#Eritrea #Ethiopia #Habesha #Tigrinya
ሰፊሕ ዕላል ምስ ኣብነታዊ መንእሰይን ደራሲን ዮናታን ብርሃነ
‘’48 ሕግታት ሓይሊ’’ ብዙሓት ሰባት ብዓይኒ ነቐፌታ ዝጥምትዋ መጽሓፍ እያ። ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ውን ብዙሕ ይዝረበላ ኣሎ።
እዚ ደራቂ ስለምንታይ ነዛ ተንኮል እትምህር መጽሓፍ ተርጒማ መሪጹ ?
መጽሓፍቲ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ዋጋኡ ክቡር`ዩ ስለምንታይ ?
ኤርትራውያን ደረስቲ ዘጋጥሞም ሽግራት እንታይ ይመስሉን ካልኦት ተኣፈፍቲ ናይ ስነ-ጽሑፍን ቋንቋን ጉዳያት ኣሎኢልና ዘቲና ኣሎና። ንምሉእ ትሕዝቶ እዛ ቪድዮ ናባኹም የብላ። ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ። ሰናይ ምክትትታል።
• ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ንመን ትስዕብ ...
• ግሁድ መጥቃዕቲ ኣብ ስነ-ጥበብን ስ...
1 фев 2022