mhretu yhabena🙏🏼
@freweyniyemane3623
@freweyniyemane3623 Год назад
አጆኪን አዴታትና አምላክ ሙሉእ ጥዕናን የሀብኪን ብርክኪን የጽንዓዮ ነቶም አብ አፍደገ ገዞኦም ዘየጽሪዩ መቅጻዕቲ ተዝግበረሎም ነተን እንዳማሪያም ዝድቅሳ ተትሰጉወን ንቦተኤን መሐሸ ነይሩ ይብል ሪኢቶይ
@akberetabraha4950
@akberetabraha4950 Год назад
I am proud of you you are heros Eritrea women's thank you good job
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Год назад
ምፍትሒ.. ተፍኦዎም ኣይኮነን ሓለፍቲ.. ባዕሎም ውነንቲ ትካላት ባዕሎም ዝጉሕፉ.. ስርሐን እንድዩ ዝብሉ ሓለፍቲ እዮም ከምቲ ቀደም.. ትኬት እንዳሃብካ.. ንስብ ትካል.. ገንዘብ ትኸጺኦም.. ዝሸኑ ትኬት እንዳሃባ ብዕለን እዘን ኣዴታት ይክጺኦም ብገንዘብ.. ነተን ሕማቅ ዝምልሳ ኣንስቲ ለምንት.. ትኬት ወይ ምክሳዒት.. ምስአን 2 መዓልቲ ይሰርሑ... እቶም ኩሎም.. ሕጊ ዘይኽተሉ.. ብ ገንዘብ ወይ ምሴን ክልተ መዓልቲ ይሰርሑ. ብሕልፊ እንተን.. ዝሳረፋ ሰሙን ምሴን ይሰርሓ.. ሻህን ባንን እንደሓብካ.. ካልእ ምፍትሒ የለን.. ጎስጋስ ጥራሕ ፍጹም ኣይሰርሕን ግን እቲ ሽግር.. ሓለፍቲ እዮም.. ሓደ.. Poor mind ን poor character ሓለፍቲ ኻብ minister ክሳብ ታሕቲ ሕዝካ ኣይከውንን.. ንሶም ን 30 ዓመት.. ዘበልሸውዎ ምሕደራ.. ብ ካልእ ይትክኡ.. ንገሊኦም እስር ቬት ምእታው.. ስለምንታይ.. እዚኤን ኣዴታት. ኸምዚ ይኾና ግን ዝሰርሕ ኣእምሩኡ ነብሱ ክዳኑ ጥዑይ.. አብ ዘርቤን ይርኤ.. ልቦናኤን ልዕሊ ሚኒስተራት.. ልዕሊ ኣምንዝራታት ልዕሊ ስነጥበበኛ ታት... ልዕሊ ኩል ልቦኔን ዋላ ጥኔን.. ኣምላኽ ከምኡ እዩ ዝሰርሕ.. ነቲ ታሕቲ ጉሓፍ ዝጸርግ.. ልቦና ጥዕና ሰላም ሓጎስ ይሕብ.. ነት ረስእ ግን ምእካብ ሃብቲ ዝና ስልጣን ይህቦ.. ኣብኡ ክጭንክ ቃል ኣምላኽ እዩ ካበን ኣመሓደርቲ ከተማታት ይኹና.. ናይ ምንችብዮ ስራሕ ዋላ ኣመንዝራ ን ለምንትን እዩ ቀደም ዝጸርጉ ዝኸጺኡ.. ዝነበሩ.. እዚ ቀሊል ምፍትሒ ከሎ ሱቅ ዝበሉ. ኣመሓደርት ከተማታት እስር ቤት ኣእቲኻ. ካልእ ምትካእ ናይ ቁጠባ ናይ ሰብ ሽግር ኣይኮነን.. ናይ ምሕደራ ሽግር እዩ.. እስርቤት ቤት ይተዉ.. ን 30 ዓመት ከተማታት ዝዕነዉ.. ኣመንዝራታትን ለምንት ጥራሕ ኮይና ኤርትራ.. የሕዝን እዩ?????
