Тёмный

ዕፀሳቤቕ TV Ngdet Mariam Debresina Part 2 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : 2020 

Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Подписаться 159 тыс.
Просмотров 161 тыс.
50% 1

Ngdet Mariam Debresina Part 2 (ንግደት ማርያም ደብረሲና) : Eritrean Orthodox Tewahdo
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 487   
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 года назад
ዓሕሕሕ ናብ ገደማት ከይበጻሕኩ ናብዚ ሩኹስ ቦታ ብምምጸእይ ይሕዝነኒ ኣምላኽ ሓደ ማዓልቲ ንስም እታ ክብርቲ ኣዴኦ ድንግል ማርያም ክብል ገዳማት ክበጽሕ ይፈቅደለይ ይኸውን ካብዚ ዘለናዮ ናይ ዘይ ርጉ መንፈስ ኣምላኽ ይሓልወና፡
@oamlakey7226
@oamlakey7226 4 года назад
Amen Amen Amen marey 🙏🙏🙏
@marryabraham1272
@marryabraham1272 4 года назад
Nay bahaki hawey/haftey brukey/brktey amlak nmen elwo
@ABIGAIL12562
@ABIGAIL12562 4 года назад
Ajoka zhawey Egziabhier amlak neza ade kulu zkonet ade sle zhabena nemesgno tray emo eti ndelyo khbena eyu. Egziabhier amlak xeguau yebzhalka xelot em brhan kudusan ayfeleyeka
@adiamissac896
@adiamissac896 4 года назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ልዑል እግዚአብሔር እድምን ጥዕናን ክሕበካ ጥራህ ለምኖ ኩሉ ይከኣሎ እዮ::
@erilewtinzhashe1442
@erilewtinzhashe1442 4 года назад
AMEN AMEN AMEN
@dianaweldemicheal8165
@dianaweldemicheal8165 4 года назад
ጸሎትኩም ሰሚዑ ይተዓረቀና ስለ ታ ኪዳነቃላ.....ማርያም ደብረሲና ከምቲ መብጽዓና.....ቤትኪ ተመሊስና ንስዕመሉ ጊዜ ኣምጽልና... ሩባን ኩርባን ክደሊ ነዓኪ ኣደይ ሓላለይ ኣብዚ ከለኪ ኢኪ ኣርሕውዮ እቲ ወለንሳኪ መጺኡ ኣሎ ክቡር ጋሻኪ ተዘክሮታት ውዳሴ ማርያም ደብረሲና
@mielatyonas6254
@mielatyonas6254 4 года назад
ዝሓዝኩላ ዘይብላ ዛ ነብሰይ ኣደይ ማሪያም ዋሕሰይ ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን እንዃዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማሪያም ኣብጽሓና.....
@weldatwedi10
@weldatwedi10 4 года назад
ኣደይ ማርያም 21 ቅድስቲ ማርያም ኣብ ኣመቱ ሰነ
@simreth3954
@simreth3954 4 года назад
ጸሎትኩም ሰሚዑ ምሕረቱ ይልኣከልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትተዓርቀና ኣሜን ።
@fiyorioukbagebrel7961
@fiyorioukbagebrel7961 4 года назад
Amen Amen Amen
@regatabraham2365
@regatabraham2365 Год назад
Tsolotan amaladnetan nay emebetacin ayfeleyena
@ድንግልማርያምኣደይ-ጠ1ዘ
ኣስይ ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንቆዕ ህንጸታ ቤታን ናብ ቅዳሴ ቤታ ኣብጽሓና እግዛኣብሄር ምህለላኩም ይቀበለልኩም ህዝቢ ክርስያን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩልና ይኩን🙏🙏🙏💒💒💒
@Wawitey-u4h
@Wawitey-u4h 4 года назад
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ደስ ዘብል ዩ ሓንቲ ንኣምላኽ ዝልምኖ ኣብ ዓደይ ተመሊሰ ኣብዛ ቅድስቲ ቦታ በጺሐ በረኸት ናይ ኣደ ጎይታይ ክካፈል ዩ
@abrabr7343
@abrabr7343 4 года назад
