Тёмный
No video :(

የሕዝን💔ጠንቒ ሞት ድሮ መርዓኣ ነብሳ ዘጥፍአት ሃናን // ንመሃረሉ በጃኩም 

Neshnesh Tv
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 97 тыс.
50% 1

የሕዝን💔ጠንቒ ሞት ድሮ መርዓኣ ነብሳ ዘጥፍአት ሃናን // ንመሃረሉ በጃኩም

Опубликовано:

 

19 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 273   
@fadegsdft9045
@fadegsdft9045 2 года назад
እስቲ ሓሳብኩም አካፉሉኒ ንዓይውን አሕዋተይ ምስ አፍቃርየይ 6ዓመት ገይርና አብስደት አየ ዘለኩ አብመንጉኡ አቦ ክልተ ቆልዑ ምኳኑ ስሚዕ ከምዚ ስሚዕ ምስበልክዋ ብግዲ አሚኑለይ አብልዕሊኡ ዝነበረኒን ዘለንን ስሚዒት በቃ ናይ እማተይ ስብአይ ዝወስድኩ መሲሉ ይስማዓን ጭንቀት ሕርቃን አብሕማቅ አለኩ
@senaytgebretsadkan214
@senaytgebretsadkan214 2 года назад
ውይ ማዓረይ ከብዲ ፀዋር ኣነ ኣሎኩ ካልኤትኪ ኡካ ዳኣ ናተይ ይብእስ ኣጆኪ ማዓረይ ዞም ሓደ ሓደ ኣዎዳት ተካላት እዮም ብዙኮነ ሰብኣይ ተከደ ሰብኣይ ይመፅእ ብሑሉፍኪ ኣይትጣዓሲ ንቅድሚት መርሺ ናይ ውሽጥኪ ንማንም ስብ ኣይትንገሪ ባዕልኪ ክትውስኒ ኣለኪ ማዓረይ
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 2 года назад
እሞ እንታይ ዘሕርቕን ዘባሻጩን ኣለኪ ክብረተይ መጀመርያ እቱ ኣፍቃሪኪ ክንድምታይ ዝኣክል ኢኺ ተፍቅርዮ ምኽንያቱ ነዊሕ ዓመት ኢኹም ገርኩም ኣነ ግን መእመኒ ኣይረኸብኩሉ ምኽንያቱ መንነቱ ሓቢኡ ዝቐርብ ሰብ ሰብ ኣይኮነን እሞ ከኣ ድሕሪ ምስማዕኪ ብግዲ እዩ ኣሚኑ ስለዚ ኣነ ብዛ ብወገነይ ካሊእ ሕቡእ ድሕረ ባይታ እውን ክህልዎ ይኽእል እዩ ስለዚ ቅድሚ ሓደ ነገር ምግባርኩም ኣፃሪኺ ነዘለዎ ነገራት ወይ እውን ተቐቢልኪ ከይሓረቕኪ ምክኣል እዩ ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ከኣ
@asdxyz2867
@asdxyz2867 2 года назад
አጆኽ አምላኽ ምሳኽ ይኹኑ
@fadegsdft9045
@fadegsdft9045 2 года назад
@@cucumberoct1156 ብመጀመርያ የቀንየለይ አሕዋተይ ንስብ ተናጊረ አይፍልጥን እኳዳአስ ካብዝስመዕሉ ማዓልቲ ስቁታ ገይርለይ በይነይ ይጭነቅ አብስደት ዝሰሪሕክዋ ኩሉ ምስኡ እዩ መልስለይ ንስካ ናብ ደቅካ ኪድ ምስብልክዎ ካልአይ ጊዜ ተደጊምክለይ ፍለጢ ይብለኒሞ በቃ ናብ አምላክ ተስፋ ይግብር አለኩ ዓመት ኮይኒኒ ካብ ዝጭነቅ ስረሐይ ክስርሕ ብኩሉነገር ይደክመኒ soአብ ፀሎትክን ዘክራኒ እሕዋተይ❤❤
@selamdawit8323
@selamdawit8323 2 года назад
Ajoki zyday haftey kulu zegatime shigeri nisenaykiyu egzabher alo fituru zeyrisie hayael amlka akieilo kihibekiyu
@tigraweytieye966
@tigraweytieye966 2 года назад
ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ ኣዋዳት ኣሕዋተይ ህይወት ሓፍትኹም ኣዴኩም ብከንቱ ክጠፍኣ ኣይትፍረዱ ጓል ማለት ሰበይትካ ጥራሕ ኣይኮነትን ኩሉ ነገር እያ ሓቂ ምዝራብ እንታይ እዩ ክጎድአኩም😔 ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ከዓ ኣስተውዕላ እምነት እንተሎ ክሕደት ኣሎ ሓቂ እንተሎ ሓሶት ከምዘሎ ኣይትዘንግዓ ብሰንኪ ሰብ እታ ክብርቲ ህያው ፈጣሪ ዝኮነት ሂወትክን ኣይተጠፍኣ።
@geni581
@geni581 2 года назад
