Тёмный

ዶ|ር ደብረፅዮን 5 ሰዓት ተዛሪቡ ዝበልዎ ብፃዮም መን እዩ? | መግለፂ ደብሪፅ ካልእ ሕቶ ኣልዒሉ ኣሎ፣መዘራረቢ ጉዳይ/ tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 57 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopianews #ethiopia #ሰበርዜና #ሰበር #eritreanmovie #tefetawitalkshow #jstudio

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 150   
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 Месяц назад
የቐንየልና ሃገር ፡ከማኻ ዝበለ ብሉጽ ጋዜጠኛ ትግራዋይ የብዝሓልና
@DestaWubshet
@DestaWubshet Месяц назад
ኣብዛ ሐዚ ስዓት ዘለካ position ብጣዕሚ ጎበዝ professional ጋዜጠኛ ኢኻ በርትዕ።
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f Месяц назад
ስልጣና ኣብቂዑ እዩ ቡሉፃት መናኣሰይ ኣለዉ ንሶም ክትክኡ ኣለዎም ስለ ዝበለ ደብሪፅ ሓቅነት ሒዙ እዩ ዝጓዓዝ ዘሎ ግን መን ይርድኦ
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
እዚ ሓሳብ እዚ ልክዕ እዩ።የቅንየልና ክቡር ቤተ ሰብ ናትና ፎረም
@AbelGebrelibanos
@AbelGebrelibanos Месяц назад
ህዝቢ ስለ ጉባኤ እንታይ ፈሊጥዎ ኣብ ጥምየት፣ ኣብ ቁሪን ሓዘንን እዩ ዘሎ።
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u Месяц назад
ናትና ፎሮም ናይ ህዝቢ ድምፂ ቀፅሉሉ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 Месяц назад
ተመፅወቲ ካድረታት እምበር ህዝቢ ትግራይ ጉባኤ ህወሓት እዋናዊ ዛዕባ ኡ አይኮነን ።
@abrishzegreat9558
@abrishzegreat9558 Месяц назад
በዚሁ ግዜ ህዝቡ ጉባኤ ይደረግልን አይልም ። ህዝቡ በ21ክ/ዘመን በተሳሳተ የፖለቲካ ውሳኔ ርሃቡን ፣መፈናቀሉን ፣መሞቱን ፣መሰደቱን፣ወዘተ የሚያስቀር ጀግናና የዘመኑ አስተሳሰብ ያለው መሪ ይፈልጋል።በዚሁ ግዜ ሰውና ልማት አውዳሚ መሪነት አያስፈልግም ። ትግላችን ለእርስ በእርሳችን ጦርነት ሳይሆን ለድህነት በጋራ መዋጋት ነው።
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin Месяц назад
እወ ኢሉ ! አይበለን ዝብል ካበይ አምፂኻዩ ? ኩሎም ፀገማት ናብቲ ሐፋሽ ይቐረብ መፍቲሒ ድማ ይረክብ ። ብጣዕሚ ትህወኽ ፤ ዘይተረጋገፁ ዜናታት አይተሕልፍ ። ከም በሳል ትግራዋይ ድማ ፀገማት ካብ ምፍታሕ ወፃኢ ነገራት አብዘይትፈልጦም እንተዘይትፍትፍት ከም ጋዜጠኛ ዘይኮነስ ከም ዘይበሰለ አክትቪስት አይትኹን ። ዶ/ር ደብረፄን ድማ ቁፅፅር ኮሚሺን ጥራሕ ዘይኮነስ ኩልና ንዓይ ሐዊሱ ጊዝየና ሐሊፉ እዩ ዝበለ ሰለዝኾነ አብ ጌጋ ካሊእ ጌጋ ክንፍፅም ሰለዘይብልና ናብቲ በዓል ዋና ቀሪብና ውሳኔ ይዋሀበና እዩ ዝበለ አብ ጉባኤ አንክእቶ ኩሎም ተራ አባላት ስለዝኾኑ ፤ ጉባኤ ብዝተመረፁ ፕረዚድየም ስለ ዝምራሕ ፤ ብዘይ ጉባኤ ጊዚኡ ብዝሐለፎ አመራርሐ ይቐፅል ድዩ ዝበሃል ?
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 Месяц назад
"ህዝቢ ቀልጢፍኩም ጉባኤ አካይዱ አይበለን" እንተይልካ ጉባኤ ምክያድ አየድልን ትብለና አለኻ ማለት'ዩ። ሀገረይ ሓወይ ተጋጊኻ ሎምስ!!
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ከምኡ ማለት ኣይኮነን። ንሕና ሚዲያ ኢና ህወሓት ጉባኤ የካይድ ኣየካይድ ኣይምልከተናን። ንሕና ዝበልና ህዝቢ ጠሚዩኒ፣ተፀጊመ፣ገዛይ ምለሱኑ እዩ ዝበለ ኢና ንብል ዘለና።ደብሪፅ ዝሃብዎ እዚኣ ዝተመልከተት ነጥቢ ተጋግዮም እዮም ኢና ዝበልና። እዚ ሓሳብድማ ንባዕሉ ህወሓት እውን እዩ ዝጠቅሞ፣ህዋሓት ሱቅ ኢልካ ክትቃወሞ ዘይኮነስ ስሕተቱ እውን ክትነግሮ ክእርም ኣለዎ ዝብል መርገፂ እዩ ዘለና። የቅንየልና!
