Тёмный

ጭንቅኹም ምስ ተፈጥሮ ክተቃልሉ ካብ ከተማ ናብ ገጠር ሒዘኩም ክኸድ🌾🌾🌤 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 70 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

#selam tsegay #ሰላም ፀጋይ #tigraygenocide #tiktokvideo
Facebook ~ Selam Tsegay
tiktok~ selam tsegay
Instagram _selam_tsegay

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 168   
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 2 года назад
ሰልዎይ መዓረይ ኩሉ ትክእልሉ ሓላለይ ኣነዉን ንገጠር ክወፅ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ሕዉስዉስ ይብለኒ ዓይነይ 😢😢 ንብዓት ምቁፅፃር ይኣብየኒ ብዝኮነ ኣጀና ስደትና ኣሕፂሩ ናብ መርየት ዓድና ብሰላም የርግፀና ተጋርዎኒ💓💛💓💊💛💓💛💓💙💙🙏🙏🙏
@tglove7635
@tglove7635 2 года назад
ፅቡቅ መደብ ቀፅልሉ🥰❤️💛ግን ከይትሓሚ ድንኩል ኣይትብልዒ ከም ናይ ዓድና ፅሩይ ኣይኮነን ብዙሕ ጉሓፍ ዝደፍኡሉ ቦታ ኢኪ ዘለኪ ሓፍተይ
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
💞ካብ ሕጂ ንዳሓረ ዱንኩል ከይትበልዒ ምቅረተይ💞ናይ ቃደም ይኣክልና
@tarhslove4629
@tarhslove4629 2 года назад
ሰሉዋይ ፅርይቲ ፅቡቕ ተዘናጊዕና በተለይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ገጠር ዝፈቱ እና ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ወድኺ! ደሞ ኣጆኺ ቀፅልሉ።
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 2 года назад
አስይይይይይይይ ማዓርይ. አነለ አብ ገጠሪ ዓቢይ የቅንየልና ብጣዕም እዩ ናፍቆኑ ነይሩ
@brhan1983
@brhan1983 2 года назад
ኣሰይ ምቅርተይ💞♥️ ኣዘክርክኒ ናብዙ መዝርዓ ስኢ ክሉ ግዘ ይከድ ነይረ ግን ስኢ ኣበይ ቦታ እዩ ኣብ ሳምጣ መዝርዓ ዝበለ እዩ
@zaid4763
@zaid4763 2 года назад
ምቅርቲ ዓለመ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀኪ ቃፅሉሉ ማዓረይ እና ኣናፊቅክና 🙏🤲🤲🙏🙏🙏🤲🤲💘💘💓💓💓💘💘💓💓💓💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋💋💋👈
@user-oc2qe2mv6u
@user-oc2qe2mv6u 2 года назад
ሰላምኪ ብዝሕ ይበል ክብርቲ ሓፍትና መደባትኪ ኣዚይ ዩ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ❤ እሞ ዛናይና ጥንቅቅ በልይ ዛሕማቅ እዋን ከይሕዙኺይ👏👏❤💊❤
@ዕዳጋሓሙስዓደይ
@ዕዳጋሓሙስዓደይ 2 года назад
አነወን ገጠረ በጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዱሙ ናይ ገጠረ ቆለዓ ገን በጣዕሚ እዩ ደስ እልኒ ዓድይ አዚግረኪኒ አዛናጋዕኪኒ ገን አበይ እኪ ትንብሪ
@mdsudan6485
@mdsudan6485 2 года назад
ኣሰይይይይ ለባም ዝኮንኪ ቆልዓ ኩሉ ትኽእልሉ ኩሉ የጥዕመልኪ 💝💝💝💝💝
@fggu2446
@fggu2446 2 года назад
ምቅርቲ
@Mebrahti
@Mebrahti 2 года назад