@ቶሚዳህራንኤርትራዊ
ኣደ ጅግና ዘይትኽብረሉ ሃገር very sad! ኣጆኺ ማማ እንታይ እሞ ክትገብራ ካብ ዝተጋደለ ዘውደልደለ እዩ ኮይኑ ።
@rutaweldeyohannes1600
@rutaweldeyohannes1600 Год назад
ምዝራብ ኣዩ ንመንግስቲ ዝሕግዝ ኩሉ ነገር ክዝረበሉ ኣለዎ 👍👍👍
@sabaeyasu8173
@sabaeyasu8173 Год назад
ማና ክብረት ይሃብኪ ነዚ ፕሮግራም ምድላውኪ ሞ ናይ ከተማ ኣስመራ ኣማሓዳሪ ካብ ኣብ ወጻኢ ዘለና ሓገዝ እንተኣድልዩ ክንታሓባበር በጃኻትኩም ክፋእ ከተማና ክፋእ ውሻጠና እዩ: ነዘን ግርማ ከተማና ኣዴታትን ኣሕዋትን ኣይነጉህየን ኣይነግዳዓየን:: ዓገብ
@ወዲመቐርካመቓይሖ
ክክክክክ ዘይትሓፍር ካድራት ኢሰያስ እኮ ኢሎምኻ እዮም ኣስመራ ተረሚሳ ማዕረተን ርሑቃት ገጠራት ክትወርድ ኣለዋ ኢሎምኻ ። ንስኻ ስደተኛ ሓጊዝካ መሰረታዊ ለውጢ ዝመጽእ የለን። እቲ ጉሓፍ ስርዓት ኢሰያስ ስለምንታይ ነዘን ኣዴታትና ምሉእ ቀረብ መሳርሒ ዘይቅርበለን ስለምንታይ ንከተማ ኣስመራ ናይ ጉሓፍ መንበሪ ኣብ ፈቐዶ ኣንጎሎን ገዛውትን ዘይቅርብ።
@amenblessed8388
@amenblessed8388 Год назад
Tebareki manna Ade ezi ketrekeb ageb eyu. Zebuk programm..
@etkibrom130
@etkibrom130 Год назад
The city Administration is responsible to put trash containers everywhere to protect the city . Also the citizens must be responsible for their own actions. There must be rules regarding this trash. This is the city Administration responsibility 100%
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Год назад
Eri TV ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ነዘን ኣዴት ምቕራብኩም Thank you ቀጺለ ጽሬት ጎደና ኣዝዩ ኣገዳስን ከቢድን ስራሕ እዩ እንተወሓደ ብዶመዝ ውን ዘዐግብ ክኽፈላ ይግበአን እቶም ኣብ ጎደና ዝጉሕፉ ድማ ክቕጽዑ ኣለዎም ጽሬት ከተማ ተሓጋጊዝካ እምበር ንዝተወሰኑ ሰራሕተኛ ዝግደፍ ኣይኮነን ህዝቢ ብግቡእ ክነቅሕ ኣለዎ ድሓር ድማ ነዘን ኣዴታት ከነኽብረን ይግባእ 2014 ኣብ ካርቱም ሱዳን ምስሓደ ዓርከይ ኣብ ጎደና እንዳ ተዛወርና ሕማቕ ጨና ይጨንወናሞ እንታዩ ታ ዝጨኑ ዘሎ ይብለኒ ኣነ ድማ ግልጽ ኢለ ኣብ ሓደ ጸግዒ ፖላሶ ዝተጉሓፈ ዝሞተ ከልቢ ይርኢሞ ተገሪመ ነቲ ዓርከይ እዛ ፖላሶ እንድያ ሞይታ ይብሎ እንታይ ትብል ፖላሶ ዶ ይመውትዩ ይብለኒ እንድሕር ጉሓፍ ዝደርበዮ ኮይኑ ደኣ እንታይ ክብለካ ረኣዮ ነሀልካ ዝሞተ ከልቢ ኢለዮ ስለዚ ንዝሰርሕ ተዘይ ኣኽቢርካ ከተማ ኣስመራ ውን ካብ ካርቱም ዘፍሊ የብላን ንምባልየ Thanks.
@samuelsamuel8302
@samuelsamuel8302 Год назад
Good job mana kedna ksleyo.
