Тёмный

ዘተ ኣብርሃም ወዲ ትግራይ ምስ ሜሮን  

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 42 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

3 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 439   
@meronsat7665
@meronsat7665 3 месяца назад
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። ru-vid.com/show-UCZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQjoin
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
Meron please please I am advise you choose people
@welduberhe-cs7sf
@welduberhe-cs7sf 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉😢
@abdayuabaygm2394
@abdayuabaygm2394 3 месяца назад
ወዲ ጥልያን !!!
@Mesel860
@Mesel860 3 месяца назад
Immediately ❤!
@Love_you_mo
@Love_you_mo 3 месяца назад
Ykrieta gbereley mieri hawey eza natka medeb btami eye zfetwan zketatelan (1)kabti des zbleni kea wereket nay tena zelewom eye zetu eye eka tbl nmntay eka dea n abreham nay xluln xerfn wereket zelewo yetika kemu wn nay Eritrea atahasasba zeyblu 2 pac nmntay eka tedegagami tetwo zeleka: bejaka msnay ykreta tegediska melseley bitte 🙏
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 3 месяца назад
ወዲ ዓይኖም ዓይነይይይይ ጂግና ኤርትራዊ❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🌹
@teklitkflay2765
@teklitkflay2765 3 месяца назад
አታ ጎሓፍ ሜሮን መጀመርያ ጆነሳይት እንታይ ማለት ዩ መሬትካ ተወሪሩ ህዝብኻ ክስደድ ዝገበሩኻ ክትእገድ ዝገበሩኻ ተጋሩ ዘይኮኑን
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 месяца назад
🇪🇷🌹👍
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ማዕረ ክንደይ ኢኩም ኢቶም ኢርትራውያን ትባሃሉ፡እዚ ሰብ ኣብርሃም ድባሃል እንታይ ይብል ኣሎ፡ባሕሪ ናትና ኢዩ ድብል ደሎ፡ሕጊ ሕጊ ኢዩ፡ስለምንታይ ቅድሚ 98 ከምኡ ዘይብሉ ተጋሩ፡20 ዓመት መረት ኢርትራ ሒዝኩሞ ኣይሕመናን ድዩ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
They know , they just want RU-vid money
@christianc8012
@christianc8012 3 месяца назад
Mitrin,meakorin felalikum zey tikulo agame komalat
@asterisayas8522
@asterisayas8522 3 месяца назад
@debesay... እስቶም እንታይ ጌሮም እቶም ናሕና ኤርትራውያን እዮም ዘጽርፉና ዘለዎ
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 3 месяца назад
Zetee mis Agame dema jemirkum mis beal adulis asseb Bahrii wzt zeblu mis beal abraham ashaa behama eway wirdet nejewis mehferat deqi ataroo........
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 3 месяца назад
ምስ ተጋሩ አንታ ረብሓ ከይ ህሉ ከምዛ ወዲ ዓይኖም ዝበላ ብፈንጂ ምሕጻር አያ ምስ አዞም ልቢ ኣባሓጎታትናን ወለድና ቶግ ኣቢሎም ንሕናን ደቅናን ከይድገም😢😢😢