ኣሰይይ ሰሉተይ ዋላ ኣነ ንፍቅ ናብ ሓመድ ዓድና መረበትና ብሰላም የእትወና ኣሕዋተይ አነ ከ እንታይ ተዘኪርኒ ምስ ሰድራይ ፅህይ ይዉዕል ሞ ኣጋ ምሸት ሕለፊ ንገዛ ሞጎጎ ጋግሪ ይባሃል ነይረ ታሕጓስ ዝኮኖ ዝነበርኩ ቀዲመ ኻሓልፍ
@user-lt5id2sx8o
@user-lt5id2sx8o 2 года назад
እንኳዓ ብሰላም መጻኺ!🙏❤ምቅርተይ!😍
@user-ur2ul7qc6l
@user-ur2ul7qc6l 2 года назад
ኣትዮ ኣነለ ሓመድ ክበልዕ ደሰ ይብለኒ ግን ሲኢነ ዋኝኝ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥰🥰🥰🥰
@zedugeltigray2593
@zedugeltigray2593 2 года назад
ኣበይ እዩ ማዓረይ ክመፅእ ናባክስ🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@user-gp5oi7kp7z
@user-gp5oi7kp7z 2 года назад
ኣሰይ ምቅርተይ። ግን ድንኩል ሕማቅ እየ ኣብ ኩሊትክይ ክእከብ ይክእል ንጥዕናኪ ሓደገኛ እዩ ማለት ሓዝይ ኣይ ፍለጠክን ዘሎጊዜ ምስ ወስደ ግን ሓደገኛ እዩ
@wediraasualula7118
@wediraasualula7118 2 года назад
ደስ በሃሊ ጎበዝ አዬኪ ንአናውን ናይ ገጠር ንፍስ አውቂዕክና
@sabiyajezan4937
@sabiyajezan4937 2 года назад
ዘረባኪ ማዓር ጥብ እዩ ወለላይ ማዓረይ ቀፅልሉ ኣነጋግራ መቀለ ትክክለኛ ከምዚኣ እያ ደስትብሊ ቃሕ ባሀሊት
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 2 года назад
ሰላመይ ጀግና ብጣዕሚ ደስስስስስ ኢሉና ደስስስ ይበልኪ ማዓረይ ሰላምኪ ይብዛሕ ገጠር ዓድካ ጥዑም ብሰላም ብጥዕና ገይሩ ሰደትና ኣሕጺሩ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና በሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ኣሕዋተይ👏👏👏❤❤❤
@user-vt7yy1sf6w
@user-vt7yy1sf6w 2 года назад
_ዋላ ናፀሃና ዝዓበና ኣማና ናፉቁና ኣሎ ሰሉ ሓፍተይ መዓረይ ናተይ_
@titigaltigray3403
@titigaltigray3403 2 года назад
ሰላመይ ሓደ ማዓልቲይ ምስ አደዋኪይ ቢድዮ ስርሕና ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምስ ስድራኪይ
@Yrgutube
@Yrgutube 2 года назад
ሰሉዋይ እንኾዕ ዳሓን መፃእኺና ግና ክሪኣ እየ
@rahwahadgu7201
@rahwahadgu7201 2 года назад
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ
@ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
ሰሉየ ኮ ትፍለዪ ኢኪ💚😍ግን ብጣዕሚ ኢኪ ተብክይኒ ዓደይን ኣደይን እየን ቅዝሕቅዝሕ ዝብላኒ ጓል ገጠር እየ😥😥😥🙏
@selamfkri4960
@selamfkri4960 2 года назад
ዋይ ደስ ክብለካ ዓድና አዘክርክና
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅርይቲ ፍጥረት
@milihabesawit3193
@milihabesawit3193 2 года назад
ሰላመይ ንፍዕቲ ኢኪ ብሓቂ ሓመድ ዓደይ ማዕረ ክንደይ ድየ ናፊቀዮ ዘለኩ ኡፍፍፍፍ ብፍላይ ማይ ፀሐ ዘሎ ህይወት ክጥዕም ገለ ዓይነት እዩ 😓
@الاااا-ث8ب
@الاااا-ث8ب 2 года назад
Mkrtey
@ምየሪጋልትግራይ
@ምየሪጋልትግራይ 2 года назад
ዋዉ ሰሉየይ መክበሪት ባህል ስሉየይ ይደልየኪ እየ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል
