Тёмный

ዘይውዳእ ጉድ መናፍቃን ኦ ሕዝበይ ንቓሕ / ሥልጣን ከሰተ 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

24 авг 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 273   
@user-dn6ny5ul2b
@user-dn6ny5ul2b Год назад
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ብጣዕሚ ኣስጋኢ ዝኮነ ግዜ ኢዩ እንታኮነ ግን ሳላካትኩም ንፉዓት መምሃራና ብሳላኩም ህዝቢ ነቂሑን ይነቅሕ ኣሎ ።
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Год назад
ብሓቂ ልቦና ይዓድለና እዚ ብዘይ ፍላጥ ብፍላጥን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብና ይመልሰልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ ስልጣነይ ኩፍእ ኣይርከብካ ፀልዩልና ልተጋሩ ኣሕዋትኩም ሽግርናን ፀገምናን ክቃለለልና ሊ እመብርሃን ለሙንሉና👏👏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ብሓቂ አብ ዓዱ የፅንዕኻ ንመናፍቅለ ልቦኖኦም ይኽፈተሎም ዋይ ታይ ማዓቱዩ እዝ
@selam801
@selam801 Год назад
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት የዘንድሮ መናፍቃን በጣም ነው የሚያሳዝኑ ብቻ እግዚአብሔር ልቦና ይሰጣቸው
@user-cc1qs7lb2c
@user-cc1qs7lb2c Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እንኳዕ ናትና ኮንካ ክቡር መምህረይ
@thfgfygdh2619
@thfgfygdh2619 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣነይ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና👏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ወሱኩ ሰማያዊ ጥበቡ ይግለጸልካ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢መወዳእታ ዘበን በጺሕና እመ ብርሃን ርህርህተ ህልና ብኣማላድነትኪ ናብ ወድኪ ምሕረት ለምንልና 😢😢
@Muler-rx8zc
@Muler-rx8zc Год назад
_እንካዕ ደሓን መፃእካ ክብር ሓውና ስልጣኑ🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓🥀💓_
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣን ሓወና
@user-kf1mc3nr7h
@user-kf1mc3nr7h Год назад
ስልጣነይ መሐጓስና ዓብይ ሰብ እግዛብሔር ብዘለኻዮ ቦታ ያሓልኻ ማዓረይ❤👏
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c Год назад
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር
@ghgh4028
@ghgh4028 Год назад
ቃል ህይወት ያስማልን መምህርና ፀጋዉን ይብዛልህ ባሓቃ እግዝእቤሔር ኣምላክ ላቦና ያሃበና አሜን አሜን አሜን 🤲🤲✝️
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... Год назад
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ👏🌹 ብሓቂ ፍልይ ዝበለ እዩ ለለ ናይ ሎሚ ጭፈራስ😥 ብሓቂ ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም ንሕና ከኣ ኣብዛ ቅድስቲ እምነትና የጽነዐና🤲✝️
@user-op3yd4qp6d
@user-op3yd4qp6d Год назад
ጨፈራ ናይ ጥዕያት ርጊት በስመአብ እዝይ ሒምኒ ከሕዝኑ ውይይ
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g Год назад
እግዝኣብሄር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፀእካልና ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣቤቱ የንብርካ ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልወልና ኣጆኻ ቀፅለሉ ቀር ኣይብለናን ዩ ካዉኡ ንርሕቅ ዝሕግዘናሎኮ ናትካ ተምርት ስለ ዝሰማዕና እዩ
@user-fx5dd5ff6v
@user-fx5dd5ff6v Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልካ🥰💐💐💐
@user-gh3sm3ip9g
@user-gh3sm3ip9g Год назад
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ
@jjssjjss6586
@jjssjjss6586 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ያስመዐና
@user-pu7cg5dt4w
@user-pu7cg5dt4w Год назад
እግዚኦ ማሓረና ኣምላክ ኣቦይ እስክስታ ያገበርኪስ ኣምልኮ ዳያብሎስ ዳአም ናይቅዲሳና ኣይኮነን ልቦና ያሃቦም😭😭😭😭
@user-ep2tp5zn1y
@user-ep2tp5zn1y Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና
@user-jj4lh8kl3c
@user-jj4lh8kl3c Год назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ሥልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ብመንገዱ ይምራሕ!!! እዛ ካላሲካል ብውሽጢ ትጥቀመላ ዘላኻ ባ ሊንክ በለለይ ሥልጣን ሓወይ