@natulove5882
@natulove5882 3 месяца назад
Ane kea b électricité gierna knhaxra alena zbl mergezi hize 5year eye zkatae ms zkone seb
@peacelove1806
@peacelove1806 3 месяца назад
ፈንጂ ክተክል ኢልካ ናብቲ ዶብ ዓድና ምጻእ እሞ እታ ፈንጂ ኣብ ነብስኻ ክንፍንጅራ ኢና
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 3 месяца назад
@@peacelove1806 ክላ ኣበይ ኮለካ ተብትኮ
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 4 дня назад
ረብሓ ማ ኤሪትራ ዳኣም ረብሓና ማ ኣረአናኩም ኮ
@suea7762
@suea7762 3 месяца назад
መሮን ብጣዕሚ ደስ ዘብል አገላልጻ ኢካ ጌርካ ነገር ግን ነዚ ወዲ ትርርን ምርር ዝበለ መልሲ የድልዮ። 2ይ ድማ ናይቲ ትግራዋይ ሐሳብ ጥራይ እዩ ተሸይጡ፣ እቶም ክልተሰባት ርኢቶ ኮነ ፣ ሕቶ ወይ መልሲ ንክቡ ዕድል እንተዝዋሃቦም ቡሉጽ ምኮነ! ምኩሕ ኤረትራዊ ብሙካንካ ይሕበነልካ🇪🇷♥️🇪🇷♥️🐪🐪🇪🇷
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 3 месяца назад
Etaye gedishewo bezaeba eritera zihatite zelo mene koyeno eyu zemeliselo zelewo 😢😢😢😢😢😢 zehezeni eyu mese zayemezaribeyom yezarebo alewo foeee oyasho
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 3 месяца назад
ስማዕ ኣንታ ትግራዋይ መጀመርያ ንስኹም ትሕተቱ ገበን ኣብ ስቪል ህዝቢ ንብረቶም ዘሪፍኩም። ኣብ ብዓል ባሬንቱ ንህዝቢ አርትራ ኩሉ ዓይነት በደላት ዝፊጸምኩም ብቐዳምነት ትሕተቱ ሰላም ዘምሩ ትግራይ ጆኖሳይት። ኣይ ተፍጸመን።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 3 месяца назад
Meron young intelligent man, Eritrea first.
@rona7755
@rona7755 3 месяца назад
ጽባሕ እኮ ካልእ እዋን እዩ። ፍርዲ ናይዚ ኦም ድማ ግዜ ነዊሕ ኣይክወስድን፡ ትግራይ ፅባሕ ቅንዕ ክትብክእያ።
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 3 месяца назад
ተጋሩ እዮም ክሳድ ዝቖርጹ ሓንቲ እግሪ ሓንቲ ኢድ ዝቖሮ መንድዩ።
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 3 месяца назад
ህግደፍ ቁኑዕ መስመር ተከቲሉ ኢዩ ድከይድ፡
@X5avatar
@X5avatar 3 месяца назад
ሜሮን ኣብ ዘይቦታኻ ትርከብ ኣለኻ እልፊ ዓሊታውያን ን ህዝብታት ዝብትኑ ኣይተምጽኣዮም ክብርኻ ሓሉ ንስኻ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ክብርኻ ሓሉ
@user-xr7fy4dh9i
@user-xr7fy4dh9i Месяц назад
ክቡራት ተዛራብቲ ኣብ ገድሊ ብመጽናዕቲ ንኲሉ ንሃገር ክመርሑ ዝኽእሉ ደቂ ሃገር ኣብ ውግእ ኣብ ቅድሚት ኣእቲይስቶም ብተወሳኺ እንደገና ብድሕሪት ዝርሽኑ ብዙኃት ነበሩን ኣለዉን
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
እንጣጢዕ ንዘርእ ኣሎና
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 3 месяца назад
ሜሪ ሓቢቢ ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ ከም ብዓል ንስኻ ኢኹም ተድልዩና ኣብዚ ግዜ ሎሚ ንፉዕ so ቀጽሎ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ደቂ ህዝባዊ ግንባር ❤❤❤🎉🎉🎉
@Dominicthewarrior
@Dominicthewarrior 3 месяца назад
