Тёмный

ንስኺ ጅግና እትብልዮ ወዲ ከመይ ዝበለ እዩ? New funny Tigray Street Interview  

Yata up
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 45 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 227   
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
ጅግና ዝብሎ ኣነ ሓባሲ ንብዓት(TDF)እዩ ሰራዊት ትግራይ⭐️❤🙏 ያታየ ቅልጥፍ ናበልካ ቪዶ ልቀቀልና ተኽኢልካ ሽረን ከባቢኣን ኬድካ ከምዚ ዝበለ ሕቶ ሕተቶም😍
@yataup27
@yataup27 Год назад
እሺ❤🙏
@freweynidesta
@freweynidesta Год назад
እወ ጅግና ተጋዳላይ ሰራዊት ትግራይ💪💪💪❤❤❤
@arabiccalligraphyart7332
@arabiccalligraphyart7332 Год назад
Jegna shaebia teray eyu Awet nihafash
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
ጀግና ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዚና ኢና ንፈትወካ ዝያዳይ ንውቅሮ ከባቢ እዉን ክይድ እንዳበልካ 😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤⛱🎉🎉🎉🎉🙏
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
ቀፅለሉ ዝሓወይ ጅግና እግዚአብሔር አምላክ ምሉኡ ሰላም ይግበረልና ተጋሪዋይ ማዓረይ አብ ስደት ዘለና ድማ ብሰላም መሬት ዓድና የእትወና❤❤❤❤❤❤❤❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
Welcome back yataye God bless you and all people tigray❤ዛ ተጋዳላይ ዝበለት አዲኒቀያ😂❤ቅድሚ ኩሉ ፍርሓት እግዚአብሔር አምላክ ዘለዎ ወዲ ዝበለት ሰብአዊነት ዘለዎ ጻዕራም ወዲ ከምዚ ዓይነት ወዲ እና ንፈቱ አዋልድ ❤💛አከዳድኑኡ ከም አቦታቱ ዝዕጠቅ ይፈቱ❤ያታ ሓወይ Part 2 ለ ደቂ ተባዕትዮ ካባና እንታይ ከም ዝደልዩ ማለት አከዳድናና ዋላ ጅግና ዝብልዋ ሄዋን ከመይ ዝበለት እያ ኢልካ ኣቅርበልና ከይደንጎካ.....❤እና ኣጆካ በርትዐልና ብሩከይ❤
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Год назад
በይዛኻ ዳኣነዋ ራያ ሞኾኒ ኸይድኻ ጎዶናታት ከምዚ ሕተተልና😢💚
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 Год назад
ክክክ ኣነስ ናይ ራያ ኣይኮነን ናይተን ሰለስተ ኳ ኣይተረደኣንን ህኮት ደኣ ይበሃል!!
@roozkiros6065
@roozkiros6065 Год назад
ኣነ ካብ ዘፅለእኒ ካብናውዳት እዝኑ ልሸቁር ስርኡ ኣብ ማዓኮር ዝዕጠቅ ታይት ዝመስል ስረ ዝገብር ብጣዕሚ የፅለእኒ ስባኣይ ስብኣይ ክመስል እንተኾይኑ ቆፍጠን ዝበል ውዲ ደስ ይብለኒ ብዝተረፈ ጀጋኑ ቀፅልሉ💛❤💛❤💛❤
@መሪናፋቂትሰድራኣ
ብሓቂ
@rozaza168
@rozaza168 Год назад
ኣነ ድማ ጅግና ዝብሎ ወዲ ፍራሓት ፈጣሪ ዘለወ❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Год назад
Pls 2ይ ክፍል ድማ ናይ ደቂ አነስትዮ ዝፀልእዎ ደቂ ተባዕትዮ አከዳድና ብደቂ ተባዕትዮ አቅርበልና 😂
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
ትክክል
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k Год назад
ኣኽ 😂 ክክክክ ኣታ ናይ ኣያ ተኸስተ ዘሎ ኣብ ማእኸል እዩ ማዓንጣይ ዘቁስለኒ ከብደይ ኣነስ ብስሓቅ 😂😂😂❤❤❤ I love tegaruway
@tglove7635
@tglove7635 Год назад
ዋላ ኣነ በይነይ ይስሕቅ ኣለኩ ከም ዕብዲ😁🤣🤣
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k Год назад
​@@tglove7635 😂😂😂😂❤
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
ዋላ አነ ካብደይ 🤣🤣🤣🤣
@ove6164
@ove6164 Год назад
ተጋሩዋይ ጥዑማት😚💙 ዘድንቆ ወዲ ንውድቀት ኢዱ ዘይህብ ወዲቁ ዝትስእ😚 ዝጸልኦ ኣከዳድና ስረ ኣብ ታሕቲ ዝዓጥቅ እኙ😕
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Год назад
ዓለም ቦሻዕ።
@fgsd1103
@fgsd1103 Год назад
ሃማየይ ማለት ድዩ ቴንኪው
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