@user-mt6ir4dg3p
@user-mt6ir4dg3p Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ👏🌹🌹🌹💐💐💐
@user-hn2mq6sp7i
@user-hn2mq6sp7i Год назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና አሜን
@user-uf5pt7yb3t
@user-uf5pt7yb3t Год назад
ናይ ብሓቂ ይገርም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ስልጣን ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኣና ትብል ለይትን ቀትርን ትፅዕር እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ
@GgGg-iz6uq
@GgGg-iz6uq Год назад
ኣምላክ ባዕሉ ይሓልወና ስልጣነይ
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር መምህርና ስልጣናይ ልእል እዝኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ኣቤቴ እዝግኦ ብታ ቅንዕቲ መንገዲ ምርሐና ጸግኡ የብዘሐልካ ክውር መምህረይ
@user-mr5dw8ce9m
@user-mr5dw8ce9m Год назад
ቃል ህይወት የስምዐልና መምህረይ ደሞ ስልጣን ሓወይ ይቅርታ ክብለካ ይደሊ ንአሕዋትና እግዚአብሔር ይመልሶም🤲
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Год назад
አግዝአብሄር ይመስገን መምህረይ አንካዕ ብሰላም መፃካ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ውይይይ ናይ ሎምስ ይለያል 😭😭😭
@user-qq7jp6qx5o
@user-qq7jp6qx5o Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኢካ ሰልጣነ ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ዘሰተዉዕል ልብ ይሃብና
@yowhanameharena2374
@yowhanameharena2374 Год назад
ቃል ሂወት የሰማዓልና ከቡር ሐወናን መምህርናን ጸጉኡ የብዝሓልከአ
@user-lb4wn7sk6g
@user-lb4wn7sk6g Месяц назад
ቃል ህወት ያሰምዕልና ክቡር መምህሪና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k Год назад
መምህረይ ቃያሪ ሂወተይ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብዒድመን ጢዒናን ያሓልወለይ ንበረልና ስልጣነይ ኩሉ ነገር አባካ ሓዲሩ ይምህረናሎ እግዚአብሔር አምላክ ተመስገን አምላከይ ናዓካ ዛሃበና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ እመብርሃን አደዊተይ ምስ ፉቁር ወዳ ትባርከልካ ክቡር መምህረይ🌺🌺🌺🌺
@amanuelmengsteab806
@amanuelmengsteab806 Год назад
እግዝኣብሄር ጸጊኡ የብዘሓልካ ሰልጠነ ሓወይ። እግዝኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና ንህዝቡ ሰላም የውርደልና።
@user-pn7nz4kj3q
@user-pn7nz4kj3q Год назад
እግዚአብሔር ሆይ ማሓረና ካብዚ ኦ ኣምላኬ ብመገድካ ምርሐኒ ⛪😥🙏
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o Год назад
ብጣዕሚ የሕዝን የሐዋተይ ነስተውዕለሎም እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ እግሪ ኣቦታትና መማህራንና ኣይፍለየና 😥
@user-vo3qj1gi3q
@user-vo3qj1gi3q Год назад
Egziabher Amlak nay agelglot zemeka ybark kubur hawna
@medekalyahoigadeia651
@medekalyahoigadeia651 Год назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ 😭😭😭
@user-ou4ve4tp3d
@user-ou4ve4tp3d Год назад
ቃለ ህውት ያሰማልን እግዚአብሔር ይስጥልኝ ስልጣን ሓውና
@user-dn7ru2zn1y
@user-dn7ru2zn1y Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን እኳዕ ብሰላም መፃካ መምምህር
@FilateyStar
@FilateyStar Год назад
መምህረይ ተባዕ ኩርዓት ተዋህዶና♥️♥️♥️ ኣነ እኾ እቶም መራሕቶም ዘይኮኑ ዝገርመኒ እቶም ተከተልቲ ከመይ ዓይነት ልቦና ዝውኑኑ እዮም እዋይ ምጸተኣለም ኣነስ ጓል ገጠር እየ ሓደ እንስሳ ካብ ገዝኡ ወጺኡ እንተማቱ ክሓድር በፍጹም ኣይኸድን ብግዲ ብበትሪ ተኮኺቡ እምበር ናይዞሞ ሰባት ሕልና ትሕቲ እንስሳ ዘቢጡ እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃቦም//ና እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢😢😢
@user-mj4he1es8i
@user-mj4he1es8i Год назад
እግዚኦ ማሓረና ኩሩሱቶስ ካቡዚ ማሓረና ኣምላከይ ዒድመ ይሃብካ ኩቡር መምህረይ🌸🌹🌺💯👏🌸🌹🌺👏💯