መሮን ብዛዕባ ካሕሳ ክዛረብ እንተኾይኑ ከምኤርትራ ፣ከምዚ አብርሃም ዝብሎዘሎ እንተኮይኑ፣ ምጽብጻብ እንተኮይኑ ትግራይ ኣብ ኢትዮፒያ ስለዘላ ተጋሩውን ብዙሕ ወንጀል ፈጺሞም ኢዮም፣ ስለዚህ ፣ሕሳ መን ኢዩ ዝሕተት ግብ ፍርድ የብጸሓና።
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 7 дней назад
ትግራይ ኣብ አርትራ የለይ ኣረትራይያን ግን ድት ግራይ ህንደይ ነጋደይ መቀለ መኾንይ ናበልዕ ናሰተየ ሓልፍ ኸዝ ድርእስና ድዋዕለ ኻድዓተ 😥
@natsnetgrmay3729
@natsnetgrmay3729 3 месяца назад
ክብረትካ ከይሓለኻ ክብረቱ ሓሊኻ ከተረድኦ ኣይትኽአልን ኢኻ ስለ ቲ ንሰላምን ን ሓባራዊ ዕቤትን ዝተዛረብካዮ ግን ንፉዕ
@slm1341
@slm1341 3 месяца назад
ጀኖሳይድ ብሓደ ወገን ነታ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ትጠቅም እያ ተባሂሉ ዝተማህዘት ሜላ ህወሓት ክትከውን እንከላ።፡በቲ ካልእ ወገን ነቶም ብድሮናት ዝሃለቑ መሳኪን ትሕቲ ዕድመ ሰራዊት ትግራይን፡ነተ ግዳያት ተጋሩ ዝኹና ባዕላቶም ተጋሩ ዝፈጸምዎ ዓመጽ ደቂንስትዮ፡ካብ ሓላፍነት ከይሕተቱ መራሕቲ ወያነ ካብ ሓላፍነት ንምህዳም ዝመሃዝዋ ሽርሒ እያ።
@AmanualHumera
@AmanualHumera 3 месяца назад
ንስኻ ብስደት ጆኖሳይድ ይፍፀመካ ዘሎ ከይፈለጥካ ከመይ ገይርካ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ክትምስክር
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 месяца назад
ወያነ ባዕሎም ዝፈጸምዎ እዩ ህዝቢ ትግራይ ዝምስክሮ ዘሎ እዩ
@amanuelteame5440
@amanuelteame5440 3 месяца назад
100% Eziom Nay Susatatt Aregtott tezewegadulna Ezi New Weledo Metredadea 60-70 Amet Selchiuna
@weldegebrielredi43
@weldegebrielredi43 3 месяца назад
❤❤❤ meron is intelgent young person
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 3 месяца назад
There's a difference between war crime and genocide
@Sam-tw3qw
@Sam-tw3qw 3 месяца назад
ሜሮን👍💪🇪🇷 እዚ ትግራዋይ ዝርድኦ እንተኾይኑ ትኽክል ኢኻ ተዛሪብካዮ👍
@welduesayas293
@welduesayas293 3 месяца назад
Meron nab libkha temelesse mise mengestkha kun awet ne higdef 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-bg3uh9mc1w
@user-bg3uh9mc1w 3 месяца назад
ሜሮን ብዘይ ወገንነት ክብል'የ ዝደሊ። ተጋሩ እቲ ክፉእ ዘበለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሕጂ ፈጺሞሞ እዮም። እዚ ናይ ትማሊ ዝኾነ ኸኣ፤ ጆኖሳይድ ይበልዎ ዓመጽ ...... ወዘተ 100% ባዕሎም ተጋሩ ንፖለቲካ ረብሓ ኢሎም ብስም ፋኖ፣ ሻዕብያን ፈደራልን ዝፈጸምዎ ክፍኣት'ዩ። ብሓቀኛ ሚዛን እንተተጸባጺብና'ሞ ተጋሩ ዕደኦም ኣብ ውሽጢ 500 ዓመታት' ውን ክኸፍልዎ ኣይክእሉን እዮም። ቅድሚታ ኲናት ምእጓዶም ፡ ልዕሊ 70 ሽሕ ገበነኛታት ተጋሩ ረንጀር ኤርትራ ኣልቢሶምን ኣዕጢቆምን- ኪዱ ኩሉ ገበንን ነውርን ዘበለ ብስም ኤርትራውያን ፈጽሙ ኢሎም ኣዋፊሮሞም እዮም ። ተጋሩ እታ ካብ ጥንቲ እከይ ግብሮም ንዓና ደኣ ለኪሞምና እምበር ኣይጠቀመቶምን። መዓልታዊ ነውርን ገበንን ምፍጻም ናይ ተጋሩ ሰረቶምን ባህሎምን'ዩ ። ነውርን ገበንን ፍጹም ኣብቲ ጽሩይ ኤርትራዊ የለን ንኻልኢት ውን ኣይሕሰብን። ብተግባር ኣብ ባይታ ንነዊሕ ስለዘለናዮ።
@Mesel860
@Mesel860 3 месяца назад
Merron bereket hagere Eritrea 🇪🇷 I follow to merronism!!! I stand with you my blood 🩸!!!!!! Eritrea first !!!