እዊይ ምስክነይቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓበተይ ክትሽኩር ክኣ😢 ኦይ ፅቡቅ ነገር ኖሰምዓሉ ጊዜ ኣምፀኣልና ኣምላኬ👏 ነሹ ዓይነይ ለባም እኮ💙
@mera243
@mera243 2 года назад
ኣዋልድ እውን ብዙሓት ኣለዋ ተመርዕየን ተፋቲሐን ዘይነግራ ስለዚ ኣብ ኩሉ ዩ ብዝኾነ ሕማቕ ስማዕ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።
@maryyemane7571
@maryyemane7571 2 года назад
Ethiopia buzhi eu degeber mekineyato nenehide Aye faleton eu Abi Eritrea gene yelen Ethiopia gene bitame eu buzhi neger delu kabeze degede eu delu
@mera243
@mera243 2 года назад
@@maryyemane7571 ኣብ ኤርትራ ውን ሎምስ ልሒሙ ዩ ምናዳ ካብዚ ስግሮዶብ ኢልካ ዝጅመር።
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 2 года назад
@@maryyemane7571 የለን ኢልካ ኣይትደምድም መሊኦም እኳ ደኣ ኣብ ብዙሕ ሃገራት ዘሎ እዩ ኢትዮጵያ ጥራሕ ኣይኮነን
@mlat9280
@mlat9280 2 года назад
መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንሕማቅ መዓልቲ የለኩልክን በላ ይቡሉ ለባማት ታይ ገዱሹኪ ጋልነይ 😭😭
@tthgh4257
@tthgh4257 2 года назад
ኣሕሕሕሕሕ ብጣዓሚይ እዩ ልብኪ ዝስብር አምላክ ንእሱነትኪ ርኡ አብ ገነት የነብርክ ሓፍተይ ቀልጣፍኪና ዘይምውሳን አሕዋተይ ንኩሉ ኣቁሉልኪ ምራኣይ ፅብቅ እዩ
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
ዋይ በስመኣብ ታይ ዘሐብእ ኣለዎ ውላድ ህያብ አምላኽ እንድዩ🙏 አይ ብፍላይ ብርሕቐት ቦታ ትፋቐሩ ዘለኹም ሰባት እንታይነቱ ሕተታ አብ ስደት ነይርኺን ምስ ኣተኽን ነብስኽን ከይትብድላ💔
@michaelmahari447
@michaelmahari447 2 года назад
ኑፍዕ ሓደ ኢልካ ምጅማርካ ኣይተርፍን እዩ ቃል መም መርሃዊ መለስ ከም ኣብነት ከምዚ ጌርካ ከተቅርቦ ምፍታንካ ብጣዕሚ የ ኣድኒቀካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
Thank you 🙏
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 2 года назад
ኡፍፍፍ ኣምላኽ ካብዚ ይማሓርና ብሓቂ ዝሓዘን እዩ::💔🙏
@akberetyoseif9960
@akberetyoseif9960 2 года назад
Rip
@selam801
@selam801 2 года назад
በሰላሴ ሰም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ወረ እንታይ እዩ ሓቀኛ ሰብ ዘየለ አብዛ ምድሪ ፈጣሪ ኹሉ ዓለም ካብ ክፉእ ዘበለ ኹሉ ሓልወኒ/ና ንመዋቲት ከአ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 года назад
አቱም አሕዋት ምሽጥር አይንታሓባባእ ሓቂ ምውፃአ አይተርፍን ዋእእእእ ሕማቅ ማዓልቲ ውዒልኪ ንእስተይይ 😭😭😭
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 2 года назад
ኣነ ግን ሓደ ነገር ተማሂረ ኣለኩ በይዛኩም ሓደ ሰብ ክንዲ ዝፈተካ ፍተዮ ጎደሎ ከም ዘለዎ ተማሂረ ሲጀመር ሰብ መኣዝ ሙሉእ ኮይኑ ዊ ብዝኮነ ፅቡቅ ትምህርቲ ነሺ ሓወይ እግዛብሂር ኣምላክ ልቦና ይክፈተልና
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
ኣሜን
@rutamehari6080
@rutamehari6080 2 года назад
እዋይ ሓብተይይይይ ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😭😭😭