ኦ አግዚኣብሔር ኣምላከይ ናብዚ ቁዱሳን ገደማት ኒበጻሓሉ ግዜ ሃበና ሲደትና የሕጽረልና እመ ኣምላክ ባሪኪና ጽላልኪ ኣምብሪልና ኣሜን
@Filipos610
@Filipos610 4 года назад
አሜን አሜን አሜን።
@simonmahari433
@simonmahari433 3 года назад
Amen Amen Amen
@erishortvideo8068
@erishortvideo8068 4 года назад
አልልልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ኣብጻሓና ንዓመታ ከምዚ አዋን ብሰላም የጽንሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@elsameda5061
@elsameda5061 2 года назад
ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 4 года назад
ደብረሲና ብሩኽ ቦታ እታ ንይ መወዳእታ ዝነጎድክላ 2014 ድሮ 6 ዓመት ኮይኑ፡ 4 ዓመት ነጊደያ ኣለኹ 3 ዓመት መሊአ 7 ዓመት ከብጸሐን ፍቃድ ፈጣሪ ይኹን ።
@yemaneghidei9567
@yemaneghidei9567 4 года назад
ብ አግዚኣብሀር ኣምላክ ብናይ ማርያም ምልላት ሰላም ረከብኩ
@yohanarusom7377
@yohanarusom7377 4 года назад
Ellllllllllllllllllllllllllllll👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❣❣❣
@efremtewelde2328
@efremtewelde2328 4 года назад
ብታዕሚ ሰላም ዝመልኦ ሂወት ኣምላክ ንብዚ ቅዱስ ቦታ ንካፈለሉ ማዓልቲ ይሃበና ⛪🙏🙏
@shamhabibi6297
@shamhabibi6297 4 года назад
ሶሎት ናይ ኣደና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@thomasgebreslase7681
@thomasgebreslase7681 4 года назад
እዚ ኹሉ ምህልላን ብኽያትን ኣደይ ማርያም ትስማዕኩም ኩሉ ኣብኢዳ ዩ ራህዋ ተምጻእልና። ኣየ ኣንታ ምስኪን ህዝበይ ውልድን ወላዲን ተሓቃቅፉ እፈይ ኢልካ ዝምትነብረሉ ሓንቲ ማዓልታ ኣላሞ ወላዲት ኣምላክ ተውጋሓያ
@Eruna1993
@Eruna1993 4 года назад
Asey Asey Asey Adeye Kineana Kala❤ Adeye Fekri Zekala ❤Hezbeki Kab Kulu Kufu Zebele Mehareyo . Hadraki Adeye Hezbeki Zekeri 👏👏
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 4 года назад
እእልልልልልልልልልልል ኣደይ ማርያም ምስ ኩልና ትኹን ብሩኻተይ ። debesey tube ተባረኹ በረከቱ የብዝሓልኩም ።
@ኦዝያንኦዝያን
@ኦዝያንኦዝያን 4 года назад
ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይ መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-fSfnvVTXVh8.html
@tembergen
@tembergen 4 года назад
9ቱ ቅዱሳን ካብ ኤውሮጳ ካብ ሮምን ከባቢኣን ናብ ደብረ ሲና ደብሪ ቅድስት ድንግል ማርይም ሎሚ ዘለና ወለዶ ከኣ ብኣንፃሩ ቶም ቅዱሳን ዝፈንፈልዋ ቦታ ናብ ኤውሮጳ ኮይኑ ግዕዞና እግዚአብሔር ሎምስ ይኣኽለና ባ ሙሉእ ዕድመና ካ ኣባኺናዮ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ግን ናብዛ ቅድስት ደብሪ እመቤታችን ወላዲትካ ዘዕረፈትላ ንበፅሓሉ ግዜ ኣርእየና
@bahlbitesfalem9743
@bahlbitesfalem9743 4 года назад
በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናህናስ ሓወይ መዓረይ ምስቲ ናይ ቅዱሳን ከነጻጽሮ ከለኩስ እግዚኣቢሀር ይቅረ ይበለልና።
@adiamissac896
@adiamissac896 4 года назад
ሓቂ ንጽድቂ ዘይኮነ ንስጋን ንስደድ ድኹማት ኢና ልዑል እግዚአብሔር ንነብስና ንስደደሉ ዘመን ይሓበና ::
@eritrea6062
@eritrea6062 4 года назад
Amen Amen Amen xeletkum Aygadefena Halalat sdray niana nideqkum abziy Rkus sdet zelena kiae Xeliyulna mihret kihbena.