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Год назад
ዋና ዘይብላ ሃገር ረኽብክን እንታይ ክትገብራ መሳኺን😭 ደቂኽን ጠልምናክን።
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 Год назад
Zemen hamam ንስኪ ስለ ዝጎደልክያ ድያ ዋና ዘይብላ ኮይና፡ ዋናስ ኣለዋ ጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ ካብ ምክልኻል ኣብ ልምዓት ብንኡስ ዓቅሚ ዝገብሩዎ ዘለው ተኣምራትከ፡ ካብቶም ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝብሉ ዕሱባት ናይ ግብረ-ሽበራውያንን መወልቶምን እንተዘይኮንኪ ቆልዓ.ውን ዝርድኦ.ዩ፡ ካልእ ከይንዛረብ GAME OVER JUNTA ኢልና ክንዓጽወኪ።
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 Год назад
Geganu ahwatna beigaku kolahta gberolen Hubunat adetat . Bhghi hazuwen Kolahta mengsty. Medeb saida begiaki tehababarien 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 Год назад
A big respect deki erey shikornatat ❤
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Год назад
ነዘን : አዴታት : ናይጽሬት : ሕጊ : ብዘይምኽባር : ጉሓፍ : አብመገዲ : ንዝጉሕፉ : ሰብትካል : ትኬት : ቆሪጸን : መቅጻዕቲ : ገንዘብ : ዘኽፍላሉ : ሓላፍነት : እንተዝዉሀበን ። ልክዕ : ከም : ናይ : ምንችብዮ ።
@mahtachanel3920
@mahtachanel3920 Год назад
It's the best way i agree
@sarazera8059
@sarazera8059 Год назад
Yessss
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 Год назад
ማና ብጣዕሚ ኢና ነድንቐኪ ነዘን አዴታት በጃኺ ንዝምልከቶ አካል አዛራሪብኪ መልሲ ሃቢዮ ነዚ ተከታታሊ ነዛ አደ ዝተዛረበቶ እንድሕር አስተብሂልና እቶም አብኡ ከመሕብኢ ዝጥቀምሉ መንዮም ? ካልእ እዘን አዴታት ካብዘይ ሓላፍነታውያን ዜጋታት ከካሻምሽውንን ክዝልፍዎንን ይስማዕዩ ስራሕክንዩ ኮስትርኦ ደሞዝ ትኽፈለሰሉዶ አየለኽንን ዝብል ባጫ ዝተሓወሶ ከሕርቅወን ግቡእ ድዩ ካልእ እዘን አዴታት እኮ ጀጋኑ አዴታት ጀጋኑን ምዃነን ይፈልጡ ድዮም ስለዚ ነዞም ከምዚኦም ዘአመሰሉ ብሕጊ ክቅጽዑ ይግባእ
@edentewelde9894
@edentewelde9894 Год назад
ኣጆኽን ኣዴታትና ሓላላት 😘ኣምላኽ ሐይልክን ይኹን. በጃኹም ነዘን ኣደ ጥዕና ዝኾና ኣዴታትና ኣይነማርረን ብዘይ ጉዋንቲ እኩል ዘይ ኮነ ልብሲ ናይ ዛሕሊ 😭 ብዛዕባ ጥዕንኣን ከይ ሐሰባ ጥዕና ህዝበን ክህልዋ ብጣሚ ነዚኤን ክብሪ እምበር ምረት ዶ ምተገብኣን 😭😭😭
@MultiBeautyofnature
@MultiBeautyofnature Год назад
When mothers are honored, the whole society is elevated! How does Eritrea honor June 20 without honoring all these mothers? How pathetic to witness how this interview pivoted away from the most burning question - equal benefits for sanitation workers. Eritrea has got to tackle difficult conversations head on and get it done! I have faith because these ladies command respect and hopefully get the HIBRET they deserve. Awet n Hafash right here right now please!
@febunatey7661
@febunatey7661 Год назад
ከተማ ኣስመራ ብዘይ እዚኤን ኣዴታትና እንታይ ምመሰለት? ክብረት ይሃብክን ንኩሉ ትኽእላ። ኡፍፍፍ ነዚ እናሰማዕኩም ሕማቅ ትገብሩ መቸም ከቢድ ኢዩ መስጣ ኣለዎ፡ ፡
@Leah5934
@Leah5934 Год назад
Asmera mis kedna dehayen kingebir yigibae Abten zelena gize missen kinhigzen arebiya teqebilna misstron kinserih alona💕 Mebtsea aloni keydu misakin kiqini💕💕💕💕
@almazamanuel5437
@almazamanuel5437 Год назад
❤ሩሑስ አውዳአመት ንኹልክን ብጣዕሚ የሐዝን😢 አብ ጎደና ናይ ሞጉሓፊ ዘይግበል ንሰንዉን ቁሩብ ምቀለለን መንግስቲ መፍትሒ ክገብረሉ አለዎ
@alemsegedkifle7181
@alemsegedkifle7181 Год назад
Good job adetate eri qe love ypu so much,and thank you mena
@samikahsai3114
@samikahsai3114 Год назад
😍 Nezien adetat ezien kulu hizbi Eritra awatsio mokshishen dyus wala demozen kilielelen kihgeza yigibien ele yihasib.mewedadrti zeyblu sirah eyen ziserha zelewa. Luol demoz keani kikifela ygibien. 😍😊❤💕💯👏👍👏🇪🇷🇪🇷
@filmonkidane5297
@filmonkidane5297 Год назад
My God voll Respekt!!!!!!!
