Тёмный

ዘይሃስስ ቃንዛ 😱 ዛንታ  

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 70 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

#ሰላምፀጋይ #smile #habesha #ትግራይ #tigraygenocide #tiktokvideo #tigraymusic #selamtsegay

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 136   
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
በስመ ስላሴ ሓቂ ሞሲልኒ 😥ማዓረይ ከሙኡ ኣይግበርን
@ሰንበቱኣብርሃወጀረተይት
ኣት ሓፍተይ ስራሕ ድኽ ስእንኽ ኣማስ ብጋል እነኽ ከምዝ ትብል ዋላካ ሓቅ ኣይኹኑ እት ዘራባ ደስ ኣይብል ልሙኻኑሱ ከመይ ገይርኽ ሓስቡዮ ካብዝ ማሓረን ፈጣርን
@mekditigraweti
@mekditigraweti 2 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓኪ እውን መስተውዐሊ ልቦና ይሃብኪ ዓባይ ሃሳስስ😴
@mebrattadese6383
@mebrattadese6383 2 года назад
ዓባይ ሃሳስ😄😄😄
@abnetreact315
@abnetreact315 2 года назад
እውይ ኣዝዩ የሕዝን😭😭😭😭😭 በስመኣም መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ኩሉ ሰብ መዋታይ እዩ ጥራሕ ኣብ ላዕሊ ዘይሓልፍ ህይወት ክነሕልፍ ቅዱስ ፈቃድ ኣምላክ ክከውን ፍቅሪ ኣምላክ ፍርሓተ እግዚኣብሄር መንፈስ ቅዱስ ክሓድረና ቅዱስ ፈቃዱ ይኩን 🙏🙏🙏
@mdsudan6485
@mdsudan6485 2 года назад
ዋይይይ ለማዓንቲ ተጋጊኺ ሰሉ ዓይነይ ብጣዕሚ ተመሲጠ ይሰምዐኪ ነይረ ማራ ሓዚነ መጀመርያ ከይለምደኪ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 3 месяца назад
ለበምናያ ክብላስ ፃሕሊ ይዓጥና ድዩ ዝብሃል አምላኽ መስተዋዓሊ ልቦና ይሃብኪ ሎምስ እንታይ ንብለኪ እዋ ሐዘን ዝስመዖ ዝረከቦ እዩ😢😢😢😢
@መርሃዊትኃልትግራይ
አረ ሰላም ትዕሽዊ ኣለኪ በስምኣብ ብከምዙይ ቀልዲ ኣሎ ድዪ😭😭😭😭😭
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад
ዋይ ዛቆላዓ ግን ማጨለት የድልያ ነይሩ አዳአ ዶ አላይ ምሳአ ገለ ዘይትገብራ
@letinagelyesus8425
@letinagelyesus8425 2 года назад
ብስላም ሓዚነ ፀኒሐስ ብኣኪ ብጣዕሚ ሲሒቅ ኣዲኣ ዶ የላን ምስኣ ዘይትገብራያ ክክክክክኽ ኣዲኣ ድኣ ስራሕ ትኾን
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад
@@letinagelyesus8425 ዋይ ቦእውነት ብጣዕሚ አናድዳትኒ ዋይ ታይ ክሳሓቆ ፅጋበይ ብስማአም
@ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ
ወይይ በሰመአብ አነ ገድድ ምስማዐይ 😥😥ብሞት እሞካ ብጋልነካስ ቀልዲ እግዚ ማሓረና ክርሰቶስ
@ጋልትግራይ-ዀ8ኘ
@ጋልትግራይ-ዀ8ኘ 2 года назад
ለባም ለባም ተተባህላስ ዓዘር ቀዘር መደመም
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
@ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 2 года назад