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 3 месяца назад
ሜሮን ጽንዓት ይሃብካ ንዝዛረብ ጋውና ምጽዋርካ።በቲ ሓደ ካኣ ናይ ብሓቂ ኣድኒቐካ።ምኽንያቱ ነዚ ተጻዊርካ ወርቂ ዝኾነ ሓሳብ ሸይጥካልና።ካብዛ ቪድዮ ብወሑዱ 1000 ኤርትራውያን 100 ተጋሩን ነቒሑ ኢዩ በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ።ጽባሕ ካኣ ከምኣ ትደግመና።I Love you wedi erey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@issayaskahsay979
@issayaskahsay979 3 месяца назад
ሜሪ ናይ ኣያታትካ ወስድኪ በሊሕ ሰብ ጽቡቅ ኣረዳድኣ ቀጽሎ ሰባት ተናቃቅሕ ኣለካ 💪🏾
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 месяца назад
Tegaru amulu eritrean melom ieyom dokuter atefcl abrham tomak athsu wdetena nhena eritreawn bdemna huwot kefla mzunaya 💪🇪🇷🕊🤝
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy 9 дней назад
እቲ ንሰላሳ ዓመት ኣብሊዕሊ ህዝብና ዝተኻየደ ህልቂትከ መንይኽፈሎ ሕተትዎ ነዚ ዓንጃል ኣብርሃም
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሜሮን ኣብራሃም ክሃድም ካፍታ ዘረባ ሓሲቡ ሒዝካዮ 😹😹😹♥️👑🇪🇷🇪🇷😘😊
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv 2 месяца назад
ኣጋቮ ከ ካበይ እዩ ከይዱ ኣየ ንሱኩም ናትኩ ከይተጽኑዑስ ናምትኩ ኣብርሽ ብዕራይ
@user-lb8qt3tf9c
@user-lb8qt3tf9c 3 месяца назад
Viva ሜሪ busulu hasab
@lulrbahri
@lulrbahri 3 месяца назад
😢😢😢ኩሉ ግዜ ዶብ ምሕንጻጽ ክሰምዕ ከለኩ እቶም ምእንቲ ምድራን ባሕራን ዝወደቁ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ቅጅል ይብሉኒ እሞ ይነብዕ ክሳብ ሕጂ ኣብ መከራ ብኽያት ምህላውና ድማ ይስምዓኒ። የቀንየልና ሜሪ ሓወይ፡
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 3 месяца назад
ሜሮን ኩሉ ኣብ ኣብ ቲክቶክ ተዓዚበዮ እየ እዚ ናይ ዓርቢ መደብካ ግን ካብ ናይ ዝሕለፈ ጽቡቅ ኣተኣላልያ መደብ ዘልሓጥ ቢልካ ተራኢኒ ኣሎ NB: ጹቡቅ ጌርካ ተዓዘቦ ማዕብል ይመጻእካ ኣሎ ነዓኻ ንምዕናው ኢዪ። ጉጅለ ኢሰያስ ይኹን ቀንዲ ዕላማና! መንነት ዝብሉ ክኣ ከምቲ ንስካ ትብሎ ዝጠፈሹ ፖሎቲከኛታት ኢዮም።
@asterisayas8522
@asterisayas8522 3 месяца назад
ስቅ በል ቆማል ዒጎ
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 3 месяца назад
ናይዚ ትግራዋይ ኣስተብህልሉ ንመሪሕነቱ ስለምንታይ ኢዩ ደይነቅፍ፡ኣስተውዕሉ
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 7 дней назад
አብርሃም ዝብልዎ ሐደ ጸማም እዩ ግዜኹም ብኾንቱ አይተሕልፉ ኮለል ከብሎኩም እዩ።
@user-li8yf8zi2m
@user-li8yf8zi2m 3 месяца назад
ኣብርሽ ዕንጁሉ😂
@songohan7170
@songohan7170 3 месяца назад
አብርሀም አጋሜ አቅሚ ዘብሉ ብጃካ ሀሷትን ህሥድና ዝፈልጥ ድራባይ ጥራይ አይኳነን ሏቁማጽ ከዳሚ እዩ !!