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ባሓቅ ክብር መምህርና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና መስተወዐል ልቦና ያሃበና አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊😢
@tigstieyob8345
@tigstieyob8345 Год назад
Egzia EU zebel seltan hawey egziabher nay agelgulet gezka yebzhalka
@user-xf3fs2ez2c
@user-xf3fs2ez2c Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b Год назад
ቃል ሂወት የሰመዕልና መምህርና ክብር ሓወና ዕደመን ጥዕናን ይሃበኻ ፈጣሪ📖📖📖⛪⛪⛪📚📚📚🌻🌻🌻
@user-tl4kd3uq8w
@user-tl4kd3uq8w Год назад
ኤህ ከመይ አብ መድረክ የድርቅኹም መናፍቃን ታይ እዩሞ ዝበሃል ሕጅ እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኩም ፅሉላት መምህረይ ከዓ ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c Год назад
እንካዕ ብሰላም መፅእካ ስልጣን ሓውና 🙏🙏🙏
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዕኦም ድም እግዚኣቢሄር ኣዒንተ ልቦንኦም ይኽፈተሎም
@user-rk3qo2zi1v
@user-rk3qo2zi1v Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኸ ሓውና ሥልጣን
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ።
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c Год назад
በስመስላሴ ኦ ጐይታ መሓረና ይቅር በለልና ታይ መዓቱ እዩ እዙይ ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ ኣብ እምነትና የፅነዐና
@Welle-bb9sg
@Welle-bb9sg Год назад
ቃል ሂውት የስምዕልና መምህርይ
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ
@Mery-oe9ix
@Mery-oe9ix Год назад
ዝፍተወካን ዝክብርካ ክብር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Год назад
ቃል ህይወት የስመዕና ክቡረ መምህርና 💐💐💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዘሐልና ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ🌱💘 ንዓቶሞ ወን መስተዋዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃቦም ካብዚ ይሰዉረና ፈጣሪ ፀዋር ክንደይ እዩ ፀይሩ እኒኦ😥
@amineberihwa5342
@amineberihwa5342 Год назад
ቃል ህይወት የስማዓልና ኩብሩ መምህርና ባሓቅ ፈታን ዝኮነ ግዜ እና በጽሕና ዘለና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ሓቀኛን ቅንዕትን ዝኮነት እምነትና የጽናዓና
@user-km3xr2rs6o
@user-km3xr2rs6o Год назад
ቃልህይወትየሰመዐለና♥️♥️♥️🤲🤲🤲
@mamasmiletube7995
@mamasmiletube7995 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@akezaseiemun6702
@akezaseiemun6702 Год назад
ቃል ህይዉት ያሰመዕልና
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ኢሉ ብመንገዲ ሓቂ ይምረሓነ ይምረሐየም😢😢
@abuchigerea5423
@abuchigerea5423 11 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓውና ልቦና ይሃቦም ካብቶም ፓስተራት እና በሃልትስ ህዝቡ የሕዝን 😥
@sababerhe2404
@sababerhe2404 Год назад
Ane eko zgermeni kemti hawaryat nebyat mbzuhom ab kndi selam melisu enda kefia mkadu eyu adi nebyat hawaryat ebda tebahle
@yordasegid6272
@yordasegid6272 Год назад
Orthodox Church the best you are right my brother keeping going continue you ⛪️💒💯
@biniasmerom5757
@biniasmerom5757 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስማዓልና
@saramohammed4239
@saramohammed4239 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብሓልካ ቅዱሰ እግዚአበሔር አምላክ አሜን😍😍😍😍😍😍😍🌷🌷🤔😘🙏🙏😥
@user-lo8lg5jd1f
@user-lo8lg5jd1f Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፅእካ ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ብሓቂ ዝተማሃርናዮ ኩሉ አብ ልብና ይሕድረልና እግዚእብሔር አምላክና አብ ፀሎትካ ዘኪረና ደካማታት አሕዋትካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓወይ 👏👏👏
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Год назад
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ቀዳመይቲ ባዕለይ ዕልልል እዩ እምበይ