@tekleageba9071
@tekleageba9071 4 года назад
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado xolot kudusan Abotat&adeitat Ayfeleyena 💒⛪💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️
@geneamha7584
@geneamha7584 4 года назад
Hadera n hgdef mendef keywesdo Ezi halal Hzbi zehabo mobaee!!! Adey Mariam telgselna hmak nay Hzbnan hegernan Amen!!
@filmonfinu5240
@filmonfinu5240 4 года назад
ክብሪ ይሃብኩም በረኸት ዘካፈልኩምና ንበረኸት ኩኑ።♥
@nardgeb6258
@nardgeb6258 4 года назад
Amen Amen Amen adeye mearey baelki halwna
@salemsalem1367
@salemsalem1367 4 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ንበርልና አግዚአብሔር አምላክ ጸሎትኩም ይስማዮ ❤️❤️
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 4 года назад
እ ዲንግል ወላዲ አምላኽ ስል እዚ ለዋህ ህዝቢ እልኪ ስለ እዞም ሀዲኦም ንኩሉ ተጻዊሮም ዘለዉ መንእሰያት ክትብሊ ምሕረት ካብ ወዲኺ ለምልና ንብዓተይ ምኽልካል አቢኒ ❤️🇪🇷🙏🏾 ነዞም ብቦለቲካ አምሲሉ ሽይጣን ርጉም የሕዋት ዘናቁት ዘሎ አምላኽ አብ ልቦም ይምሎሶም ብደጋፊን ተቃዋምን ምባል ይሀክል ይበለና ፈጣሪ ብሐባር ሽምካ እንዳ ዘከርና ንዝምር ይግበረና ❤️🇪🇷🙏🏾✝️⛪️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾.
@asmaitgeberkidan1496
@asmaitgeberkidan1496 4 года назад
Amen 🙏 adey meary betselati hagezena amledelay
@kisanettikabo1716
@kisanettikabo1716 4 года назад
Ewyyy bkneat kmewt deliye anes. Dngl mariam xelotkun lmenakum semia mhret tsdedelna yqre tbelelna baela. Amenn amennn amennn🙏🙏🙏🙏🙏
@ola1707
@ola1707 4 года назад
ከምዚ ክራኢ ከለኩ ሓጎስን ኒብዓትን ይመጻኒ ። ኪዲ ሚስኦም ውዓሊ እዩ ዚመጻኒ ❤️❤️
@r.ww.s9539
@r.ww.s9539 4 года назад
Xolotkum ay feleyena Burukt sdirana ⛪⛪⛪🙏🙏🙏
@amanuelzeray6700
@amanuelzeray6700 4 года назад
Asey Asey dngl mariam msulatna tkun , nezom absdet zelena bselam nadna temelisna debresina nsalemelu gze yhabena
@eriboy8086
@eriboy8086 4 года назад
ኣሰይይይይይይይይይ ጾሎትክን ኣይፈለየና ጾሎትክን ሰሚዓ ትተዓረቀና ድንግል ማርያመይይይይይይይ ቡሩኻት ኣዴታትና ጾሎታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ናይ እመበታችን ጾሎት ናይ ቁዱሳን ምሕረት ናይ እግዚኣቢሄር ኣይፈለየና
@YonasBereket-g4z
@YonasBereket-g4z 11 месяцев назад
Sdetna ahxiru kemzi geru zakakbena gizye ymxana xolot adena qdsti dngl mariyam mis weda ayfeleyena nameta kemzi lo edmen tenan hibi bselam nimleseki ygberena 🙏🙏🙏
@mengshabtetsion5053
@mengshabtetsion5053 4 года назад
Amen amen amen zemare melakti yesmealna
@نوناالعنزي-ط5ق
@نوناالعنزي-ط5ق 4 года назад
አሜን አሜን አሜን የእናቶቻችን አይናት እምነት ይስጠን
@simrets5434
@simrets5434 4 года назад
እልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ንዓመታ ኣቡኡ ንዉዕል ይግበረና ኣደይ ማዓረይ ናብ ወድኪ ለምንልና ኣደየ
@ሃገሬናትክብሬ
@ሃገሬናትክብሬ 4 года назад
ፆሎታችሁን እግዚአብሔር ይቀበላችሁ ውድ የተዋህዶ ልጆች♥♥♥
