Тёмный

ዱባይ ክኸድ ወደይ ሒዘ✈️✈️ 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 33 тыс.
50% 1

#smile #duet #tigrignamezmur #habesha #tigrayan #video #tigray

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 749   
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 3 месяца назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-cI8KMuEgqKc.htmlsi=L7NwNJHgdl-o0The
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 3 месяца назад
Enda xegre kefte meknan tkele eki ka wdki hzki RU-vid ke abu tesrhe
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 3 месяца назад
ጥንስቲ እየባ ሳብስክራብ ደስ እልኒ ተጋሩዋይ ፀፊዕኹም ሕለፉ👏👏👏
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 3 месяца назад
ገይረልኺ ዝያዳይ
@DestaKalayu-vg8pf
@DestaKalayu-vg8pf 3 месяца назад
ጌረልኪ🎉
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@TyTy-xe8yt ደምርን ወለላይ😍
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@DestaKalayu-vg8pf ደምርን ወለላይ😍
@membarpti5612
@membarpti5612 3 месяца назад
ገይረልኪ❤❤❤❤
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
በስምኣም ታኣዪ ስደት 😢😢😢😢😢😢😢ብስሩ ይቅረኪ ሰልዋይ ተመስገን በሊ ቁራስካ በሊዒካ ዓድካ እዪፅብቅ❤❤❤❤❤❤
@Mizan3091
@Mizan3091 3 месяца назад
ደምርኒ ባ ማሬ❤
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
@@Mizan3091 እሽኒ ገይረልኪክብረተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
​​@@Mizan3091ደምርኒ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
​@@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰደምርኒ ገረልኪ እየ ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 месяца назад
ብሓቂ ዓድካ ጥዑም።❤ ዋላ ባኒካ ተደሪርካ ዘይትሓድር ሰድት ይቅረኪ ሰሉየይ😢😢😢
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 3 месяца назад
ካብ ትሐሽ ወይ ኪዳን ዘርኣብራክ ተምሃሪ ኣብ ፍርናሽ ኣናደቀሰት ክንደይ ንኣምላክ ተመስግን ትቆርብ ብዘለዋ ሕጉስቲ ምስ ደቃ ዘለዋ ፍቅርን ስኒትን ስነ ስርዓት እቶም ደቃ
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 3 месяца назад
ትሐሸ ኢኮ ገዛ ናይ ባዕላ እዩ
@brhaneye
@brhaneye 3 месяца назад
ብሓቂ 😊
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ 3 месяца назад
ብሓቂ
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 3 месяца назад
@@hhhgvg4542 ገዛ እንተሃለያ ደካትም ቆለዑ እያ ተዕቢ ካብኡ ክዓነይ ገዛ ከመይ ገይራ ከም ዘስረሐቶ እቲኪ ስምዕያ እንድሕር ጠንኪሮም ሰሪሖም ገዛስ ከስርሑ እንድዮም ዋናው ብዘለካ ተመስገን ምባል ልዕለካ ከይኮነስ ትሕተካ ምርኣይ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 месяца назад
በሓቂ ኣሕዋተይ
@መብሪሂትዩቱብ
@መብሪሂትዩቱብ 3 месяца назад
ዓድኪ እንዶ ስርሕ ከየማረፅኪ ምስ ስብኣይኪ ተማኪርኪ ተማካከሩ ተካበሩ ዋላ ኣነ ክስደት ዓሚ እየ መፂአ ተመርዕየ መጀመርታ ካቡድኒ ደሓር ምስ ስብኣየይ ተማኪርና ንሱ ብዘለዎ ኣነ ብዘለኒ ገይርና ስራሕ ከፊትለይ ሐጂ ደማ ወሊደ ወደይ ሓዚለ ይሰርሕ ኣለኩ ተመስገን ንስኪ እውን ወድኪ ሒዝኪ ዓድኪ ስርሒ ካብ ዓድካ ተፈሊካ ጥዑም የለን ተዘይ ኮይኑ እቲ ኣቅሪብክዮ ዘለኪ ሓሳብ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣሕዋትና መደናገፂ እዩ ብርግፅ ክብድ ይብል እዩ ግን ትሰርሕ ትዕቅብ ከም ጎረቤትካ ዘይ ኮነ ገብ መረበካ ትነብር ብቃዕምካ ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@መብሪሂትዩቱብ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 3 месяца назад
@@መብሪሂትዩቱብ ክብሪ ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክን ስራሕክን ይባርከልኪ
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 3 месяца назад
ጅግና ማዓረይ ሓዳርኪ ይባረኽ❤
@munatube2861
@munatube2861 3 месяца назад
ካብ ሰደት ናብ ሰደት😢 አረ ሰሉ ብማሪያምኽ ዓድኽ ኽን ተመሰገን በል😢❤❤❤
@ማርያምበጣምእዉዳታለው
አይ ማዓረይ ሓቅኺ እድኺ ገዛኻ ዝመስል የለይን ተመስገን እዩ ንኹሉ ገዛ ካብ እትርእያ ሃሞኡ አይትብልይ ትግራይ ጽብቅ የለይ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 3 месяца назад