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 2 года назад
ማዓስ አዩ ነሽነሽ ዝረእያ ክብል ውዒለ ኣምሓርኛ ስለ ዘይፈልጥ thanks ነሹ rest in peace 😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
🙏🙏🙏
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 2 года назад
ኣይይይይ effffffff ግን ንምንታይ ኢና ደገና ካልእ ዉሽጥና ካልእ ንኮን በለስ ደኣ ደግኡ እሾክ ኣለዎ እሞ ዳሓር ምስ ቀላዕካዮ ግን ጥዑም ይፀንሐካ ስለዚ ወላ ደገና ክፍኣት ንኩን ዉሽጥናግን ፅሩይ ንግበሮ በጃኩም እግዛብሂር ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብርኪ የሕዝን😭😭😭
@user-wi8wj2tx2g
@user-wi8wj2tx2g 2 года назад
ክቡር ሓወይ ከማካ ለባም ሰብ የብዛሓዮ🙏 ንሓፍትና ካዓ አብ ገነት የንብራ😭😭😭
@Love-dg3uh
@Love-dg3uh 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ቀጺለ በጃካ,,ሳብስክራይብ, ሓግዙኒ።
@selamykalo2474
@selamykalo2474 2 года назад
Wela bzaeba Hazen enda semaekum dikum tlmnu wey gud 🤔
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 2 года назад
እዊይ ፈጣሪ ኣቦይ ካብዚ ሰውረና ብጣዕሚ የሕዝን መንግስተ ሰማያት የዋርሰኪ ንእስተይ
@user-rw2ho7nl6s
@user-rw2ho7nl6s 2 года назад
እንታይ አረናባ ደቃ ሰባት አበ ነብስና ስልጣን ዘይብልናስ ነብስና ባዓልና ስልጣን ዘይብልናስ ነብስና ነጥፍእእፍፍፍ ንሓፍትና እመ ብርሃን ነብሳ ዋሕስ ትኩና😥💔😥
@misgnaalay4954
@misgnaalay4954 2 года назад
መንግሰተ ሰማይ የዋርሳ ብጣዓሚ ዘሕዝን
@user-ko2nh2gq9u
@user-ko2nh2gq9u 2 года назад
ኣነ እዉን አብ ስደት ከሙኡ ኣጋጢምኒ ልበይ ተሰይሩ ግን ኩሉ ንፈጣሪ ገዲፈዮ ኣወዳት ግን ልምንታይ ኣብ ልዕሊ ጎል ኣንስተይቲ
@samrisamri3521
@samrisamri3521 2 года назад
Haftey ajoki dahan
@user-zb8lg6bv9c
@user-zb8lg6bv9c 2 года назад
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ክብርቲ ሓፍተይ በጃኩም ኣወዳት አሕዋተይ ምስ የቅሬታ ሓቂ ተዘረቡ አምላክ እንበር ሰብ ኣይፍራሕን መጀመርያ ጥበብ ፈርሃት እግዚአብሔር ኣምላክ ይሃልወና ኣምላክ ድማ ጥዑይ ይፈጥረልና
@mebrhitglakesehi6632
@mebrhitglakesehi6632 2 года назад
ግሩም ውእቱ። ደስ ዝብል ሓሳብ ፀጉኡ ይብዛሕ ነሽነሽ ሓወይ ኩሉ ስብ ካብ ቃል እግዚአብሔር ሕውስ እናበልካ ዜና ምሕለፍ ብጣዕሚ ፅብቅ ።❤
@uyth8675
@uyth8675 2 года назад
አምላክ አቦይ አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይዓድለና ሓዳር እግዚአብሔር ዝተሓወሶ ተዘይ ኮይኑ ውፁእቱ እዚ እዩ ንኩልና እግዚአብሔር ብቀጥተኛ መንገዲ ይምረሐና😥😥😥😥❤❤❤❤
@user-nn9ts9zc6p
@user-nn9ts9zc6p 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@Hanagirl544
@Hanagirl544 2 года назад
Very sad😢😢😢Tomorrow is another day ይብሉ ጻኣዱ My brothers and sisters let’s learn from this!! thx NESNESH For ur helpful information!!