@user-lf4zn5ux3j
@user-lf4zn5ux3j Месяц назад
ብዛዕባ ጉባኤ ህወሓትን ህዝብን መሰረት ገይርካ ዝተዛረብካዩ100% ተመቺኒ ኣሎ ። ህዝብና ዝደልዮ እዙይ እዩ በርትዕ።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Месяц назад
ትግራይ መላምል ከፍለ ቐይሕቲ ጸለምቲ ደቐይ አብ መጤሊያ ብጥምየት መቕጻእቲ ይሳሓቕ ወዲ አብረሀም ቐርቡ ንመሰዋእቲ ደቐይ አብዮሙኒ ኮይኖም መኤገርገርቲ ከም ሶስና ነቢኤ አምላኽ ሰምኤኒ ፍረደለይ ፍርዲ
@user-bl8jt5rl3m
@user-bl8jt5rl3m Месяц назад
ልክ ነህ ጌታ ይባርክህ ❤❤❤
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Месяц назад
ትኽክል እዩ ርእይቶን እርማትካን ማእኸልናረብሐ ህዝቢ ትግራይ እዩ ናይ ውልቀሰባት ስልጣንን ንሕንሕን ስለዘይምልከተና ከም ሐደ ፕሮፌሽናል ጋዘጤኛን ከም ሐደ ትግራዋይ ሐውና ሀገር ተኽለብርሃን ርእይቶን ሐናጻይ እዩ ተምኣራርዮም ለይኸዱ ናይ ውድብ ይኹኑ ናይ ግዚያዊ መንግስቲ ስብ ስልጣን ክእልወ ዛጥፍዎ ብገበን ዝሕተቱ ብሕጊ ክሕተቱ ከም ጥፍአቶም ብነጻ ቤት ፍርዲ ክዳናዩ አለዎምልዕል ህዝቢ ትግራይ ክኾኑ ኣይክእልን ብፍጹም ❤
@girmayfitwi5969
@girmayfitwi5969 Месяц назад
Thank U ሃገር ሕወሓት ህዝቢ ዝብሎ ንአባላቱ እዩ አባል ዘይኮነ ህዝቢ ኣይኮነን።
@solianakiros9365
@solianakiros9365 Месяц назад
ትጋገይ አለኻ ብሓቂ ንከታተለካ ነይርና ብናይ ሕዚ ትትኖ ዘለኻ ዓብይ ገይጋ ትፍፅም አለኻ መአረምታ ትገብረሉ አለካ ብጣዕሚ ሓሳዊ ጋዜጠኛ ኢሰመጉ
@user-dv4eq6ts3w
@user-dv4eq6ts3w Месяц назад
you perfectly said long live
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 Месяц назад
ሰላም ሀገረይ❤❤❤❤
@user-mw4rh8bx3v
@user-mw4rh8bx3v Месяц назад
1030 ተሳተፍቲ ኩሎም ክዛረቡ ዝፅበ ሰብ እንተሃሊዩ ክግምት ዘይኽእል ዳጋ ምውት እዩ።
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f Месяц назад
ግን እንታይ ክትብል ኢኻ ደሊኻ ካብቶም ዝከታተሎም ሚድያ ሓደ ንስኻ ኢኻ ነይርካ ሕጂ ግን መስመርካ ዝሳሓትካ ኮይኑ ይስመዐኒ ኣሎ ምኽንያቱ ደብሪፅ ዝሃቦ መግለፂ ንፁር እዩ ሰሚዕናዮ ኢና በይዛኹም ማሓሩና
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Месяц назад
Ere halewlow aytibelu Hager mizanawi jornalist eu seb miwunjal ageb netom minte hezbi zeykones nisltanom zexenequ zelewu gel belu wae
@user-yl8rh4ms5x
@user-yl8rh4ms5x Месяц назад
ሃገር ንባዕልኻ ኣብ ሓቂ የላኻን ንብይንኻ ኣይኮካን ሰምዕኻዮ ኹላህና እና ሰምዕናዮ በጃኹም ብፍላይ ኣብ ደገ ዘላና ብፍላይ ኣብ ሜድያ ዘለኹም ካድረ ገድፍና ኣብ ስክጣን ዘለዉ ሰብ ኣርባዕተ ነጥቢ ሰበ ስልጣን በዓል መን እቲ ድኽመት ኣብይ ከም ዘሎ ፍንትው እሉ ይረአ ኣሎ ሎሚ ደማ ሰለ ወቅን ሓመድን ይዛረቡ ኣለው ግን ሃገር ሓወይ ካባኻ ኣይተጸበኹዎን ናይ ሎሚ መደብካ
@hallofgames2735
@hallofgames2735 Месяц назад
ዘገባ ጥራሐ ሰራሕ:: ዘይለ ነገር አይተወርይ::
@KasaBerhe
@KasaBerhe Месяц назад
ግዋእየ ምክያድ እንታ ሽግር ኣለዎ ሰባት እንደኣልዐልካ ኣይትዘባረቅ ሓሰዊ
@May-vt1jq
@May-vt1jq Месяц назад
ሕመቅ ብጉኤን ብገምጋም እዩ ዝፀሪ ካልእ መንገዲ የለን ዓፋፍ እካ
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
የቅንየልና
@user-dv4eq6ts3w
@user-dv4eq6ts3w Месяц назад
perfecly said keep it up
@TsehayeAklil
@TsehayeAklil Месяц назад
ኢቲትብሎ ዘለካን እቲአብመሬት ዘሎን በበይኑ እዩ
@GerekidanKidanu
@GerekidanKidanu Месяц назад
ጉባኤ ኣይካየድ ትብሉ ሰባት ግን ዝተደበቐ ናይ ቤተሰብኩም ምሽጥር ከይወፅእ ሰለትደልዩ ኢዩ እበር ጉባኤ እኮ ሕፅቦ ማለት ኢዩ
@peacewinn8887
@peacewinn8887 Месяц назад
ንዝጋገ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ውድብ ይኹን ውልቀ ሰብ ክንገርን ክእረምን ግድን እዩ። ብሞያዊ ጋዜጠኝነት ዝሃብካዮ ሓሳብ ቅቡል ብሕልፊ ተጓጃጅልካ ወንበር ንምሓዝ ዝግበር ዘሎ ኩሉ ሰብ ክውግዞ ይግባእ። በሕልፊ ነጠፍቲ ሚድያ ዝኾንኩም ❤❤❤❤❤
@hannesgebreh5692
@hannesgebreh5692 Месяц назад
NF ግምት ቁሩብ አንጥብ አብሎምልካ አለው እመስለኒ አዘውዘው ጀሚርካ!
