Тёмный

ዛዕባ ሎሚ ህዝባዊ ዋዕላ ፍራንክፈርት 26_27 JULY 2024 

Fnan App Infotech
Подписаться 330 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Развлечения

Опубликовано:

 

12 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 169   
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 7 дней назад
ኣቤት ዝገርሙ መንእሰያት ካብ ዕድሚኦም ንላዕሊ ልቦንኦም👌😍🙏🙏 ኣገላልጽኦም 🙏
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 7 дней назад
ክብረት የሃብካ ፍናን ከም ህዝቢ ዘድልየና ከዚ እዩ ብዙሕነት ናይ ሓሳብን ተጻዋርነትን ን ኣጋይሽካ ድማ ነመስግኖም ካብ ኩሉ ቅንዕነኦም ባህ ይብለካ❤❤❤❤
@ablelkidane5600
@ablelkidane5600 6 дней назад
ክትርኦም ናኣሽቱ መናኣሰያት ግን ብሱል ሓሳብ ናይ ብሓቂ ይበል ስነስርዓት ሓቂ እዚኦም ብሉጻት እዮም
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 7 дней назад
ፍናን ንስኻ ሜድያ ኢኻ ሕቶታት ኣቅርብ።ትሳማምዓሉን ኣይትሳማዓሉን ኸኣ ንዓኻ ኢዩ ዝምልኸት።ንዕዱማትኻ ከኣ ብናጽነት ሓሳቦም ክገልጹ ግደፈም።
@wediruzun2187
@wediruzun2187 6 дней назад
Kem fnan hasab nay seb zqbel beal media keman yelen
@natiman1542
@natiman1542 7 дней назад
አጆኩም የህዋተይ እሂንምሂን ምብህሃል እዩ ዓድና ዘእትወና አምላክ ይተሀወሶ
@muluemeles7201
@muluemeles7201 6 дней назад
ብጣዕሚ ብሱል ሓሳባት ሰሚዕና እቶም ሓደ ወገን ድማ ዓድመልና እንተ ሓቢርና ኢና ንዕወት።
@meley1952.
@meley1952. 6 дней назад
💙💙💙🫶👏
@habesha8875
@habesha8875 7 дней назад
Good job guy and we will be there 💙💚🌿☘️🌿
@tomascruise6455
@tomascruise6455 7 дней назад
Good job Guys.we will be there. Thanks fani kea
@tsegaytes1289
@tsegaytes1289 7 дней назад
Good job nice 👍 keep it going
@EseyasEsu
@EseyasEsu 7 дней назад
መንእሰይ ናይ ኣታሓሳስባ ፍልልይ ክቅበል ኣለዎ ! ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ።
@akiyor3615
@akiyor3615 7 дней назад
Ab ሓደ ዕላማ ኢካ ዝተፈላለየ ሓሳባት ትጸዋወር እዚኦም ግን ብደቂ ኣከለጉዛይ ኣይንምራሕን ኢሎም ዝፈጠርዎ ምትእክካብ ኢዩ ንጊዚ ኡ ከኣ ክእከቡ ይክእሉኢዮም መወዳእታ ግን ሱር የብሉን ዋዕላ ቀባሮ ኢዩ።
@EseyasEsu
@EseyasEsu 7 дней назад
ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ ! ሽምካን ሓሳብካን በበይኑ ?