@Zemen271
@Zemen271 4 года назад
እግዛብሄር ይቀበለልኩም ጸጋን በረኸትን የውርደልና ኣሜን
@johnhabibi6608
@johnhabibi6608 4 года назад
Woo dngl adey bedelna hdeglna lewah adey
@user-nm8cg2sl7u
@user-nm8cg2sl7u 4 года назад
ኣነ ዝሕጉሰኒ ኣብዚ ቁዱስ ቦታ ምውላደይ ኣብኡ ምጥማቐይ ኣብኡ ምዕባየይ እዩ ክብሪ ን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም 🙏🙏🙏
@zebibhagos1922
@zebibhagos1922 Год назад
Amlak hibka wedi debre sina lomi ngdeta eyu breketa yhderena 🙏
@simrethabtegergishteweldeb7179
@simrethabtegergishteweldeb7179 4 года назад
Aseyyy xelot burkat weledna lmana adetatna ykebelna enqea nabz kubur beal adey merayam bselam abxahana nab gedamtina nbexih ybelena fetari aboy 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒
@woldegbrielabrahapwwa
@woldegbrielabrahapwwa 4 года назад
Ellllllllllllll Ellllllllllllll Ellllllllllllll l Amen Amem Amen qal senay yesmealna bereketkom yekiflena
@lwillhappymylifesoon8830
@lwillhappymylifesoon8830 4 года назад
Amen enqae nab beal adey maryam adena abxehana kazi zelo hmam kimhrena ni fuqur weda tilemnelna amen amen amen .
@semhareylove3503
@semhareylove3503 4 года назад
Ellllllllll xelotkin ayfeleynae adetatnan ahiwateyyyyy 🙏💒🙏💒💙💙💒🙏😭🙏✝️💙
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 года назад
ከካብ ቤትኩም ብሰላም ወጺኹም ብሰላም ትምለስኩም ማርያም ዳዕሪት
@rahwahabtetsion4368
@rahwahabtetsion4368 4 года назад
እልልልልልልልልልልል ጸሎታን በረኸታን ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና።
@merhawitembaye7473
@merhawitembaye7473 4 года назад
ወላዲት አምላክ ምህለላኹም ትቀበልኩም ❤️🙏❤️🙏❤️
@habtomeyob6112
@habtomeyob6112 4 года назад
አልልልልልልልል Amen temesgen unku abxahan
@lwamhabte4191
@lwamhabte4191 4 года назад
Aseyyy elelllllllllllllll zmarie melakti yesmalina emebrhan bxelota tetareqena
@akberetyemane5528
@akberetyemane5528 4 года назад
Amen amen amen zemra melakti yesmalna
@letinamedhane2772
@letinamedhane2772 4 года назад
Amen Amen Amen enka abzhan nab Adan Maryme 🙏🙏🙏💙💙💙❤❤❤💓💓💓
@queenheavu1040
@queenheavu1040 4 года назад
ኣሰይይይ እልልል ደቂ እመብርሃን ሙኻን ክጥዕም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፉቁራተይ ጸሎት ስድራና ኣይፈለየና💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🏿
@helenyacob2549
@helenyacob2549 4 года назад
Elllllllllllllllllllll zemara malekti yesmaln
@marthafirew4507
@marthafirew4507 2 года назад
Kale hiywot yasemalin.!
@DellTewahdo
@DellTewahdo 4 года назад
We need to pray. God help us, help the future children! God hear our prayers! Adey Mariam pray for us!!!