ዋይ ኣረ ሰላም ብማርያም ዓድኽይ ኹንይ ውለዲ ክበዲ ታይ አዩ ድሕሪ መርዓ ሓዳር ናብ ስደት🥹🙏
@SmretTube
@SmretTube 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ደምርኒ ተገድሰኪ ሓላለይ🙏
@rimeyaron
@rimeyaron 3 месяца назад
እረ ይቅረይኪ ሰሉ ዓይነይ ባዓል ገዛኪ ከ ወይ ሓቢሩኩም ኪዱ ስብኣይኪ ገዲፍኪ ክይትከዲ ብዝኮነ ንሮ ዓድና ማ ኣይተካኣለይ ዕድመ ልሱዑዲ ዘለዋ ደቆም❤ እና ኣጆኪ ሰናይ ዘበን ክኸዉን እዩ ዓድና ተስፋ ዘይምቅራፅ
@الالال-س1ت
@الالال-س1ت 3 месяца назад
ኣጀኪ ሰሉዋይ😢 ዓዲኪ ይሕሸኪ ዓደካ እዩ ጥዑም ሰደት ወጋ የብሉይ
@shewitnegasi5612
@shewitnegasi5612 2 месяца назад
አረ ሰሉየ ዱባይ ቆልዓ ሒዝኪ ዘሰረሐኪ ኣይትረኽብን ዱባይ ከም ሰዑዲ ኣይኮነን ዋ
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 3 месяца назад
ሓሚመ ናበልሰ ሰደት ተሰፋ ባ ሃብና ሰሉዋይ ተመሰገን በሊ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 3 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ደምርኒ❤ ተገድሰኪ
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 3 месяца назад
ዋይ አትዮ ተመስገን ኢልኪ ሓዳርኪ ዘይትመርሒ ከመይ ኢሉዱዩ ዝነብርሎ ሰብ አብስደትስ ኩሉ ሪእኩዮ ኢኪቆለዓ ሒዝኪ አይክንን አብዚ ሳዓት ኡዚ ጥራሓካ ኻ አዩኩን ስደትስ አብዓድኪ ኮምዚ ኢልኪ ዘንፀርፀርክስ ሓደ ስደት እውን ከምቀደም የለን እና ተመስገን ፍለጢ ምፅርፃር ምፅርፃር ኡዩ ዙውስክ 🙏🙏
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 3 месяца назад
ሰሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለኪ ካብ ሱዑዲ ጀሚረ ግን ኮመት ምፅሓፍ ኣይፈትይ ላይክ ግን ኩልግዜ እየ ዝገብር ብሬክስ ሓበሻዊ እኮ መሲ ሒዛቶ ኣትያኣላ ክመሃር ሮቤል ወደይ ኢሉ እዩ❤❤❤❤❤❤ዓድኪ የሐሸኪ ወይ ማዘርኪ ክስካብ ትመፅእ ሓደ ቆልዓ ወሊድኪ ፅንሕያሞ ብሓደ ክትሕዘልኪ ካብኡ ንስኪ ናብ ደስ ዝበለኪ ዓዲ እናተመላለስኪ ትሰርሒ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@SaaSaa-ys6en ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 3 месяца назад
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ ለኩ መዓረይ ሳብስክራይብ ከዓ ገይረልኪ ለኩ
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 2 месяца назад
@@merhawitmuaz1619 እሺ መዓረ
@Sabatube23
@Sabatube23 2 месяца назад
ክተምህርዮ ትኽእሊ እኺ ግን ክፍሊት ናይ ትምህርቲ ብጣዓሚ እዩ ክባር።
@HappyBoardGame-uy9wk
@HappyBoardGame-uy9wk 3 месяца назад
ኣነ ዝብለኪ ስደት ይትረፍኪ እና ዪቲብ ፅቡቅ ፅቡቅ ቪድዮ ስርሒ ምስ ስብኣይኪ ምእንቲ ክረኣየልኪ ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 месяца назад
ሰሉየይ ፀጉሪ ምስራ ገባዝ ኢኪ ምሽ ዳሰብ ተቆፂርኪ 3ወርሒ ሰርሒ ካብኡ ዋለ ተለቂሕኪ ኣቁሕትኪ ገዚእኪ ስርሒ ፀላኢና ይሰደት ትሰብኣይኪ ከ ኣየሕዝነኪ ድዩ ብያንስ ስብኣይ ገዛ ክራይ ተከፍሉ እስኪ ኣስበዛ ትክእሊ ተሓጋጊዝኩም ሰርሑ ሰደት ክሳዕ ማዓዝ
@haymanotderribe8843
@haymanotderribe8843 2 месяца назад
እህቶቸ ሁለተኛ አትሰደዱ በሽታ ነው ትረፉ ባለሽ ነገረ ስራ ጀምሪ በተረፈ እምመክረሽ ነገር አትጨነቂ ባለሽ ነገረ ሁሉ ተመሰገን በይ ደግሞ የመምህር ተሰፍየ ገጠመኝ ትምህረት አዳምጭ በተርፈ እወድሻለው እህትሽ ከጎደረ ነኝ❤❤❤
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 3 месяца назад
ሰሉዋይ ገቦዝ ኮእኪ ብፍላይ ምግቤት😢😢 ናቅናኖ እቱ መሳፍሪኪ ትገብርዮ ነበርኪ ስራሕ ክፍትሉ ዓድካ እዩ ቆንጆንኣይተሳምሊ ፆም ፆሎት ሓውስኪ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 3 месяца назад
ኣብዚ ኮሜንት ዘለክን ኣሕዋት መብዛሕተኤክን ተስፋ ቆሪፅክን ትፅሕፋ ለክን ኮሜንት ግን መጀመርታ ብሰብ ኣይትመረሓ ሂወት ናይ ባዕላትክን ክትነብራ ፈትና ኩሉ ናናይባዕሉ ኣለዎ ካብኡ ካዓ ጎባዛት ኩና ሞያ ገይርና ዓድና ንእቶ መፅለሊናን ገዛን ንኡሽተይ መስርሒ ቅርሽን ንሓዝ ንባዓላትና ንኩን ካብኡ ግን ነዛ ሓላፊት ህይወት እሞ ኣብ ኣዕራብ ሃገራት ህይወት ሙሉእ ክትሕልኦ ግን ከይታሓስባ ንሕና ካብ ማንም ኣይንበልፅን ካብቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ዓድና ሰላም ተኮይኑልና ከንድቲ ንፈስ ዓድካን ምስቲ ሕብረተሰብካን ተሕልፎ ነፃነት እኳ ኣይኮነን ስለዚ ላዕሊ ላዕሉ ኣይንጠምት ተመስገን ንበል ኣሕዋተይ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 3 месяца назад
ሓቂኺ ጋለይ ላዕል ላዕል እንድሕር ለይረአኻ ክትነብር እኻ እግዚአብሔር ልፈጠራ ጎሮሮ ትዓፅያ አይትሓድርን ታይ ዶ ለምድና ነይርና እና ህዉከት ወለድና ከመይ እሎም ድዮም አዕበዮምና ዋላ ኩሉ ግዜ ሽሮና በልዕና ዘይንነብር ቆስጦዶ ሳላጦዶ ሆ ናይ ሃፍታማት😃