@Asi4394
@Asi4394 7 дней назад
Nay hasab filily xega eyu. Tekebabirkum kidu. At the end u guys come together ❤️ Fnan kea good job. Zkone seb hasabu ksmae alewo...kexlo
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 7 дней назад
Thankes Fnan
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
Well done 👏 ✔️ 👍 💐💐💐
@user-xj3jv8ns8f
@user-xj3jv8ns8f 7 дней назад
Xbuk hasab ❤❤❤
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 7 дней назад
ብጣዕሚ ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ ።ኩሉ ክውን ኽከውን እዩ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
You are more mature than the 16th
@gezanaeyutuem76
@gezanaeyutuem76 7 дней назад
Thank u fnan app nay Kulu zkonqua
@ghkh782
@ghkh782 7 дней назад
ንኪድ ጥራይ አጆኩም
@mulughetaabraha3529
@mulughetaabraha3529 3 дня назад
ፍናን ዝነኣድ ተበግሶን ዕማምን ዕቅሚምካ። ኩሎም ኣብ ቂድሚት ዘለዉ ሰባት ኣሰርካ ክስዕቡ እንዳተላበኹ ኣብ ዕልዕሊ"ዞም 2ተ ብሉጻት መንእሰያት ሉዑል ክብሪ ኣለኒ።
@user-vf2mj6rb1z
@user-vf2mj6rb1z 7 дней назад
Good job guys 👦
@eribo550
@eribo550 4 дня назад
Good job ነጺሩ ክከይድ ኣለዎ ጽባሕከኣ ዝገደደ ዋጋ ከየክፍል።
@wedi_hizbi
@wedi_hizbi 7 дней назад
Xbuq medeb fnan aboy seb🥰🥰🥰
@user-is4mi4jn4v
@user-is4mi4jn4v 4 дня назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቃለ መሕትት: ጽቡቅ ስራሕ ፋኒ ብሱላት መንእሰያት ኣምጺእካ ቀጽሎ ::
@asly6954
@asly6954 7 дней назад
Xbuq medeb 💙💙💙💙💙🚀🚀🚀🚀thank u💙💙💙
@teklehaile4908
@teklehaile4908 6 дней назад
Thank you Fnan Media ብሪጌድ ንሓመዱ ይዓምብብ ፡ መሪሕ ተራ ሒዙ ክመርሓና ይጽበ ፡ጽቡቕን ሃናጽን ሓሳባት ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም ። ተስፋ መጻኢት ኤርትራ ኢኹም ።
@kiros123
@kiros123 7 дней назад
Ajokum ab gonkum alena
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 7 дней назад
ፍናን ሳብስክራይበይ ስሒበ እምድየ ኔረ ሎሚ ግን፡ናብቲ ዝድልዮ ትመጽእ ኣለካ ማለተይ ፍትሓዊ ክትከውን ጀንቢርካ ኣለካ።
@salomonnuguse2897
@salomonnuguse2897 7 дней назад
ብሉጽ ሓሳብ ኢዮም ተዛሪቦም ኣድኒቀዮም ❤❤
@matiweszelaalem
@matiweszelaalem 7 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👍👍👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🙏🙏🙏btaemi xbuk hasab kexlwo
@Teklino249
@Teklino249 6 дней назад
Omg they have really brilliant ideas 😮
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 3 дня назад
ኣቤት ብስለት ብሓቂ ብሉጻት መራሕቲ ❤🎉
@onelove7554
@onelove7554 6 дней назад
Good job guys ❤
@goitommesel9700
@goitommesel9700 6 дней назад
ፍናን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ይበል❤❤
@Solgeb
@Solgeb 7 дней назад
ሽምግልና አትዬምኩም ነይሮም እንታይ ከም ዝተበሀሀልኩ አይተገልጽን ይመስለኒ እንታይ ከም ዝተበሀልኩም ዶ መብራህኩምልና