@selamgaltgray4321
@selamgaltgray4321 2 года назад
ማዓረይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢኪ
@user-xi7bn8ty1j
@user-xi7bn8ty1j 2 года назад
እንዃዕ ድሓን መፃኺ😘😘ግን ኢጋማ ኣለኪ ድዩ
@ስደትእናመረረካይምህረካ
ለባመይ ኣይዘኺ ካብ ዓድና ሒዘልኪ ክመፅእ እየ ትግራይ ኮይኑ ኣበይ እዩ ገዛኺ ኣብ ዓድና ድንኩል እምበር ሖፃ የለን እና ገዳእምኖኺ ልሽሮ ዝኸዉን እንጋጃ ወይ ድማ ዓተር ወይ ድማ ሰበረ እና ተብሃለ ዝፍለጥ ገይረ ከምፅአልኪ እየ እና ኣድናቂትኪ እየ ዉድድድድድድድድድ
@ውዳሴነባዒትንፍቅሪ
አዴኪ ምሳኪ ይቅመጣ ተዓዲልኪ አምላክ ይሓልውኩም ምቅርተይ ዕድለኛ ኢኪ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 2 года назад
እወ ሓቅኺ ሰሊዬ ማዘርኪውን ከምኣ ጌረንየን የዕብየናኺ እሞ ክብሪ ንኣዴታትና ይግባእ
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
ኣሰይይ ለባመይ ኣዛካኪርክና ሰሉየ ምቅርቲ 😢💓💓💓💛💛💛💐💐💐💐💊💊💊💊💊💛💛💛💐💐💙💋💋💋
@ሰሉጓልሓይቆ
@ሰሉጓልሓይቆ 2 года назад
ሰሉየ ምቅርተይ ደስ ባሃሊ ገጠራት ኣብ ስዑድ ክምዚ ዝበል ኣሎ ኣይመስልኒ ነይሩ ኣነስ ደስስስስ ክብልካ ብጣዕሚ ቅንአ ሰሉዋይ ጓል እነዋይ💐💐
@DgfjSelam
@DgfjSelam 11 месяцев назад
ኣሰይ ሰልዋይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኪ
@user-cn4jx4ld5p
@user-cn4jx4ld5p 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገንሰላምኪይብዛ ሕዝያዳይ አሰይይይይይ ደሰ ብሃል ሰላምኪ ይብዛሕ
@ngstihylemaryam7540
@ngstihylemaryam7540 2 года назад
ደስ ብሃሊ ተዛናግዕና ሰሉየ ፅብቅተይ
@aggahh4532
@aggahh4532 2 года назад
ኣሰይ ፅብቕተይ ደስ ክብል ዙበታ ኣምላክ ምሳኻቱም ይኹን ሰሉየይ
@destafesha8603
@destafesha8603 2 года назад
ኣሰይይይይ ምቅርተይ ሰሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ወድኪ ኣይይ ዓድና ኣዘኪርክና ሰሉየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ገጠር ግዲ ዓብየስ ሰሉየይ ዋይይይ🙈🙈
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 года назад
ሰሉዋይ ምቅርቲ ኣትዮ ዓደይ ዘኺረ ረዲኡኪ ኣነስ ደገ ተወፅየ ዓደይ እየ ዝዝክር😢
@fjtfjt4679
@fjtfjt4679 2 года назад
ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ ማዓረይ ዝቆልዓ ግን ጥንቅቅ በሊ ዝቢትሮ ኣጢዒኪ ኣይትክፈትዮ 😘
@mmn6735
@mmn6735 2 года назад
ኣሰይ ሓፍተይ ጓል ትግራይ የኔ ማርርርርር
@ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ
ሶሉየ ማዓረይ ብጣዕም ደስስስስስ በሃላ ፁቡቁኣዩ ምስኹሙ ኣነለ ከመፅእ ነውረ ሶሉዋየ ብዝከነ ሙቁርት ጋል ዓበይት ጋልዞሞ ጀጋኑ
@selam801
@selam801 2 года назад
ነዚ ገዛ ጋሻ እየ so ደሰ በሃሊ ውዴ
@user-er5zk7vh8n
@user-er5zk7vh8n 2 года назад
አረ ጎበዝ እክ ኣነስ ካፅላአኒ ፀህያይ
