Тёмный

ዝገርም ቀልድታት ዳገሬ እሙን ኣብ ድሮ መፈፀምታ ውድድር ሽልማት ስነ ስርዓት ንተወዳደርቲ እናዛናግዑ 

Meadi Media
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

3 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 198   
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 8 дней назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ስራሕ አብ ቅድሚ ዕሸላት ቢራ ደርዲርካ!! ንህዝቢ ከተምህሩ ወጺኹም ሕማቅ አርአያ ዕሸላት ሙኻንኩም የሕዝነኒ፣ እንዳ ገሬ እሙን ፍጹም ክትስሕትዎ ዘይብልኩም ሓደ ነገር አብ ናይ አልኮል መስተን ካሊእ ነገር ዘለዎ ዋዕላ እሞ ህጻናት አብ ዘለዉሉ ፍጹም ስራሕኹም ከተርእዩ ፍቃደኛ ክትኾኑ የብልኩምን። እዝውን ፍጹም አብ መተሓዳደሪ ደንቡኹም ክተቀምትዎ አለኩም። መእዲ ሚድያ ካብ ቢራ አድቨርታይዝመንት ዝርከብ ገንዘብ መናእሰይ ዘበላሹ ተኾይኑ ይትረፍኩም። ንህዝቡኹም ጸቡቅ ነገር ክተርእዩ ክተቅርቡ ሓላፍነት አለኩም።
@user-ph9qf2ud8g
@user-ph9qf2ud8g 11 дней назад
መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉኩ ኣቱም ኩርዓት ትግራይ
@freweynidesta
@freweynidesta 11 дней назад
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@Almi589
@Almi589 8 дней назад
​@frewe ynidesta ደምሪኒ❤
@jhonkifle
@jhonkifle 11 дней назад
ኣብረሃም እንኳዕ ስራሕኻይ ፍረጻማኻይ ኣርአየካ፡፡
@Almi589
@Almi589 8 дней назад
ደምረኒ ምቅረተይ❤
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 11 дней назад
ራያ ብራ ያሃለዬስ ዳሽን ግርም ባ
@beletu7041
@beletu7041 11 дней назад
እዚ ቢራ ታይ ድአ ልክዕ /መጠን እኒሀዎ ዶ ዝበዝሐ ይመስል ?
@Almi589
@Almi589 8 дней назад
ደምሪኒ❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 11 дней назад
በኡነት ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ ስራሕ ☺️
@tigraynamedia5885
@tigraynamedia5885 11 дней назад
ዘብርአብሩኽ ዓይነይ ግን ታብዝሕለኻ መስተ ቀስ በል😂 እና ብጣዕሚ ናኽብረኩም 🎉
@user-sh9if5ol2v
@user-sh9if5ol2v 11 дней назад
ዙቤራ ግን የበዝሐይ ናይ ኣመት ሙሉእ ድዩ ወዮ 😂❤ 🎉
@Hareg675
@Hareg675 11 дней назад
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋት ነቲ ዝረኢ ግን እንተትቅንስዎ እቲ ጠራሙዝ የደንግፅ እዩ ብላዕሊ ክረአ እሞ ዝገደደ
@user-sh9if5ol2v
@user-sh9if5ol2v 11 дней назад
ጆኮረይ ከ😊
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 11 дней назад
ኮሞንት ህድእ ንበል መስተ ምናምን ኣይንበል እንተሰተዩ ውን እንታይ ይጎድለኩም ሆ ደሞ ብቲ ዝሰርሕዎ ከሊእ ውን ምተገብኦም ስለዚ ኡስ በላ ማኣዲ ጥበባት ቀፅልዎ😍😍🙏
@hutsubmeanta
@hutsubmeanta 10 дней назад
Raya bera Enahalewes Dashin kitsetiu Ageb
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 12 дней назад
ኣታ እንዳ ገሬ እሙን ታይ ኮይኖም ዳሽን ጎንደር በስመኣብ
@meadimedia
@meadimedia 12 дней назад
እዞም ከየንቲ ሞያኦም ከዕብዩ እንተሸለመ እንታይ እዩ ፀገሙ? ኩሉ ቢራ ካብ ትግራይ ወፃኢ እዩ ዝኣቱ። ዳሽን ቢራ ካዓ ኣብ ብዙሓት ማሕበራዊ ጉዳያት እናሓገዘ ብዙሕ ናይ ስራሕ ዕዱል እውን ፈጢሩ ኣሎ።
@semirabdulkadir8210
@semirabdulkadir8210 11 дней назад
አሞ ብመጠኑ ትገብሩዎ ያ
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 11 дней назад
⁠አረ አቱም ተጋሩ ለቢ ግበሩ አእምሮኹም አስርሕዎ ሐልዮም ዝሐግዝኹም ዶ መሲልኩም አእምሮኹም ብመስ ከደንዝዝዎ ደልዮም እምበር እንድሕር ሐልዮም ንምንታይ እኽሊ ነገር ዘየምፅኡ መስተ ደርዲርኩም ተርእዩስ እንታይ ከተምህሩ እዩ ዋላስ ተውልዲ ንምብልሻይ እዩ
@user-br7rd5vf4n
@user-br7rd5vf4n 12 дней назад
ብጣዕሚ ጎበዛት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 10 дней назад
ተጋሩዋኒ ሸኳራት ❤❤❤❤❤
@hutsubmeanta
@hutsubmeanta 10 дней назад
Gerye emun Takileka zereba tidagagem ala
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 11 дней назад
Yigesumuwo natom bigiltsi silezgeberwo dyuu yimechikum ❤❤❤
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 5 дней назад
Wow, it’s very constructive program. Thank you!