@tesfuweldemichea6375
@tesfuweldemichea6375 6 дней назад
ኩሉ ዝተዘረበ ንዑኡ ቁኑዕ እዩ እዩ ኣብቲ ባይታ እዩ ዝረኤ ንኣብነት ካብ ዝተዛረባ ነይሩ ንሱ ካኣ ምስ ጎርቦትና ዘለዋ ሃገራት ክንዛረብ ኣብቲ ሰርዓት ዘለወን ትዕዝብቲ ይብል ነይሩ ንሱ ንዕሉ ምስ ኣብ ጀርመን ዘሎ ሓው ኮፍ እሉ ዘይ ተዛረበ ምስ ጎርቦቱ ወጽዓካ እንታይ እሉ ክዛረብ ሙስልይነት እዩ ናብዚ ምምጾኦም ግን ተቆውሞ የብለይን ግን ናይ ሓደ ከባቢ ወይ ኣውራጃ እዮም ካብናይ ባዕሎም ዘረባ ወይ ኣንደበት እዩ እሞ ብከባቢ ወይ ኣውራጃ እዚ ሰርዓት ይእለ ድዩ ኣብ ዝሓለፈ ዓራቂት ሽማግለ ነራ ነዚኣ ካኣ ኣምጻኣዪም ፋኒ እዚ ጉዕዞ ናይ ኪደናን በቢ ከባቢኡ ክጋጃጀል እዩ ምቅናይ ጥራይ ድዩ ዝበለ ደራፋይ እዚ ጉዳይ ገለ መዕረፊ ግበርሉ ኣሕዋት እዚ ሓይሊ ኣብ ጸላኢ ከይውዕል ኣብ ነንሕድሒድና ኮይኑ ልብም በሊ ለባም እዩ ዝደሊ ዘሎ እዚ ጉዳይ
@user-rn2bo1ji8m
@user-rn2bo1ji8m 6 дней назад
Welday Anbesa❤❤❤❤
@user-nw8nl6sc5h
@user-nw8nl6sc5h 7 дней назад
👌👌👌👌👌👌buluxat rekibeyom kemti zhsbom ayikonen Fnan kexlo meszom sebat
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 6 дней назад
All we need is Love ❤️❤️
@blchannel7445
@blchannel7445 7 дней назад
Good job🎉🎉🎉🎉
@Delayiselam.
@Delayiselam. 5 дней назад
ንፉዓት መናእሰያት ብሓቒ ኣጆኹም 💙💪🏾
@fsahahailat8903
@fsahahailat8903 6 дней назад
Nay behaki belhti ekum kexilo eti tebatkum❤❤❤❤❤❤❤
@bereket9890
@bereket9890 7 дней назад
❤❤👍👍
@user-bb1hq9ib7x
@user-bb1hq9ib7x 7 дней назад
Good luck forsa ab srahkum atekuru
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 6 дней назад
Welcome you three our heros thank you so much for your interesting topic appreciated.
@tesfalemhagos4900
@tesfalemhagos4900 7 дней назад
ጽቡቕ ሓሳብ ክትገልጹ ኣምስኹም ግን ዝያዳ ንዓኹም ከቃራርበኩም ዝኽእል ነጥቢ እንተ ትዝትዩ ምሓሸ ምኽንያቱስ እቲ ፍታሕ እትብልዎ ዝያዳ ከቀራርበኩም ዝኽእል ወስ እንተ ተብሉ ።
@MahariTesfay-xv6gs
@MahariTesfay-xv6gs 7 дней назад
Wellecome 💚💙👊
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 6 дней назад
Bitaemi nifuat, bikat zelekum meneseyat ekum ajokum Aynifoltomn elom kifinwo fetinom.
@MT45962
@MT45962 7 дней назад
ኣበይ ጎስጒሶም ኣይትቅረቡና ኢሎም ሓሳዊ😮
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 6 дней назад
ኣይ ኣንታ ሰብ አንዶ ንኩን
@YohccPjbki
@YohccPjbki 6 дней назад
Mahr amxay ms wife
@meditationminutes985
@meditationminutes985 7 дней назад
እዋይ እዞም አሕዋት ለባማት❤
@YONAS284
@YONAS284 7 дней назад
💚🐆
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 6 дней назад
ክንደይ ከ ይበልሕ 👋🏼
@dawithdat6012
@dawithdat6012 6 дней назад
Busulat menaseyat geat congratulations 🎉
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 7 дней назад
Eti qendi shiger ab elet 20,anxar qalsi menieseyat nzkonu miedamkum eu bziyada shiger fetiru ktgebrwo aygbaen nieru kem teqalesti
@tropo5254
@tropo5254 7 дней назад
Inhalen ❤❤❤🙏