በስመኣም ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ ኣይትመነያ ንእክይቲ ይብላ እነምበይተይ ዝብለኪ ኣይብለይን ዋ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለልኪ🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 года назад
ነውሪ ኡዩ ሰላም ሓፈተይ ግን ዋይ ልቅርሺ ክብሃልስ ዘይኮነ ክትነገሪ ኣነስ ብጣዕሚ ሓዚነ ነይሪ😢😢😢😢😢
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 2 года назад
ደደብ ኢኪ ሞራል ሰብ ሓልዉ ክንደይ ሰብ እዩ ናይ ሓው ናይ ሓፉቱ ሓዘን ዘለና ንምንታይ ሐዘና ትቅስቂሲ 💔ሓዘን ስለ ዘይበፀሐኪ ዶ ይከውን ሕማም ኩርምቲ ንደርሆ ኣይንታያን እኮ ተባሂሉ 💔
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 2 года назад
ኣትዮ ሰሉየይ ታይ ገይርናኪ ኢና ኣብዚ ሐዚ ሳዓትስ ዘፅናዓንዐና ሰብ እዩ ዘድልየና ዘሎ ምክንያቱ ኩላትና ብናፉቆትን ህዝብናን ልብና ተሰይሩ እዩ ዘሎ ማዓዝ ዘሐዝን ተሲኢኑ እዩ በጃኪ ዘሐዝን ነገራት ኣይተምፅኢ እሞ ካዓ ዘይኮነ ተኪኢልኪ ናዓና ማሃሪ ዝኮነ ነገር ኣቅርብልና ክብረተይ ኣነስ ናይ ባህልና ስራሕ ክትሰርሒ ከለኪ ደስ እናበለኒ ደጋጊመ እየ ዝርኦ ሰሉየይ ከይትደግሚ ኣነስ ሞት ኣይኮነን ዘፍረሐኒ ዋ ሓጥያተይ እዩ ዘፍረሐኒ ዘሎ ?
@سلامه-ض3ج
@سلامه-ض3ج 5 месяцев назад
ላይኩም ኣልዕልዋ ከምዚ ዝበለ ሓስብ ክዛረቡ ከለው
@shushayhaftu2840
@shushayhaftu2840 2 года назад
ሓፈተይ ተጋጊኪ ብጣዕሚ ብካልእ እንዶ ኣይትቅልድን ፅብቅ ኣይኮንን
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
እሳእያ ብቻ ጓል
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 2 года назад
ዝገረምዩ
@yeyeuhdjdh5554
@yeyeuhdjdh5554 2 года назад
ዛቆልዓግንጢዒይቲ የኾነትይ ነወሪ ልሞት ቆፀራ ይብሉይ ብኻሊእቀልዲ ቅርሺ ይመፅእ ይኸይድ ቡዙሕ ባህሊ ዓድኺ ዘይተፍልጢ ዋይ
@alugaltewahdo692
@alugaltewahdo692 2 года назад
ብስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ አሜን ማዕረ ክንድዚ ዝወረደ አታሓሳስባ ከም ዘለኪ ለማዓንቲ እየ ፈሊጠ ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር አምላክ
@yeshiyoutube3658
@yeshiyoutube3658 2 года назад
ሠላምዬ በርችልኝ ከሪፍ ትምርትነዉ አትጦፋጎራበይ 😍like
@ጋልትግራይ-ዀ8ኘ
@ጋልትግራይ-ዀ8ኘ 2 года назад
አፅልእክኒ የመና
@tuuuuyy7454
@tuuuuyy7454 2 года назад
ዋይ ታይ ኢናባ ጌርናኪ ሰሉዋይ ሃህ ክብልስ ሃህ ኢለ ተሪፈ😜😜😜😜❤💗
@dnilove6637
@dnilove6637 2 года назад
Kkkkk wey 🤣🤣🤣
@KhanKhan-mg6iw
@KhanKhan-mg6iw 6 месяцев назад
አነሰ ከመንት ፅሓፍ አፋለጥ ነረዋ ገና በጥዕሞ አክ ትሐዘነ መኪነቶ በሞት ከን አደገና ብ ጓል አነክ አዋይ ዘገረም አይ ተጋጌክ አክ አነሰ በጥዕም አይ ዘፍትወክ ነረ ገነ ከም ለምዓነት አፅለአክክይ😢😢😢😢😢
@meargtgray2574