@randaosman
@randaosman Год назад
I'm sorry mother my heart is breaking I wish you have good life💔💔
@amanamena
@amanamena Год назад
አጆኺ ኩሉ መፍቲሒ አለዎ ዋዕሮ ማሚ ። ሰረቕቲ አብ ቤት ጽሕፈት ማዛጋጃ ዘለዉ ነፈልጦም ኢና ፡።
@gualjeganu1086
@gualjeganu1086 Год назад
This is so sad…I wish Eritrea had better job opportunities for them because they are too old to work this kind of labor job for little pay 😭😭😭😭
@prouderitrean8613
@prouderitrean8613 Год назад
That is a good starting to speak out
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 Год назад
Mngesti alo deyu neblelu geze eko bexhna oooyyy amlakna ezigoo 🙏🙏🙏🙏
@habtu1959
@habtu1959 Год назад
The city administration should address the district extensively where the garbage is dumped and find a solution either by penalising who is dumped or allocating more time and dumping track to the place, my second thought is about the area of where been left for planting has to be planted as soon as possible
@henok9582
@henok9582 Год назад
Aye Eritrea hagerey zrekebkyo aboys nezen adetatey zeykebrala hager eka tesewieka ah hji endika da kalay ztesewaeka 😭😭
@gualnakfa3862
@gualnakfa3862 Год назад
Hzbi kthagagez alewo ❤️🇪🇷🙏
@berrak3105
@berrak3105 Год назад
Bmengsti dereja hmak mhdera slezelo hzbi kea kab halafnetu azliku ...sean aflto tekoynu kea bhager dereja gosgasn tmhrtn kwehabelu ygbae...mesakin adetatna gday koynen❤️🙏
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Год назад
ብጣዕሚ ዘተሐሳስብ ነገር እዘን ኽቡራትን ብሉጻትን እዴታት እዚ አይኮነን ኢደን በጃኩም ብድዔ አይባህልናን እዩ። ምምሕዳር እውን ናይ ደሞዝ ምምሕያሽ ክትገብሩለን ንምሕጸን 💔🙏
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክቡራት ኣዴታት. ብጣዕሚ ኢና ነኽብረክንን ነፍቅረክንን 🇪🇷❤️🙋🏼‍♂️
@yualebuna6271
@yualebuna6271 Год назад
እዋይ እዛ ኣደ ናይ ባሓቂ ጅግና ብልኽዕ ብዘይ ምጉልባብን ፍርሕን ገሊጻቶ ዋዕሮ ኣደ ጸገም ናይዘን ኩቡራት ኣዴታት ደሞዘን ዕረፍቲ ኢንቹራንስ ሕክምና ስራሕ ምስ ወድኣ ነብሰን ዝፈቅዳሉ ቦታ ክግበረልን ከም ዘለዎን ድምጺ ናይ ኣሽሓት ዉጽዓት ኣዴታት ኮይናተን ተባዕ ሓቀኛ ሓላፊት ንስኪ ላዕሊ ሓላፍነት ክትዉሰኪ ኣለኪ ምክንያቱ ነዘን ኣዴታት ድምጺ ኮይንክየን ኢኪ ፍታሕ ክግበረክን ካኣ መንግስቲ ቆላሕታ ክገብረልክን ንትስፎ
@natutsegazeab4440
@natutsegazeab4440 Год назад
አሕ መሻክን ኣዲታትና 10 መካይን ናይ ጽሪት ባዕለን ዘጽርያ ምግዛኣ ይስእን እዚ መንግስቲ እዋይ ዓደይ።
@sabaeyasu8173
@sabaeyasu8173 Год назад
ዝጎሓፈ ኣብ መሬት መቅጻዕቲ ገንዘብ እዩ ንሰብ ዘሕምሞ
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h Год назад
ናይ ብሓቂ 👌✅
@ROTES1991
@ROTES1991 Год назад
❣️:ሳይዳ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣቃልቦ ዘይ ረኸበ ፍታሕ ንክረክብ ኩሉኩም ኣብቲ መደብ ኬድኩም ኣተባብዕዎም ኣወንታዊ ሪኢቶ ሃብሉ የሕዋት ተሰማዕነት ክህልዎ።
@imperialsaleh265
@imperialsaleh265 Год назад
Very sad they deserve more respect!