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 3 месяца назад
ብኽልቲኡ ወገን ናይ ውግእ ውጽኢት እዩ።
@mulutesfamichael6304
@mulutesfamichael6304 3 месяца назад
Keep up the great job! GoD bless Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💖🤗👏
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
እዋይ ነዚ ጌማሬ ሰብ ቆጽርኩሞስ ተዛረባብቅዎ ሕሱራት እኩም 😂😂😂😂😂
@rezanasfaha3145
@rezanasfaha3145 3 месяца назад
ንልዕሊ ሰላሳ ዓመት ቅድሚ ኡ ውን ንህዝቢ ኤርትራ ደም ዘንባዕኩም ንስኹም ኢኹም ተጋሩ።
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
እቲ ምሳይል ናብ ኤርትራ ዝተካደ ከ ኣይተልዕልዎን ድኩም ንዓና ንምጻት እካዩ ተሓስቡ ነይሩ ሳላ ጅግና ሰራዊት ኤርትራ በርዕኑ
@lloveeritrea169
@lloveeritrea169 3 месяца назад
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ኣብዛ ትዕሉልዎ ዘለኩም ክልተ ማዓልቲ ብዛዕባ ዶብ ምሕንጻጽ ክትዛረቡ ሰሚዔኩም ንምካኑ ምሕንጻጽ ኮምሽን ዶም ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግዜ መለስ ተካይዱ እዩ ኣብ 18 June 2000 Algiers እዚ ኣብርሃም ዝብሎ ግጋ ኣሎ ጸረና ናብ ኤርትራ ተዋሂባ በድመ ናይ ጸዲቁ እዚ ደንከል ዝብሎ ግጋ ኣሎካ በሎ ኣብ ጎጉል ኣለካ በሎ ነዛ ጽሕፍቲ ብግቡእ ክትምልሰለይ ይላቦ
@muhammedomer3975
@muhammedomer3975 3 месяца назад
ደቂ አረይ ሃገረይ በል ኩሉኻ ሃገር ሃገር ኢያ❤
@simretafewerkitesfagergish1565
@simretafewerkitesfagergish1565 3 месяца назад
ደቒ ኤረይ እዚ ኣብራሃም ትግራዋይ ኣብ ናቱ ኣጀንዳ ከእትወኩም ደሊዩ ዩ ።ምሊታሪ ኤርትራ ጌሮም ናይ ወያነ ወታሃደራት ዘጽነትዎም እምበር ብ ኤርትራ ወታሃደር ሓንቲ ኣይተገብረን።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 месяца назад
Halewlewe 🇪🇷🇪🇷😂😂
@futsumgful
@futsumgful 3 месяца назад
Very true Meron
@munabryan16
@munabryan16 3 месяца назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏
@NahuTsehaye-dm7wj
@NahuTsehaye-dm7wj 3 месяца назад
ሕጂ ሜሮንሲ ኮነይ ኢልካ ምፅናት (intentional) ክበሃልስ ኩሉ ትግራዋይ ክጠፍእ ነይርዎ ማለት ድዩ ወይስ እንታይ ክኸውን ነይርዎ ትብል ድኣ?