@meargtgray2574 2 года назад
ኣጀኪ ማዓረይ
@ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
እዛ ቆላዓ ስራሕ የብላን ድያ እንታይ እዩ እዚ ሃተውተው ።ንህዝቢ ድምፂ ኹኒ ብዙሕ ዝንገርን ዝግበርን ኣሎ ቁም ነገር ዘለዎ ተናገሪ 🤔😏😏
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray 2 года назад
ክክክክክክ ዋይይ መጨረሸኡከ እንታይ እዩ ኢለ ሃህ ኢለ ይሰምዕ ነይረ ካብኡስ ሕልሚ ገሪሙኒ ነይሩ ሰሉየ😁😁😁💞💞💞💞💞💞💞💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@سلامه-ض3ج
@سلامه-ض3ج 5 месяцев назад
ዋይ መፅሊኢት ችዲ ድርባይ
@rutahadgu5861
@rutahadgu5861 2 года назад
ክትስድዲ 🙆‍♀️ ኣነስ ኣብ ሂወተይ ሓፍተይ ወይ ሓወይ ሞይቱኒ ኢሉ ሰብ እንተ ነጊሩኒ ማራ የ ዝሓዝን ሓቂ መሲሉኒ ማራ ኣደንጊጽክኒ ነርኪ
@samerhmahlet
@samerhmahlet 5 месяцев назад
ዋይአፍፍፍ😢😢😢😢😢
@user-fg9xx4bn9e
@user-fg9xx4bn9e 5 месяцев назад
ታይ ትኮን ኣለኪ ስላም😢
@ngstihylemaryam7540
@ngstihylemaryam7540 2 года назад
በስምኣም ወወልድ ቅድስ ኣነስ ብሓቂ መሲልኒ ነይሩ ዋይ ሰሉዬ ማራ እየ ሰንቢደ ነይረ
@NdKz-l4g
@NdKz-l4g 3 месяца назад
ገፅኪ ትርሓቅ ቅጭ መምፅኢት 😏😏😏😏 አረ ርሓቂ ደስ ዝበለና ታይልና ብባኺ ንሰምዕዋ 😏😏😏
@tittit4121
@tittit4121 2 года назад
እረ ልቢ ስብ ተጥፍእ እያ ዝኣስ ካብ ክምዚ ይስውርና
@zaidkonjo8086
@zaidkonjo8086 2 года назад
ዋይይይ በሰማኣም አንኳዕ ውን ብራንክ ኮነ ሰላመይ ኡፉፉፉፉፉ
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 2 года назад
ሰሉየ ሓፍተይ ብሓቂ ኣምሃሪ እዩ ግን ሓደ ሓደ ኣብ ኮሞንቲ ዘንበብኩዎ እኒሆሲ ኣሕዋተይ ንምንታይ ንሞት ንፈርሕ ግዳስ ንሓጥያት ዳኣ ንፍራሕ ምክንያቱ ሞትን ሂወትን መፋጥርትና ስለ ዝኮነ ኣጆኪ ጎብዚ ሰሉየ ለ 🙏🙏🙏♥️💛♥️⬅️
@mearggebreyewuhans2528
@mearggebreyewuhans2528 2 года назад
ብሓቂ ለባመይይ😘😘
@amanbeyene4383
@amanbeyene4383 2 года назад
ወረሎዎ
@ፁምዋናፊቀ
@ፁምዋናፊቀ 2 года назад
ሰሉ መሕረር😁😁😁 ኣደንጊፅኩዮም ተካታተትኪ ኣነስ ይፈልጣ እየ ነይረ ዛሕክያ
@Salam-cf8mc
@Salam-cf8mc Год назад
ካባክ ኒላዓል ስድ ዝከደ የለእ እግዝአብህር ሊቦና ይሃብኪ
@alsagebremedhin3020
@alsagebremedhin3020 2 года назад
ዓባይ ጌጋ ሰላመይ ዝጠቅም ነገር ድዩ ሲኢንኪ
@GenetChannel-k1w
@GenetChannel-k1w 2 года назад
ዉይ በስመኣብ ኣደንጊፅክኒ ሰሉዋይ
@rahwahadgu7201
@rahwahadgu7201 2 года назад
ዋይ ኣደንግፃትን ሓፍተይ.ናተይ .ተጋግክ
@medhinteklit1135
@medhinteklit1135 2 года назад
Wey ati naybhaki mesiluni btaami hazine nere eff enqan hlmi Kone
@adraadra4372
@adraadra4372 2 года назад