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Год назад
ኣቤት ዳንኬራ 🌍😢🤦 ዓይነ ልቦናኦም ይኸፈተሎም !!! እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓወይ 🙏⛪🕊️💖
@user-dt7hk6eh9y
@user-dt7hk6eh9y Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ፅጉኡ የብዘሓልካ መምህርና ብሓቂ ብዓይኒ ምሕርቱ ይጥምቶም እብ እዙዩም ክፍኡ እዩ ዘሎ ዝግዝየ ባዓልና ጥንቅቅ ንብል ኣብ ትሕት ኣምላኽና ኮይኒና መዝሙር እናብሉ ናይ ስይጣን እዩ ጋላ እኮ ሓጥያት እዩ ቅዱስ ብርሃን ዓለም ጳውሎስ ናብ ስብ ገላትያ 5 -
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s Год назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭 ቃል ሂወት የስመዐና ሰልጠነ ሓውና ንኩላትና ምስትውዓል ይዓድለና ኣብ እምነትና የፅነዐና ፈጣሪ🤲😭
@ert5332
@ert5332 Год назад
Kale hiwet yesmalna kbur hawuna
@medekalyahoigadeia651
@medekalyahoigadeia651 Год назад
ናፊቅናካ ነይርና ስልጣነይ እንካዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ❤👈
@mikaltewolde1353
@mikaltewolde1353 Год назад
Kal Amlak tezareb nay kali amxika aytfred nsika feradi aykonkann
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 Год назад
ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም ዝብሃል የለን ግርም ወንኻ ምውጻእ!
@merhawimebrahtom8270
@merhawimebrahtom8270 Год назад
Amen Amen Amen qal hiwet ☦️ 🙏🙏🙏 yesmealna
@GgGg-iz6uq
@GgGg-iz6uq Год назад
ፀጋ ኣምላክ አይ ፈለይካ ክቡረይ
@Muler-rx8zc
@Muler-rx8zc Год назад
_ብጣዕሚ የሐዝኑካ ፈጣሪ ናብ ልቦም ይምለሶም መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፉዕ ወዲ ተዋህዶ💗🥀🥀💗🥀💗🥀💗🥀🥀_
@dlktre
@dlktre Год назад
ቃለ ሂወት የሰማዓልና
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Год назад
qale hiwet yesmalna egziabher xegiu yebzhalka
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Год назад
Amennn Amennn Amennn Qalehiwet yesmealna kibur hawna mehr.Sultan Ayne Lebensmittel ykfetelom ember entay ybehal koynu
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ዑንቂ ናይ ተዋህዶ❤
@user-iq6xq2hn1c
@user-iq6xq2hn1c Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና👏💐💗 እወይ በስመአብ እንታይ ዓይነት ጣጣ እዩ 😢 ተመስገን አምላኬ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለ ዝገበርካን 👏 ካብዚ ነገር'ዚ አምላኬ እስራኤል ይስወረና 💐 ስልጣን ሓወይ ወላድት አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኩፉእ ዘበለ ትሓለኻ አሜን፫ 👏💐💖
@dngleyadefkri.441
@dngleyadefkri.441 Год назад
Amlak aboy ab emnetna yexnana. Amlak edmen tnan yhabka sultan hawey
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o Год назад
😥እዋይ እኘካ ጉድ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም 😭
@simretberhane501
@simretberhane501 Год назад
Egzabier amlak mihret yewrdeleom qale hiwet yesmealna
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Год назад
እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ እንታይ ዝብልዎ እምነት እዩ ናይ ኹልና ዓይነ ልቦና አብርሃዮ ጎይታ ብእምነትና አፅንዓና አሜን
@user-oe1yl3jb4z
@user-oe1yl3jb4z Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብጣዕሚ የሕዝን፣ይገርም ልቦና ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ😢🤲✝️♥️
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኾዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣነይ መኣረይ❤❤🍃🍃
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 Год назад
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, selamn rahwan yewrdelna, Amen.