@user-dv4eq6ts3w
@user-dv4eq6ts3w Месяц назад
you are right
@hailetareke5990
@hailetareke5990 Месяц назад
ሀገር እንታይ ከምእትብል ዘለኻ ኣይተረድአንን ህዝብ ትግራይ ማለትኮ እቲ ተወኪሉ ዘሎ ኣባል ወይ ኣካልህዝቢ ትግራይ እኮ እዩ።
@user-cg9oo4sz7l
@user-cg9oo4sz7l Месяц назад
ህዝቢ ትግራይ ዝወከሎ ካድረኮ ውክልና ናይ ህዝቢ ተዋሂብዎ እዩ 1030 ካድረ እዩ 130 አይኮነን
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis Месяц назад
እንተዘይ ኪኢልኩም ጉባኤ ጸውኡ ብተደጋጋሚ ቀሪቡ እዩ ሃገር ኣብ ባይታ የለኻን ማለት እዩ? ብመሰረቱ ጉባኤ ዝፍረሐሉ ንምንታይ እዩ ኢልካ ዘይትሓትት ግምት መሕብኢ እቶም ለያቡን ጽግእተኛታትን ስለዝኾነ ጉባኤ ይፈርሕ ኣሎ ሓደራ ድምጺ ብዙሓት ቅቡል ይግበር ድምጺ ውሑዳት እውን ይኽበር ሚዛንካ ሓሉ ቁጽጽር ኮሙሽን ተቐቢሉዎ ፈሪሙ ምስወጸ ኣብ ደገ ወጽዩ ዘፍርስ ንምንታይ እዩ ተንቲንካ እንተተቅርብ ይምረጽ ሐዝውን ናይመወዳእታ መድሐርሐርቲ እንቀጽአላ መድረኽ ጉባኤ እዩ ስነሞገትካ 11ግዜ ሓደጋ ሓደጋ ኣብዚሕኻ ሓደጋ ንመድሐርሐርትን ገበርቲ ክፉእን ጥራሕ እዩ ግዲየለን ኩሎም ተመዚኖም እዮም ሐዚኮ ግምት ተራቢሮም ናብ ስራሕ እውን ኣትዮም ብዝኾነ ስረ ህዝብና ክሪኡዎ እዮም
@RahelGmariamRahel
@RahelGmariamRahel Месяц назад
ሐቂ ተዛረብ ባዕልኻ ኢኻ ትፈሏልይ ለለኻ
@thecash_4219
@thecash_4219 Месяц назад
ምን ነው ወንደሜ እኒ ብቀኝ አለ እኳ እኝ ጌዜ አለነፈን አለ በደንብ አለተክታተለክም ማለት ነው
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Месяц назад
በዓል ዓረቢያ ደርቂ ትግራይ ካብ ዕጽዋት ካዛ ዝመጸ ደአ ምዓስ አበይ ደክተርነት ወድኡ? ,ዓጃው ወያናይ እዩ,ሐሳዊ ትግራዋይ ደብረ ለተጽዮን።
@user-mw4rh8bx3v
@user-mw4rh8bx3v Месяц назад
ጉባኤ ዘይካየድ ንምንታይ እዩ ዝብል ህዝቢ ግን መዓልታዊ የጋጥመና እዩ ከም ተጋደላይ ምስ ህዝቢ ዘለኹ።
@user-mw4rh8bx3v
@user-mw4rh8bx3v Месяц назад
እቲ ምሽጥር ብዝወፀ ይውፃእ ግን ወፅኡ እዩ። እንዳ ህወሓት ምስጥር ምርካብ ኣይትፅገምን።
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 Месяц назад
እረ አብ ኩናት ክንዱዚ ዘይሰጋእናስ ተሸቢርና እኮ ሰበ ሰብና ምትፍናን😢
@Derar-i7l
@Derar-i7l Месяц назад
አይበለን አይትበል ከምኦም አይትኹን ንሰኻውን ቀልጢፍካ ምውሳን የንገዳግድ እዩ
@user-kt5vf8tj5b
@user-kt5vf8tj5b Месяц назад
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
thank you for your update.