ዋይይይይይይ ናይ ሎሚ ዛንታ ኣይግድን ሰሉ
@Yrgutube
@Yrgutube 2 года назад
ዋይ ኣቲ ሰሉዋይ
@user-hb2rv3pi8c
@user-hb2rv3pi8c 2 года назад
ግን እዚ ንባዕልኪ ፅቡቅ አይኮነን ሰሉየ አነ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ኔረ ሐዚ ግን በቃ ዳርጋ ገዲፈዮ እየ ቪድዮኪ ምክንያቱ አብ መወዳእታ ስለ ፕራንክ ትገብርዮ ደሞ ሞራል ሰብ ዝትንክፉ ነገራት አይትግበሪ
@titichannel8465
@titichannel8465 2 года назад
❤️❤️❤️❤️💛💛💛
@sjsughjdjd1130
@sjsughjdjd1130 2 года назад
Omg ሰሉ ክትሕሺ ጀሚራ ብኩሪ ባዕላ እንድያ ክብል ፀኒሐ😂😂😂😂😂😂
@tirhastesfay3545
@tirhastesfay3545 2 года назад
Hahahahahaha 😄😄😄😄 ካብ ኩሉ ዝምችወንይ ርእሲ ናይቲ ተቅርብዩ ታሪኽ ሓቀኛ ታሪክ ውን ንገለ ይኮን እዩ
@user-xn3hf2ed6g
@user-xn3hf2ed6g 2 года назад
ሰላም ሓፍተይ ደሰ ኣይብለን ዋ ሰልከኪ ኣቀመጠለይ
@fwhush3275
@fwhush3275 2 года назад
ዋይ🤔
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 2 года назад
ዓብዪ ጌጋ ጌርኪ
@ቁዱስዩቱብ
@ቁዱስዩቱብ 2 года назад
ተመስገን አቀዲመ ኮሞን አንቢበ ልበይ ተይ ሓዘነ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@حبشتىحبشتى
@حبشتىحبشتى 2 года назад
ዋይ አፍፍፍፍፍ💔💔😢😢😢😢💔💔💔
@genigaltigray4723
@genigaltigray4723 2 года назад
ጎል ሓፍቲ ታይ ገበርናኪ ጎለይ ዋይ😂😓😂😂
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ 2 года назад
ብሰም ሰላስ ዋይ ሰሉ ኣይበሂለን
@thth6123
@thth6123 2 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@hyr9316
@hyr9316 2 года назад
ይፍሕር ይፍሕ ካብእከ
@rahwagalagamexeida7994
@rahwagalagamexeida7994 2 года назад
Wey teamr
@user-mr7xo4lu9b
@user-mr7xo4lu9b 2 года назад
🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔𝑤𝑎𝑦 𝑔𝑜𝑜𝑑🤔🤔🤔🤔🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
@ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ 2 года назад
ዋይ በስም ሰላሴ🥺
@hadsharaya1116
@hadsharaya1116 2 года назад
🤔🤔🤔
@abebafkri975
@abebafkri975 Год назад
ዋይ ሰሊ ሰክርኪ ዲኪ ነርኪ🙄
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 года назад
ዋይ በስማኣም ሞራል ስብ ኣይትንክኢ ክንደይ ደቅንኡ ዝስኣነ ብሓዘን ዝፈዘዘ ስብኣሎ😡
@zafu5786
@zafu5786 2 года назад
ዋይ 😁😁
@yemikaellij8347
@yemikaellij8347 2 года назад
Way hesasi Le heftkai kemezey
@lmlmlmlm2127