ኸምዛ ኸማይ እዊ ክክክክ
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
@@fgsd1103 ዋይ🤣🤣🤣
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
@@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ ምሽ🤣🤣🤣🤲
@ሳምሪባዓልቲተስፋ
አነ ካብ አክዳድና ወዲ ዘይምችወኒ ውጥርጥር ዝበለ ቁልፊ ትሕት ዘብል ፅጉሩ ዘንውሕ ብዝኾነ ይመችኸም❤❤
@ዳናጓልትግራይ
@ዳናጓልትግራይ Год назад
ከዓ ለለ ድራር ልኾነ ቪድዮ ኣምፃኻልና ኣታ ጅግና❤❤❤❤❤😍😍
@ማዕበልሓጎስ
@ማዕበልሓጎስ Год назад
ድምፂ ወያነን ደደቢትንስ ዘይምድናቅ ይሐሸኩም ደቂ ዓደይ ድንቁርናኦም ይገድድ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ኬፍ ኣለካ ቀፅለሉ yata up😍😍😍😍😍
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Год назад
ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ ፃዕዳ♥️💛tdf👑👑👑
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏
@ማዕበልሓጎስ
@ማዕበልሓጎስ Год назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ Yata up ይመችካ😍😍
@Teweldek40
@Teweldek40 Год назад
ኣነስ ክፈትወኩም ብኡነት ተግሩ ብሩኻት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 Год назад
ያታ ብራቮ ተቅርቦ ስራሕ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሎ ኣይትደንጉየና እንቃዕ ብስላም ቢሂወት ተምለስካ ካኣ ብሮየ
@ትግራይትግራይ-ጨ7ጐ
Yata up ጎበዝ መዘናጋዕቲ ስራሕትኻ ቀፅለሉ
@tdf1948
@tdf1948 Год назад
ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤️❤️❤️💛💛💛
@samisami-yx1mv
@samisami-yx1mv Год назад
ኣይይይ ኣውኣ ኣላትካ😢
@fdg761
@fdg761 Год назад
እግዚአብሔር ልፈርሕ ብዓዱን ብሰበይቱን ዘይ ዳራደር❤❤❤❤❤❤
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
ኣድናቂትኳ እዩ ኣነለ ናዓኳ ❤ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ናበልኳ ምፀና🙏🥰
@teklitmekonen5258
@teklitmekonen5258 Год назад
ብጠዓሚ ደስ በሃሊ መደብ ግና ናብ ዝተፈላለየ ከተማታት ትግራይ እውን እናኸድኻ አምፀአልና
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 Год назад
Asena ab kulu lbi atila thanks ❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
*_እንኳዕ ብስላም መፃእካ🥰🥰😅😅😅_*
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 Год назад
ጎበዛት፡ ኣማኑኤል ኣሰና ኣብቲ ጸልማት ደው ዝበለ ኣብ ጎኒ ህዝቢና ክምስገን ዝግበኦ'ዩ ሓቀኛ ባዓል ሕሊና
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ሓዉን ብጣዕም ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀልጥፍኻ ምፃእ
@trhaslove4629
@trhaslove4629 Год назад
ኣረ ይመችኹም ኣብ Yata up ልትሳተፉ ኩሉኹም ብጣዕሚ እየ ልፈትየኩም ለድንቐኩምን ቀፅልሉ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ፅሩያት🙏💝💝💝💝❤❤❤
@memamema3493
@memamema3493 Год назад
Enkaa Bselam metsaka nfetweka hawna❤💛
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b Год назад
ዋውው ደስ ክብል መደብካ ቀፅለሉ💖
@missyoumam1223
@missyoumam1223 Год назад
Deki adey miss you ❤️💛
@elssahaylo8382
@elssahaylo8382 Год назад
በርትዕ ዝሓወይ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
እንካዕ ብሰላም መፃእካ❤😂😂😂😂😂
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏♥♥♥♥🌹🌹🌹
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Год назад