@ኦዝያንኦዝያን
@ኦዝያንኦዝያን 4 года назад
ተገዲስና ነንብባ የሕዋተይ መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ፡ ከም ኣካል መንፈሳዊ ኣገልግሎቱ፡ ሕጂ’ውን “እምበኣርከ ውህበት በበይኑ እዩ መንፈስ ግና ሓደ ንሱ እዩ” 1ቆሮ 12፡4፡ ብዝብል መሪሕ ቃል፡ ውህበት መንፈስ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ምዝማር ጸጋ ዘለዎም ሓደሽቲ ዘመርቲ ንምልላይን ናብ ኣገልግሎት መዝሙር ንኽጽንበሩ ንምሕጋዝን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዕላማ፡ መድረኽ ከፊቱ ኣሎ። እዚ መደብ እዚ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ይኹን መዝሙር ዘየዳለዉን ንኽዝምሩ ውህብቶ ዘለዎም ኣሕዋትን ኣሓትን ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝተዘመረ መዝሙር ብምዝማር ዘቕርብሉ መደብ እዩ። ዘቕርብዎ መንፈሳዊ መዛሙር ድማ፡ ናይ ዜማ ውህብቶ ብዘለዎምን ነዊሕ ዓመት ኣብ ኣገልግሎት መዝሙር ብዝገልገሉ ኣሕዋትን መምህራንን ክምመ እዩ። ትሕዝቶኦም ድሕሪ ምምማዩ ብዝርከብ ውጽኢት ድማ ጸጋኦም ንዝተለለየ ተሳተፍቲ፡ ሓድሽ ግጥምን ዜማን ምስ ናይ ስቱድዮን ክሊፕን ውጻኢታት ሸፈነ ብምግባር ሓድሽ ናይ ምስጋና መዝሙር ንኸዳልዉ ሓገዝ ክግበረሎም እዩ። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ንዂልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኦርቶዶክሳዊያን መንፈሳዊ ቻነል ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ንተሳትፎኹም ብኽብሪ ይዕድም። እምበኣር፡ ናይዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ድሌት ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣቐዲምኩም ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ናብ ዝብል ፔጅ ወይ ድማ 0032466483613 (Whatsapp) ስምኩምን ቊጽሪ ተለፎንኩምን ብምስዳድ ካብ ዕለት 05/07/2020-25/07/2020 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ እናሓበርና፡ ድሕሪ ምምዝጋብኩም፡ ኣብ ቤትኩም ኮይንኩም ቪድዮ ሪከርድ ብምግባር ንዘዳለኽሞ ድጋም መዝሙር ብቐሊሉ ናብ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ዝብል ፔጅ ወይ 0032466483613 (Whatsapp) ብምስዳድ ክትሳተፉ ይከኣል። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-fSfnvVTXVh8.html
@brihinhabtu3938
@brihinhabtu3938 4 года назад
Amen Amen Amen rediatkin bereketkin ayfeleyena abey mearey
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 4 года назад
Eeeeeeeeeeet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 God bless Eritrea home 🏡
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 года назад
ደብስይ ናይ ብሕቂ ንፍዒ አዚ ህዝቢ ብጅካ አግዘአብሕሪ አብ ስዓት አዚ ካልኢ ዝግዒ ዝይብሉ ክምዚ ምግባሪኻ ብሕቂ ዓቢ ዕስቢ አላኻ ካብ አግዘአብሕሪ ቅጽል አጅኻ አቅረብና ኢና
@Habenwedihadadim
@Habenwedihadadim 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ፍትዋት ደቂ እመ ብርሃን እግዚኣብሄር ጸሎትኩም ሰሚዑ ይታዓረቀና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ጣዕሚ ፍቅራን ብረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትማ ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@berhekuflu8808
@berhekuflu8808 4 года назад
egziabher Amlak mihlelakum yismae
@taemitesfahiwetey12
@taemitesfahiwetey12 4 года назад
bereket nay adena qdsti dngl maryam ayfeleyena nmbxhu dma fqadu ykun
@terhasmehari6971
@terhasmehari6971 4 года назад
Asssss Elelele Elelele elelelelele eway tawitlku weladite Amelak tslotan amaldenta meskulatena yekun .🙏🙏🙏❤
@raheltesfahansbrhane1415
@raheltesfahansbrhane1415 4 года назад
Aseyyyyyy kemzi neameta bselam yesnehena, neameta kemzi ewan kea ab sdet zelena kuluna ab beita enrkebelu ygberelna🤲🤲🤲
@lithyosion7011
@lithyosion7011 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
@alilaaajose2603
@alilaaajose2603 3 года назад
Maryam adey adena sedrana halwelna 🇪🇷
@ghenetdesta4540
@ghenetdesta4540 4 года назад
Amen, ድንግል ድንግል ድንግል ድንግል ባርኽና ባ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ብሩኻት ደቂ ድንግለይ
@destagalkeshi6511
@destagalkeshi6511 4 года назад
እልልልልልልል አንኳዕ ኣብጸሓኩም ኣብፅሓና ንበዓል ቅድሰት ድንግል ማርያም
@shamsamule610
@shamsamule610 4 года назад
ጸልትኩም ሰሚዑ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይትዓረቀና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትርዳና ምእንታና ትገብሮ ጸሎት ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን.