@lmlmlmlm2127 2 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ውነይ ወፂኣ ባዕ 🥺
@user-qz6kq7in2p
@user-qz6kq7in2p 2 года назад
Mara danigita
@zha8908
@zha8908 2 года назад
ውይ ታይ ማዓት እዩ ትጌጋክይ ዝሕፈተይ አይብሃልይ
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 2 года назад
ጊስ ስዲ
@ndjs6045
@ndjs6045 5 месяцев назад
😢😢😢😢😢
@attg27tube
@attg27tube 2 года назад
Way😍
@user-qz6kq7in2p
@user-qz6kq7in2p 2 года назад
Atiy wey ahizenikiniy
@selugaltegry5512
@selugaltegry5512 2 года назад
😢😢😢😢💔💔💔💔💔
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
ዋይ ብዳሕናኪ ዲኪ ጓልሓፍቲ
@ጋልትግራይ-ጀ5ቘ
@ጋልትግራይ-ጀ5ቘ 2 года назад
ስዲ ፅብቅትን ዕይንትን ዝኮንኪ ሓሲኪ ገንዘብ ብ ካብ ትእክቢ ትሓስቢ ሃሳስ ኮይንኪ እምበር ተከተልትኪ እኪ ተርሕቂ ዘለኪ ካብ ሎሚ ሳብስክራይበይ የልዕለኩ ብጋልነካ ቀልዲ የለን
@abnetreact315
@abnetreact315 2 года назад
ጓል ሪመይ 💛❤ሳብስክራይብ👈 ግበርለይ ንሰላም ድማ ኣይተልዕልላ ዘይጋገ ሰብ የለን 🙏🙏🙏🙏
@FjfFufu-q3t
@FjfFufu-q3t Год назад
Hesewt
@sramejc9b982
@sramejc9b982 2 года назад
ሰሉየይ ታይ ወሪድኪ ኣነ ይገድድ ሃህ ኢለ ምስመዐይ😜😁 መጀመርያስ አሕዚንክኒ ነይርኪ😥
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Год назад
ከምዛይ ዓይነትታራክ ከይተምፂኢልና ወይ ወሪዲና ዶ ኩሉ መምህሪ ኳይንልና ምፃታእለም ከመዛይ እይፂበያክያ ነይር፣፣፣
@XxxXxx-gm6gc
@XxxXxx-gm6gc 2 года назад
ተሕዝኒ ሓፍተይ ትሃሲ እኪ ከሙኡ ላበልኪ😏😨
@adeytigray3717
@adeytigray3717 2 года назад
ዋይ አፍፍፍፍፍ
@WTM6136
@WTM6136 2 года назад
ኣብዚ ጥቓይ እንተትነብሪ ጉንዲ እዝንኺ ጩው ኣይመበልኩኽን ነይረ 🙊
@merhawibrhan7160
@merhawibrhan7160 2 года назад
Hilmi dyu halmki selu aini ambeta
@titiwukro3182
@titiwukro3182 2 года назад
ብስመአም ወልደ መንፈስ ቁድስ በሐዚ ሳዓትስ ኡዙይ ይቅለድ ሰብ ማዓዝ ዘሕዝን ሲኡኒ ዘደስት አንበር ዘርከብኪ ተኒቲንካ ዝዉዳእ ስቃይ ህዝቢ ትግራይ ዘይተቃልዒ ካብ ዝመተ ሰብ ትቀትሊ
@qwqw3270
@qwqw3270 2 года назад
ቡርቅቅ በሊይ ችዲይ ከምዚይ አይግበሪይ ሓፍትክከ እንታይ ገበረት አነ ገድ ሃ ኢለ ምስማዐይ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад
ከም ዓፀዋ ኢቶብ ገውኦም
@zahrazahra-yd5ch
@zahrazahra-yd5ch 5 месяцев назад
ዓዘዉዘዉ ክትብሊ ኮይንኪ ሎስ ግን ሰብ ከመር ኢልኪ ተምፅእዮ ነገር ኩሉ ሓሶት እዩ ግን ሓደ ሓደ ሓቂ እዩ ዝመስለን ንላይክ ክትብሊስ ሃለዉለዉ ትብሊ ሓደማዓልቲ ፅብቅ ነገር ኣምፅኢ እስከ😖😖😏😏
@سلامه-ض3ج
@سلامه-ض3ج 5 месяцев назад