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 года назад
ሰላመይ ፅብቅቲ❤️💛❤️💛💙❤️💙💙❤️❤️💙
@ዘይነፅፍቃላይሓዱሽወለዶ
ገጠርና ደስ ክብል
@ጋልዓድዋ-ወ9የ
@ጋልዓድዋ-ወ9የ 2 года назад
ቆንጆ ጋል ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኮኮበይ
@ሰሉጋልተዋህዶ
@ሰሉጋልተዋህዶ 2 года назад
እንኳዕ ደሰ ለበኩ ሓላላይ ኣይዛኩ ኩሉ ከሓልፍ እዩ ሰሉየይይይይ
@senaicheay4281
@senaicheay4281 Год назад
Xexer keyt gebri Hamed aytibla zehaftey
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 2 года назад
ሰሊየ ሽኮር ክሪኢናሃለኹ እንተይኮነስ ክርኢንተለኹ እያ ትብሃል ዋይ ሕራሮት ክክክ ግና ሓቂ ምዝራብ ይሓይሽ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ
@user-qe9tb5qq6x
@user-qe9tb5qq6x 2 года назад
ስልየ ጎበዝ😘😘❤️🙏🙏
@ኣሱሓፍቲንጉስ
@ኣሱሓፍቲንጉስ 2 года назад
ኣሰይ ሰሉየይ ምቅርቲ ዓድና ኣዘካኪርክና💞💞💓
@ትግራይ-ቘ7ኘ
@ትግራይ-ቘ7ኘ 2 года назад
ኣሰይ ምቅርቲ ደስ ክብለካ ኣናፊቅክና ሰሉየይ😘😘😘
@biniyamgebretekle7319
@biniyamgebretekle7319 2 года назад
hezi ewun entekilki amhargna thawusi aleki seluyeyyy entekilki bejaki tetenkiki tezarebi kulu gize bhakewuta ena ntsbeyeki so kip it up
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
ኣይኣይተዝሕዎ ኣማረኛየ ትግርኛየ ንባዕልካ ትዛረብ ትህልስ
@user-df5lr9io3x
@user-df5lr9io3x 2 года назад
ሰላመይ ፃሓይ ገፃ ሰላምኪ ይብዛሕ🌺👏
@ኃልፅራእወንበርታ
@ኃልፅራእወንበርታ 2 года назад
ሰሉየይ ምጭውቲ 💖💖💖
@slama4601
@slama4601 2 года назад
ሰሉየይ ያኔማር ❤❤❤💗💗💗💘💘💘💘💘💘💞💞💞💘💘💘💘💓💓💓💘💘💘💘💘💘
@tesfugebrehiwet2607
@tesfugebrehiwet2607 2 года назад
ሰላመይ ፅቢቅ መደብ
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Год назад
ናፍቆት ሕሱሙ ዕድንመ ጥዕናን ይሃብኪ ዛሓፍተይይ❤❤❤❤❤❤❤
@daifallhaasss4452
@daifallhaasss4452 2 года назад
ኣደይ 🙏💘💊ምቅርተይ አጀኪ 🙏❤️❤️
@selamtewelde5913
@selamtewelde5913 2 года назад
ኣበይ እዩ ግን እዚ
@ጓልወጀራት20ዓዲ
@ጓልወጀራት20ዓዲ 11 месяцев назад
ግን ሲ እንታይ እዩ ዓበያ ገብሪኽ ማዓረይ ንምንታይ❤
@brhanebrhane4897
@brhanebrhane4897 2 года назад
ሓመድ ትበልዒ አለኽይ አደዳ ኮላሊት ከይትኾኒ
@hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
@hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 года назад
ፅብቅቲ💊💊😍😍
@muluzeneb8846
@muluzeneb8846 2 года назад
አሰይ ትክክል አቲ ሓመድ ዓርሱ ገጠር ዉሽጠይ አዮ🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖💕
@user-vi3hm6eu8n
@user-vi3hm6eu8n 2 года назад
wawግን ኣበይ ዲኺ ትነብሪ?