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@HelpmeMyGod-k9c ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 3 месяца назад
@@HelpmeMyGod-k9c እግዚአብሔር ይመስገን ሎሚ ፅቡቅ ኣለና ቀደም ኣደይ ኣነን ሓወይን ብጣዕሚ ንጨናነቅ ምንም ዘይብልና እናበልና ኣደይ ሃፂፅካ ፍልሖ እዳማርያሞ ማዓዝ ትበፅሖ ትብለና ነይራ ሎሚ እግዚአብሔር ይመስገን ሓወይ ስራሑ ሒዙ ኣነውን ኣብ ስደት ኣለኩ መፅለሊተይ ሰሪሐ እና ብዘለና ተመስገን ንበል ልዕለና ከይኮነስ ብትሕተና ንርአ
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 месяца назад
​@@merhawitmuaz1619❤❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 месяца назад
​@@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ❤❤😊
@ክብሪቅዱሳን
@ክብሪቅዱሳን 3 месяца назад
ካብ ሰላም ኩሉ ግዜ ዝወስዶ ት/ቲ ገዛ ከም ዘድልየኒ እዩ ዋላ ማይ ሰትየ ንሕደር ኣብ ገዛይ ዝሪአኒ የለን።
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሃበኪ ዑዱል ክትጥቀሙሉ ነይርኪ ሐዚ እዝየ እዝየ ኣይትበሊ ተመሥገን ኢልኪ ኣብ ዓድኪ ሥርሒ ኣረ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሠብና ሓሚሙናዋ ታኢና ንገብሮ ሥራሕ ብንኡሽተይ ጀምሩ ተበልና የናኣእሱካ በሓደ ግዘ ሃፍታም ኽኸውን እዩ ዝደሊ ወገነይ ንክትህፍትም ብንኡሽተይ ጀምር ክትህፍትም ኢካ ካብኡ ከኣ ኣታሓሕዛካና ኣታሓሳስባካ እዩ እቲ ዝበለጸ ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣሎ ወዲ ገዛውተይሲ ብክብሪት ምሻጥ ጀሚሩ መከፋፈሊ ድኳንናት በጺሑ ስለዚ ንክትህፍትም ጻዕርን ዓቅልን የድልየካ እዩ
@melestsegay8807
@melestsegay8807 3 месяца назад
ሰሉ ንስኪ ጠቅሊልኪ መናገድያ ን ስባይኪ ትህብዮ ስባይኪለ ሰሪሑ የብለዐኪ ንስኪ ደሓር ውለዲ
@selamselam9188
@selamselam9188 3 месяца назад
የምር ፈሪሐ አነስ😢
@gsas4971
@gsas4971 3 месяца назад
ካብ ስደት ናብ ስደት እንታይ ሓስብኺ😮 ሰሉየ ዓዲኺ ይሐሽኺ ዛሓፍተይ ማዓረይ ❤አሕሕሕ አዶና ክንምለስኮ ፈርሐና በቃ ናብራ ኩሉ ነገር ከብሩ😢😢
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
ደምርን😍
@gsas4971
@gsas4971 3 месяца назад
ደምሩኒ ንስኺ ዉን ክብረተይ ገይረልኺ እየ አነ ዉን💋​@@dasnaentertainment
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@gsas4971 እሽ ማዓረይ ደምርኽ ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ😘❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 месяца назад
ደምራኒ ደቅነዋይ❤🎉
@Mizan3091
@Mizan3091 3 месяца назад
​@@MeazaTube12ደምራኒ ባ ሙቁራተይ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
ስባአይኪ ከ ለለ ተሓደግዮ ድኪ ወድኪ ትመርፂ አለኪ ወይ ታይ ማዓቱ ወደይ ካብ ወድኪ ሒዝኪ ትከዲ ሰበአይኪ ሒዝኪ ኪዲ ምክንያቱ ልወድኪ በስባአይኪ ስለ ልረከብክዮ ለለ ድዩ ተሰዲትኪ ክፀበየኪ ወይ ጨነቀኒ ሰሉየይ አክእሎ የሃቦ ስደት ልጠዐመ ሰበ ሕማቅ እዩ ዋ ሓሚቅካ ጥዑም ነበረካ ምስ ደቅካ ዓድካ አደዋካ ልመስልዎ የለን ዓድኪ ኩኒ ዘይርኻ ዘይርካ ዓድካ እዩ ጥዑም ሰሉ ሳብስክራይበ ግበሩይ ደቂ ዓደይን ፈተዉቲ ሰሉን❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@WejeratAdey ስለ ልድመር ዘለኩ ደምርኒ አብ ናተይ ኮሞንት አቆምጠለይ ክምልሰልኪ እየ ፀባሕ ማዓረየሸ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
@@SelamTekle-uk8kq ገብረኽልኽ ህያበይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@SelamTekle-uk8kq ደምርኒ ተገድሰኪ🙏 ገረልኪ እየ
@rakihaylay1621
@rakihaylay1621 3 месяца назад
ሰላም ተመስገን ምባል ዓቂባትኪ ኣላ ለሙዘበን ኣብ ትግራይ ዘይከኣልኩዩ ኣብ ሱዕዲ ዘይከኣልክዮ ኣብ ድባይ እማ ርድኡኒ ሓጉዝኒ ክትብሊ ኢኪ ተከይድኪ ሓደ ብወዲኪ ተማርር ኣለኪ ሓደ ሓደር ክንገብር ኢኪ ክትመክርና ዘለኪ እንበር ጭራሽ ኣብ ሓዳር ዘለኪ ኣይትመስሊይ ኣይ ሰላም ወዘንዘን ናፊቃትኪ ኣላ ይቱበር ኮይንኪስ ክንድፂ ተንፀርፅሪ ዝሮዝሮ ትዓፅይና ኣለኪ 🤔
@ሳሌም
@ሳሌም 3 месяца назад
ዊ በስማኣብ ናበይ ስደት 2ይ ስደት prank ba ይኸዉን omg ኣፍሪሑና ኾ ዚ ጊዜ ግን ሰሉየ በዚ you tube ኸማን አኮ ክትዓብይ ትኽአሊ ኢኺ ቁሩብ ዓቅሊ ዘይምገበርኪ ማለተይ ጽቡቅ ተቀባልነት ኢዩ ዘለኺ ኸም ስራሕ ሒዝኪ አንተተጠቂምክሉ ኣብ ዓብይ ደረጃ ኸምትበጽሒ ርግጸኛ ኢየ so ሕሰብሉ ኢኺ ኣነ ኻልኣይ ስደት ኣይመርጸልክን መዓረይ 🥹
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 3 месяца назад
