Тёмный

25 ዓመት ኣብ ቤት ህንፀት - ቀዛሕታ 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 106 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Развлечения

Опубликовано:

 

26 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 610   
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
እፍፍፍ ጀግና ዝኮነ ስብኣይ ሐዚውን ኣይመሰየን ክሙርዐ ክወልድ ኣለዎ😢
@yoniyoni-cy9td
@yoniyoni-cy9td Год назад
ነሓድሽ ኣድነቅቱ ላይክ ግበሩ❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m Год назад
ጅግና ለባም ተጋዳይ ትግራይ። ብመሪሕነት ተበዲለ ከይበለ ንህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ኹሉ ኢሉ ሰሪዑ ክልተግዜ ሂወቱ ንከወፊ ዝተቓለሰ ጀግና ❤❤❤።። GOD BLESS YOU. ንጓልካ እውን ብዝግባእ ትግራዋይ ባህልን መንንነትን ዘዕበኻ❤❤🎉🎉
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Год назад
ናይ ብሓቂ
@user-pt9mx4hv2r
@user-pt9mx4hv2r 10 месяцев назад
አንታይ ገይሩ አዩ ዝተኣሰረ ከ😢😢?
@samerasamer3870
@samerasamer3870 7 месяцев назад
❤❤😊
@tsigabhaile7088
@tsigabhaile7088 Год назад
ኦ ፈጣሪ ቀሪ ግዚኡ ከም ቅንዕንኡን ንፁህ ልቡን ሪኢካ እቲ ዝግብኦ ህይወት ክትህቦ ይልምነካ,ኣቦ ኩሉ ዝሰኣነካ የለን እሞ ዝግብኦ ክሓሶ💔🙏❤️😍
@sarayahya9579
@sarayahya9579 Год назад
ብሓቂ ለባመይ😢😢😢
@danuhagos548
@danuhagos548 Год назад
ጅግና መርኣያ ብዙሓት ኣራክቡኒ ኣነ ክምርዐዮ🤲❤
@edon7537
@edon7537 Год назад
🙄😛🤣🤣🤣ቀድመክ 😜
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 Год назад
ጀግናናና
@mlat9280
@mlat9280 Год назад
❤❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Год назад
ኣብ ቲክቶክ ፅሒፍኪዶ ነይርኺ 🙂
@kante5318
@kante5318 Год назад
@@brhaneye9521 ብጣዕሚ ሓቦኛ ኢኺ 😍😍
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ሓዱሽዋ ልዕሊ ኩሉ ዝተበደለ ልዕሊ ማንም ንዓዱ ዝዋደቅን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😥💙💙🙏😍
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Год назад
sis netay ♥️🥺
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
@@user-fg8xc4xx7r ምንኣሰይ💙
@azebgebremedhin566
@azebgebremedhin566 Год назад
አራክቡኒ ክሕግዞ
@Zanta81
@Zanta81 Год назад
በረኸት ቀዛሕታ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰሪሕኻ ናይ በሓቂ መሳጢ ዕላል ግን በጃኻ ኣካውንት ይከፈተሉ ህይወቱ ንኽቅይር ኩሉና ክንሕግዝ እና
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ትግራይ በሪቃ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@tesfomkufulu8386
@tesfomkufulu8386 Год назад
ናይ ብሓቂ
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ጅግና ባዓል ሓቦ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ካብ ሐዚ ዘሎ ሂወትካ ክትወልድን ክትከብድን ይጎበርካ ፈጣሪ💞💞💞💞❤👏🙏