@BerhiwaWelday-tb8mc
@BerhiwaWelday-tb8mc 4 дня назад
ሰላም ፍናን ብከምዚ መደባት ስሪዕካ ሓሳባት ድልየታትን ክትሰምዕ ምግባርካ ዝናኣድ ኢዩ ። ምክኒያቱ እዚ ምፍልላይ እዚ ሞራል ብዙሓት ዝተንከፈ ኢዩ ። ክዕረ ብሓደ ሓቢሩ ንህዝቡ ናይ ብስራት ጻዊዒት ክጽውዕ ከኣ ክንጽበ ኢና ። ኣብቲ ናይ ኣውራጃውነት ፍልልይ ምህላውን ዘይምህላውን ከኣ እዚ ምስጢር ኣይኮነን ኣብቶም ሓመይትን ተሓመይትን ኣሎ እቲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ግን ብውሕልነት ክሕዝዎ ስለ ዘይከኣሉ ኢዩ ብርእስን ጽኑዕ እምነትን ቆራጽነትን ደኣ እንበር ብብዝሕን ዓድን ዝምራሕ ብርጌድ ንሓመዱ ክህልው የብሉን ።ናይ መራሕቲ ኮንካ ምካድ ድልየት ዘለዎም ነዚ ነገር የባላሽው ኣለው ዝብል ግምት ኣሎኒ ግን ከኣ መራሒ ምኾን ኣይትድይ ዘይኮነ ብህዝቢ ተመዘን ኢዩ ህዝብና ክብሎ ዘለዎ እቲ ክከው ኢየ ዝብል ከኣ ሰሚዑ ዓቅሚ ፈሊጡ ይእለ።
@meditationminutes985
@meditationminutes985 7 дней назад
Lebamat Ahwat! 🎊
@meatwere12
@meatwere12 6 дней назад
ዘድነቅክዎ ነገር ካብ ካልእ አካል ምዝላፍን ምንቁሻሽን ወጻኢ ኣብ ሓሳብ ብምዝራኩም ኢዩ ። ቀጽልዎ
@user-wi9wv7lb1l
@user-wi9wv7lb1l 7 дней назад
ሰልጠነ ኢዩ ፋሓ ብትን ኣቢሉዎ ነዚ ቃልሲ ፍናን ጅግና ወሳኒ ሓቀኛ ሰብ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ❤ ፍናን እዚ መደብ ቀጽለሉ ሰልጠነ ዝባሃል ሰብ ነዚ ህዝቢ ፋሓ የብሎ ኣሎ ብኣውራጃ ይሓስብ ኣሎ እዚ ዶንቆሮ ዓገብ በሉዎ ሬድዮ ሩዋንዳ ሰልጠነ ተጠንቀቅ
@selinaalena4453
@selinaalena4453 6 дней назад
Nay haki
@dkg4657
@dkg4657 6 дней назад
Radio Rwanad !😂
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
Tefetawi talk show radio Rwanda
@meley1952.
@meley1952. 6 дней назад
don't say like this men 😮
@user-lo3hi4fn8z
@user-lo3hi4fn8z 6 дней назад
ፍናን ጽቡቅ መደብ አብ ኩሉ ተባዓት ንኹን ዋላ ህግደፍ አምጽእ ግን አብ ኩሉ ክትሕዞም አለካ።መልእኽተይ ድማ ወልዳይ ሓወይ 100% ጽቡቅ አብዛ ሜድያ ናይ ፍናን ክትበጽሑ እዚ ክኸይድ ዝጸነሒ አብ ቲክቶክ ጸቅጢ ናይ ደቂ ሰራየ እዩ አምስግኖም ግን ገና ኢና ዘለና ።ወልዳይ ሓወይ አብ ሚድያ ወልቀሰባት ምጥቃዕ ክትጥንቀቅ አለካ ሓደራ ምኽንያቱ እቶም ጸላኣቲ ዘድልይዋ እዮም ዋላ ጥራዝ ዝበጽሕ ጽልኢ ያሃልኻ ፖለቲካ ምዝራብ ዩ አጆኻ ጥራይ አይትሕመቅ መጽሓፍቲ ድማ አንብብ
@mikimiki3659
@mikimiki3659 7 дней назад
Selam selam fnan hawna and tekalesti yehwat ms senay ykreta hto aleni gn slemntay ztekalesun zey tekalesun nbrged nhamedu zenashwu b maere riekmom ketebrhulna yehwat
@Znab11
@Znab11 7 дней назад
💙💙💙💙💙💪
@TommyGG-ql3gs
@TommyGG-ql3gs 6 дней назад
Fann please next wufy and welday admomm together ❤️
@esiyastewelde7028
@esiyastewelde7028 7 дней назад
💚💚💚🦅🦁✊
@Solgeb
@Solgeb 7 дней назад
አብ ጀርመን ምስ ሰራየ አብ እስራኤል ምስ ሐማስየን ትናቆቱ ዘለኩም አሕዋት ሐንሳብ ጠጦው ኢልኩም ክትሐስቡሉ ዘለኩም ኮይኑ ይስምዓኒ:
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
Nay haki lebam zerba
@febugaltesfay5108
@febugaltesfay5108 7 дней назад
❤❤❤💚💚🍀🍀🍀🍀💪
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 6 дней назад
Seltene Ghermia is dangerous awrajawi guy he has to correcte his action and take for what he did and is doing.