ኣብ መጨረሻ ልተዛረበታ ዘረባ ግን ገለ ይጥመርኪ ኢለያ ብወገነይ ወያል😊
@kahsayemane335
@kahsayemane335 Год назад
ቆሲለ ሎማዓንቲ ያታ ኣቤት ዓፈና ፅቡቕ ዘዝበሉዎ ከምዚ ከማይ ድዩ ናበልካ ዓፊንካና ብሓጎስ ከይትሰክር ቀስ በል😂😂😂 ይሞችኹም ደቂ ዓደይ❤ ትግራይ ቲቪ & Dw ግን ኩሉ ዒኽኽ ኢሉዎም አረ ኣማሓይሹ በሉልና😣
@michialehadgu5775
@michialehadgu5775 Год назад
I believe that your RU-vid channel is the ultimate media source to watch at any given time compared to all other media channels .
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏🙏
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
ብጣዕሚይ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅለሉ መዓረይ እስቲ ንተምቤን ማይ🍊 ሎሚን🍊 ዓብይ ዓዲይ ናፊቓትና ኣላ ማራ 💕👍👍ተጋርዎኒ እስቲ ከይድ ካእትብሉ👍 ላይክ ግጨዉኒ💕🙏
@muluetekle5166
@muluetekle5166 Год назад
Keep going Broy Aqararbaka zetinayo 🤙🤙🤙
@robel6702
@robel6702 Год назад
Best media is i think its Zara media
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ዝሓወይ ደስ ዝብል ሕቶታት እዩ ቀፅለሉ
@AliAbdullah-vc8ty
@AliAbdullah-vc8ty Год назад
ወድኖ ቀፅለሉ ዙ ናይ ጎደና ሓሳባት
@rigbyrigby5599
@rigbyrigby5599 Год назад
💔💔💔💞
@ygffghdhjiig2044
@ygffghdhjiig2044 Год назад
እዋይ ደቂ ዓደይ ዓጋመ ጓል ክላሰይ እኮ አምፅእካለይ ድሕሪ ክንደይ ዓመት ሪኤያ ሜሪ ጓል ክላሰይ ከመይ ድየ ናፊቀያ ዓደይ እፍፍፍፍፍ 😭 ሰደት ሕሱም አብ ሰደት ዘለና ብሰላም ዓድና የርግፀና አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@ተመስገንእዩቃለይ
ውቅሮ 0ሓደ ባ ከይድኻ ኣርየአና ኩቡር ሓወይ ኣሕጉሰና❤❤❤❤
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Год назад
ያታየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ግን ኣብ እዳ ጣውላ ከይድካ እባ ድዛይን እና ዋጋ ኣርእየና ዝሓወይ
@Fana-p5c
@Fana-p5c Год назад
Well come back haweni❤❤ ብዝያዳ ዘስሕቀኒ ከኣሲ እቶም ትጥቀመሎም ኮሚዲታት😂😂
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
ተጋሩዋኒ😁😆😁
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 Год назад
Kkkkkk Assena Tv nay tigray media eloma ellllllll haki azaribkum
@MayaVlogger
@MayaVlogger Год назад
Thank you for giving us such an entertaining RU-vid videos 👍👍I will be your number one fun👍keep doing the good jobዝሓወይ
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏🙏🙏🙏
@ngstigebre4346
@ngstigebre4346 Год назад
ሰራዊት ትግራይ እዩ ጅግና💊✊
@bereketdemewezteddy6709
@bereketdemewezteddy6709 Год назад
Kbur haw meteabitey memahrtey tnx btaemi akbirka ab videoka slezetekani ,ketslelu kea gobz
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
😂😂😂ኣታ ናተኸስተ ቃቲልካና😅
@kewanisium2643
@kewanisium2643 Год назад
ሽኮሪናታት ደስ ዝብል መልሲዩ።
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ኘ7ፈ
ትክክል ፈርሓ እግዚአብሔር ድነሀዎ ዳአነለ ጀግና እዩ
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ተጋሩ ደመይ💛💊 በርትዕ ጀግና ሓዉና
@yataup27
@yataup27 Год назад
❤🙏🙏
@henokmulugeta1320
@henokmulugeta1320 Год назад
great video bro 🤣🤣🤣keeps going forward.