@micealmiki4053
@micealmiki4053 3 месяца назад
ኣብ ትግራይ ጆኖሳይድ እንታይ ማለት ምዃናውን ትርጉማ ኣጢፊኦማ እዮም፡
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 3 месяца назад
ናይዚ ትግራዋይ ዘረባ እመን ኣይትእመን ኢዩ ዘሎ ኣነ ብነብሰይ ቡዙሓት ካብቲ ኩናት ዝመጹ ሰብ ይፈልጥ ክሳብ ካብ መሻርፍና ዝሃብናዮም ኣለዉ ሕማቅ ድማ ክህሉው ይክል ኢዩ ነቲ ሕማቅ ጥራይ ኢዮም ዝዛረቡ
@mehreteabbirikti4923
@mehreteabbirikti4923 3 месяца назад
ወጽዓን ጀኖሲይድን ሓደ ኣይኮነን
@user-yg3fg9ep6s
@user-yg3fg9ep6s 3 месяца назад
ሃላይ ትግረዋይ ረኺቡ ሜሮን ጆኖሳይድ ደምሲሱ።
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 3 месяца назад
Yes it could be drama! Why is Meron too soft to the Tigraway
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 месяца назад
Komale agame entaye gedeseka naye eritriya🇪🇷🇪🇷
@micaeltedros4373
@micaeltedros4373 3 месяца назад
Genocide wer is the Evidence hasewti lekbatat guhafat woyane beakum jemuru kab melles jemirka Eritrawiyan tebedilom zei risah wenjel feximu iyu sukilka hateftef aitbel haki tezareb drbai komalat 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 3 месяца назад
አብረሃ ገልዒ ሓማሴን ጨለ እቶም ነሰመራ ዝደኮኑ ተጋሩ ከ ሰረየን አከሎ ጉዛይን ሕደጎ ፀፍ ዝበሉ ተጋሩ እዮም ሰለ ንናይ ሃገርና ግን ብፍቅሪ ነንበዕልና ምሓዝ
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 7 дней назад
ምሮን ምጀመረያ ይቅርታ ግን ሓንት ነገረ ክብለክ ደደሉ እዝ ትብለኻዮ ነገረ ተክክል የኾነይ ድህዝብ ትግራይ ድውረደ ፀገም እስኻ የኾነይ ሙሉአ ዓለም ደፈልጦ እዩ ግን ኣይትጋገ ቁስል ሰብ ኣይትጉዳ ወታዳር እርትራ ዓድ ዓድ ናዘሩ ናሓረድ ናዓመፁ ሓልፎም እዩ ግን ሓቅ ምዝራብ ኣደላይ እዩ 😥
@besm113
@besm113 3 месяца назад
እሱ ታይ ጌሩ እቲ ወስላት ፖለቲካኻን ፍትሕኻንዩ ብዙሓት ፅሉላትን ወስላታትን ተጋጊ ዘለኻ።ምስ ሰብኳ ከይከውን ዝዛርብ ብዕራይ ምዝርራብካ ፅቡቕኳ ተኾነ ስጋዕ ክንድዚ አታሓሳስባ ዘለዎ ዝተማህረ እንስሣ ዕድል ምሃብካ ዘሕዝንዩ።
@teslibab5691
@teslibab5691 3 месяца назад
@Meron ብጽቡቕ ኣለኻ ወዲእክያ ኣብርሽ፡ ኣብ ርእስኻ ይሸነልካ ኔሩ ኣብ መትከልካ፡ ዋላ ተቓዋማይ ኩን፡ ገጥ ክትብል ኣሎካ። ኣብ ሰከንድ ሰከንድ፡ የሽካዕልለካ ይዋራዘየልካ ኔሩ ክትዛረብ፡ ዕድል ኣይሃበካን ክካብ ሓደ ኣርእስቲ ከም ድልየቱ፡ የገለባብጠካ ኔሩ፡ ኣብ ገዛይ፡ ብናተይ ሕጊ ዶ ትብል ኣይነበርካን
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 3 месяца назад
ሜሮን ዓቕሊ ዘለካ🫣
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 3 месяца назад
The definition of genocide is not understanding Abraham
@nicenice9324
@nicenice9324 3 месяца назад
ትክክል ኣነዉን ዶብና ሓንፂፅና ክነብር ኣለና ከም ጎራባብቲ
@raskeisar4049
@raskeisar4049 Месяц назад
ትግራይ ዚዕርዳ ጠባዊት መሸኒት ምዕራባውያን ጃንዳ ደአ ንኤርትራ ልዕሊ 20 ዓመት ጅሖ ሒዛ መን ከማይ ትብል ዝነበረት ወጭማድ ክልል፡ ተወጺዔ እንተበለት ክትሓፍር ጥራይዩ ዘለዋ።
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 3 месяца назад
Abraham you got to know the difference between crime and genocide ok a crime against humanity may only be committed against civilians, genocide can be committed against any member of the targeted group, whether combatants or innocent civilians
@kemalemey
@kemalemey 3 месяца назад
ሜሪ በሊሕ መንእሰይ
@user-vg1wn9vp6f
@user-vg1wn9vp6f 3 месяца назад
Hakika Wala hawey
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 месяца назад
ሜሮን መሕጎስ፡ 99% እኮ ኢና ንሰማማዕ!