@hadaskurd9835
@hadaskurd9835 4 года назад
ተዓዊትሉክም ማርያም ባዕላ ጽላላ ተንብረልኩም ኣዴታተይ ኣሕዋተይ
@banchibelaineh7168
@banchibelaineh7168 4 года назад
Emiye Maryam Bezerfafaw kemisa tigardachu!!
@mussietesfazghi4976
@mussietesfazghi4976 4 года назад
ዮሃንስ 3 (John) 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 18፤ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። 19፤ እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ። 20፤ ክፉእ ዚገብር ዘበለ ብርሃን ይጸልእ እዪ እሞ፡ እቲ ግብሩ ምእንቲ ኸይዝለፍ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን። 21፤ እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ብኣምላኽ እተገብረ እዩ እሞ፡ ግብሩ ምእንቲ ኺግለጽ፡ ናብ ብርሃን እዩ ዚመጽእ።
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 4 года назад
Anqua absehana adey Mariyamy mihiretiki awerdlna
@kedsttube4484
@kedsttube4484 4 года назад
Amen amen amen ♥️♥️♥️♥️
@TJ-rr5uv
@TJ-rr5uv 4 года назад
Asey asey sebukat selotkum amlag jesmagom
@yemaneredie9676
@yemaneredie9676 4 года назад
ኪዳነ ምህረት ኪዳነ ቃላ ኣውጊሃቶ ባእላ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@berhanetekie3424
@berhanetekie3424 4 года назад
Xelotkum semiu amelak mehretu yewredlna amen
@abelted6365
@abelted6365 4 года назад
Rhus ngdet debre sina enkae abizi abxhana
@acknowledgment2490
@acknowledgment2490 4 года назад
Love and respect beloved Erterians..greating u from Ethio
@ammorning.5984
@ammorning.5984 Год назад
❤❤❤
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
ጸሎትኩም ስምዑ ምሕረቱ የዉርደልና እመ ብርሃን ወላዱተ ኣምላኽ ምህለላኪን ተቅብላ ናብ ፍቅሩ ወዳ ትብጻሓልኪን ገዳም ከይራኣኩ ናብዝ ሩኩስ ስደት ምምጸኢይ ብጣዓም ኢዩ ዘጉህየኒ 🥰🥰🥰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ghenetweldemariam8638
@ghenetweldemariam8638 4 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይ ኣሰይይይይይይይይይይይይ እንቃዕ ናብዚ ኩብር በዓል ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማሪያም ኣደይ ኣብቅዓና ጸሎትኩምን ጋዕርኩምን ምህለላኩን ኩብራት ወልዲ ኣሕዋትን ንኣሽቱን ዓበይቲን ጸሎትኩ ኣይፈለየና በረከታን ፈጣን ተራድእነታን ፍቅራን የሕድረልና ምስ ኩልና ህዝበ ክሪስቲያን ይኩን ኣሜን።
@simretasfaw1203
@simretasfaw1203 4 года назад
Amen amen 🙏🙏 xelotkum aygadfena
@ናይመስቀልህያበይድንግልና
Aseyyyyy Ellllllllll temesgen amlakey zmarei melakti yesmakna,
@onelove8063
@onelove8063 4 года назад
Amen Amen Amen 💒💒💒👏👏👏❤❤❤🥰
@fevenabrahaley2211
@fevenabrahaley2211 4 года назад
ጸሎታን በረኸታን ኣይፈለየና ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 года назад
AMLAK YHAGZENA Kbur Bahli Alena Iseas Seytan mis Kede Adeye Mariam kmetseki Tesfai WESEN yeblun.
@Flower-qt7ic
@Flower-qt7ic 4 года назад
Amen amen teguhalna
@asmeromwedihayle6229
@asmeromwedihayle6229 4 года назад
Qidsti Dingl Maraiyam Adey ms N Kulatna Hzbe Cristian Orthodox Halwna.