@henokhuruy4856
@henokhuruy4856 3 дня назад
Yata media qexelewe ❤❤❤
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Год назад
ቐፅልሉ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኢና ኻልእ እኳ ተዘይሓገዝናኩም ላይክ ሼር ክንገብር ኢና ደቂ ሪመይ ደቂ ሓላል መሬት💊😍
@hameye...11
@hameye...11 Год назад
Wow des behali beteley eta brkti tbehal zbeleto mesati
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
መደብኩም ደስ እዩ ዝብል🙏😘
@johnbelay3321
@johnbelay3321 Год назад
Well done ✅
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 Год назад
ተጋርየ ሙቅራት ሰላምኹሙ ይብዛሕ ❤
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ተጋሩዋይ💖
@zufanassefa718
@zufanassefa718 Год назад
Ketslelw zahwoy good job ❤❤❤
@tuutttet1854
@tuutttet1854 Год назад
ፅቡቃት ደቃ ዓደይ❤❤💕💕
@ተመሲገንአምላክየ
አስይ ደስስ ብሃልት ደቅ ትግራይ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ጅግናስ😢ካብTDF ኣይሕለፍ😢ንኣና ክብል😢መስዋእቱ😢ከፊሉ😢 ኣካሉጎ ዲሉ 😢
@ተመስገንእዩቃለይ
ኣነማ ክልተ ግዜ እየ ሳብስክራይብ ዝገብር😂😂😂😂😂
@AluFkr
@AluFkr Год назад
😘💊💖
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
ናራያ እያ እዛ ግጥሚ😂😍
@ሊናፈቃርእዩልበይ
Woww xbuk srah eu bro kab hafteka Eritrawit kexlo pls
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
ፈሳዊት
@ኖህወዲሻዕቢያ
@ኖህወዲሻዕቢያ Год назад
ኤርትራዊ እየ ግን ተጋሩ ብዙሕ ፍቅሪ ስለ ዝሃቡኒ ድሕሪ እዚ ኩሉ ሽግር ከምዚ ኢሎም ምርኣየይ ብልቢ ተሓጉሰ። so ብሮ በርትዕ ቀጽል ብዝተረፈ ኣብ መቀለ ተለኻ ብሓንሳብ ክንሰርሕ ምደለኹ ምኽንያቱ ነዚ 2 ህዝቢ ናብ ናይ ቀደሙ ፍቅሪ ክምለስ ስለ ንደሊ።ፍቃደኛ ተኾንካ መልሲ ስደድ ብሮ.....10Q Kulakum tegaru ....please bro melsi kixibeyeka eye....!!!💯❤❤❤💯
@yataup27
@yataup27 Год назад
እሺ ፅቡቅ 🙏
@ኖህወዲሻዕቢያ
@ኖህወዲሻዕቢያ Год назад
@@yataup27 እሞ ብምንታይ contact ክንገብር ንኽእል instagram ኣለካ ዱ
@wediachi9005
@wediachi9005 Год назад
Kofkaf
@habu207
@habu207 Год назад
❤️💛🥰
@Gametube5470
@Gametube5470 Год назад
መቐለ ዓድሓ እዩ ዝኸባቢ ወ ዶ❤😍😍 የቐንየልና ብሮ
@yataup27
@yataup27 Год назад
እወ❤🙏
@hiwethiwet2159
@hiwethiwet2159 Год назад
🥰🥰Yss
@teklitzaid
@teklitzaid Год назад
Editing perfect ❤
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Год назад
Enko be selam mexka bro xebke serh 👍👍👍
@ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ
🙏♥️♥️
@haymimillen166
@haymimillen166 Год назад