@amsterdam1497
@amsterdam1497 3 месяца назад
Mxnat zerie zbhal ab tigray aytekayeden ente tegeru ka zxeneta sdrabetett amxulna
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ደቂ ት9 ብሄር 2 ሃይምኖት ደቂ ሓደ ኤርትራ እና
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi 3 месяца назад
ኣነስ ጆኖሳይስ ትርጉማ ስለ ትፈልጥዋ ኣዝየ እየ ዘድንቐኩም ። ደቅዛ ኣብዓኸ
@eriasmara4218
@eriasmara4218 3 месяца назад
ንወዲ ፡ ዐይነይ ፡ ሀቦ ፡ ነቲ ፡ ጀግና ፡ ✋🇪🇷🇪🇷
@RastaShop-bu8zp
@RastaShop-bu8zp 3 месяца назад
ሓደ ትግራዋይ ን3 አርትራውያን መርገጺኹም በበይኑ እንታዩ ጸገምኩም ንስለ አርትራውነት ዘይትቃለሱ ምስ ሓንቲ ክልል ሃገር ትዝትዩ
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 3 месяца назад
ተወዲኡ
@eliasgebreamlak846
@eliasgebreamlak846 3 месяца назад
Tplf 27 yr Eritrea ppl we never forget that i
@elilhagos9952
@elilhagos9952 3 месяца назад
Merry Lebam Abi. Seb, Moguati kab ezgis nieshtey eka aemiroka amilak yibarko , bihaki eye zednikeka , kab abeyti zeyterekbe kab koliu
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 3 месяца назад
ኣብርሃም ጀበና ሐዘን😂😂😂😂
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 2 месяца назад
ሐደ ሲዲ ኢኻ ሜሮን ንአብራሃም ደስ ዝብሎ ካብ ትዛረብ ኤርትራ ደም አብዕኩማ ኢኹም ዘይትብሎ።
@girmalemyohannes6636
@girmalemyohannes6636 3 месяца назад
ኩሉ ትግራዋይ ስቪል ክዳን ይዋጋእ ነይሩ። ኩሉ ኣባል ትዲፍ ኢዩ። ንኤርትራ ንምኽሳስ ክጥዕሞም ምንእቲ ስቪል መሲሎም ቀሪቦም ክሕስው ይውዕሉ።
@mehreteabbirikti4923
@mehreteabbirikti4923 3 месяца назад
Crime is not genocide
@brktitesfamicael9838
@brktitesfamicael9838 3 месяца назад
Dr Abrham Tgray Awdi kunat geroma ezi kea kulu mstir nai kfat Hwhat eyom
@user-be9gm1lj4i
@user-be9gm1lj4i 3 месяца назад
Serawet tegrai ab hezbei ateu wugu geru
@-se9hk
@-se9hk 3 месяца назад
ኣሰይይይ ኣነ ሓማሰነይት eye Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@aneeri6921
@aneeri6921 3 месяца назад
እዚ ትጽውዕዮ ዘለኪ ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይኮነትን ትርከብ ሕጂ ከኣ ዞባ ማእከል ኢና ንፈልጥ
@akiyor3615
@akiyor3615 3 месяца назад
ንስኪ ጓል ኣቦኪ ኢኪ። ካብ ሓማስየን መጽየ እዃ ከይትብሊ ጓል ሓማስየን።
@dawityohannies1419
@dawityohannies1419 3 месяца назад