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
Thank you 🙏
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 года назад
እግዝኣብሔር ኣምላክ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርኪ ሓፍተይ ማዓረይ ሸይጣን ማዓልቲ ዊዒላ ካብዙይ ሰዉረና😥
@WereTabe8823
@WereTabe8823 2 года назад
ትክክል ግን ሰለምንታይ ሃምዝይ ንገብር
@berbere4478
@berbere4478 2 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ , ባዓል ሓዳር ጸኒሑ ኢልካ ነብስኻ ምጥፋእ ሲ መምዘኒኻ ኢዩ።ሓደ ሓደ ኣዋልድ ኣብ መልክዐን ኢየን ዝኣምና መልክዐን ኩሉ ነገር ዝኾነለን ኢዩ ዝመስለን : ብመልክዐን ዝደልዩኦ ነገራት ዝረኽባ
@shabeiebraham9223
@shabeiebraham9223 2 года назад
እንታኡ ከፈእዋ እዚኣ ትመሰል ምሰኣ ዘይጸድፈ እሰከ ተለፎኑ ሰድለይ እከ ከጽድፎ እየ
@salmtigry2282
@salmtigry2282 2 года назад
አይይይ አምለኸ አቦይ ትመሰግን ብጥበብካ ዓቅልን ትዕግሰትን ዝሃብካኒ🙏🙏🙏🙏🙏🙏አጀክን አሕዋተይ ክሉ ክምዝሓለፋ አሚንና ንቅደሚት ንጥምት አምለኽ ይሓግዝና አሜን ይሕዝን አሕሕ😭
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 2 года назад
ጠንቂ ናይአዋልድ ሞት አወዳት ኢኩም ። ሊቢ ግበሩ
@earlybird4298
@earlybird4298 2 года назад
ንሱስ ኣብ ኩላትና እዩ
@fireygrmay172
@fireygrmay172 2 года назад
እዋይ ምስክነይቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ😢 ናይ ብሓቂ ነሹ ለባም ሰብ💖
@tesfayasfaha4897
@tesfayasfaha4897 2 года назад
እዋእ ከምዚከ ኣሎድዩ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ እምበር እዚኣ ወሲናታ ዘላስ ኣይንውዓላ እያ ተብልሃል ወልኡ ዝወለደኪ እምበር ዝወሰደኪስ ናይ ሶሙንያ ሓዞኑ
@meleymeley8897
@meleymeley8897 2 года назад
She decided wrong way it's better to let him go feel sorry Rest in heaven.