ሰላምይ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ድባይ ብማዕዶ እምበር ክትነብረላ ከባድ ዓዲ እያ ከመስለኪ ምምፃእ ትክእሊ ኢኪ ግን ቡዙሕ ነገር ከሓተኪ እዩ ሰለዚ ኣብ ዓዲኪ ምስ ሰብኣይኪ ኩኒ ተመስገን በሊ ❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ🎉🎉 ጀማሪት እየዋ🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
​@WejeratAdey ገረልኪ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
@@merhawitmuaz1619 ገብረኽለኽ ህያበይ
@beliYouTube
@beliYouTube 3 месяца назад
ንዓይ እዉን ዝያዳይ ደምረኪ ኣለኹ​@@WejeratAdey
@mekisebmekiseb1626
@mekisebmekiseb1626 3 месяца назад
Way selye wiladiki digemi sibaki seruhu ebiliki kali aytihisebi
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 месяца назад
ኣቲ ቆላዓ ዓድኺ ሰርሒ ተጠቀሚ ታይ እዩ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኸ ለለ ዓዲኺ ቡዙሕ ስራሕ ናሃለየስ ዓድኻ ኸም ባዓልኻ ዝገበሪኻዮ እኻ ጠንኽሪኺ ተሰርሕኺ።😊
@kalu546
@kalu546 3 месяца назад
አቲ ሓፍትና ብዙሕ ተመልካቲ አለኪ ሰብአይኺ ውን ታታሪ እዩ ልመስል ተመስገን ኢልኺ ጠንኪርኺ ዩቱፕኪ ዘይትሰርሒ ኤጭ ይቱፕስ አምሓሩ ይስርሕዎ አሻሓት ከፊሎም አብ ዘናጭ ገዛ ይካረዩ ካብ ናይ ዩቱፕ እቶቶም ድማ ኑሮኦም የካይዱ ተጋሩኸ ጭንቂ ብቻ ፎ so ሰናይ መንገዲ😂
@YordikonJ
@YordikonJ 3 месяца назад
Suk ela eya nay haftam nabra eya deliya youtube naserht sebaya gobze serahtagna eu xeguri mesrah tekel eya serah tefoti ayetemselien nay sedt nabeta
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 3 месяца назад
ድኽነትን ስደትን ዓይኑ ይጥፋእ😢 ሱሉዋይ አጆኺ 😢😢
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
ሰላምምምም የእቲኪ ሰሉየይ ግን ሰደት ጥዑም ከይመስለኪ ዓደካ እዩ ልጥዐም ልኮንካ ክትኮን ስባአይክን ክብርክን ሒዝኪ ሓሚቅኪ ምስ ፈቅርኪ ዓድኪ ሰሉየይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
ደምርን😍
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад
@@dasnaentertainment ስለ ልድምረ ዘለኹ ደምርኒ አብ ናተይ ከይድኺ ኮሞንት አቅምጥለይ ፀባሕ ክምልሰልኪ እየ ማዓርይ
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@SelamTekle-uk8kq እሽን ክብረተይ🥰
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 3 месяца назад
ኣቲዮ ዓሪፍኪ ተቀመጢ ባካማኪ ክንዳኪ ናስዑዲ ጎል ትንክፍቲ እያ ትበሃል ዓሪፍኪ ሓዳርኪ ዘይትገብሪ መፅሊኢት
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 3 месяца назад
ከይመስለከ እዛ ዓለም ብሐዝ ግዜየ ብጣዕሚ ሓጫር እያ እና ኣብ ዓድኽ ላይፍ ኣሕልፍ ስደት ዋጋ የብሉይ ዕድመኻ መወደኤ እንበር ካብ መንግስት ወይ ናደኪ ንእሽተን ገንዘብ ትለቅሕኪ ስራሕ ጀምር ስርሕክ ትምልስሎም ሓፍተይ
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ 3 месяца назад
ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዬ ከምዝመስለኒ ዱባይ ይኩን ኤሜሪካ ካልኦትን ዓድታት ከምቲ ንፅበዮ ኩሉ ምሉእ ኣይኮነን ስደት ስደት እዩ።ደሓር ከዓ ከምታ ወፂኪ ዝረአክያ 24 ሰዓት ተደፊእካ ሰሪሕካ እዩ ለውጢ ዝመፅእ:ልክዕ ከምኡ አብ ዓድኪ ወጢርኪ ዓመት ወላ ይኩን ስራሕ ጀምሪ እሞ ትርኢዮ እንበር ምንም ከይሞከርካ ስደት ክከድ እየ ፅቡቅ ኣይኮነን:ንሓደርኪ እውን ሕሰብሉ።ይርደኣኒ እዩ ብዙሕ ነገር ተሸኪምኪ ከም ትጓዓዚለኪ ግን ነገራት ከምቲ ሐዚ ዘለውዎ ኣይክቅፅልን ዝከውን እሞ ተረጋግዒ ዛንበይተይ🙏ካብኡ ከዓ ሰሉዬ ዩቱብኪ ፅቡቅ ተከታሊ አለዎሞ አብ ሰሙን ክልተግዜ ድዩ ሓደ ግዜ ዝኮነ ቀዋሚ ዝኮነ ፕሮግራም ስርሕሎ ፖድካስት ይኩን ወይ ካሊእ መሪፅኪ ስርሕሉ።አነ ቡዙሓት ይቱበራት ይፈልጥ እዬ ስረሐይ ኢሎም ሒዞም ዝተቀየርሉ እና ተጠቀምሉ ሰሉዬ።ብዙሕ ምፅሓፍ እንኳን አይፎትን ነይረ ግን ክወፅእ እዬ ምስ በልኪ ተሰሚዑኒ እና ኣጆኪ መዓረይ እግዛብሄር አምላከ ናይ ውሽጥኪ ሰላም ይሃብኪ❤😘 ደሓር ከዓ አነ እውን ክመፅእ እየ አብ ቀረባሞ ሓቢርና ናተማከርና ክንዓቢ ኢና እመንኒ ፅንሕኒ ጥራሕ ትብል😀😂
@Wojhd
@Wojhd 3 месяца назад
ተማልእኒ አዳመይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
​@@Wojhdደምርኒ❤🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ ደምርኒ ተገድሰኪ ማዓረይ🙏❤
@ምንባርማለትቡዙሕዩቱርጉሙ
ተራእዩኒ ካ ዘን ኣብ ባንኪ ዘለዋ ገንዘበይ ወዲአ ቆላሕላሕ ክብል ኣይተፍርሕና ባ ሰሉየ😢
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 3 месяца назад