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Amen 🙏❤️💛😘😘😘😘😘
@abibajo2396
@abibajo2396 Год назад
ኣቤት ልቦና ስርዓት ስዲ እዚ ወዲ ምስዚ ኹሉ ብልሑ ንትግራይ ኣይኮነን ናፍሪቃ ብዙሕ መበርከተ ኔሩ ኣብ እሱርቤት ኣባኺኖሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Год назад
ቅድሚ 4ተ ዓመት አብ ትግራይ tvታሪኩ ሰሚዐዮ ነይረ እግዛሔር እንካዕ ናብዚ አብቀዐካ አያይ ታሪኩ መምሀሪእዩ እግዛቢሔር ይሓግዝካ❤❤❤❤❤
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 11 месяцев назад
ለባም ተጋዳላይ ብእውነት ብጣዓሚ አድቀካ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😍😍😍😍😍😍😍መካራካ ሓሊፊ ሩፍታ ትረክበሉ ግዜ ይገበረልካ 😢❤
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 Год назад
ክቡር ሓውና በቲ ላዛን ቁምነገርን መምሓሪ ዝኾነ አዘራርባኻ የቐንየልና❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
እሰመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር በዓል ምሉእ ሕልና ጅግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Год назад
ጀግና ተጋዳላይ ሓዱሽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@tijigaletigray3933
@tijigaletigray3933 Год назад
ውይ ዝፅበዮ ዝነበርኩ ኣያና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና😢😢😢😢
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 Год назад
ሓድሸይ ጅግና በዓል ዓቢ ልቦና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ።❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@menkem Tsnat ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
@weldeabgebretnsae5813
@weldeabgebretnsae5813 Год назад
ንእስነተይ እስርብየት ይበልዖ ነይሩ ምእሳረይ ታሪኽ እንተ ዘይሰሪሐሉ ክልተ ክኸውን እዩ። ክልተ ንኸይኸውን ግን ታሪኽ ክሰርሓሉ ኣለኒ። ናይ ብሓቂ ጅግና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ምስ ጋልካ።❤❤❤
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 Год назад
ነዚ ክቡር ኣቦና ከዓ ነመስግኖ ፅንዓቱ ሓቦኡ ነቲ ሰናይ ግብሩ ንንእድ።ታይ ኣለዎ እቲ ሰብ ስርቅን ሃንግን ገዲፉ ናይዚ ኣቦና ሰናይ ግብሪ ተዝመሃር።
@wnie4525
@wnie4525 Год назад
ጅግና በዓል ሙሉእ ሕሊና መፃኢ ሂወትኻ ብሩክ ይኹን እግዚኣቢሔር ይሓግዝኻ
@tekle9364
@tekle9364 Год назад
ጅግና ናጅግና ቃል ሓንትና ሓንቲ እያ እዝስውአይ ዝዛረቦ ጀግና.
@soloare4855
@soloare4855 Год назад
ድጌጊም ተትሰምዖ ዘይጽገብ ሙቁር ዕላል ናይ ብሓቂ።ፈጣሪ ይባርካ
@yonikiros9177
@yonikiros9177 Год назад
ትኣምረኛ ዘኾነ ሰብኣይ!! እግዛብሄር ዝተረፈ ዕድሜኻ ይባረክ ከምዙይ ዝበለ ሰብ ልብኻ ዘምዉቅ ምርኣይ ምዕዳል እዩ:: ዋይ አንደበት! እስቲ መከራኻ ሓሊፉ ዝተረፈ ዕድሜኻ ብሩፍታ ተሕልፎ የግበረልካ ሓዎይ መዓረይ! ተጋዳላይ ክልተ መድረኽ!! ምኽንያታዊ ለባም ብዙሕ ተማሂረ❤❤🙏
@user-ep4ev7dr4b
@user-ep4ev7dr4b Год назад
ብጣዕሚ እግዚአብሔር ኣምለክ ዕድመን ጥዕናን ኣቦና ኣያ ፅንዓት 🤲❤💊😘😘
