Тёмный

ድሃይ ወለዶ|| "ዓረና ብሄራዊ ውድብ እዩ" ፃንሒት ምስ ኣቦወንበር ውድብ ዓረና ዓምዶም ገ/ስላሴ 29/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 1 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
ድሃይ ወለዶ|| "ዓረና ብሄራዊ ውድብ እዩ" ፃንሒት ምስ ኣቦወንበር ውድብ ዓረና ዓምዶም ገ/ስላሴ 29/06/2024
• ድሃይ ወለዶ|| "ዓረና ብሄራዊ ውድ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy #tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf #tigraymedia #tplf #hagere_tigray #ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 месяца назад
ብዝነበበሮም ዓቕሚ ተቓሊሶም መከራ ህዝቦም ንኽቕንስ እጃሞም ተዋፅኦም እዮም: :: ጋዜጠኛ አይተናእሶም: ውግንናኻ ንህዝቢ ይኹን::
@kiflomaraya4264
@kiflomaraya4264 3 месяца назад
ጀግና አምዶም: አብ ዞም ብዘይ ስልጣኖምን ምቾተምን ንህዝቢ ዘይግደሱ ጨካናት ጉጅለ ሕወሓት ኢድ ኮይንካ ንትገብሮ ቃልሲ ነመስግን::
@alemdesta4923
@alemdesta4923 3 месяца назад
ዓረና ፡ ካብ ዝተወደበሉ ግዘጀሚሩ ፡ ክሳብ’ቲ ብኦሮማራ ዝተመርሐ ፡ ለውጢ መንግስቲ ኢትዮዽያ ፣ ንብኢህወደግ ዝምራሕ ፡ ዓፋኒ መንግስቲ ኢትዮዽያ ፡እንዳተቃለሰ ዝመፀን ፡ መሪር መስዋእትነት ዝኸፈለንውድብ ምንባሩ ፡ ዘይካሓድን ዝድነቕን ሓቂ’ዩ ። ድሕሪ’ቲ ኦሮማራ ዝዕብልልዎ ለውጢ መንግስቲ ግና ፡ ነቲ ሕገመንግስቲ ኢትዮዽያ ዝፈቕዶን ፡ ህዝቢትግራይ ድማ ፡ ብመሰል ዓርሰውሳነኡ መሰረት ፡ ከተግብሮ ዝደለዮን ፡ ግዘ ዝጠለቦን ፡ መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፡ ተቓዊሙን ኣውጊዙን ፣ ነቲ ሕገመንግስቲ ዝጥሕስን ፡ መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ፡ ከይግበር ዝኽልክልን ፡ ትእዛዝ መንግስቲ ኦሮማራ ፡ ምድጋፉን ፡ ኣጠንቂቕና’ኮ ነይርና/ኢልና’ኮ ኔርና እንዳበለ ምጅሃሩን ግን ኣየግቡእን ። ሰላም ዝኽበር ፡ ሕጊ ብኹሎም ዝምልከቶም ወገናት/ሓይልታት እንትኽበርን ፡ ብናይ ኹሎም ዝምልከቶም ኣካላት ፡ ባህግን ስምምዕን’ምበር ፣ ህዝቢትግራይ ፡ ሕገመንግስታዊ መሰሉ ጠንጢኑ ፡ ንዘይሕገመንግስታዊ ትእዛዝ ፡ መንግስቲ ኦሮማራ ብምምብርካኽ ኣይነበረን ። እቲ ጀኖሳይድ ዝተገብረ ፡ ኮነ ተባሂሉ ፡ ድሕሪ ናይ ነዊሕ እዋን ፡ ምድላዉን ምምሽጣርን’ምበር ፣ ህዝቢትግራይ ፡ ሕገመንግስታዊ መሰል ዓርሰውሳነኡ ፡ ብዝፈቕደሉ መሰረት ፡ እዋኑ ዝጠለቦ መረፃ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ምግባር ስለዘይግቦኦ/ስለዘይነበሮ ኣይኮነን ።
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 месяца назад
TAY KEDHINU HIZBI EYU ADHINIWOM
@user-dw2tf9bn2ድምጺ
@user-dw2tf9bn2ድምጺ 3 месяца назад
ኣምዶም ጹኑዕ።
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 3 месяца назад
እነ እገሌ፣ ይህንን ቃለ መጠይቅ ደጋግማቾሁ ስሙት።ብዙ ትምህርትና የአስተሳሰብ ለውጥ ይገኝበታልና።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 месяца назад
ና አምሓራ ውድብ
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 месяца назад
Viva አቦይ ስብሓት
@WediMemher
@WediMemher 3 месяца назад
ዓረና ካብተን ካልኦት ብሄራውያን ውድባት ዝፈለ ዓረና ኢትየጵያዊ ውድብ ምዃኑ እዩ። ዓረና ካብ ህወሓት ዝገደደ ኢትየጵያዊ ወድብ እዩ። ኢትየጵያዊ ስለዝኾነ ድማ መስ ኣምሓራ ሰላም ክፈጠር ይደሊ። ምስ ኤርትራ ግን ዕርቂ ኣይደልን። እናተዳመና ክንነብር ይደልዩ።
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 3 месяца назад
Andom jigna ika. Ne aka. Tesemeh neyero ze 95 amet sebay. Aymareken neyru😂😂😂😂
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 месяца назад
Viva
Далее
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 941 тыс.
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 941 тыс.