@ZaidGebretinsae-vg1nz
@ZaidGebretinsae-vg1nz 7 дней назад
🥰🥰💙💙💚💚
@hawinebyat
@hawinebyat 7 дней назад
ቃልሲ ናይ ኤረትራ ህልኽ ጥራይ እዩ😢
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 7 дней назад
💚💙💚
@user-mj5ir8ux7u
@user-mj5ir8ux7u 7 дней назад
❤❤❤❤
@e.kesete4069
@e.kesete4069 7 дней назад
🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🌿
@user-nw8nl6sc5h
@user-nw8nl6sc5h 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akiyor3615
@akiyor3615 7 дней назад
እዚ ዝከይድ ዘሎ ቃልሲ ህልክ እንድዪ ኣብ ነንሕድሕድካ ኩላ ከኣ ዓስባ ላማ ክትውሕጥ ኢያ። ዓስቢ ህልክ ላማ ምውሓጥ ጥራይ ኢዩ እመኑኒ። ሕቶይ? ኣብ ጀርመን ሽግር ምስ ተፈጥረ እቲ ዝነበረ ባይቶ ፈሪሱ ኩሉ ሰብ ነናብ ከተምኡ ተመሊሱ ከም በሓድሽ ንማራረጽ እዚ ዘሎ መሪሕነት ይፍረስ ምስ ተባህለ ስለምንታይ ነዚ ዝቀረበ እማማ ወይ ሓሳብ ስለምትይ ዘይተቀበልክሞ። ትፈልጡ ሰባት ክትምልሱለይ ባዕልኹም ኹኑ ካብ ኣባልትኩ ምስናይ ኣክብሮት።
@OkbitNerayo-gf9ih
@OkbitNerayo-gf9ih 7 дней назад
I❤❤❤
@teshomeyemane5213
@teshomeyemane5213 7 дней назад
Halifatni lomi
@user-vm2os7ts6k
@user-vm2os7ts6k 7 дней назад
wwwww❤❤❤
@samuelmeles3559
@samuelmeles3559 6 дней назад
ኣድኒቐዮም ።
@habtomzere7394
@habtomzere7394 6 дней назад
❤❤❤❤❤
@brgednihamedu9389
@brgednihamedu9389 5 дней назад
Beti elka beti eza nay seltene media eya seb tifelali zela
@hiwetrezene1430
@hiwetrezene1430 6 дней назад
💚💚💚💚💚
@tewehadoorthodoxe6203
@tewehadoorthodoxe6203 6 дней назад
Gruppe nay gezawti gerkmo aye bali geli meli
@Heru-tes
@Heru-tes 7 дней назад
👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@kibromhaylom2972
@kibromhaylom2972 7 дней назад
ኣብ ፖሎቲካዊ መስርሕ ሕግን ሕጋውነትን ኢንተዘይ ሃልዩ ፍጹም ዓወት የለን ስለዚ ኣጆኩም ። ቡሉጽ ሓሳብ
@brhanehaile4339
@brhanehaile4339 7 дней назад
ወልዳይ ወልዳይ ኮነት መርየት ። ትሪ ዓረ
@akiyor3615
@akiyor3615 7 дней назад
ካብ ስርሑ ንላዕሊ ስሙ ዝዓበየ ሰብ ዘይ ተዓደለ ኢዩ።
@awetteklebrhan8839
@awetteklebrhan8839 6 дней назад
🌿🌿🌿🌿✅✅
@mussielegese8072
@mussielegese8072 7 дней назад
ዘይት ገድፎ መን ውረድ ኢልካ ናይ ኣፍ ጨለ
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
Seltene is the problem of all this
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 6 дней назад
He want to control the money
@nahornatan200