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Год назад
እዋይ ገራሚ ታሪክ ሓድሸይ ልዕሊ ማንም ዝተበደለ ልዕሊ ማንም ታሪክ ዝሰርሐ😢😢😢
@berhe4910
@berhe4910 Год назад
ብጠዓሚ ጂግና ወዲ ጂግና አጆኻ ሕልምኻን ርአይካን ክገሃድ እዩ ዕድመን ጥዕናን ጥራይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Berhe ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሓወይ
@user-nu9xh1zs1g
@user-nu9xh1zs1g Год назад
መፅሓፍና ኢካ ተጋዳላይ ሓዱሽ ወናኒ ብሱል ኣእምሮ ኣታ ጅግና😢❤❤❤
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Год назад
ዋውውው ብጣዕሚ ክምስገን ዝግቦኦ እዩ ተጋሩ አሕዋተይ አብ ምግዳል ናሃለወ ይደርፍ ነይሩ ከብደይ እየለ ዝበልዐኒ😍😍
@fotyengebremaryam6746
@fotyengebremaryam6746 Год назад
ቤኪ እንኳዕ ኣቅረብኻዮ ጅግና ስብኣይ ሐዚዉን ክምርዐ ክወልድ ኣለዎ ዝተረፈ ዘመኑ እግዛኣብሄር ብሩህ ይግበረሉ🙏
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግቦኦ ብጣዕሚ መሕዘንን መምህረን ዝኮነ ሂወት እዩ 😢
@HhHhh-jh8vk
@HhHhh-jh8vk Год назад
ተመስገን ብልክዕ እንካዕ ናብዚ አብቀዓካ ጅግና አያ ኢካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ አምላክ ካሕሳ ይሃብካ አጆና ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 2 месяца назад
ኣየ ትግራይ ዓደይ ክንደይ ዘይወፅኡ ጀጋኑ ኢዮም ዘለዉኺ ሕጉሳት ኢና ንዓኻን ከማኻን ሰለ ዘፈረየት❤❤❤❤❤👌
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
ኣነ ካብዚ ኣቦና ቡዝሕ ተማሂረ ንስኹምከ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr Год назад
በረከት ግን ሽግር አለካ ናይ ደስ ዝበለካ ኢኪ ደውሉሉ ትብል ንምንታይ ሐገዝ አናበለ ስልኩ ዘይትናገር
@tsigabhaile7088
@tsigabhaile7088 Год назад
ፅምዓት ,ጥንካረ,ሓቦ,ቅንዕና,ንፁህ ልቢ,ጅግንነት ጠቅሊሉ በይኑ ዝሓዘ ጀግና ኣቦ❤️🫡✊ዝገልፀልካ ቃላት ስኢነ🥺 ክብረት ይሃበልና መምህር ህይወት🫡🫡🫡
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h Год назад
ብጣዕሚ እዩ ክብደይ በሊዒኒ ዝሓወና😢 ብጣዕሚ ቡሉፅ ኢኻ ጀግና❤
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Год назад
ብጣዕሚ ካብ ዘድንቆም አደ እዚ እዩ አጆካ ክቡር ሓዉና በርትዕ🥰🥰🥰❤❤
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
ኣረላይክ ታይ እዩ ሪእኻ ምዉፃእ በይዛኹም ላይክክክክ ተጋሩ
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n Год назад
ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግቦኦ ኣቦ ብጣዕሚ መምሃሪ ን መሕዘንን😢 ዝኮነ ሂወት
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ሰላም ሃ/ማርያም ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሰሉ ሓፍተይ
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n Год назад
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ማዓረይ ኣጆኪ ቀፅልሉ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@@user-hr5ms5jm2n እሽኒ የቀንየለይ ክብረተይ
@user-zd2gm6zt6k
@user-zd2gm6zt6k 9 месяцев назад