ሜሮን ለኽባጥ ኮይንካ ለባም ለባም ትፃወት:: ንምንታይንአብርሃም ነዚ ገፋህ አፉ ትግራይ ምሳይል ክትሰድድ ዝኸፈእ ዝመፅእ ከምዘሎ ዝይትዛረብ::
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 3 месяца назад
GBU more and more
@nasserwedikentiba3009
@nasserwedikentiba3009 3 месяца назад
ሚሮን ሓዉና 2 ከፋል ኣለዋዶ ይኽዉን አዚኣ ዳ ዝይተኽይፍናላ ትያትር አንዲያ አዚ ኣብራሃም ክምዚ ገይሩ ዕንክሊል ክበለካ ክንደይ ደረቅ ምልሲ ንይሩ አንዲዩ ዕል ዝይሃብካዮም ን ባዓል ቢንያም ን ኹባክን እዝፍትዎካ ወዲ ከንቲባ ካብ ሆልንድ
@elisaabriha
@elisaabriha 3 месяца назад
ህቦም ባዕሎም እዮም ኣንጽቶሞም
@user-lf1ib5jf7s
@user-lf1ib5jf7s 3 месяца назад
ንኤርትራዊያን ክጸርፍን ከናሽውን ክዘልፍን ዝውዕል ሰብ ከምዚ ዓይነት ሕቶ መትሐዝን ምእሰርን ዘይብሉ ሕቶ እዩ ።
@KidaneGLIBANOS-me4qj
@KidaneGLIBANOS-me4qj 2 месяца назад
ጀነሶይድ ማለት እኮ ብዘይ ገበኑ ምቅታል ብዘይ ፍርዲ ምእሳር ወዘተ ማለት እዩ ሜሮን ግን ከምዚ መልሱሲ አይተፀበኲኳን ህግደፍ ንህዝቢ ትግራይ አይኮነን ንኤርትራ ከማን አፅኒቱ ሜሮን ተቆዋይ አይኮንኳን
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 3 месяца назад
በሉ ተባሂሎም እዮም፡ ኢሎሞ፡
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 3 месяца назад
ሜሮን ከልቢ ሓውዘን ❗️እዚ ደጋል ዓጋመ ኮለል የብለካ‼️ርሙስ
@user-yl7nm4uk6g
@user-yl7nm4uk6g 3 месяца назад
Identifying the cause of a problem is getting 50% of the solution. Until the people of Tigrai identify the root cause of their incessant suffering, they will continue to languish for generations. Sbhat doesn't want to admit the true cause of what has befallen on the people. At least, he should have acknowledged the role of misguided beliefs and shallow personal interests of his "comrades" that resulted in the suffering of the people.
@damtewharinet851
@damtewharinet851 3 месяца назад
Well said.👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 месяца назад
Amhuku bhsoe🗣ielet tegaru hebier anecom des ablenan gezbna woesdkum zesgogu huwhat atum hsewut fenfnat ielet tegaro raywom felestm🇵🇸rayom zetet zebhal
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 3 месяца назад
ኣይተፈጸምን፡ ምሕደራ'ዩ።
@hagosyohanns9443
@hagosyohanns9443 3 месяца назад
ብልክዕ ሕኒኡ ፈዲዩ። ካሕሳ ማሕሳ ኣይትሕሰቦ፡ ትግራዋይ መሬት ኤርትራ ክረግጽ ኣይደልን የ ኣነ ከም ሰብ፡ ዘይምለስ ጥራሕ ዩ ክሰግር ዝክእል።
Далее
Все мы немного Адриана 😂😂😂
00:11
Dawoud Pique: Geen verkiezingen 2025?
30:57