@Jvhdyfbnuzrdycy
@Jvhdyfbnuzrdycy 11 дней назад
አንድ ኢትዮጵያ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 12 дней назад
Bravotattt god jobb 🎉🎉🎉🎉
@ShewitTekia
@ShewitTekia 11 дней назад
Nay bahki gen weyni eya neyra 1 ti aytedalwu🤗🥺
@tesfaygereziher6320
@tesfaygereziher6320 11 дней назад
srhkum tsbuq eu. abzi medrek ezi birra mstay gin gega, zezisetekmwo do eko ayteleliwon
@meadimedia
@meadimedia 11 дней назад
ሓደ ዳሽን ቢራ ስፖንሰር እዩ። ካልኣይ ካዓ ተወዳደርቲ ናብቲ ውድድር ነፃ ኮይኖም ክኣትዉ ዝሕግዝ እዩ።
@Hareg675
@Hareg675 11 дней назад
ነቲ ሰብ ኣክቢርኩም ስለ እትምለሱ ክብረት ይሃበልና እንተ ናይዛ ቢራ ግን ኣይተውሓጠትለይ ከመይ እቲ ዝሪአኹም ታይ ይማሃር ብጥራሑ ኣብ ምስታይ እናዋዓሉ የሕዝነካ መንእሰይና😢
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 11 дней назад
❤❤wow❤❤ proud of you ❤❤
@user-xv3en3cy4l
@user-xv3en3cy4l 9 дней назад
Very good ❤❤❤enda gere imun
@BrhaneGuesh1
@BrhaneGuesh1 11 дней назад
እዳገሬ እሙን ጎበዛት ቀፅሉሉ
@birnihigotube9453
@birnihigotube9453 10 дней назад
we love you !!!
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 11 дней назад
ዋውውው❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-se7ci7iy3v
@user-se7ci7iy3v 11 дней назад
ኣቱም ሙቁራት እንዳ ገሬ እሙን
@user-se7ci7iy3v
@user-se7ci7iy3v 11 дней назад
መስተ መስተ ትቡሉ ሰባት ግን ኩሉ ሰብ እዩ ዝሰትዮ እቲ መስተ እሶም እውን ሰብ እዮም ለባም ለባም ኣይትፃወቱ
@Monliaz
@Monliaz 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 10 дней назад
❤❤❤❤❤ናትና ኮኾባት
@azebgebregergs3502
@azebgebregergs3502 11 дней назад
Bira enaseteka dayinet betam yidebral
@HassanHusaini-zv4mb
@HassanHusaini-zv4mb 12 дней назад
Very good ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AsSfgjl
@AsSfgjl 5 дней назад
❤❤
@DaniMeli-kp4gq
@DaniMeli-kp4gq 11 дней назад
ንፉዓት ቢራ ግና በዚሑ
@aishaais8070
@aishaais8070 7 дней назад
❤❤❤ ሃናፃይ ሐሳብ እዩ❤❤❤ቐፅሉ ብጣዕሚ ማሃዝቲ ጡማት ቃላት ብልሰነ ትርኛና ይዋስኡ አለው❤❤❤
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 11 дней назад
The idea is much appreciated as it is encouraging to the young. However, please distribute the program to the whole Tigrai .There is a talent in the whole Tigrai. 🐝🐝🐝
@user-ih8py9sj3u
@user-ih8py9sj3u 7 дней назад
❤❤❤❤
@user-pg4gc5vr8e
@user-pg4gc5vr8e 9 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-zo4wx1rk9b
@user-zo4wx1rk9b 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-vp1ol2ds9u
@user-vp1ol2ds9u 12 дней назад
ገረ ብራ ይሰቲ ድያ ብዝኾነ ብጣዓሚ እየ ዝፎቴኩም
@PerZaf
@PerZaf 6 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉
@user-pw8io3xg1p
@user-pw8io3xg1p 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 8 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-tz6nl3hu8u
@user-tz6nl3hu8u 12 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hdvyysd-mt3rj
@hdvyysd-mt3rj 11 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 7 дней назад
ኣያ ዘርኣብሩክ ግን ላኣይ ብቻ ድዮም ዝቅየርኑይ ዘለዉ ተጋሩዋይ ስላምኩም ይብዛሓለይ❤❤❤
@Gere.emun.