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ባዕሉ ደዩ አጸድፍዋ ወላ ባዕላ ኣምላኽ ይፈለጦ ግን አነ ግን ዝመጸ ተመጸ ካብ ዕማራ ባዕላ ትጸድም ምባል ኮ ከበድ አዩ ና ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን መጫወቲ ድያውሎስ ኮይኒና ዝመጸ ይመጸእ ባዕልና ንጠንቀቅ ኣሕዋይ ብመረየት ዝጸገመ ተጸገመና እታ ሰማያዊት ገዛና ከይንስእና ኣብኣ አና ዘላኣለም ንነበረ😢
@semirajemil1799
@semirajemil1799 2 года назад
እዋይይ ሓፍተይ ጽብቅቲ እታይ ገድሽኪ ኒሩ ሓቢብቲ ዝበዘሐ መጻኢ ይጽበየኪ ኒሩ እዲዩ ሕማቅ ወሲንኪ ብዝኾነ ንሳኮይና መጥፊኢትኪ💔😥
@mlatmili7624
@mlatmili7624 2 года назад
💔💔😭😭😥😥 መንግስቲ ሰማይ የዋርሲ ንእሰተይ
@Dasna_tube
@Dasna_tube 2 года назад
ማራ ሀዚነ ከምዚ ከአ አሎ 🤭አወዳት ዘየለ ሀሶት በፈፍ በፈፍ ትብሉ ድሐር ከም ዋዛ ሂወት ሰብ ይጠፍእ
@freedomhabte4957
@freedomhabte4957 2 года назад
Entay EU befef
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 года назад
ኣዋልድ እዉን የለዋን ማለት ኣይኮነን የግዳስ ኩለና ንጠንቀቅ ካብ ሕማቅ ሰራሕን ምትላልን!
@akw3236
@akw3236 2 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ Neshnesh ብጣዕሚ ፅቡቅ ምክሪ እዩ
@selamdawit8323
@selamdawit8323 2 года назад
Amlka ab hukifi Abraham eissak yakob yenbireki haftey natey debasi eyob zidebes egzabher yidebiskum nikulom sidrabet 😭😭😭
@user-pu9tx8vy7x
@user-pu9tx8vy7x 2 года назад
መንግሰቲ ሰማይ የወርሰኪ ሓፍተይ😭😭😭
@mebrihitkiros1519
@mebrihitkiros1519 2 года назад
መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ የሕዝን😭😭😭💔💔😭
@khedijaseid3981
@khedijaseid3981 2 года назад
Hawey nay mes aboa ztegebre interview reikhayo entekhoinka kulu bzeba sebya kemtfelet malet Beal Hadar mukhanu kemu wen haryana seb kalkidan kem zkhoinu tezaribu neru malet kdmi romodan werhi xom nay mslemna kalkidan asiraya elom eyu sdra selezis kale mstir alo mes gize kwexe eyu in sha allah.
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 года назад
ኣቤት መንግስተ ስማይ የውሪሲኪ ሓጎስ ናብ ሓዘን ተቕይሩ ኣይ ተካል እዋን ዋይ ሓፍተይ።
@erwinthon3955
@erwinthon3955 2 года назад
Ertra shkor neshnesh riport ngebro alena ela 👍
@shanedefensor8748
@shanedefensor8748 2 года назад
ኡፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭
@mesiyegalhageretgray7975
@mesiyegalhageretgray7975 2 года назад
ኣሓተይ ሕማቅ ውሳነ ኣይትወሰኑ ኣሓተይ ፅባሕ ካሊእ መዓልቲ እዩ 💔💔💔
@natsi617
@natsi617 2 года назад
መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢😢 ኣብ ሂወት ብዙሕ ነገራት እዩ ዘሎ ኣብቲ ሕማቅ ትገብሮ ነገር ግን እንታይ ይገብር ኣለኹ ኣይቲ ብልን ኢኻ ምክንያቱ ስምዒትካ ኣይቲ ቃፃፀርን ኢኻ
@geneteden4343
@geneteden4343 2 года назад
ቀቲሉ ካብ ፎቅ ደርብይዋ ን4ዓመት ብዓል ሐዳርን ኣቦ ቆልኡት ሙኻኑ እንዳፈለጠት ተጋኢዛ እያ ::!!!ሕጂ ግን ቀቲሉ ንምንታይ ካብ ሻምናይ ፎቅ ደርብይዋ ኢና ምፍላጥ ደሊና ዘለና እንበር ኣብ ግንባራ ብሽጉጥ ከምዝተሐረመት ምልክት ተረኺቡ እዩ ስለምንታይ ቀቲሉ ደርብይዋ ?????? ኣብ ሩሑቕ ዘሎ ንምምሳል ስልኪ ንመናጀር ሆቴል ደዊሉ ኣይተሰማማኣናን ባእለይ ከጥፍእ እየ ኣይትረክበንን ትብለኒ ኣላ እሞ አረጋግኣለይ ከይድካ ናብ ክፍላ ክብል እንኮሎ ስልኩ ከይኣፀወ ንሳ ካብ ፎቅ ተደብርዩ ሬሳኣ ስለዚህ ቀቲልዋ ከይዱ ሬሳኣ ካልእ ሰብ ደርብይዎ ኣሎ ወይ ባእሉ ቀቲሉ ደርብይዋ ኣሎ እግዛብሄር እቲ ሐቂ ዝፈልጦ ወይ ኢትዮጵያን ፅጋብ ክንድዚ ሰንጥቅዎም መብረዲ መደክየዪ ይእዘዘሎም ከም ሰብ ንሰብ ክሐዝኑ 🙏🙏