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p Месяц назад
መፍትሒ ኣምፁ!
@user-uc2vk8kl1o
@user-uc2vk8kl1o Месяц назад
You talk on one side only. That's not fair. Don't lie.
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Месяц назад
❤❤❤❤❤
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 Месяц назад
ሰላም ❤❤❤
@vhhhhf5887
@vhhhhf5887 Месяц назад
🙏🙏🙏😢😢😢😢😢
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ብጣዕሚ ሓደ ሕሱር ፈታዊ ነብሱ ምዃንካሲ ንዶር ደብረፅዮን ነቲ ባዕሉ ዝመርሖ ዝነበረ መድረኽ ሓሲኻ ኢልካስ ካብቲ መድረኽ ሓደ ተሳታፋይ ዝበለኒ እዩ እቲ ሓቂ ኢልካ ትደርቅ ገራሚ ከዳሚ ሓደ ጫፍ ምዃንካ ሓደ መረጋገፂ ካብዚ ንላዕሊ የለን ቶስታስ እንተተበሃልካ እንታይ ፀገም ኣለዎ? ፎእእእእእእ ክትፈልጥ ሓደ ፍንፉን ኢኻ
@AsefaTafere
@AsefaTafere Месяц назад
ሕዉሐት አነ ይፀልኦ እየ ግን ይደልዮ አብ ጎኑ እየ
@BirhanuAmbaye
@BirhanuAmbaye Месяц назад
ሃናፂ ሓሳብ እዩ ቀፅለሉ ሞያ ከምዚ እዩ
@girmaykahsu9264
@girmaykahsu9264 Месяц назад
ሰላም ናትና ፈሮም ህዝቢ እንትሃልዩ ውድብ ኣሎ ህዝቢ እንተዘይ ሃልዩ ውድብ የለን ።ንምንታይ እዮም ውድብ ነድሕን ዝባል ዕብዳን ኣይኮነን ዶ ኣብ ፈቀድኡ ስደት ሰፊሩ ህዝብካ ከመይ እዮም ዝሓስቡ ኣነኳ ዝሓሰብኩዋ?
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d Месяц назад
እስክም እውን ብሚስጢር ዘግነናዮ ፀብፃብ ትብሉ ዘለኩም ዘህዝን እዩ ልካብዶም ዘሓድሩ እስባት ካድሬታት እንዳሓለወ ተከነውን ሓቀኛ ገምጋም ይፅበይ ማንም ሰብ የለን
@BirhanuHailekiros
@BirhanuHailekiros Месяц назад
Perfectly said!!
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Месяц назад
ጌታቸው ብዘይምቁራፅ ን 5:30 ተዛሪቡ እዙይ ሓቂ እዩ። እወ ህዝቢ 1.2 ሚልዮን ተኣኪቡ ቐልጢፍኩም ጉባኤ ግበሩ ኢሉ። እንታ ሰፈልፈል ትብል።
@gideytekay390
@gideytekay390 Месяц назад
ልክዕ አለካ ኩብር ሓዉና
@naix3768
@naix3768 Месяц назад
💪💪💪💪💪👏👌
@user-bn8dy8ep3g
@user-bn8dy8ep3g Месяц назад
ናይ ሕመቅ መናሃርያ ምኻንካ ክትፈልጥ አለካ
@DestaWubshet
@DestaWubshet Месяц назад
ህወሓት ሓደ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዓብይ ትካል እዩ። ዝውንናኖ ድማ ህዝቢ ትግራይ እምበር ዝኾኑ ውልቀ ወይ ጉጅለ ሰባት ኣይኮኑን። ህዝቢ ብሓደ ገፅ ትካሉ ይሓሉ ፣ ብኻሊእ ገፅ ድማ ሸነፋትን ንትካሉ ኣብ ሓደጋ ዘእትውን ውልቀ ይኹን ጉጅለ ሰባት ካብ ትካሉ ኣግሊሱ ብንፉዓት ክትክ መሰሉ እዩ።
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 Месяц назад
ክክክ ህዝቢ ትግራይ ጉባኤ አካይደልና አይበልን ኢልካ ትምጉት መሕፈሪ ሰብ ኢኻ ። ህወሃት ሕዚ እውን ጉባኤ አካይዱ ተወሊዓ ከምብሓዱሽ ትወፅእ እያ ።አይተሓሱ ባንዳ ።
@user-kx4dz3sk3c
@user-kx4dz3sk3c Месяц назад
ካበይ ናበይ ህዝቢ ኩሉ አይመፅእ እስካም አፍራካ
@user-bn8dy8ep3g
@user-bn8dy8ep3g Месяц назад
ጋዜጠኛ እየ ኢልካ ንምንታይ ሕቶ ዘይተቅርብ ሐሳዊ
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ኣይተረዳኣናን ሕቶካ?