@Gere.emun. 11 дней назад
እዚ መስተኸ ታይ ግበሩና እዩ ልልሰተኽምዎ ዘይተልዕልዎ ዝጠራሙዝ
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 7 дней назад
❤❤❤
@user-zd8sh6yp7s
@user-zd8sh6yp7s День назад
❤🎉❤🎉❤🎉
@MahariBerhu
@MahariBerhu 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-ph9qf2ud8g
@user-ph9qf2ud8g 11 дней назад
🎉🎉🎉❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 11 дней назад
❤❤❤🎉
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qo3hr8sc5y
@user-qo3hr8sc5y 11 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-qv4vp4no8t
@user-qv4vp4no8t 9 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms 8 дней назад
እንካዕ ገሬየ እምን ተፈፅማ 😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 12 дней назад
ማይ 😂😂😂😂😂
@user-lw3zx2gu3l
@user-lw3zx2gu3l 9 дней назад
👌👌👌🥰🥰🥰🥰
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 7 дней назад
ተጋሩዋኒ ሸኳራት❤❤❤❤
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 12 дней назад
አቱም ሰባት እንታይ እዩ እቲ ቢራ ግድን ድዩ ኾይኑ ብጣዕሚ እዩ ዝህዝን
@meadimedia
@meadimedia 12 дней назад
ናይቲ ሽልማት ፕሮግራም ስፖንሰር ስለ ዝኮነ እዩ። ጥበብ ካዓ ብዘይ ሓገዝቲ ኣይዓብን ሓው
@mebrie-ix7sh
@mebrie-ix7sh 6 дней назад
ጆኬር ኣበይ ኣሎ ፍትሃነገስ
@NaodJunta
@NaodJunta 5 дней назад
I am really sad to see this Empty bottle bera. I didn't expect from you all 😢😢😢 💔💔💔
@liaberhane9973
@liaberhane9973 11 дней назад
Ata izi kulu bira aytihafrun do?
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 12 дней назад
ዳሽን ዋእ 😊😊😊
@meadimedia
@meadimedia 12 дней назад
ናይቲ ሽልማት መዕፀዊ ስፖንሰር እዩ
@sbegge7121
@sbegge7121 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 10 дней назад
መስተ ዝበሃል ካብ ትግራይ ከጠፍእ አሎዎ
@Genet120
@Genet120 10 дней назад
ብትክክል
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 5 дней назад
ዋ ኩሉ ክትሰትይዎ ድኩም እቲ ቢራ ከ 😂😂😂 ዓላም በሻዕ
@Alemu-os5fj
@Alemu-os5fj 7 дней назад
እተን ምቀልወን ኣይበዝሐይ 2ክልተ እየን
@dfhf8186
@dfhf8186 12 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🎉🎉🎉
@GvyvyvDzdxd
@GvyvyvDzdxd 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DestaAregawi-rl7ti
@DestaAregawi-rl7ti 10 дней назад
ብዳሽን ሰኺርኩም
@tsegayasghedom5700
@tsegayasghedom5700 3 дня назад
ንጽቡቅ ዓላማ ብሕማቅ ሽፋን አንታይ ግበሩና አዩ ዝኹሉ ቢራታት?