@user-ut7ei6uj4u
@user-ut7ei6uj4u 2 года назад
እፍፍፍ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብዚ ይማሕረና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢💔
@makmakbel7256
@makmakbel7256 2 года назад
Eway haftey mearey hmak simaei mengste semay yewars nsdra bet xinat yhabkum guluxunet tefieau eiko lomis sean guluxunet hiwet seb kitefie 😭😭😭
@Raino647
@Raino647 2 года назад
ኦኦ ኣነ ብልቢ ጓል ተፍቅር ኣይመስለንን ዪ ኔሩ ።
@trasdxb7213
@trasdxb7213 2 года назад
መንስተ ሰማይ የዋርሳ ኣየ ኣወዳት በቃ ናይ ጓለ ኣነስተይቲ ሂወት ምብልሻው ጥሪሕ ኮይኑ ስራሕኩም
@abnetreact315
@abnetreact315 2 года назад
ኣምላክ ይመስገን ክንደይ ግዜ ክንመውት ኢልና ኣምላክ ሳላ ዝሓገዘና እዩ እምበር ንዛ ዝሞተት ሓብትና ድማ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ መድሃኒ ኣለም ብየማናይ ኢዱ ክቅበላ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን 🙏
@ksanetmehari8780
@ksanetmehari8780 2 года назад
Away haftey byemanay aidu ykebelekum fetari
@hamieasli3697
@hamieasli3697 2 года назад
ነሹ ናይ ብሓኪ ጸብቅ መልእክት
@user-jf8lz4ok9o
@user-jf8lz4ok9o 2 года назад
eway haftey uffffffffffffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 2 года назад
ብሓቂ ለባም ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲 ንሓፍትና መንግስቲ ሰማያት የዋርሳ 🤲😢
@user-tf8hr7ms4e
@user-tf8hr7ms4e 2 года назад
እፍፍፍፍ መንግስተ ሰማያት ብየዋርሳ 😭😭😭😭😭💔
@edentsegai5801
@edentsegai5801 2 года назад
ከድኩም ረኣይዋ ማለት ከ አንታይ ማለት አዩ ባዕሉ ኣጽዲፍዋ ኣሎ ለክባጥ በሎ ምስክነይቲ 😢rip 😭
@user-sj2bn6nl5p
@user-sj2bn6nl5p 2 года назад
ዝሕዝን እዩ ነሺ ሓወይ ክኣ ስለ ምክርካ ክኣ የቀንየልና ቅድሚ ሓዳር ምግባርካ ወይ ምፍቃርካ ዝነበርካ ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ክትነግር ኣለካ ደስ ተልዎ ይቅጽል ደስ ኣይበሎን ክኣ ይገድፎ ።
@senaihaile1532
@senaihaile1532 2 года назад
Btami tegagye intay kitgebir iya nhade wedi ktbil nebsa tetfi nebska iyu kedamay kisra zelewo bzkone mengiste semay yewarsa 🥺🤦‍♂️
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
ብሓቒ
@user-zf3dj7ci5e
@user-zf3dj7ci5e 2 года назад
ሸይጣን ከ እንታይ ስርሑ ኣቦታኣ ኮይንካ ክትረዮ ከለካ ኣዝዩ ከቢድ አዩ ኣብ ከምዚ ኣጋታሚ ሰብ የድልየካ አዩ ብውሕዱ ክሳብ ነብስኻ ትፈልጥ
@ZafuTgraweyti
@ZafuTgraweyti 2 года назад
ነሽነሽ ዓይነይ ምክርታት ኣይተካኣልካን😍
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
Thank you 🙏
@nesebmarru252
@nesebmarru252 2 года назад
አፍፍፍፍ ሓፍተይ መንግሰተ ሰማይ የውርስኪ 🙏🙏🙏
@user-dm9sz5gf7t
@user-dm9sz5gf7t 2 года назад
መንግስተ ስማይ ያዋርስኽ ሓፍተይ ማዓረይ 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@dhdh9993
@dhdh9993 2 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ😭😭😭