@addisugebreyohannes6038
@addisugebreyohannes6038 Месяц назад
ግምት በርትዕ
@axumawitigray189
@axumawitigray189 Месяц назад
እዋእ ህዝቢ ጉባኤ አካይዱ አይበለን ክትብል ከለኻ ብምንታይ አረጋጊፅካ? ህዝቢ ኢሉ ክበሃል እንተሎ በቶም ተወኪሎም ዝበልዎ ከም መበገሲ ናይ ህዝቢ ድሎት ክትወስድ ትኽእል ኢኻ ንስኻ ግን ካብ ውልቀ ሰባት ሰሚዕኻን ናይ ውልቀ ድሌትካን ተበጊስካ ህዝቢ አይበለን ክትብል ጌጋ እዩ ።
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Месяц назад
መጣቆሲ ረሳሕ
@mesfinkidane2770
@mesfinkidane2770 Месяц назад
You have been paid by pp by by
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
የቅንየልና!
@gebrehailezgiatsbeha5114
@gebrehailezgiatsbeha5114 Месяц назад
ህዝቢ ዝሓቶ ዘሎ ኣብ መዓስከራት ተበታቲኑ ዘሎ ስድራ ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ መገዲ ብቅልጡፍ ከፈፅሙ እዩ። ህዝቢ ኣብዚ ሐዚ እዋን ጉባኤዶ ሓፂንዶ አጀንድኡ ኣይኮነን። ብዛዕባ ብስንኮም ዝሃለቀን ፍቀዶ ተበታቲኑ ዘሎ ህዝብና ክንድ ፍረ ጣፍ ጭንቂ ከምዘይብሎም ተረዲእዎስ ተነቂሎም ክጠፍኡ ድልየቱ እዩ። ሓደን ሓደን ጭንቆም ወንበሮም እዩ። ተመዛበልቲ ክሳብ ሐዚ ናብ መረበቶም ዘይምምላሶምን ሕውየት ትግራይ ክንድ ዝድለ ዘይምስጓሙን ሰላምና ውሕስ ዘይምዃኑን ንሶም ዝፈጠርዎ ሽግር እዩ። ጉባኤ ክብሎ ሕቅቅ ኢሎም ክሞቱ ኢሎም መን መሪሑዎ እዩ ተኣኪቡ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ክፈትሕ ወይስ ከምልማዱ ኣጣቂዑ ክወፅእ። ህዝቢ ትግራይ ግን ኣዋሪዶምዎ።
@mebrathaile4794
@mebrathaile4794 Месяц назад
ህዝቢና ናብ መረበቱ ይመለስ: ገዛውቲ ምፍራስ ጠጠው ይበል: first thing is first.
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 Месяц назад
ሀገር በጃኹም እንዶ ነዚ ህዝቢ ሕሰቡ እናወጻእኩም መፍቶት ጸላእቲ ትገብሩና ኣለኹም ነዚስ ሓሲብኩሞ ዲኹም ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ
@user-dp3ls6my6x
@user-dp3ls6my6x Месяц назад
ሓሳዊ ኣኻ
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Месяц назад
ህዝቢ ተመዛቢሉ ኣብ ቤት ትምህርቲ ተኣቒቡ ዘሎ ህዝቢ ዋኒኑ ልብ መረበትና ምለሱና እዩ እምበር ጉባኤ ይካየድ ልብለሉ ምኽንያት የለን ከም ናይ ዶ/ ር ደብረ ጽዮን አገላልጻ ግን ሕንቃቖ እዩ ክእረም ይግብኦ ከምዙይ ዝበለ መግለጺ ናይ ህዝቢ ትግራይ ስነልቦና ዘይተረደእ ሓላፍነት ዝጎድሎ እዩሞ ከምዙይ ዓይነት ናይ 5 ስዓት መደረ ዕንደራ ክኸውን ኣይግብኣን እቱ ውድብ ናይ ሕድሕድ ገዛ ደም ዝኸፈለሉ ብምዃን ናይ እቶም ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ዘይትካእ ህይወቶም ዝኸፈሉ ደቂ ትግራይ ዕረፍቲ ምኽላእን ሕድ ሮም ዝሕንሽሽ ዛራኽስ ብምኳኑ ኩሉ ትግራዋይ ይኣክል ናብ ልብኹም ተመለሱ ንህዝቢ ትግራይ ስላም ሀብዎ ምባል ናይ ኩሉ ትግራዋይ ግድነት ሓላፍነትብምካኑ ህዝቢ ትግራይ ብምሕላው ክነቅሕ ክንሳተፍ እጃመናውን ክብ ብርክት ይግባእ ኩናት እንስከፍ ስላም ህንጸት ትግራይ እንደልይ ህዝቢ ክንክን ይግባኣና ሐውና ጋዘጤኛ ሀገር ተክለ ብርሃን በርትዕ ውግንናኻ ኩሉ ግዜ ምስ ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ፕሮፌሽናል ኢትክስ ብምሕላይ ክትቃለስ ክናበረታተዕካ ንፈትው . ስላም ልህዝቢ ትግራይ ዘለአለማዊ ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ክብረት ይሃበልና
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Месяц назад
እቶም ትአከብቲ ዳርጋ ዓመት ትአኪቦም ኢዶም ተውፅኡ ኸሪሞምስ አብመወዳእታ ትዓፊንና ማለቶም መሕፈርቲ ኸድዓት እዮም : አኼባ ምስ ተናውሐ ኻድረታት ክሳተፋ ክውስኑ ብብዙሓት ኾላይ ብናይቑፅፅር ኮሚቴ መራሒ ሓሳብ ተዋሂቡ እዩ: አኼባን ግምገማን ታይ ድዩ አይጉባኤንድዩ? ብሱሩ ሕውሓት ናይትግራይ ጉዳይ ተደራዳራይ ተኾይኑ ነዚ ሓላፍነት ምስ አባላቱ ከይተማኸረ ከይተገማገመ ብውልቀ ሰባት ክውስን ድዩ ትፅቢትና? እዚ ናይ ውልቀ ሰባት ድጋፍ ናይ ስልጣንጉዳይ አይኾነን: መንእዩ ጠንካራ ብዓል ፅኑዕ ዕላማ ንሕውሓት ዝመርሕ እዩ: ሕውሓት ካፍቲ እኒ ሀገር ዘይትፈልጥዋ ጥሜት መከራ ጭቆና ዘውፅአና ውድብ እዩ: ንምልእቲ ኢትዮጵያ ውን:ኸምት ትብሎ መምፅእ ምዓት ከይኾነስ መምፅእ ሓድነትን ናፅነትናን እዩ: ናይሕንፍሽፍሽ ውግእ ወዘተ ውድቀት ጌርኻ አይትተርጉሞ ቓልሲ እዩ: እዚ ዝበፅሐ ፅንተትውን ናይ ሕውሓት ጥፍአት አይኾነን: ተዘይንመርፅ መራሒ ተዘይህልወና ተጋሩ ፀላእትና ፋሕ ብትን መበሉና: ፀበብቲ ራያ ተንቤን ምዕራብ እንደርታ ወዘተ ብዝብሉ ኸም አምሓሩ ብጎበዝ አለቃ ተመሪሕና ምተዋዳእና: ምሁራትና ጀጋኑና ኾታስ መብዛሕቲኡ አፅኒቶም ባርይኦም ምኾንና ኔርና: መራሂ ንሓደ ህዝቢ ወሳኒ እዩ: ርአይንዶ ሕዝኳ መረፃ ስለዘይተኻየደ እንድዩ ገሊኡ ብበሪ ገሊኡ ብመስኮት ዘሊሉ ስልጣን ንክሕዝ ዝብፅብፅ ዘሎ: እንበር አብዚ መከራ ተለናዶ ሓድሽ ውድብ ክመርሕ ምሓሰበ ከጥፍአናዶ? ብዛዕባ አብትግራይ ዘሎ ተፈናቓላይ ፀጥታ ጥሜት ወዘተ ንኽፈትሕ ሕውሓት ኾነ አመራርሓ እንቢ አይበለን: ፀላኢና አብይ ስለዝፈርሖም እዩ ሕውሓት ተኾነውን ንጌታቸው ዝመረፀ: ኸምት አብይ ዝብሎ ተኾይኑ ዝገርም እዩ: ንፕሪቶርያ ዝኸዱ ተወከልቲ መንግስቲ ትግራይ አፍሪሶም ግዚያዊም ምምሕዳር ንክምስርቱ ዝልአኾም የለን አብዚአ ሓዝ ድምፂ ተራ ትግራዋይ ልዕሊ ኹሉ ኽቡር ውሳነ እዩ: ፀላኢ መንግስትና ተፍረሶውን አብ አብልብና አይፈረሰን:: ህዝቢ ይምረፅ ማለት ንግዚያዊ ምምሕዳር ምቅዋም አይኾነን: ነገር አይነንበድብድ: ኾይኑ ኹሎም ተጋሩ ኹሎም ተጋደልቲ ዳርጋ ኹሎም ሕውሓት ምስውድቦም እናተማኸሩ ንትግራይ ክሰርሑ እዩ ትፅቢት ተጋሩ: ናይአካይዳ ፍልልይ ክህሉ ይኽእል ዘሎ እዩ: ዘጎጃጅል ጉዳይ ግን ፈፂሙ የለን: ሕዚ እቲ ዋና ናይ ምስፌደራል መንግስቲ ዘሎ ድርድርን መፃኢ ትግራይ ዝደራደር ሕውሓት እዩ ኸምዝጀመራ ይውድአዮ: ካብ መራሕ እቲ ውድብ ክሳብ ተራ አባል ሓላፍነት ወሲዶም እዮም: ፅቡቕ ነጥብታት ድማ ሒዙ አሎ: ሕውሓት መን ይመርሖ ንዝብል ግን አባላቱ እዮም ዝውስንዋ: ዘይአባላት አይምልከተናን: ኸም ተጋሩ ጠንካራ በሳል ዓምዲ ውድብ ተስፋ ትግራይ ብናይዓላማ ፅንዓቱ ንቕንቕ ዘይብል ንነዊሕ ግዘ ተፈተነ እሙን መራሕ ውድብ ክመርፁ ይምነ: ሀገር! ካብ ዘረባኻ ግን ነት