@user-dj6mj3si6e
@user-dj6mj3si6e 10 дней назад
ካባኹም እዚወጣት እታይ የማሃርስኽራን ቢራ ደርድሮ መጠጣት ንስኹም ኢኹም ትውልዲ ተጥፍኡዘለኹም ?ማይን ለስላሳን እዶአይትገብርዎን ወይስናይቢራ ወስታወቅያእዩ ?ትሕቲ ዝኾኑ ቆልዑ ሰብሲብኩም ተጥፍእዎም አለኹም ይቅርታ ሕተቱሉ።
@meadimedia
@meadimedia 10 дней назад
ነቲ ምክሪ የቀንየልና። ነቲ ሽልማት ስነ ሰርዓት ልዕሊ 1. 4 ሚልየን ብር ወፃኢ ተገይሩ እዩ። ዳሽን ቢራ እውን ነዙይ ብር 250,000.00 ሓጊዙ እዩ። ንተወዳደርቲ ዝወሃቦም ዘሎ ምክርታትን ሒዘምዎ ዘለው ማይን እውን ንርአ።
@HHsh-i7f
@HHsh-i7f 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@arsemasis5738
@arsemasis5738 8 дней назад
ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 8 дней назад
ሰመዓታትስ ብበራ ድዩም ዝዘከሩ ወይ ህዚብና ግን ግራማለ እዩ ዘሉ ካብቲ በራ ቅንስ አብሉኩም ሰተዩ እትም አብ ሕክምና ዝሰቀ ዘለዉ ተጋደለቲ ዘከሩ😢😢😢 ፍርቁ ብመሰተ የሓምም ፍርቁ ለ አብ ሕክምና ኣካሎም ገድሎምን ንዓና ክቡሉ😢 የፍትወኩም እየ ዋ ተጓደልቲ አይተረስዑ ፍቅራተይ
@user-kp9jy8ne9m
@user-kp9jy8ne9m 10 дней назад
እንዳ ገሬ እሙን ከምቲ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ብጣሚ ንኽፀልአኩም ክግደድ እየ ምኽንያቱ ድማ ዳሽን እቲ ብደም ህዝቢ ትግራይ ዝጨቀወ ትካል ዘፍረዮ መስተ ደሽን ምስታይ ማለት ብድሌትኩም ደም ትግራዋይ ትሰትዩ ከምዘለኹም ኣፀቢቅኩም ሕሰቡዋ
@meadimedia
@meadimedia 10 дней назад
ነቲ ምክሪ ብጣዕሚ ነመስግን። ዳሽን ቢራ ነቲ ሽልማት ዝከውን ልዕሊ 250,000 ብር እዩ ሓጊዙ። እዞም ተወዳደርቲ ሞያኦም ክቅፅሉ ከዓ መበረትዒ ገንዘብ የድሊ
@samidk788
@samidk788 8 дней назад
​@@meadimediaezi bira ezi qedem ab tigeray setinayo gize kem lomi key kone nabeti nay qedem selam yemeleso yake bezkone selam neakeum
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 5 дней назад
ብራ ነይጎደር አይትስተዮ ይባሃል ድዩ ኮይኑ ደንቆሮ ካሊእ ፍርያት ካበይ ይመፅእ አሎ 😂😂😂
@mikiketema4698
@mikiketema4698 11 дней назад
እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ጠራሙዝ፧ ቡዙሓት ሰዓብቲ ስለዘለዉኹም'ሲ ብፍላይ ንትሕቲ ዕድመ ጌጋ መልእኽቲ እዩ ዘሕልፍ። ምስ ዘለኩም ሞያን፡ብትገብርዎ ኣብርክቶን፡ተቐባልነት ናይ ህዝብን ክሪኦ ከለኹ፡ ካባኹም ዘይጽበዮ ብዘይ ዓቐን መስተ እንበርከ ንሶም ድዮም ዘብል እዩ። ካብ መድያ ክውል ኢልኩም ድሌትኩም ክትገብሩ ምርጫኹም እዩ። ከም'ዚ ኢልካ ናብ ህዝቢ ግን ነዓኹም ዝምጥን ኣይኮነን። ንክብርኹም ዝናኹምን ዝትንክፍ ይመስለኒ። # መመሊስኩም ክትዓብዩ ስለዝደሊ እየ። ውልቃዊ ርኢቶይ እዩ።
@meadimedia
@meadimedia 11 дней назад
የቀንየልና ሓወይ ዳሽን ቢራ ነቲ ሽልማት ስፖንሰር ስለ ዝገበረ እዩ
@user-tm9uh2ns9d
@user-tm9uh2ns9d 7 дней назад
ለምለም ዓይነይ ኣበይ ኣላ?