ወላሂ ማራ ኣድኒቀዮ ማሻኣላህ ጅግና ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ከም ዘሎ ዝኣምን ዕውት ሓውና
@user-kp9zk5xe7w
@user-kp9zk5xe7w Год назад
ጅግና ወዲ ህዝብ ሰላም የመንልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይ ፈጣሪ
@aster3809
@aster3809 Год назад
ኻብ ልበይ ነቢዐ 🥺ከምዚኦም ዝበሉ መርኣያ ህዝቢ ኣቕርቡልና ቤኪ ሓወይ 💙🙏🏽
@tesfu87
@tesfu87 Год назад
በዓል ሙሉእ ሕልና ጻማኻ ካብ አዝጋኣብሄር ኣምላኽ ርኸቦ 🙏🙏🙏
@ahmednesredinhassen7407
@ahmednesredinhassen7407 Год назад
ES,sys4l
@tittttittt8380
@tittttittt8380 Год назад
ተመስገን ቀዛሕታ 100000 በፂሑ ንበርትዕ ተጋሩ ናይ ባዕልና ሚድያታት ነዕቢ ናይ ወዲ ሮሚጥ እውን ሳብስክራይብ ንግበረሉ ንቀፅል ጥራይ ትግራይ ብደቃ ክትለዓል እያ 😍
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f Год назад
እስመ አልቦ ዘይሳኣኖ ለእግዚአብሄር ተመስገን እንኳዓ ካብ ፀልማት እስራቤት ናብ ብርሃን ኣውፀአካ🤲 ብሓቂ መግለፂ ስኢነልካ ጅግንነትካ,ትሕትናኻ,ፅንዓትካ,ዘለካ ፍቅሪ ንሃገርካ❤ኣምላክ ተመርዕኻ ወልድካ ውላድካ ሓቅፍካ የርእየና👏
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እግዚኣቢሔር ኣምላክ እንታይ ይሳኣኖ ኾይኑ እንኳዕ ልምዝራብ ኣብቀዐካ ጅግና ኣቦና ባዓል ምሉእ ሕልና❤❤❤❤💞👏🙏
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 Год назад
Tplf Nay Edki ✋️ Aytisieani resah widib
@lidu7571
@lidu7571 Год назад
ቅድሚ ኩሉ እቱ ቅኑዕ ልቦናካን ንፁህ ሕልናካን መዳርግቲ ኣልቦ እዩ ምሰጋና ናዓካ ይኩን ኩቡር ሓዉና❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መርዓካ ኣበበካ የርእየና ጅግና ተጋዳላይ
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b Год назад
ጀግናና ኣነስ ኣብ በረኻ ዝደረፎ ደርፊ እያ ኣብክያትኒ ነይራ እንካዕ ብድሓን መፃእኻልና ካብ ሐጂም ተመሪዕኻ ካልኣይ ውላድ ይፍጠረልካ ኣምላኽ
@haftomngus9512
@haftomngus9512 Год назад
ጀጋኑና,ዕደመን,ጥዕናን,ይሃበካፈጣረ
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Год назад
ብሓቂ ቃላትስእነ ንዓኻ መግለጺ ❤ ወድቶም ጀጋኑ 💊💞ዝዕገስ ሓያል እዩ ሞ ሐዝም ገና ኣይመሰን ሓዳር ሒዙ ክወልድ ኣለዎ 🙏🥰
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Год назад
❤❤ቃል ክገልፆም ዘይኽእሉ ጀጋኑ ❤❤❤ንዓይ መማህራነይ እዮም ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤
@tigray_adey
@tigray_adey Год назад
ሓዱሸይ ጅግና ባዓል ምሉእ ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🙏❤️
@aadd8069
@aadd8069 Год назад
ሓድሸይ በዓል ፅሩይ ሕልና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓዝውን ኣይረፈደን ኣምላክ ሰላማዊ ሂወት መስሪትካ ወሊድካ ንክርኢ ተምኒተይ እዩ ❤❤❤❤❤❤
@hareyagebremariyam5753
@hareyagebremariyam5753 Год назад
ብጣዕሚ ረዚን ምህርቲ ዝሓዘለ ሂውት ዘለዎ ጀግና ኣቦ ብዝገርም ደርፊ ገሊፅዎ ንከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑ ኣብ እስርቤት ይማስኑ ንዓዶምን ንህዝቦምን እናኻሓዱ እክሊ ዝሸጡ ኸዓ ይዕንድሩ ዓለም ጨናዊት!!!!
@AaAaa-mh9sw
@AaAaa-mh9sw Год назад
ጀግና ትግራዋይ ሓዝውን አይመሸየን ኩሉ ተርክበሉ ኢካ ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤
@wnie4525
@wnie4525 Год назад
ስለምንታይ ነዚ ጀግና ቁፅሩ ዘይተመሓላልፎ ትግራይ ንዘይገበረትሉ ንሱ ዝገበረላ ጀግና መረኣያ ፅንዓት ክልተ ወለዶ ተጋሩ ብዝኸኣልኽሞ ሓግዝዎ
@user-go3jk6fx3g
@user-go3jk6fx3g 7 месяцев назад
ሓድሸይ በዓል ሙሉእ ሕልና ፈታሪ ጽቡቅካን ሕልምካን ተሳኪዑ የርእየኒ ጀግና ብጻይ
@samiwelay4860
@samiwelay4860 Год назад
ጅግና መርኣያ ቡዛሓት 😍
@user-ir8qx4zn5t
@user-ir8qx4zn5t Год назад
ሓዱሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ❤❤❤ ቤኪ የቀንየልና ስለ ዘቅረብካንልና❤
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Год назад
ዋ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ሓድሽ ብሓቂ ሓድሽ ኣእምሮ ዘለካ ለባም ኢካ ድሕሪ ሕጂ እዛ ናትካ ምስላ ሳእኒ ዘይብለይ ከይብል እግሪ ዘይብሉ ክርኢ ከለኩ ይጽናዕናዕ ኢልካ ቅድሚ 25 ዓመት ቀሊል ኣይኮነን 😢😢😢ኣምላክ ብሕጂ ዘሎ ሂወትካ ይባርኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 Год назад
😢❤ከምዚ ዛንታ ሓድሽ እዩ ንዓይ😮 ተጋ,ሐድሽ እቲ ጸገምካ 💔ግን ከብድካ ዝበልዕ ናይ ዝወለድካ ኣይኮነን 🎉ንስካ በዓል ሕልና ጅግና ኢካ ለባም ጋል ኣላትካ 👏🧸🕊🥰🌻💒🌿🔔✌🏻
@FakeAccount-uh1fk
@FakeAccount-uh1fk Год назад
ሓዱሽ ከምታ ብቖልዓኺ ዘይጠለመኪ ሓደራ ንስኺ እውን ንሓዱሽ ነቦኺ ከይትጠልሚ ❤❤
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
ህዋሓት እዛ ከዳዕ ጀጋኑና ከምዚኣ እንዳገበረት ወዲአቶም እዛ ጠላም ወድብ አጀካ ሓዱሸይ ጂግና ❤❤❤🥺🥺😢😢😢😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 Год назад
ዋይ ሓወይ ገና አካ አነካ ባባ ሓዱሽ ተኪአልካ ዉለዱ አጀካ ፈጣር ጥንካረ ይሃብካ ጅግናና
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Bsrat tsegay ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@user-sx1ys4uo4c
@user-sx1ys4uo4c Год назад
ሓድሽይ ድግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን እና ጅግና ተጋዳላይ ኣድራሻ ተትህቡኒ ፅብቅ ነሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sndayokidugebreazher4597
@sndayokidugebreazher4597 Год назад
ጀግና ኣያና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@user-kv1yz1cy8v
@user-kv1yz1cy8v Месяц назад
ባዓል ዓበይ ታሪክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
ጅግና ክቡር ሓዉና ዝኩሉ ሓሊፍካ ካብ ቤት ህንፀት ወፂእካ ከም ህዝብካ ኣብዛ ፀባብ እዋን ተቃሊስካ ንበረካ ወፊርካ ጅግንነት ፈፂምካ ክብሪ ይግበኣካ💖 መርኣያ ፅንዓትና ኢካ ብሓቂ ለባምን መስተዉዓሊትን ጋል ከኣ ኣለትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💖🥰🙏
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Год назад
ባዓል ቡዙሑ ታርኽ ጂግና ኣያና ኣያ ትግራይ ኹሉ ዘይስኣኖ ኣሎ ልዑሉ እግዚብሔር ኣምላክና እንካዕ ናብዚ ኣብፀሐካ ዘተረፈ ዕዲሜኻ ይባርኸልኻ ልዕሉ እግዚብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamguesh3589
@abrahamguesh3589 2 месяца назад