@nahornatan200 6 дней назад
Seltan not professional platform
@ghkh782
@ghkh782 7 дней назад
ፍናን ሚድያ ማለት ከምዚኣ ኢያ ብዘይ ምፍልላይ
@binitebrowen6912
@binitebrowen6912 7 дней назад
ካብ ህልክ ቃንዛ ኣደኩም ይዓቢ ::
@EsiyasTewelde
@EsiyasTewelde 5 дней назад
🦁🦅🤚✊🤙
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 6 дней назад
ya hj wn hlkejatat ankeft ekum eber ez wala hade xegem ayneberon kell eu ez aykonen kali wn kftah ykil eu gn betaim hlkejatat sebat ekum sle mntay gn hj ke
@user-jc2jd9ft2t
@user-jc2jd9ft2t 7 дней назад
💔😭💔😭both side they don't know anything what they fight for. make yourself better first then 💔😭💙😭
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 7 дней назад
Xlie awuraja alo nay aserarha tirah aykonen,bhlfi akeleguzay zbhalu, teqalesti knesom gna btaemi alietawuyan eyom,kabatom nezi zkeyid zelo mflilay ageb zbel yelen! Zehzin eu! Tnx guys
@YoelEsack
@YoelEsack 6 дней назад
Waw hasab eze eu ❤
@user-il8fr5lt5e
@user-il8fr5lt5e 6 дней назад
Fnan ዓርናስ
@brgednihamedu9389
@brgednihamedu9389 5 дней назад
💚💚💚💚💚💚💚
@selinaalena4453
@selinaalena4453 7 дней назад
Welday and Wedi Belaye, you are very mature and immaculate young men. The future if Eritrea 🇪🇷
@Senay334
@Senay334 7 дней назад
እዚኦም ካብ ዝጅሙሩ ክሳብ ዝዉድኡ ናይ victim mentality ጥራይ ኮይኖም:
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 7 дней назад
Lebam zereba gn kab hlik wexiena gdn nab hade kitmexu alekum mknyatu mfililay n hgdef mehegosi eyu
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 6 дней назад
ኣቱም ሰባት ህልኽ እንታይ እዩ። ኣንጻር ህግደፍ ትቃለሶ ዘለኻ ህልኽ ድዩ። ኣብ ውሽጢ ተቃለስቲ ውን ሕጊ ተጣሒሱ እንተ ተባሂሉ ኣየናይ ተባሂሉ እዩ ክሕተት ዘለዎ እምበር ህልኽ ዝብል ሃለውሳ ምዝራብ ስቅ ኢልና ተኣኻኺብና ዕላማ ዘይብልና ንኺድ ከም ምባል እዩ።
Далее
ሚዛናውነት ከም ፍልስፍና...
14:02
Просмотров 34 тыс.
The courier saved the children
00:33
Просмотров 1,4 млн
would you eat this? #shorts
00:39
Просмотров 1,3 млн
Ethiopia - Esat Amharic News June 20  2024
32:42
Просмотров 7 тыс.
Проверил, как вам?
0:51
Просмотров 1,7 млн
Tom & Jerry !! 😂😂
0:59
Просмотров 33 млн
Tom & Jerry !! 😂😂
0:59
Просмотров 33 млн