ሓመድ ብሊዒ ዓባይ ሃስስ ታይ ማለት እዩ ብምት ትቅልዲ ካልኢ መምሃሪ ሰኢንኪ ዱዩ
@brktitesfaytewahdonzelalem3995
@brktitesfaytewahdonzelalem3995 2 года назад
Away ykrexki ati rgmti kemey hazine xenihe giga kemau aytgberi
@سلامه-ض3ج
@سلامه-ض3ج 5 месяцев назад
ኩሉ 666ከይኑ እቲም ዩትበራት ብቃ ፈለወር ክትቡሉስ ሰብ ዘይዛናግዕን ዘይምህርን
@اساس-ص2خ
@اساس-ص2خ 2 года назад
ዋይ ኣቲዮ ዋይ
@Fanu1951
@Fanu1951 2 года назад
በስም ኣብ ክንደይ ትጭክን እዝ መዘናገዕ ኣይኮነን አረ በጃኺ ኸምዚ ዓይነት ሕደግ
@abnetreact315
@abnetreact315 2 года назад
እውይ ሕልሚ እዪ ኣነ እውን እኮ ብዛዕባ ናይ ምስ ወርቃ ተቀቢራ ትብል ንእሽተይ ኣግሪማትለይ ነይራ በስመኣም እንታይ ገበርናኪ ጓለይ
@MeseluHagos-m4q
@MeseluHagos-m4q Месяц назад
ድቅሪሽ እልኽስ ብሞት ጋልነኽ ትሽቅጥ😭😭😭😭😭😭 ልባና ናሃብኽ ሕዝስ ኣብዝሕኹዮዋ🤮
@Salam-cf8mc
@Salam-cf8mc Год назад
ሰርሕ ገንዘብ አክብ ካብ ሕሱር ነገር ምንጋር
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q 2 года назад
ሶሊተይ ለባም እኪ ኮ ሕጂ ግን እዚ ሓሳብ ፅቡቅ ኣይኮነን 🙄
@rahwagalagamexeida7994
@rahwagalagamexeida7994 2 года назад
Selyey xegrki bmntay let teblyo
@nebinebi2574
@nebinebi2574 2 года назад
ሰሉዋይ🙄🙄
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 2 года назад
ዋይ ነእካ ሃለውለዊ ዝኮነ ግዜ ኣቲ ጥዑቲ ዶ የኮንኪይ እኪ
@MeseluHagos-m4q
@MeseluHagos-m4q Месяц назад
ዓበይ ቓላል🤮
@hshd859
@hshd859 2 года назад
ዋይይ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ክብርቲ ሓፍተይ
@ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
@ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ 2 года назад
ናትካ ገደደ😂
@brkti_tube
@brkti_tube 2 года назад
ክክክክክክክ ወይ ጉድ ተቐኒናስ ክንድኡ ክንሰምዕ ኢና
@Yrgutube
@Yrgutube 2 года назад
ዋይ እስካብ መጨረሻ ከይሰማዕኻ ኮሞንት ምሃብ ውፅኢቱ እዙይ እዩ
@hfdgg9113
@hfdgg9113 2 года назад
ጌጋ
@elhamha936
@elhamha936 2 года назад
🤦🤦🤦
@ياسينمحمد-ي3ز3ط
@ياسينمحمد-ي3ز3ط 2 года назад
Hiiii
Далее
How to Build a Homemade Bike Using a Barrel
00:21
Просмотров 890 тыс.
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:26
Просмотров 510 тыс.
ለኔ ይህ አይገባኝም ነበር 😭😭
17:21
hi ጋይስዋይ
1:01:42
Просмотров 9 тыс.
How to Build a Homemade Bike Using a Barrel
00:21
Просмотров 890 тыс.