ኣረ ሰሉ ትስባኣይኪ ከመይ ድኪ ትሪእዮ ካብ ወድኪ ንስባአይኪ ሕሰቢ ንኡኡ ሒዝኪ ምካድ የሐሽ እንታይ እዩ ዘርሞ ዘርሞ ሕሰብሉ ስለ ስባአይኪ ሓድግኪ ክትከዲ ኣየጨንቀኪ ዋይ ደሞ ኣትጨነቂ ነይናይ ዕድመ እዩ ተመስገን ኢልኪ ምስ ስባአይኪ ቤተክርስትያንኪ ስዕምኪ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ምርሒ ኣይተንፀርፅሪ ደሞ ኢቲኦብ ቡዙ እዩ ዝከፍል እዩ ዝባሃል😢❤
@osmanibrahim5942
@osmanibrahim5942 3 месяца назад
Nesebayki bezuh tekberiyo zeymeslni anes srry gen aytehazley mes hadarki temesgen ilki menbar yehesheji
@marrysgt
@marrysgt 3 месяца назад
መዓረይ ኣብ ዱባይ ሰልቺና እዩ ኣብ ዓድኪ ይሐሸኪ ዝሓፍተይ ወይ ብንግዲ እናተመላለስኪ ንስርሒት ❤
@berihatesfay1964
@berihatesfay1964 2 месяца назад
ዕጋማ እንድሕር ነይሪኪ ድኣ እንታይ ዘፍርሕ ኣለኪ ማለተይ ምትሓዝ በዚሑ ስለዝነበረ ትብለኺ
@TrhasBerhe-px9xw
@TrhasBerhe-px9xw 3 месяца назад
አይትሰደዲ. በዘለኪ አመስግኒ.
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ
@መታገስዋጋአለው-ወ6ደ 3 месяца назад
ግረለኪ ወለላይ ግብረለይ❤❤
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 3 месяца назад
ሓፋሽ ፕራክ እዩ ገራሚት ሱቁልኪ ድእምሉ😂😂😂😂 ዋይ ስብኣይኪ ዶይ ኣለኪይ ገራሚት ኣይትከዲ ዋእ
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 3 месяца назад
ሓደ አብስደት ዘሎ ስብ ተስፉኡ አይተቁሩፁዮ ተሰሪሕካ አብዓዲ ዞሎኡዩ ዝቅየር ዞሎ
@BiruEbs
@BiruEbs 3 месяца назад
ማዓረይ ዱባይ ቆላዓ ሒዝኪ እንዳ ስብ ክትሰርሒ ትኾይንኪ ከም ስዑዲ ኣይኮነን ዱባይ ክቢድ እዩ ነፍሰፁር ኮይንካ እኳ ኣይስራሓን ካብኡለ ብደገ ትኾይንክለ ቆላዓ ሒዝኪ ገዛኽራይ ኣሎ ምግቢ ኣሎ ከቢድ እዩ ገንዘብ ብጣዕሚ የድልየካ 😢ናይዚ ዓዲ ወረቀት ተሃሊኪ ክማሃር ይኽእል እዩ ግን ናይ ባስ ናይ መምሀሪ ናይ ገዛ ክራይ ገለታት በይንኺ ኣትኽእልዮን ማዓረይ ዱባይ ገንዘብን ፅቡቅ ስራሕ ሓጋዝን ሒዝካ እዩ ንዓኺ ንበይንኺ ክጎደአኪ እዩ 😢 ብልበለፀ ብዙሕ ዝፈልጡ ኣለው ምስኦም ተማኸሪ ❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@BiruEbs ደምርኝ😍
@SmretTube
@SmretTube 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@SmretTube ደምርን ክምልስ ይአ ወለላይ😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 месяца назад
@@merhawitmuaz1619 ለማዕንቲ ትዳማርት ይአ ደምርን ኮሜ ኣቅምጥለይ ድሕር 24 ሳዓት ክምልሰልኽ ይአ ማዓረይ🥰
@LetushChanal
@LetushChanal 3 месяца назад
ሰላም ስሎ ሓፍተይ እሺ ናብ ሓሳበይ ካኣቲ ንስኺ ይቱብ ፅቡቅ ትስርሒ ልኺ ተመስግን እልኺ ኣብ ዓዲ ምስ ስብኣይኪ ምስ ኣሕዎትኪ ምስ ወድኺ ዕርፍ እልኪ ንበሪ ማርያመን ሕዚ ስድት ዎጋ የቡሉን ርእኽዮ እኺ ድማይ ስደት ዎይ ተመስግን በሊ ሰሉየ ድባይ ድማይ ክይትመፂ ሓያል ሞቖት እዩ ለሎ 😂😂ማርያመን ተመስግን ተመስገን እስቲ በሊ ስሉ ዎይ ትዲ ኸ ናበይ ግድፍኪ ክትመፂ እዩ😂😂
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 месяца назад
ደምርኒ ጀማሪት እየዋ🎉
@LetushChanal
@LetushChanal 3 месяца назад
@@WejeratAdey እሺ ግን መልሲ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 3 месяца назад
ኩሉ ግዜየ ኣደኻ ምሳኣኻ ኣይትነብርን ንኣሕዋትኽ ወይ ዓዲ ኣበኡ ናሓደግኽ ስርሕ ወይለከይ ኣብ ድዋይም ምስ ወድኽ ደኽ ትውዕል በዛኽ ስደት ሕሱም እዩ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
@@ራያራዩማ-ቨ8የ ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@HaymanoAssefa
@HaymanoAssefa 3 месяца назад
አብ ዱባይ 7ዓመት ገይረ አይኮነን ቆላዓ ሕዚካ በይኒካ እካ ከብደ እዩ😢😢 ከይ ተሓስብዮ😢 በስምአብ ገንዘብ ቅናሸ እዩ
@እግዞኦተሳሃለነ
@እግዞኦተሳሃለነ 3 месяца назад
ሰሊተይ ወደይ ሒዘ ምስ ኣቦኡ ከዕቢ ኢልኪ ዓድኪ ኣቲክስ ለለ ክትፋላለይ ዓድኪ የሐሸከመ ስባኣይኪ ከ ምስ መን ክትገድፍዮ በይኑ ዓቅሊ ግበሪ ዳኣ ዝሓፍተይ ወድክይ ስባኣይክይ ሒዝክይ
@ኪያ-ዘ1ሰ
@ኪያ-ዘ1ሰ 3 месяца назад
አረ ሰላምዬ በይዛኽ ዓዲኻ ሖሸክሎ ብዘለክ ተመስገን በል😢
@mashotesfamaryame5166
@mashotesfamaryame5166 3 месяца назад
ክረክበኪ ደልየ ነይረ ኣነ እውን ናቲኪ ዝመስል ህይውት እዩ ዘለኒ ስልዋይ ማንም ኣይርደኣልካን ከማካ ዝሕለፈ ጥራይ እዩ ዝርደኣልካ
@Mesiye-b1r
@Mesiye-b1r 2 месяца назад
ዱባይ ቀሊል መስሉኪ ድዩ ኣይኮነን ቆልዓ ሒዝኪ ዘይብልና እኻ ጉድ ረኺብና
@titisabawit3510
@titisabawit3510 3 месяца назад
ኑሮ ድዩ ከቢዱ ሰሉዋይ ቅርሽኺ ወዲእኺ ድዩ?ወዮ ኣቲና ተንርኢ ናበልናስ ዓመት ከይገበርኪ ናብ ስደት ትምለሲ😢
@nihbig3509
@nihbig3509 2 месяца назад
ልዕለት እንጀራይ ይሃልየኒ እምበር ለውጡ ልላዕላይ ሰማይ ዶ ሒዘዮ ክኸድ እዬ ዋይ