@nimrodwoldeab1708
@nimrodwoldeab1708 2 года назад
Betami hemaq sema n sedrabet kea Xenat yehabkum fetari 😭😭😭
@fiorinatu7330
@fiorinatu7330 2 года назад
Hmaq agatami mengeste semay yewarski haftey natey. 💔😭😭
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 2 года назад
መንግስተ ሰማያት ያዋርስክ ሓፍተይ እሞ ሽገር የብሉንኳ ንምንተይ ደይፈተሖቶ ነብሳ ታጥፍእ
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 года назад
እግዚኦ አምላክይ ንፁህ ልቢ ዓድለና አፍፍፍፍፍ😢😢
@semhartadese4645
@semhartadese4645 2 года назад
Gega haberta aytzarb please beale hader mekanu teflet eya nesa wen welde alewa adeya kale heba ala ketzarb ayetetehawek
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 года назад
ብሓቂ ሓቂ ጢዒምትያ
@MT1898
@MT1898 2 года назад
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ሓዳሽ ሳትላይት ከፊተ ኣለኩ ።ምስላታት ጥቅስታት..... ወዘተ ኣለኩም ኣብዚ፡ ሳትላይትና ኽትዓቢ ድማ ትሕዝቶ ናይዚ ር ኢ ኩ ም Subscribe, ክትገብሩ ንዕድመኩም።
@hasab6299
@hasab6299 2 года назад
Thank you brother 🙏🏿😔
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
ናይብሓቂ. ለባም. ዘረባ. ነዚኣስ. ወላ. ደጋግማ ሕማቕ. ተረኺቡ መንግስተ. ሰማይ. የዋርሳ እንታይ. ይበሃል. ኮይኑ. የሕዝን. ብሓቂ. ደጋጠ መ የጋጥም. ኣብ ሂወት መትሒ. ኣለዎ. ኩሉ. ንኣምላኽ. ገዲፍና ካብ. ጌጋና. ተማሂርና ናብ ኣምላኽ. ንምለስ. ኣምላኽ. ንዓና. ድሓዘልና. ኣለና. ደሓር. ይቕረታ. Sorry mbal ውን. ክህልወና. ኣለዎ. ሰብኣያ. ውን. ክንጥርጥር ንኽእል. ኢልካ እቲ. Happen ከመይ. ገርና. ይኸውን. ኢልና. ክንጥርጥር ኣይንኽእልን. ክሳብ. ብዓይኒ. ደይራና ኣምላኽን. ኣባ. ድነበሩን. ንሱን. እዮም. ድፈልጥ ዋ ክሳብ. ሓቅነቱ. ደይተፈልጠ. የቐንየላ. ቀጽሎ ♥️♥️♥️
@user-un2dl3vy3h
@user-un2dl3vy3h 2 года назад
ኡፍ መንግስተ ስማይ የይዋረሳ😥😥😥😥
@yohannesghirmai8192
@yohannesghirmai8192 2 года назад
ዝሕዝን ታሪክ እይዕ
@semhartesfay3422
@semhartesfay3422 2 года назад
እዋይ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ ይዋርስኪ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@betremaryamey8984
@betremaryamey8984 2 года назад
egziabihier amlak mengste semay yewarski hafteyy mearey
@rutaaraya7464
@rutaaraya7464 2 года назад
አዝዩ ዘሕዝን ነገርዩ መንግስተ ሰማያት ይዋርሳ
@kebrabbokretsion7035
@kebrabbokretsion7035 2 года назад
Ay neshnesh tseyki alet iten terfen zelwa kima ysmana nefity wisnit kia
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 года назад
Eway haftey natey mengste semay yewarski besmam 😭😭😭🙏🏻💔
@zebibafewerki4699
@zebibafewerki4699 2 года назад
Today u said something meaningful. Nice job
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 года назад
Thank you 🙏
@erwinthon3955
@erwinthon3955 2 года назад
Nashnesh ertra shkor thamyeka ala 👍
@edenmitu7491
@edenmitu7491 2 года назад
No baela aykonetn teketila ya beal hadar msnhu zeykone kale u mebasiom!