@fevenyohanes7947
@fevenyohanes7947 Год назад
💔💔💔this interview makes my heart broken,these are our Eritrean mothers which give birth hero people.I don't know what to say I hope we organize in some home to help them & hope which state department also think about this situation
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 Год назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ኢዩ ኢዚ ነገር ፍታሕ ክርከቦ ኣለዎ ብፍላይ ነዘን ኣደታትና ግብሪ ኣይኮነን
@solomonaster
@solomonaster Год назад
Abaykin ahwatey mearey. Bitami zehizin.
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Год назад
ማና ነዘን ክቡራት. ኣዴታት ኩሉ ጸገመን ክገልጻ ዘምጻእክየን ዝምስገን እዩ.እዘን ኣዴታት ስርሓን እዩ ተባሂሉ ብሸለልትነት ኣብቲ ልዕሊ ጸገመን ጸጸገም ክንዉስከለን ሃየንታ እዩ.እዘን ኣዴታትን ኣሕዋትን ክገልጽኦ ከለዋሞክኣ እቲ ጸገም ዘይርኣየካ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ ኣዝዩ ዉን የሰክፈፈካ ብወገነይ እዚ ስራሕ ንዓዓን ጥራሕ ዝግደፍ ኣይኮነን.ምትሕብባር. ምንቺብዮ ናይ ግድን ክህሉ. ኣለዎ.ምስዚ ዘሎ ጸገም መነባብሮ ኩሉ ጎደና ክጸጸፍፍ ኣይትጽበዮን ኢካ ግን ነፍስ ወከፍ ነቲ ጎደና ዝጥቀመሉ ዉልቀ ሰብ ቦትኡ ከጽፍፍ ጉብኡ እዩ ኣይኮነን መቅጻዕቲ ዝብሃል ኣሎ.ዘበላሸወ ከ.....ቅ........ጻ.......ዕ.......ኣለዎ.ኣቱም ሰባት እዘን ኣዴታት ልምጽምጽ ዝብል ጽርግያ ኣይኮናን ዘጽርያ ዘለዋ ሓመድ ክብንጭራ እየን ዝዉዕላ ዘለዋ ኣብ ዘለዎ ተወሰኮ ኣይንግበር ዓገብ.እዚ ብዓቢኡ ንዓዓን ጥራሕ ከይተገደፈፈ ብመንግስቲ ደረጃ ጽሬት ከተማ ሓላፍነት ወሲዱ ሓላፍነቱ ክዋጻእ ዉዓል ሕደር ኣየድልዮን እዩ.እንተ ንስክን ኣዴታት ኣሕዋት ኣዚና ንፈፈትወክንን ነድንቀክንን ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩሉ ሕዝቢ ኣብ ካሕሳክን የዉዕሎ . ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት
@godislove2026
@godislove2026 Год назад
Abey konka eka mengstei tebil zelka barya abey aleka zeytbalhka abzey aleku yu natka neger
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
ትክክል መቅጽዕቲ እዩ ዘአምን
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 Год назад
@@godislove2026 ኣበይ ክህሉ ደሊካ ኣብ ዝሃለኩ ይሃሉ መንግስቲ ምህላዉ ፈሊጠ ኢለ ኣለኹ ።ኣብ ዝሃለካ ሃሉ ሃናጺ ርእይቶ ክትህብ ተመሃር ባሪያ ድንቁርና ካብ ምኻን የድሕነና።
@themadman5763
@themadman5763 Год назад
@@godislove2026 agame wedi agame nay hagerka gber nihna nay xretna niska guday mxnatka gber wedi alula wedi kubi wedi meles chewi
@weghtiweghi9706
@weghtiweghi9706 Год назад
ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ፈጣሪ
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix Год назад
Merhaba medebe saida😍😍😍 mesgana neten Adetate yehewat keberet yehabelena!!!!!!! Moghafe botata wahedd Alo !!! Eten mekakaen ab mealeten aymexean eyen !!!!! Gezawete Asemera gohfate meleu kesae ze shetete yekewen!!!!!! Ab Asmera kedem moghafe kontener wey nashetu ab angolatate neyeru (kab wexe mexeu sebe borsatat nay sere, jaket jubata mogahfe eyu semesel ab mengede sele zeynederbey ) mefete kegeberulu alewen !!!!¡ Neten jegnoch seyhelea Adetate Ahewat bezuh hagez eyu
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Год назад
If a mother's workup on this no one can stop them welldone in first place need to be changed all the way the department of administration very quickly I'm very proud of our mothers 💕💕💖💖💖💖💐💐💐💐
@randaosman
@randaosman Год назад
Let's support our mothers who clean the capital city of Eritrea we stand with our mothers
Далее
Faites comme moi
00:14
Просмотров 1,4 млн
ንግደት ማርያም ደዓሪት | ERi-TV
29:14