ውድብ ብዘይትፈልጦ አቲኻ ጥፍአተኛ ኢልኻዮ: ዘይፈልጥ ተራ ሰብ ተዓሹ ትኽእል ታሪክ ትግራይ ኹነታት ትግራይ ፖለቲካ ትግራይ ንዝፈልጥ ግን ወገን ሒዝኾ ናይ መፃኢ ትግራይ ተፀልምት አለኻ: ናይ ደለይቲ ስልጣን ዋዕዋዕ ብሀልቲ ደጋፊ ኢኻ ተበልኹ አይተጋገኹን: አለው ብዓል ዛራ ሚድያ፣ ትግራይኦንላይን፣ደደቢትን ኻልኦት ብዛዕባ ትግራይ ተፃረየ ዜና ዘቕርቡ: ብዛዕባ መፂኢት ትግራይ አርሒቖም ዝሓስቡ ዝቃለሱ: ሚድያ ተጋሩ ንምብርትታዕ እንበር እኒ ናትና ፎረም ራራ ሚድያንሲ አብቐረባ ኢኹም ትሪኡ ብዛዕባ መፃእ ትግራይ ንክትሪኡ ናይርሕቕት መነፀር የድልየኩም አሎ: ንርሓቕ ንቕረብ ካብ ናትኻ ዕድመ ዕፅፊ ከይደቀስና ብዛዕባ ትግራይ ንከታተልኸ ታይ ክንብል: " አነ አብቦቱኡ ዘለኹ ጋዜጠኛ እየ ህዝቢ ጠምየ ዓደይ ምለሱኒ እንበር ጉባኤ አካይዱ አይበለን ትብል? " እቲ ቐንዲ ናይ ትግራይ ጉዳይ አብ ኢድ ሕውሓት እዩ ዘሎ: "አብ ኢድኻ ዝሓዝኻዮ አልማዝ ከም መዳብ አይትርአ" ሀገር ተኽለብርሀን ብዑምቐት አብዘይትፈልጦ ነገር ርኢቶ ካብ ምሀብ ተቖጠብ: አምሓሩ ፖለቲከኛታት ገና አብ ሽግግር መንግስቲ ኸለና እዮም ከጥፍኡና ይዳለው ነይሮም: ካብኦሮሞውን ቑማል እንዳበልዓካ ነብሪ ገዛኻ ተአትዮ መጀመርያ ነትነብሪ ቐቲልኻ ኢኻ ነትቑማል ተልግስ ዝበሉ ዓበይቲ ሰበስልጣናት ነይሮም: እቲ ነብርስ አሀዳውያን ኾኑ ቑማልኸ መን ተባሂሉ በዚ ኽትዕውን ነይሩ: ሽዑ ሕውሓት ህዝቢ ኢትዮጵያ ልምዓት ሰላም ጥዕናን ትምህርት ተረኺቡ ብስርሑ ህዝቢ ዝልብም መሲልዋ ይበል ዘብል ዓብይ ለውጢ ኽዓ አምፂኡ ይኹን ድአንበር ህዝቢ ኢትዮጵያ ከይኾነ ናይ ኢትዮጵያ ጉዳይ ዝውሰን ብኸብዳማት መንጨብጨብቲ ሰረቕቲ ፖለቲከኛታት ኾይኑ ነገር ተበላሽዩ:: ትግራይ ድሕሪ አፄ ዮሀንስ ብተደጋጋሚ ዳርጋ በብ 20 ዓመት እዮም ዘፅንቱና መሬትናን ሀፍትናን ዝወርዋ ነይሮም: ሽዑኸ ሕውሓት ዶ ነይሮም? በዝሕዝውን ብዓለምለኸ ሕጊ መፅነቲ ከይምለስ መዕሰሪ ተዘይተገይሩሉ ኢትዮጵያውያን ብሕልፊ አምሓሩ ፖለቲከኛታት ንምታይ ኢሉ ዘይሓትት ህዝቦም አዐሽዋም ከፅንቱና እዮም:ኦሮሞውን ልዕልና ንምርካብ የፅንቱና አለው: አብኢትዮጵያ ብዘይካ ተጋሩ ሓቢርና ንዕበ ዝብል የለን መብዛሕቲኦም ፖለቲከኛታት ልዕልና ዝደልዩ ፀረ ማዕርነት እዮም ሕውሓት ታራ ውድብ አይኾነትን ሳላ ተክንዮሎጂ ሎሚ እዩ ዓለም ንመጀመርያ ግዘ ንመፅነትና መረዳእታ ረኺቡ ዝመዝገቦ:ንሕውሓት ደጊፍና ነዚ ናይ ትግራይ መፅነቲ ዘትርፍ ስራሕ ኽፍፀም አለዋ: ኻልእ ውድብ ከፈፅሞ አይኽእልን አይበልኹን ግን ኻልእ 100 ዓመት ከድልየና እዩ: ምስ ኢትዮጵያ ብሰላም ምስራሕ የድሊ ግን ምልስላስ ነገር ምድጓል ከይኾነ ተጋሩ ፍትሒ ንደሊ:ቐፃላይ መፅነቲ ንከላኸል: ደቅዓደይ ነዊሑዶ ብዛዕባ ዓድና እዩሞ ፅን ኢልኹም አንብብዋ:አነውን ተተጋግየ ሓሳብኹም ንምቕባል ድልውቲ እየ: እዚ ፀኒሑ በዚ ሚድያ ንዝወፀ GSTS ናይምሁራን ትግራይ ደብዳበ መልሲ እዩ:
@kidanehaddish
@kidanehaddish Месяц назад
ሰላም ሀገር ህዝቢ ኣክሱም ብግልፂ ንመንግስቲ ጌታቸው ረዳ ፈልዩ ብሕጊ ናይ "ኣለምገብረዋህድ ቴትዎርክ ኣጥፍአልናምበር " እንበር ኔትወርክ ከይፀረየ ጉባኤ ኣቢልኩም ስልጣንኩም ኣፅድቑ ኣይበን።
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 Месяц назад