@user-et4iu8sz2x
@user-et4iu8sz2x 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤😅😅😅
@genetGeidey-cy4gx
@genetGeidey-cy4gx 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤😂
@ftooo7hayatt871
@ftooo7hayatt871 7 дней назад
ድምፂ ባ ጎበርሉ😢😂😊😊
@gfhfherfjdndguh9335
@gfhfherfjdndguh9335 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@GhdgHhch7
@GhdgHhch7 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂
@nahomdesta3822
@nahomdesta3822 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤💪🏻💪🏻💪🏻🫶🏻🫶🏻🫶🏻🥰🥰🥰
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 10 дней назад
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም እንፈትወኩም እንዳገሬ እሙን ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤❤ ግድን ተኮይኑ. ስፖንሰር ከብርክት እንኮይኑለ እቲ ቢራሲ ካብቲ ናትና ተዝኮን ሓደ ዶ ክኮን አለዎ ካሊእ እቲ ዝተሰተየ አውሪድካ ምቅማጥ የድሊ ምክንያቱ ነቲ ተመልካቲ ህዝቢ ታይ ይመሃር ካባኩም ምግማት ኦኬ ስተዩ ግን ብያንስ ሓድሓደ አብ ቅድሜኩም ተዝኮን እቲ ካሊእ ተዝሕባእ ተትድብቅዎ. ብድሕሪ ፕሮግራም ወይ ብድሪ ካሜራ ከምድሌትኩም ክብል ይፈቱ ከይድገም ምጥንቃቅ ምስ ይቅርትኡ❤❤❤❤
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 11 дней назад
ተማ እዩ ዙ ቢራታት
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 11 дней назад
ኩሉ ፅቡቕ ነይሩ ግን መዓዝ ኢና ካብ ዘን ጠራሙዝ ንላቐቕ ??? ማለተይ ጥበብ እናምሃርካ ኣልኮላዊ መስተ ደርዲርካ እንታይ ዓይነት ኣስተምህሮ ጥበብ ከምዘለዎ ኣይተረደአንን??
@meadimedia
@meadimedia 11 дней назад
ዳሽን ቢራ ናይቲ ሽልማት ስነ ሰርዓት ስፖንሰር ስለ ዝኮነ እዩ
@zenimoges2834
@zenimoges2834 6 дней назад
ኒድራማ ድዩ ክስተ ? እዚ ኹሉ ቢራስ ጽቡቕ መሀሪ እዩ ወለዶ መእንታይ ሰታይ ክኾነልና!! ሠልጥኑ ዳሸን ቢራ ደም ህዝብና እዩ
@hailegebremichal5599
@hailegebremichal5599 2 дня назад
አታ እንታይ ኢኺም ተምህሩ ዘለኹም ቢራ ምስታይ
@ermiastekle1468
@ermiastekle1468 12 дней назад
You shouldn’t have the beer at all
@semirabdulkadir8210
@semirabdulkadir8210 11 дней назад
ት ሰለስተ ብራ ክስተ ድዩ ኡኡይይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 12 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ተገድሰኩም ተጋሩ ኣሓተይ ተገድስኩም🙏❤😍
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 12 дней назад
❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 12 дней назад
@@user-fh1nb6ym7e ሳብስክራይብ ገበርለይ ተገድሰኪ🙏😍❤
@bcxn8265
@bcxn8265 9 дней назад
ዛ ዳሽንንንንንስስስስስ
@milenlove1295
@milenlove1295 3 дня назад
Nooooooooooo plsssssss meste bezhu ክት ምህርዎም ከርምኩምስ ክንድዝ መስተ ጽቡቕ ኣይኮነን ንታዓዛባይ መምህር ኮይኑ ንተማህሩኡ ከምዝ ዓይነት መስተ ከርእዮም የብሉን ታኣረምላ ብዝተረፈ ጽብቑ ስራሕ
@meadimedia
@meadimedia День назад
የቀንየልና
@HIfti-H
@HIfti-H 12 дней назад
ሓደ ግዘ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@AbeYo-mu1op
@AbeYo-mu1op 11 дней назад
Don't drink alcohol on show on public please
@solomonare7471
@solomonare7471 10 дней назад
What shameful ? What are all Beer Bottles?
Далее
Лайфхак для дачников
00:13
Просмотров 17 тыс.
" ተምፀኦኦ የብልክንን ተባሂልና!"
39:12
Поймал редкий кадр🤨
0:22
Просмотров 6 млн
Power of science !! #shorts #explore #fyp
1:01
Просмотров 60 млн