@user-mp9bc3mz9x
@user-mp9bc3mz9x 2 года назад
Mengste semay yewarski haftey natey amlak yetebko bejakum nab lbena nmeles nmulue beteseb tenat yhab 😭
@temreyhabtom8475
@temreyhabtom8475 2 года назад
Uffff Eway haftey marey mengsti semyat ywirski nmulu sedra xnat yhabkum Nesh xbku habrita meaden hibka Thank you
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 2 года назад
መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ሓፍተይ 😭
@rtyeryu2338
@rtyeryu2338 2 года назад
ነብሳ ይምሓራ😭😭😭😭😭
@sadorhaftu7906
@sadorhaftu7906 2 года назад
ነብሲ ይምሓር ንዓይ ዝገጠመትኒ ከምዚኣ ኔራ እ/ር ይመስገን ሕማቅ ኣይሓሰብኩን ስቅ ኢለ ተመርዕየ ዳሓር ፈቲሐዮ ።ነሹ ፅቡቅ ምክሪ
@Nebu52
@Nebu52 2 года назад
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ንምንታይ ተመሪዕኪ ፈቲሕክዮ
@sadorhaftu7906
@sadorhaftu7906 2 года назад
@@Nebu52 ኣብ ዝተወደአአ ሰዓት እዩ ኔሩ መዓረይ እቲ ዝሰማዕኩዎ
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 2 года назад
Merhab bro 💖👈
@beki__
@beki__ 2 года назад
Mengsti semayat yewrski hafty nty RIP😢
@luli91
@luli91 2 года назад
Eway habety baw zeybul nsu nebski tetfai wedi tekede wedi andyu zmexua hiwet metekata zeybla
@bibibibi979
@bibibibi979 2 года назад
Tgagika neshnesh eza gual tenki Mota aytefeleten baelu qetilwa kkewn ykel yu ybhal yu , kalay ka hade welad alwa
@mercymercy8563
@mercymercy8563 2 года назад
Btaami yu zehzen! Seb kemey yu reqiqu zello? Kab hiwet zeabi neger entay allo??? Merea fah zeybel wedey!
@zafukebede2879
@zafukebede2879 2 года назад
አነም ከሙዙይ ነገር በፂሑኒ ግን መባይለይ ሰይረ ንደተይ ተቃፃፂረ
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
መንግስት ሰማይ የዋርሳ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃቦም ሕማቕ ስማዕ 😭😭😭💔🤦
@mahrayeyob9282
@mahrayeyob9282 2 года назад
ሰለዝወለደ ዝባሃል ዘረባ ዘይከዉን ዩ ንዓኣ ኣይንፈልጣን ኣይንፎልጦ ዉን ንዑኡ ዉን ግን ንዓኣ ዝረከበላ ነገር ዉን ዩሁሉ
@romanande169
@romanande169 2 года назад
Nkuluna knue llibn hlinan yhabena Egziabiher amlak
@dengelmaryamadey3995
@dengelmaryamadey3995 2 года назад
Uffff mengste semay yewars fetari haftey 😭😭😭😭😭😭😭
Далее
СОВСЕМ НЕ СОБАЧКИ🤷
11:10
Просмотров 62 тыс.
Я стала богата за ночь
12:04
Просмотров 259 тыс.
СОВСЕМ НЕ СОБАЧКИ🤷
11:10
Просмотров 62 тыс.