ኻብ ባዕለይ ጀሚሩ ንብዙህ መንዕሰይ ኻብ መርዓያን ኣቦ ዓወት አብ ርዕስ ፈተናታት ኢኻ ተጋዳላይ ሀድሽ::ኽብረት ይሀብኻ ተጋዳላይ ሀድሽ❤❤❤:: ቤኺ ጉን አብ ትዕድሞምን ትገብሮን ኢንተርቢው ብዙህ ምምህያሽ ሪዓ አለዅ ብደንቢ አመሃይሾ ቀፅለሉ ❤❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Год назад
ኣያን ዉልድኻ ክንርእ እዝና ተሃንጥና😢🥰
@kamalhussain9643
@kamalhussain9643 Год назад
በረኸት ንምንታይ ስልኩ ዘይ ትዝርግሖ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ቢኪ ዓብዪ ሰብ የቀንየልና ❤❤መቸም በዙ ጅግና ትግራዋይ አያና ዘይግረም ዘይሓስብ ትግራዋይ የለን ።
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ብጣዕሚ😢😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
​@@lemigaultigray505 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
@@lemigaultigray505 ናይ ብሓቂ 2011ዓ.ም አብ ውቅሮ ባዓል ፍስጋ ዝነበረ ቃለ መሕተት ሰሚዐ ሓቦ ሰኒቀ ፀኒሑ ትግራይ ተወሪራ ምስ ህዝቡ በረካ ወፂኡ ብሰላም ተመሊሱ ተመስገን መርአያ ፅንዓት
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
@@merigalmarye7051 አሺ ዝያዳይ😍
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ማዓረይ
@tamaykndeya1107
@tamaykndeya1107 Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም ኣያ እዩ። ኣያ ፅንዓት ኣያ ትዕግስቲ ኣያ ተስፍ ኮታስ ልዕሊ ቃላት እዩ ንምእማኑ ዝከብድ ግን ከዓ ምስ ቡዙሕ በደላቱ ህዝቢ ዘቀድም መርኣያ ቡዙሓት እዩ ሞ ዝተረፈ ዘመኑ ፈጣሪ ይባርከሉ ንካልኣይ ግዜ ቀፃሊ ቃለ መሕተት ክትገብርሉ ውን ተስፋ ይገብር።
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Год назад
❤ ካብ አቦ ልላዕሊ ዩ ሓደራኪ ከይትጠልምዮ❤❤❤ መምህር አቦታት ዩ ንበረልና❤❤
@user-dj6mj3si6e
@user-dj6mj3si6e Год назад
ተስፋ ምግባር ንፅባሕ ምርአይ የድሊ እዩ ጅግናኢኻ።
@Asefaalsa
@Asefaalsa Год назад
ልፈትዎ ተጋደላይ ወናም ሓቦኛ መሪር ሓሙቱ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ጅግናና
@habtomyemane9079
@habtomyemane9079 Год назад
ናይ ብሓቂ መግለጺ ዘይርከቦ ጅግና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ሓዱሸይ👑 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ ህዝቢ♥️
@tewahdoiyuimneteykalkidan
@tewahdoiyuimneteykalkidan Год назад
ባሓቂ ኣቦ ትግራይ ኣነስ ብምታይ እየ ክገልፀካ ናኣካ ዝኮን ቃላት ይሓፅረኒ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ካብ ስደት ተመሊሰ ንሓድሽ ክረክቦ ተስፋ ኣለኒ
@HagosHagos-yd1lr
@HagosHagos-yd1lr 2 месяца назад
ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ሓውና ወልድካን ቆልዓካ የርእየና
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 Год назад
በጣም የማያሳዝን ታሪክ በጣም ጥሩ ሰው ነው ። ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ol8ot4fp6n
@user-ol8ot4fp6n Год назад
ናይ ሰብ መጨረሻ ልወዲ ሰብ ዘርአካ ጀግና ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f Год назад
ባባ ሓዱሽ ስለ ዝራኣኩኻ ደስ ኢሉኒ እዩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጅግና😍💙
@selugaltigray5137
@selugaltigray5137 Год назад
ባዓል ዓብይ ልቦና ጅግና ኣቦና ✊️💛🙏
@Hanj9581
@Hanj9581 Год назад