@lme5630
@lme5630 4 года назад
ኣሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድንግል ማርያም ባዕላ ምህለላኩም ጸሎትኩም ትስምዓኩም መንእሰይ ግርማ ዓዲ ናይ ዘመን ዕድመኩም ትባርከልኩም ኣብ ሃገርኩም ትዕቆርኩም ዞም የሕዋት ንፉዓት ፡በረከታን ሬዴታን ናይ አመብርሃን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን ኣሜን
@awetsemere6567
@awetsemere6567 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪን ምስጋና ናዕኪ ይኩን ኣዴና ድንግል ወላዲት ኣምላክ ባዕልኪ አስከ ኣቲ ኣደይ መዓረይ ደቕኪ ሕኮፊ ስደትኩም ይክሎኩም በልና ኣብዚ ገዳም ቦታኪ ዳግማይ ንምለሶ ግዜ ኣምጽልና ተለመኒና ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣንስተይቲ አንድኪ ኩሉ ኣይተፋኪን አዩ
@weditekulu7564
@weditekulu7564 4 года назад
amen amen amen
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 4 года назад
Aseyyyy tselot weledna ayfeleyrna elllllllllll 👏👏👏hzbna dew ybelelna enqaena nazi qdus zkone ametawi beala debresina qdsti dngl bselam abtsehana tselotan bereketa mhret nay wedan ayfeleyena🤲 hzbe krstyan ab zelekum halukum adry maryam tetslelkum ab zdet zelena wn sdetna yhxrelna amlak❤🙏💒💒💒💒
@ድንግለይዋሕሰይእያ
እሰይይይይይይይይይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀለትኩም ትቀበል
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 4 года назад
ወበሳድስ ወርኅ ተፈነወ ገብርኤል መልአክ እምኅበ እግዚአብሔር ኅበ አሐቲ ሀገር ዘገሊላ እንተ ስማ ናዝሬት ኅበ ድንግል እንተ ተፍኅረት ለብእሲ ዘስሙ ዮስፍ ዘእምቤተ ዳዊት፡ ወስማ ለይእቲ ድንግል ማርያም፡ ቦአ መልአክ ኅቤሃ ወይበላ ተፈሥሒ ፍሥሕት ኦ ምልእተ ጸጋ እግዚአብሔር ምስሌኪ፡ ብርክት አንቲ እምአንስት ወርእያ ደንገፀት እምቃሉ ወሐለየት ወትቤ፡ እፎኑ ከመዝኑ እንጋ አምኃ ይትአምኁ ወይበላ መልአክ ኢትፍርሂ እስመ ረከብኪ ሞገሰ ብኅበ እግዚአብሔር ወናሁ ትፀንሲ ወትወልዲ ወልደ ወትሰምዩዮ ስሞ ኢየሱስ ዉእቱ ዐቢይ ወይትሰመይ ወልደ እግዚአብሔር ልዕል። ወይሁቦ እግዚአብሔር አምላክ መንበረ ዳዊት አቡሁ።ወይነግሥ ለቤተ ያዕቆብ ለዓለም ወአልቦ ማኅለቅት ለመንግስቱ፡ ትቤሎ ማርያም ለመለክ እፎኑ ይከዉነኒ ዘንቱ እንዘ ኢየአምር ብእሴ እፎኑ ይከዉነኒ አዉሥኦ መልአክ ወይበላ መንፈስ ኢግዚአብሔር ቅዱስ ይመጽእ ልዕሌኪ ወኃይለ ልዑል ይጸልለኪ ዘኒ ይትወለድ እምኔኪ ቅዱስ ዉእቱ ወይሰመይ ወልደ እግዚአብሔር ልዑል፡ ወናሁ ኤልሳቤጥኒ እንተ እመአዝማድኪ ይእቲ ፀንሰት ወረከበት ወልደ በልኅቃቲሃ ወበርሥዐቲሃ ፡ ወናሁ ሳድስ ዝንቱ ወርኅ ለእንተ ይብልዋ መካን እስመ አልቦ ነገር ዘአይሰአኖ ለእግዚአብሔር፡ ትቤሎ ማርያም ለመለክ ነየ አመቱ ለእግዚአ ኩሉ ነየ አመቱ።ይኩነኒ በከመ ትቤለኒ። ይቤላ መልአክ ሰላም ለኪ፡ ይቤላ ግብርኤል ሰላም ለኪ፡ ማርያም ድንግል ሰላም ለኪ፡ ወላዲተ አምላክ ሰላም ለኪ፡ ማርያም ቅድስት ሰላም ለኪ፡ ማርያም ዉድስት ሰላም ለኪ፡ ማርያም ፍሥሕት ሰላም ለኪ፡ ማርያም ብፅዕት ሰላም ለኪ፡ ማርያም ቡርክት ሰላም ለኪ፡ ማኅደረ መለኮት ሰላም ለኪ፡ ደብተራ ፍጽምት ሰላም ለኪ፡ እኅተ መላእክት ሰላም ለኪ፡ ወእመ ኩሉ ሕዝብ ሰላም ለኪ፡ እግዚእትነ ማርያም ሰላም ለኪ፡ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፡ ቀደሰኪ ለማህደሩ ልዑል ሰላም ለኪ፡ አብደረኪ ወኅረየኪ ከመ ትኩኒዮ ማኅደሮ ሰላም ለኪ፡ በአልባሰ ወርቅ ዑፅፍት ወኁብርት ሰላም ለኪ። ክንፈ ርግብ በቡሩር ዘግቡር ሰላም ለኪ፡ ወገበዋቲሃኒ በሐመልማለ ወርቅ ማርያም ሥርጉት ሰላም ለኪ፡ ኆኅተ ምሥራቅ ወእሙ ለብርሃን ሰላም ለኪ፡ ትበርሂ እምፀሓይ ወትትሌዐሊ እምአድባር ሰላም ለኪ፡ ማርያም ኅርት ወክብርት ሰላም ለኪ፡ ሰአሊ ለነ ኅበ እግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ከመ ያድኅነነ እመ ይመጽእ በስብሐተ አቡሁ ምስለ መላእክቲሁ ቅዱሳን፡ እመ ያቀዉም አባግዐ በየማኑ ወአጣሌ በፀጋሙ፡ ያቁመነ በየማኑ ምስለ እስጢፋኖስ ሰማዕት ወየዉሓንስ መጥመቅ።