@birukiros
@birukiros 2 года назад
Keep it up selam
@mami4135
@mami4135 2 года назад
እዛ ደርፊ ሊንክ ኣቅምጡልና ትፈልጥዋ
@ሰሉጋልተዋህዶ
@ሰሉጋልተዋህዶ 2 года назад
ዋውውውውውው አሰይይይይ ቆንጆዎቹ
@ጓልወጀራት20ዓዲ
@ጓልወጀራት20ዓዲ 11 месяцев назад
ዋይ ዋይ ናፍቆት ዋውውውው😢😢😢
@user-iz7dl4ov4t
@user-iz7dl4ov4t 2 года назад
ሰሉየይ የኔ ቆንጆ ምስ ኣደኩ እቢ ኣላልይና 😍😍
@thth800
@thth800 2 года назад
ዕድመን ጥዓናን ይሃቢክ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 2 года назад
ቅፅልሓፍትይፅበቁአዩ👌👌
@ነፂጋልሃገረትግራይ
ፅርይቲ
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 2 года назад
ዋዉዉዉ ደስባሃሊ 😍😍❤
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 2 года назад
Anka bselam metakum
@user-bh4ho4ol3p
@user-bh4ho4ol3p 2 года назад
ምቅርተይ ዓለም ብሓቂ አድ ዶ ትምነ እፍፍፍፍ
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 2 года назад
አሰይይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም🙏 ግን ኩሉ ግዜ እኺ ትወፅእ ምሳና እንዶ አይኮንክን ዘለኺ ዓሞኺ ከመይ ገይራ ትሰደክ ኣላ ??
@alexxender3396
@alexxender3396 2 года назад
ሰሉ አንበስት ጀግና አዶ
@ahmadsmali3598
@ahmadsmali3598 2 года назад
ማዘርኪ ኣብ ሱኡዲ ?
@ኣቢየቅድስሚካኤልልጅ
ሰሉየይ ምቅርተይ
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 2 года назад
ኣበይ ድያ ትቅመጥ እዛ ቆልዓ
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
ሱዑዲ
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 2 года назад
Assseyyy mekiret fetret des ketbel sehabet Lebiy I Love you Sweet ❤❤😄🤩🤩😄😄
@hyr9316
@hyr9316 2 года назад
ሞሎክያ ድዩ ዝባሃል ዋላስ ካሊእ እዩ ስሙ ብዝኮነ ደስ በሃሊ
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
ካሊእ እዩ ስሙረሲዐዮ
@goggo5414
@goggo5414 2 года назад
ምቅርቲ ዓለም
@yeshiyoutube3658
@yeshiyoutube3658 2 года назад
ሠላመሰዬ ❤
@fhhcvh439
@fhhcvh439 2 года назад
ሰሉዎይ ምቅርተይ
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 2 года назад
Way ezi kolea keteluki haftey
@tektedros4776
@tektedros4776 2 года назад
Nay bhaqi azekirkna edmen tienan yihabki gal tgray shikor
@ቅሱዕባይትግራይ
@ቅሱዕባይትግራይ 2 года назад
ኣሰይይይ ጋል ዓደይ ምቅርቲ❤❤💋
@shewdtshewdt6991
@shewdtshewdt6991 2 года назад
ኣሰይ ደስ ብሃሊ
@user-nn1if7ze2y
@user-nn1if7ze2y 2 года назад
ሓመድ እዉይ ክፈቱቱ ኣበይ ክረክቦቦቦ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ኔሩ ድኑሽ ሓመድ ሓመድ ዝጨኑ እንተረኺበ ዋዉዉዊ
@Wirtschaftline
@Wirtschaftline 2 года назад
እንዃዕ ብሰላም መጻኺ!!!Kuburat Ahwatey abza natey Chaneley iba bejakum Subscribe gberuley!!!
@godarkarlekwelday1208
@godarkarlekwelday1208 2 года назад
Hamed aytebeli eki kulet ki keythalmi eki pl
@user-vt7yy1sf6w
@user-vt7yy1sf6w 2 года назад
_ግን ሓደራ ተፍትሽ የለን እንድዩ ሰሉየይ_
@urdayutupiya8034
@urdayutupiya8034 2 года назад
🙏😍💓💔💕
@nebinebi2574
@nebinebi2574 2 года назад
ንላፈን ባ ሶሊተይ ፃህያይ ክክክ
@ጋልትግራይ-ዐ3ኈ
@ጋልትግራይ-ዐ3ኈ 2 года назад
ኣሰይይይይ ምቅርተይ💔💘💘💘💘💘💘💞💞💕💕💕
@melesgebermedhin952
@melesgebermedhin952 2 года назад
jagni goal abdiy mariy
Далее
Добрая весть 😂
00:21
Просмотров 229 тыс.
Добрая весть 😂
00:21
Просмотров 229 тыс.