ተኣምረኛ ሰብኣይ bravo😍💗💗💗💗💗👏🙏ነዊሕ ዕድመ ቅሳነት ዘለዎ ሂወት ይምነየልካ❤
@HayetTesfay-rh1wy
@HayetTesfay-rh1wy Месяц назад
ትግርኛኻ ፁሩይ ደስ ክብል ተ.ጋ ሓዱሽ ጅግና መልካም ሰብ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ተመንየልካ 🙏🙏🙏
@aliisaed7684
@aliisaed7684 Год назад
ናይ በሓቂ እዛ ዓለም እዚኣ መዳለዊት 💔😭🥰
@shewitbahta4494
@shewitbahta4494 Год назад
ብጣዕሚ መምሃሪ : ጀግና ተጋዳላይ ሓዱሽ ምስጓሉ ❤💛 ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ተመንየሎም 🙏🙏 & Thank you Beki 🙏
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@shewit bahta ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሸዊት ሓፍተይ
@senayyoutube8910
@senayyoutube8910 Год назад
ባቢ ሓዱሽ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎናቱ ዘረባ ክሰምዕ ተለኩ ብጣዕሚ እየ ዝነብዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓለመይ♥♥♥🙏
@solomongebre4774
@solomongebre4774 Год назад
ኽብሪ ይግባአካ አንታ ጀግና፡፡
@user-qo6cw6tb3c
@user-qo6cw6tb3c Год назад
ብስመአብ ባሓቂ ሓቦኛ ቃል የብለይን ናይ ባሓቂ ግን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሎ ዘመንካ ዓስቢኻ ኹሉ ትዕግስትኻ ይኽፈልካ
@amanualkidane-xz6wu
@amanualkidane-xz6wu Год назад
ተጋዳላይ ሓዱሽ ብሓቂ ኣቦ ፅንዓትን ተስፋን ኢኻ መምህር ኩልና ድማ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@TedKashi
@TedKashi Месяц назад
ጅግና ሓውና መምህር ናይዛ ዓለም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cq5dj2nb7k
@user-cq5dj2nb7k Год назад
ጅግና መርኣያ ብዝሓት
@kflomabrha8110
@kflomabrha8110 Месяц назад
ኩሉ ዘረባካ ናይ ዕላማ ሰብ ምንባርካ ሀዚ እውን ናይ ዕላማ ሰብ ምካንካ ብደምቢ ገይሩ ይገልፅ እዩ።ሀዚ እዉን ኣይወደቅካን ግዜ ኣለካ እዩ።ብዙሕ ነገር ከም ትቅይር እምነት ኣለኒ።
@esayasdandesaiga958
@esayasdandesaiga958 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ❤❤ ለባማትን ህዝቡን ዓዱን ክጥቀሙ ዝክእሉ ዕድል ስእኖም ናብ እሱርቤትን ካልእ ዕድል ብምስኣኖም ዕድመኦም ምሉእ ናብ ከርተት ዘሕለፉ ሰባት ብጣዕሚ የሓዝን ።
@user-zh1po4ex6k
@user-zh1po4ex6k Год назад
ኸምዛ ናትካ ነፍሲ ኣዝያ ብሓያል ፈተና ዝሓለፈት የላን ብሓቂ ጅግና ጥራሕ ንዓኻ ይውሕጀካ እዩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም ተስፋ ዘውህብ ጅግና አቦና እግዚአብሔር አምላክ ካልአይ ውላድ ይዓድልካ ጅግነ አቦና❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@Brhane kidanu ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ሓወይ
@tirhaswelu
@tirhaswelu Год назад
Wow Great job TDF Thank you 🙏 ❤️‍🔥
@wedihagos7208
@wedihagos7208 Год назад
Touching moment . God blesses you both. This is really incredible.
Далее
Signal for help
00:52
Просмотров 2,7 млн
ЧТО ЭТО, БРАВЛ СТАРС?!😱
1:40:09
Просмотров 1,7 млн
ዶ/ር ዊና ኣብ ቀዛሕታ ቶክ ሾው
36:32
Просмотров 3,6 тыс.
1 класс vs 11 класс  (игрушка)
0:30
Просмотров 1,4 млн