ወምስለ ኩሎሙ ቅዱሳን ወሰማዕት ለዓለመ ዓለም አሜን። ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ያድኅነነ እመዓተ ወልዳ፡ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት…………ይዕቀቦ እመዓተ ወልዳ፡ ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለመፍቅረ አምላክ …………….ይዕቀቦ እመዓተ ወልዳ፡ ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሕዝበ ክርስቲያን ይዕቀቦሙ እመዓተ ወልዳ፡ ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሀገሪትነ ኤርትራ ይዕቀባ እመዓተ ወልዳ።
@fekreyesusswoldyewhanns5757
@fekreyesusswoldyewhanns5757 4 года назад
EgizibhAr Abo! Zigebro ayfilitin u ezi Hizbi bimihiretka kab dinkurina milso
@trhaskasa5421
@trhaskasa5421 4 года назад
Amen amen amen
@gennet8057
@gennet8057 4 года назад
Amen amen amen
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 года назад
ትግርኛ ኣኣብ ዘለኹሞ በርክቱን ተዓወቱን!ፈጣሪ ምሳኹም እዩ።
@tekletesfay1821
@tekletesfay1821 4 года назад
እልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣደይ ማሪያም ምስ ኩላትና ኩኒ ጸለትኩ ኣይፈለየና የህዋተይ ሓደ መዓልቲ ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኣቢዚ ኩቡር ቦታ ክንበጽሕ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን
@angesomabrahale5684
@angesomabrahale5684 4 года назад
Amen Amen Amen
@hiwetema1317
@hiwetema1317 4 года назад
Amen nisu eyu tselotna
@fretamay7608
@fretamay7608 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kibram6805
@kibram6805 4 года назад
Elllllllllllllll asey ata bruk hzbi tewghalkum adey Maryam yaklekum ybelena fetari xegu yebzhalkum eshok aygaekum halalat 🙏🙏🙏🇪🇷
@Apih.domestic
@Apih.domestic 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@mletefesehazion1147
@mletefesehazion1147 4 года назад
Amennnnnn (3)
@mussietesfazghi4976
@mussietesfazghi4976 4 года назад
ሉቃስ 11 (Luke) 27፤ ኰነ ድማ፡ እዚ ኺዛረብ ከሎ፡ ካብቲ እኩብ ህዝቢ ሓንቲ ሰበይቲ ቓላ ዓው ኣቢላ፥ ዝጾረትካ ኸርስን ዝጠቦካየን ኣጥባትን ብጹኣት እየን፡ በለቶ። 28፤ ንሱ ግና፥ ብጹኣንሲ እቶም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚሕልውዎን ደኣ እዮም፡ በላ።
Далее
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
Eritrean Mariam Debre sina
3:04
Просмотров 42 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 829 тыс.