@abikiros4383
@abikiros4383 3 месяца назад
ድባይ ሕጋዊ ዓዲ ስለ ዝኾነ ፅቡቅ እዩ ግን ተመልስኪ ንስደት ዓዲኺ ኾይንኺ ኹነታት ንምስትክካል ፈትኒ ማዓረይ
@fanatube3810
@fanatube3810 3 месяца назад
መን ጣፍ ብልዒ ኢሉኪ ስርናይኪ ዘይትበልዒ😂😂 ከም ሃገርኪ ንበሪ በጃኪ ስደት ናብ ምርጫ አይተእትውዮ ስደት ምርጫ ተሃልዩ አብ ውሽጥኪ አብዓዲ ስራሕ ዘሎ አይመስለክን
@shewitnegasi5612
@shewitnegasi5612 2 месяца назад
ዱባይ ቀደም በር ሎሚ ሰራሕ የለን ንቀደም ዱባይ ዘለዋ ጠይቂ ዋ 🥺
@askalhagos1086
@askalhagos1086 3 месяца назад
Naye sawudi kolueu kemu eyum
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
@ማኪጋልኤልሻዳይ
@ማኪጋልኤልሻዳይ 2 месяца назад
አጀኪ ሰሉየ ኩሉ ገጊዝኡ አለዎ ደሞ ንእሽተይ ረአይዮ ዝሓፍተይ አብ ዘሎ ችግር ዘሎዎ እና ዘነብሮ ሰብ እዩ ዝፈልጦ አትጨነቂ ወለላይ
@LiliYrgaw
@LiliYrgaw 2 месяца назад
አረ ብነኺ 😢ዓድኺ ኮፍ በሊ እንታይ ገበረኪ ቱስብኣይኺ ዋይይ 😢😢❤❤❤❤
@ማሂጋልትግራይክሕሎ
@ማሂጋልትግራይክሕሎ 3 месяца назад
ዋይ ሰላመይ በጃኽ ሰደት እይትኽድ እንታይ መስልኪ ሰደት ነይርኽዮ አኽ እና ምስ ስብኣይክ ከይንኪ ጠንክርክ ስሪሕ ዝኾነ ስራሕ ጀምሪ🥺🙏
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 3 месяца назад
በጃኺ ሓሳብኺ ቀይሪ ሰሉዋይ ዓድኺ ኹኒ ዘረባ ሰብ ኣይትስምዒ ኩሉ ብተዐግስቲ ክኾውን እዩ ብማዓልቱ ታኣዩ ስደትከ እፍፍ ተስፋ ለቁርጽ ገዜ 😢
@TeklitYohans
@TeklitYohans 2 месяца назад
ዎዮ ዓድካዩ ጥዑም እናበልኪ ዶ ትዕልሊ የነበርክን መን ድኣ ሀዚ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ዓዱ ንከይምለስ ገዛ ዕዮ ዝተውሃብኪ ትመስሊ
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 3 месяца назад
ኣይዞኺ ሰሉየ ዝያዳይ ኣምላኽ ይፈልጥ❤
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz 3 месяца назад
ኣነስ ይገርመኒ ታይ ኢኪ ቡዙሕ ተማርሪ ኣየተማርሪ ትሕቲአኪ ዞሎ እንዶ ረአይ ምስ ሰብኣይኪ ተባኢስኪ ድኪ ኮይንኪ ህኮት ኣይተፅምምና እንዶ ክንደይ ዘጨንቅ ጉዳይ እኒአና እዩ😮😮😮
@hewan5196
@hewan5196 3 месяца назад
ተመስገን ብሊ ሰሉዋይ ኣብ ተመስገን ዕግበት ኣሎ ❤
@heiehgeuegw1428
@heiehgeuegw1428 3 месяца назад
ስሉዋይ ውድኽ ስውኣይክ ምሶም ኮይንኽ ግዜኽ ኣሕልፊዮባ 😢😢😢
@hnkktieyebsdray6597
@hnkktieyebsdray6597 2 месяца назад
ተስፋ ኣይተቁርፅና🤔🤔 ሰሉ በጃኪ ንሳኮ ምሰ ሰብኣያ ኮና እያ ጋላ ሒዛ ዝከደት
@gsjshd3479
@gsjshd3479 3 месяца назад
ዋይ ንስክስ ባዓልቲ ተስፋ ዶ የነበርክይ ማዓረይ ኣብ ስደት ዘለና ማዓዝ እና ናብ ዓድና ክንምለስ እናበልናስ ንስኪ 2ስደት ክትብሊ 😢ዓድኪ ዝከነ ስራሕ ጀምሪ ስደት እንትርፊ ክሳራ እንታይ ረክብናሉ ከም ናይ ቀደምኪ ተስፋ ሃብና ማዓረይ❤❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ኢጋማ ሒዝኪ ሞያ ዘይኮንክስ ካልኣይ ስደት ስብኣይኪ ኣክቢርካ ሓዚ ኣትጓለይ ሰሪሕኪ ክትልወጠ ተትደልይስ ወድኪ ሰዲድኪ ተመስገን በሊ በጃኪ ባእ ክተንፀርፅሪ ምሰራሕኪ ኢጋማ ሒዝኪ ገዛ ተካሪኪ ተመላላሲ ምሰራሕኪ ግን ኣኮነይ ሀዝለ ስደት ኣትመነይ
@MilaTekle
@MilaTekle 3 месяца назад
ሰሉየ በዛኪ ፕራንክ ዩ በልኒ ዋይ ኣነ ክኣቱ ወዲኤ ትኬት ቆሪፀ የ ግን ሕጂስ ማርያምን ፈሪሐ ሰሉየ ተስፋ ትህብና ዶ ኣይነበርክን 😢
@titttitt2114
@titttitt2114 3 месяца назад
ግን ንዱዋይ ክንደይ ቅርሺ የኣከለካ ኣሕዋተይ መልሳለይ ብጃክን
@titttitt2114
@titttitt2114 3 месяца назад
ግን ንዱዋይ ክንደይ ቅርሺ የኣከለካ ኣሕዋተይ መልሳለይ ብጃክን
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 2 месяца назад
ምራላና ትብሉ ሰባትለ ብናሰብ ምራል ዲኩም ትከዱ ናብራ ዓድና ከመይ ከምዝከበረ ድዩ ጠፊእኩም ዋይ
@YoDaha
@YoDaha 3 месяца назад
ኣጆኪ ሰላመይ ቱኣብ ገዛምዓል ልበዓሉ ዓብይ ጭንቂ እዩ እና ሂወት ከምኡ እያ መሊኡ ዘይመልአልካ ከቢድዩና ግን እግዚአብሔር ጥዕና ተሂቡካ ታማ ተመስገንዩ ዝያዳይ ፈፂሙ ምሕረት የውርደልኪ. ዝብለኪግና ወድኪ ትምህርቲ ተኣትዩ ዝኮነ ንኡሽተን ስራሕ ትሙኩሪ የሐሸኪ
@SmretTube
@SmretTube 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@ሱናማዊት
@ሱናማዊት 3 месяца назад
ሓቂ ዘረባ ንስኺ እወን ኣይነፋዕኽን ሌሽ ዘይትሰርሒ መንእሰይ ኢኺ ንወድኺ ሰራሕተኛ ግበርሉ ዳም ዳም ኢልኪ ዝኾና ናይ ባዕልኺ ስራሕ ጀምሪ ምንም ከይጀመርኪ ግን ኣይተማርሪ ነዘን ዓዲ ዓረብ ዘለዎ ኣሕዋትና ተስፋ ኣይተቑርፅየን ስደት ይሕሸኒ ትብሊ ተኮንኪ ከኣ ቁሩብ ገንዘብ ተሃልይኪ ንኣሜሪካ ዝዉድእ ሰብ ከራኽበኪ ይክእል እየ ነዓይ ዝወደኣለይ ኣብ ስዑዲ 4 ዓመት ሰሪሐ ዓዲ ኣትየ ሕጂ ኣብ ኣሜሪካ 6 ወርሒ ጌረ ኣለኹ ምውፃእኺ ዘይተርፈኪ ተኾይኑ ዓዲ ዓረብ ንየው በልዮ ናብ ዝሓሸ ዓዲ ምፂ ❤
@GoAsd-u9p