Kostara wedi tsaari sebay sebay libel😘😘😘😘
@Rahwagebremariam1412
@Rahwagebremariam1412 Год назад
❤️❤️❤️
@maremare1976
@maremare1976 Год назад
🥰🥰🥰❤️
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ንህዝቡን ንዓዱን ዝሓስብ ዝቃለስ ኸም tdfy ዝበለ እዩ ጅግና ዝበሃል!!❤💊🏖
@tigraydaily6493
@tigraydaily6493 Год назад
Welcome Yatana
@fretsehaye6957
@fretsehaye6957 Год назад
ተጋሩዋይ😂😂😂😂😂
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 Год назад
ፅቡቅ ሓሳባት ዩ..ቐፅለሉ ❤❤❤ እቶም ኢትዮጵያ ትዝታ። ፥ኢትዮጵያ ምስጋና ዝብሉ ኽትርኢ እንተለኻ ኣልዒልካ ስበሮ ! ወይ ናብ ያታና ኣፕ ብቀረፃ ኸም ዘይኣቱ ፈትን!! ህዝብና ጥሜት ሽግር ስለ ዘለዎ መዓዝ ካብ ሽግር ይላቀቅ እምበር ኢትዮጵያ ፥ኤርትራ ዝብሉ ቃላትን ባንዴረኦምን ኣይተፀየፎን.......
@AmanAman-hk8zc
@AmanAman-hk8zc Год назад
ቦሻዕ
@abrhagebreamlak-jk2th
@abrhagebreamlak-jk2th Год назад
Welcome Back Angie Abyi Seb
@robeltab2603
@robeltab2603 Год назад
😍😍😋😋za zigetemkala kolea temochiyatinila
@ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ
አብ ዝአተኹዎ እየ ሳፕ ዝገብር ሞይተ😂😂😂😂😂😂
@tigraytiktoktigraytiktok9092
ቦሽዕ ኣከዳዲና🥰😂😂
@frfr-dm5rw
@frfr-dm5rw Год назад
😍😍😍😍😍
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 Год назад
kemzi elkum bmrayey des eluni hawkum eritrawi tekemati swiss
@سارة-ط8ك
@سارة-ط8ك Год назад
ሰባይቲካ እባ አምፀሊኢና ናበይ ከዪዲ
@bri7094
@bri7094 Год назад
ውይ ታልገጠምኻላ ጋል ግን ስለምንታይ ገጢምኻላ ክክክክክ ያታየ መሕረር
@yataup27
@yataup27 Год назад
😂😂ናይ ግጥሚ ክእለተይ ክፍትሽ ደልየ
@EfrataAmanuel-cj4gn
@EfrataAmanuel-cj4gn Год назад
Hhhhhhh emotinal damage abitihatilika ab 7:10 lela kolia
@genetpooki
@genetpooki Год назад
🙋🏾🙋🏾🙋🏾 tegadelT Tigray my hero ❤️‍🩹❤️‍🩹
@godislove8937
@godislove8937 Год назад
ንዓይ ጀግናይ አክቢሩ ዝክበር ጨዋ ተአማኒ ዩ!!!! ነብሱ ዝከአለ ሰሪሑ ዝበልዕ ስነምግባር ለለዎ ሻሽ ዝተጠምጠመት አድኒቀያ posetivitiy mind
@edentsegai5801
@edentsegai5801 Год назад
Shikor goal rekibka embear tiksheksha aleka 😁👍
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
አረ አነ ዙ ናይ አያ ተከስተ እዩ ዘስሑቀኒ ዘሎ🤣🤣🤣
@ስራNegas
@ስራNegas Год назад
❤️❤️❤️😘😘
Далее
Cool Wrap! My Book is OUT 🥳
00:27
Просмотров 1,8 млн
DIY Pump Solutions
00:18
Просмотров 1,9 млн
Tigray and Eritrean street interview 1 | Meley Tube
17:37
Cool Wrap! My Book is OUT 🥳
00:27
Просмотров 1,8 млн