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Год назад
እግዚኦ ተሳሃለነ፫😢👏 ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ታይ ዓይነት ወለዶ ኢና ዘለናእቶም ኣብኡ ኮይኖም ዝኩላይ ኣእላፍ ሰብ እኮ አዮም ዘሕዙኑካ ጉራጌኛ ጭፈራ እናጨፈሩስ ኣምላኬ ሆይ ኣብታ ፅንዕቲ ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ክንፀንዕ ባዕልካ ደግፈና ኣሜን፫✝💒👏
@natanteweldebrhan4477
@natanteweldebrhan4477 Год назад
Qedamey baeyley enqa beselam mexaka seltaney 🙏❤️💒🌹
@azmeraghebrezgabiher333
@azmeraghebrezgabiher333 Год назад
Amlak xegeu ybezhalka silitan hawey kale hiwet ysmealna
@nfutinatey6405
@nfutinatey6405 Год назад
Kale hiwet ysumealna burk hawuna
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 Год назад
እግዚኣብሔር ይመስገን
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ቃደመይቲ ኣነ ባዕለይ✋
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ንዓናም ኣብ እምነትና የፅነዐና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክና አሜን
@user-ur8pp7yq2h
@user-ur8pp7yq2h Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና የቅርታ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዶ ትዓቢ ወይስ መስቀል ተሓቲተ እየ ዝሓትት ዘለኩ ስለ ዘይፈልጥ የቅርታ ስልጣን ሓወይ ክትምልሰልና ብተስፋ ይፅበ
@user-fb9wc3ce2n
@user-fb9wc3ce2n Год назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና
@sdf6526
@sdf6526 Год назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና
@MaryamMaryam-xj7rb
@MaryamMaryam-xj7rb Год назад
ኣየ ፈጣር ኣቦይ ፀዋር ክንደይ ዓቅሊ እዩ ዘለካ ሓደኡ ዘይትገብር ።።።ግን ኣነ ንባዕለይ ዋላኳ ካብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ተዘይወፀኩ ኣይፆም ኣይሰግድ ካብ ፅፍር እግረይ ክሳብ ፀጉር ርእሰይ ሓጢኣት ዝተመለኡኩ ሰብ እየ ግን ካብዝኣቶም ይሰዉረና ጌታ መድህኔአለም።።መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና
@user-rb1wn3dn2k
@user-rb1wn3dn2k Год назад
ብሓቂ ግን እንታይ ይበሃል ኮይኑ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ንዓና ዉን አብታ ቅንዕቲ እምነትና የጽንዐና ስልጣን ሓወይ♥️
Далее
ድንቂ!  ኦርቶዶክሳውያን ስምዑ!
28:37
seid media1 ||subscrib||
12:41
Просмотров 256
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Просмотров 21 тыс.
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
Просмотров 18 млн