@GoAsd-u9p 3 месяца назад
ብከመይ ከይዲኺ ሓፍተይ አነ ይደሊይ እየ
@አደይዓለመይ-ቈ1ተ
@አደይዓለመይ-ቈ1ተ 3 месяца назад
ብከመይ ተግድስኪ መልስለይ ፕሊስ 🙏
@fyrrrdhgfg5818
@fyrrrdhgfg5818 3 месяца назад
እረ ባዛኺ ኻብ ስደት ናብ ስደት ኣሕዋትኪለ ሰሪሖም ዝኣትዉ እዮም ንባዓልኺ ንስብኣይኪ ንወድኪ ምኻን ዲኪ ትስእኒ ገዛ ክራይ ተኻቢድኪይለ ኣብ ናደኪዶ ኣትነብሪ ጨግሪቤትለ ጎቦዝ ኢኺ ዋላ እሱ ጀምሪ ታእዩ ስደት ብዘለኺ ኣመስግኒ ስደት ዘለና ኣተዳናግፅና
@صارهصاره-ص8ص
@صارهصاره-ص8ص 2 месяца назад
ኣቲ ሓፍተይ ስራሕ እንዶ ጀምሪይ ስደት ዘሎ ሰብስ ካብዙዩስ እንታይ እዩ ተስፍኡ እሺ እስክስ ቃዕሚ ይህልወኪ ናብ ዝደለክዮ ኽትከዲ እቲ ቃዕሚ ዘይብሉስ ወድኪ እውን ተመስገን ጎቡዙልኪ እንዮ ስራሕስ ኣይሳኣንን ድልየት እንተልዩክሴ
@Meri1T-e
@Meri1T-e 3 месяца назад
ሰላመይ Habiba Habiba ልብል ናይ ቲክቶክ ሽማ ፈለው በልያሞ ኣብ ላይቭ ልኣተየቶ ጠይቕያ። ኹሉ ግዜ ናይ ቐትሪ 5 ሳዓት እያ እልታኣቱ። እሳ ትፈልጥ እያ ኣብኡ ስለ እልትነብር ምስ ደቃን፣ ስብኣያን ደቃ'ውን ይማሃሩ እዮም።
@ጓልአክሱምሜሪአክሱም
@ጓልአክሱምሜሪአክሱም 3 месяца назад
ሰላም ዕሪፍኪ አዳርኪ ግበሪ አብ ድባይ ቆልዕ ክትምህሪ ብጣዕሚ ከቢድ እዮ ትምህርታ ካብ ቀድማይ ክፍሊ ጀሚሩ 10 ሺህ ድርሃም እዮ ዝጂምር እዚ 10 ሺህ ብብር መንዝርዮ አብዚ መፃእኪ ንታ ትኩልስያ ከይትስእኒ ዮ ቆልዕ ካብ አብዑ አይትፍይዮ 🙏🙏🙏ስልክኪ ፅሃፍለይ ክድውለልኪ አነ አብ ዱባይ አለኩ ❤
@ሕልሚለኒዘይተግሀደ
@ሕልሚለኒዘይተግሀደ 3 месяца назад
ሰላም ሓደ ለይተረደእኪ ነገር አብኡለ ሀምአ እያ ዋላ አብስደት ማለት እዩ እዛ ቲክታከር ልበልክያ እንደገና እሳ ምስ ሰብአያ እጋማ እኒኤዋ እዩ ፀጉርቤት እያ ትሰርሕ እና ጓላ ንምዉሳድ አይኸብዳን እለ ይግምት
@Winer652
@Winer652 2 месяца назад
Halewlew aytbeli men eyu Dubai ms wludki ktserhi eiluki bzeleki amesginki kof beli
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 3 месяца назад
አረ አረ ሰላም ጌጋ ተባኢስኺ ዲኺ ኮይንኪ ምስቲ ስብኣይኪ ማለት ኩሉ ግዜ ብማዕዶ ይከብድዩ ክፅበየኪ ዉን ኣይክእልን ካዉኡ ለለ ስደት ከቢድ እዩ ሪእኽዮ ኢኺ ቆልዓ ሒዚኪስ ልስደት ሕሰብሉ ልርእሰኪ ትኽእሊ ትኾኒ ኢኺ ተቃማጢ ግን ኣይክህልወክን ዓዲኺ ስርሒ ሰቁልኺ ልምንታይ ዳሻሂ ዘይከዉን ብኑኡሽተይ እንድዩ ዝዕበ ስራሕ ኣይንንዓቕ ካዉኡ ለለ ቆጢብካ ከምዝኾነልኻ ምንባር እዩ ፖዛ በላዕኹ በርገር መሳሕኩ ዘይኮነስ ገዛኻ ዘፍረየልኻ ምብላዕ እዩ ሓቢብቲ ምስ ስብኣይኪ ዉን ተማኺርኹም ስራሕኹም ጀምሩ ዋእ ዳሓር ከናሰሐኪ እዩ
@melitube7785
@melitube7785 3 месяца назад
አረ በስመኣብ ዱባይ ቀላል ገይርኽያ ድዩ ዱባይ ልምዝንናይ እምበይ ክትነብራ ከባድ እያ ክራይ ገዛ ክባር እሺ ሒዝኽዮ መጻእኺ ታይ ሰሪሕኺ ኢኺ ናይ ትምህርቲቤት ናይ ባስ ክራይ ገዛ ትሽፍንዮ ሰላም ሓፍተይ ኣብኡ ለምህረልኺ ሰብ ተረኺብኪ ግን ንዱባይ ከም ሰብኺ ትሰርሒ ትኽእሊ ኢኺ
@galtomjoganutdf
@galtomjoganutdf 2 месяца назад
ሰልዋይ ከም ሓሳብ ኣዲስ ኣበባ ይሕሸኪ ፅቡቅ ስራሕ ኣሎ ፀጉርቤት ተደሊኪ ባጃጅ እውን ዳሓን እዩ ኣብዚ ዓዲ ወዲኪ ኣብ መውዓሊ ገዲፍኪ ዝደልክዮ ትሰርሒ ካብ ስደት ወይ ድማ ሰለስተኩም ድባይ ኪዱ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ 3 месяца назад
ስላም ሓፍተይ ከም ዝመስለኒ ቡዙሓት ስባት ኣሎው ኣብ ዙሩያኪ ግን ኣይርዱኡክን ናይ ውሽጢኪ ትነግርዮ ናይ ስደት ስብ ታሃልዩ እንፍስዮ እዕልሊ ስደት ፅቡቁ እይኮነን ናይ ኢ/ያ ዩቱቦራት ራእዮም ክንደይ እንጀሮኦም ዝገበሩው ኣሎው ውሑዳት ኣይኮኑን ገንዘብ ኣሎወ እዩ ዩቱብ ስቅ ኢልኪ ስርሒ ዩቱብኪ ሓድሽ ነገር ናምፃኪ ከም ሓሳበይ እዩ ዝሓፍተይ❤
@ብልፅቲሄዋን
@ብልፅቲሄዋን 3 месяца назад
በይንኪ እትሽፍንዮ ኮ መሲሉ ዝሓዳርኪ ንባዓል ቤትክውን ኣብ ግምት ኣእቲኪ ተዛረቢ ሽኮሪና ካብኡውን ምስጋና በረከት የምፅእእዩ ተመስገን በሊ።
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 2 месяца назад
ኣቲ ሓፍተይ ታይ ኢኺ ኩሉ ግዜ ተማርሪ ስደት ዓሰርተ ዓመት ተቀሚጠ ምንም ኣይሓዙኩን ትብሊ ነይርኪ ካልኣይ ስደት ዳኣ ብኸመይ መሪፅክዮ😂ኣብ ስደት ጥዕም ናብራ ታሃልዩስ ንዒ ተሰዲትካ ጥራሕ እዩ ዝሓልፈልካ ዝበለኸ መን እዩ ዳሓር ከኣ ከም ቤትካ እምበር ከም ገሬቤትካ ኣይንበርን ተመስገን ኣቀድሚ ስብኣይኪ ግን ይሰምዖዶ ይኾን እቱ ቪድዮ ኩሉ ግዜ መረረት ዘይስልችያ😂
@ሕጂከናበይ
@ሕጂከናበይ 3 месяца назад
ሰሉ ሓፍተይ ስደት ሕማቅ እንድዩ ልዕለይ ሰለዝተቀመጥክዮ ስደት ሕማቅ እዩ ዝብል ምኽሪ ዘድልየኪ ኣይመስለንን ስለዚ ዘለኽዮ ባዕልኺ ስለ ትፈልጥያ ግን ግድን ክወፅእ ኣለኒ ካብዚ ዓዲ ትብሊ ተኾይንኺ ግን ቆልዓ ሒዝኪ ናብ ዱባይ ፅቡቅ ኣይመስለንን ገንዘብ ካብ ማዘርክን ናይ ባዕልኽን ገለ ኣተኣኻኺብኪ ግን ንካናዳ ወይ ናብ ዓዲ እንግልዝ ፕሮሰስ ተትግብሪ ምስ ወድኺ ይሐሸኪ ኢለ ይሓስብ ሰሉ ሓፍተይ ይመቸኺ ❤️❤️❤️
@Dgdewgsg
@Dgdewgsg 3 месяца назад
ሰሉየ ማዓረይ ይፍቱንወኪ አየ ዛናተይ ብ 3 ጀውል ስብስክራይበ ገይረልኪ አለኩ ዛወለላይ አጆኪ 😊💪😊 ሰሉየ አጆኪ ዶ አብ ዓድኪ ዝኮነ ስራህ ስርሓ ሰሉዋየ ስደት ስዲ አዩ ክም ዛ የተቢ ወይ ለምለም ሽም ጋል አዛ እማሕረይት ከም ናት ዓይነት ስራሕ ዶ ጀማርን በይዛኪ ሰሉየ 🥹
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
ዋይ ዛሰብ እዚኣ ኩለ ግዜ ተማርር ተስፋ ተቁርፅ ተፅለአካ ዋይ ተመስገን ዘይትብሊ ካብ ናብ ይቱብ ናመፃኪ ዘይብለይ ናበልኪ ኛርርርርርርር ትብሊ እጭ ሰበይትስ ትዕግስቲ ተገበረት ተመስገን ተበለት ከም ዝኮነና ገይረ ተሓለፈት እዩ እምበር ታይ እዩ ኩሉ ግዜ ኣውያት ከ ሱቅ በሊ ተስፋ ኣይተቁርፅና በይዛኺ ህውከት😕😒 😁😁
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 3 месяца назад
ሰብኣይክ ከ ሰሉ ኣብ ዓድክ ኩን ❤😊 ወይ ምስ ሰብኣይክ ብሓንሳብ ውጹ ናብ ዱባይ ታክስ ክሰርሕ ይክእል እዩ እለ ይሓስብ ወይም እንዳ ክዳውንት ተውጽኡ ብሓንሳብ ከምዝ ዝብለክ ክን እቲ ቃንዛ 😢 ዘሎ ኩነታትን ካብ ምንታይ ተላዕልክ ትዛረብ ከምዘከክ ሩዱእ ስለዝገብሮ እየ ክሳብ ኩነታት ዝረጋጋእ ❤😊 ተስፋ ይገብር ጽቡቅ ክገጥመክ ❤😊
@expm1605
@expm1605 2 месяца назад
ኣቲ ሓፍተይ ሓደ ኩሉ ግዜ ኣይተማሪሪ ሕማቅ ዩ ካሊኣይ ቆሊዓ ሒዝካ የኮነይ ስደት ጥራሕካ እዉን ጠኒካራ ተኮኑካ እዩ ዝከኣል ካሊኣይ ዓዲ ክትቅይሪ ተደሊኪ ኣደኪ ዓዳ ኣእቲኪ ቆሊዓ ሚስ ኣደኪ ሓዲኪ ቆሊዓኪ ኣብ ዓዱ ይመሃር ኣደኪ ዓዳ ኮይና ተሚህሮ ድሑሪኡ እስኪ ሚስ ስብኣኪ ተስማሚዒኪ ኒቁሩዉ ዓመታታት ሪኦዮ ክመፅእ እየ ተሊኪ ሚሪጫኪ እየ ተዳኣለስ ኣደኪ ኣብ ስደት ኒስኪ ወዲኪ ካዓ ስደት ኣሕዋቲኪ ስባኣኪ ክዓ ኣብ ዓዲ ናብራ የኮነይ ማዓረይ ሪግዕ ኢሊኪ ሕሰብሉ እሚበር ስደትስ ስደት እዩ ግድን እዩ ዓዲካ ሚስ ኣተካ ሚስ ወለድካ ሚስ ድክነት ትስማዕማዕ👏
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 3 месяца назад
ሰሉ ሓፍተይ ኣጆኪ ብዘለካ ተመሰገን አብ ሰደት ዘለና ንዓዲና ክንኣቲ. ንሓሳብ እሞ ለመሱ ከምዚ ዓይነት ሰብ ናብ ሰደት ከከድ እየ ክብል እንኮሎ ክደይናይ ዙዓድና ነሩእ መፅልኢ ከምዞሎ ይረድእካ ገናሰ እንድሕር ምንም ኣብ ዓደይ ሰሪሔ ኣይሓልፍለይ እና በልና ናብ ሰድት ንውፅእ እንተ ኮይናሰ መን እዩ እማ አብዙ ዓድና ከልማዓ ምክንያቱ ርእሲ ተኣማምነት ሒዝኮ ናይ ኢልና አብ ዓድና ዝኮነ ይኩን ሰራሕ እንተሰሪሕና ተመሰገን ኢልና ከሓልፍልና እየ መብዛሕቲኤናሲ አብ ሰደት ከይድና እዩ ዝሓልፍልና. ዝመሰልና ግና እግዚአብሔር እንቱፍ እንተ ኢሉልካ. አብ ዓድካ ይሓልፍልካ እዩ ሰብ ሓዳር ኮንካ ለ ብፍቅሪ ብሰንቲን ምሰ ሰብኣይካ ብሓቦ ሰኒቅካ ተራዳዲእካ ንቱሸግር ትሰዕሮ ኢካ ሰላም ሓፍተይ ንወድኪ ለ ሰራሕተኛ ገብሩሉ እሙን ሰብ ሐዚ ለ ብናተይ ምክሪ ምሰ ባዓል ገዛኪ ኮይንኪ ሐደ ኢልኪ መዓጥኪ ኣሰጥምኪ ሰርሕ አብ ዓድኩም ሰርሑ ሕጉሳት ኮንኩም ተቀይርኩም ንዓናእውን መምህሪ ክትኮነና ኢኩም 👌 እንበር ዋላ ኣነ አብ ሰደት እየ ዘለኩ 6 ዓመተይ ምሰ ሰብኣየይ ካብ እንፋላል ገይረ ብዓልቲ ሓዳር እየ ነሱ አብ ዓዲ እዩ ገና ሰደት ከክድ እየ ዱባይ ይብለኒ ኣነ ገና ሰለ ምታይ አብ ዓድና እኮ ተሰፋ ከይቆርፅና ኣንተሰርሒና ክሓልፍልና እዩ ዋንኡ ፍቅሪን ምርደዳኣን ምደግጋፍን እዩ ይብላ እሸ ኢሉኒ ሐዚ ኣነ አብ ዝሓፀር ግዚ ናብ ዓደይ ክኣቲ እየ ተመሰገን ንብል ብለና አሕዋተይ ንቱ ሸግር አብ ዓድና ኮንና ንሰዓሮ ኣጆና 💟
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe 3 месяца назад
ሰሉየይ በጃኪ ስደት ስ ዓኾር ደርብይሉ ዓድኪ ዝኾነ ስራሕ ክፈቲ🥺🥺🥰🥰
@frasweet8776
@frasweet8776 2 месяца назад
ተስፋ መቁረፂት ዝኮነት ጓል ንብዝሕ ስብ ተስፋ አይተቁርፂ
@slamsslam740
@slamsslam740 3 месяца назад
እሺ ሰሉ አነ ዝብለኪ ናብ ሰዕዲ አረብ ንዓየ ብኤጌማ ከም ቅደምኪ እጃዛ ትሕዝ ምከንያት አብ እዛ ዓደይ ቀለጥፍካ እክ ትለወጣ ተዘይ አጣፍእኸ ገንዘብ እንበረ አብ ኪሉ ናፅነት በቻ እዩ ዘሌ ሰዓዳ ግን ን ጠበቅ ሰብ 💋
@سنيريحي
@سنيريحي 3 месяца назад
ኣይ ተስፈ ኣይትቆርፅና ካፊቲ ዝሓለፈ ጊዘ ደ ሀዚ ኣይሐሺ
@SosoH-t1g
@SosoH-t1g 3 месяца назад
ናይወድኪ ጥራይ ትሓሰብሰ ናይ ሰባአይኪ ከ አይትሓሰብን ዶኪ ፈቂድልኪ ድዩ ኮይኑ ሓቢርኩም ዘይትሰርሑ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 3 месяца назад
አትዮ ሰልዎይ ወድኪ ልንእሽተ ግዜ ኢኪ ክባፅሐልኪ እንዶ ሕጂ ተፀነኒ ቱዓዲ ምስለመዶ ካብኡለ መዘሪኪ እውን ክመፃ ይኮና ድሓሪ እግሪኪ መሊኢኪ ትሰርሒ ትክእሊ አብ ዩቶብኪ ጠንኪሪኪ ስርሒ ባሪከለይ በልዮ ንፈጣሪ ብዩቶብለ ተዓብይ ትክእሊ ተዓገሲ ንእሽተን ዝሓፍተይ ስደት አይትምረፂ ሰልዎይ ኮነይ ሓደገይ ማዘሪኪ ምስ መፃ ዋላ ብኩንትራት መሳሪሒክ ትሰርሒ ንድባይ ትከዲ ህፃን ኢኪ ዘለኪ ውላድኪ ሒዝኪ ስደት ከይትመርፂ ተዓገሲ በጃኪ ፈጣሪ ብቲ ዩቶብ እዙይ ልዕል ከብለኪ ይልምኖ ስደት ይአክል😢
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 3 месяца назад
ወለላይ🙏🙏🙏💚
@Bahlawitmedia
@Bahlawitmedia 3 месяца назад
​@@ShamS-hp3vn❤❤❤❤🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
Далее
#慧慧很努力#家庭搞笑#生活#亲子#记录
00:11
እውነታው ይሄ ነው.ዳኒና ሩታ😱
22:22
ና ቅድሚ 20 ዓመት ትውስታ😱👍
11:11