ሓደ ሰብ 5 ሰዓት ምሉእ ዝዛረብ ሰብ ጎቲትኻ ካብቲ አደራሽ ምብራር እዩኮ ናይ ምስራሕ ሰዓት ብዙሕ ምጥቃም እምበር ኾፍ እሉ 5 ሰዓት ዝዛረብ ሰብ አየድሊን ሓፂሪን ግልፅን ሓሳብ ጥራሕ ጥራሕ እዩ ዘድሊ ጉባኤ ምክያድ መስርሕ ሕግን ህንፃን ናይቲ ውድብ እዩ ዝውስን
@user-tt5fu6mn5b
@user-tt5fu6mn5b Месяц назад
ተመሊእካ ኣይትቅደድ
@ZemenfesHailu-ee3jk
@ZemenfesHailu-ee3jk Месяц назад
ብዘይ መረፅናዮ መንግስቲ ናይ ትግራይ ህዝቢ ይምራሕ ኣሎ ስለዚ ቀልጢፉ ጉባኤ ተኻይዱ ስሩዕ መንግስቲ ክህልወና ንደሊ ከምተጋሩ ንስኻ ግን ትግራዋይ ሕቶ ጉባኤ የብሉን ትብል ኣለኻ ወገንትኛ ሙኻንካ ግልፂ እዩ ወዲ ሓወበይ
@user-hu4kn2nl6w
@user-hu4kn2nl6w Месяц назад
ሓቅ እዩ
@HadushKebedew
@HadushKebedew Месяц назад
አይተጣምሞ አነ በዕለይ ከይተረፈ ጉባኤ አካይዱ ኢለእየ
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ንስካ ምባልካ እቲ ሓቂ ኣይቅይሮን። እቲ ጉዳይ ጉባኤ ይካየድ ኣይካይድ ዝብል ኣይኮነን፣ንሕና ሚዲያ ኢና ናይውድብ ጉዳይ ኣይምልከተናን።ንሕና ዝበልና እቲ ህዝቢ ጉባኤ በጃኩም ኣካይዱ ኣይበሎምን፣ጠሚየ፣ተፀገሚ፣ገዛይ መልሱኒ እዩ ዝበለ። ሓሳብ ተለካ ወስ በል ሞግት።ፀርፊ ኣይናይትግራዋይን።
@user-bd8mw3py5f
@user-bd8mw3py5f Месяц назад
130 ሓሳዊ 1030እዩ
@yonasd-q3u
@yonasd-q3u Месяц назад
Ayitakan Ata Gezetagn
@mekonnengurmesa4121
@mekonnengurmesa4121 Месяц назад
እሞ መሬትካ ከይተለስር ንስኻ ተመሊስካ ከመይ እዩ ክኸውን :
@TirhasAbirehaTt
@TirhasAbirehaTt Месяц назад
ጌጋ ትንታነዪ ናትና ፎረም ኢድ ዘውፀኤ ተዋሂቡ ኩሉ ውሽጡ ዝደልዩ ኩሉ ጎጥጉጡ ኣውፂኡ ሓደ ማዓልትን ልዕሊኡን ዝተጠቀመ ኦን ኔሩ ስለዚ ዝእመን ዘረባ ኣቅርቡ
@WerkleulNegash
@WerkleulNegash Месяц назад
ብሽም ውድብ ሕዋሓት ኢና እናበሉ ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይሽቅጡ ኣለዉ ። ኣነ ዝገርመኒሲ ነቲ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ናይ ሓሶት ፖለቲካ ዓይኖም ብጨው ሓፂቦም ክዛረቡ ኸለዉ ንኡሽተይ ዶ ኣይሓፍሩይ ?
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Месяц назад
ሐሳዊ ፀላኢሰ ፀላኢ ደአ
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 Месяц назад
ኣየ ጋዜጠኛነት ናብ ሓደ ፅግዒ ሒዝካ ትዛረብ ኢኻ ዘለኻ እቲ ንትግራይ ሽግር ዘምፅእ ዘሎ ጋዜጠኛታት ናብ ሓደ ፅግዒ ሒዙ ዝዛረብ ዘሎ ሚዛናውነት ዝጎደሎ እዩ::
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 Месяц назад
ሕዚ ፅቡቕ ወላ ቅዋምካ ኣይንደግፎ ናይ ባዕልካ ኢንፎርመሽን ሒዝካ መፂኻ። ገምጋምካ ግን ካብ ናይ ተኽለብርሃን ኣርአያ ኣይተፈለየን።
@Naodmedia2
@Naodmedia2 Месяц назад
ኣረዳድኣ ተጋጊኻ ዝዓርከይ ካብ ፀቢብነት ውፃእ ከም ሃገር ምኽዳዕ እዩ ዝሕሰብ ዘረባኻ
@EyobGebreyohannes
@EyobGebreyohannes Месяц назад
ህውሃት ማለት አረመኔ ኤርትራውያን የትግራይን ህዝብ እንዲጠፉ የትግራይ እናቶቻችን እንዲደፍሩ የትግራይን ህፃናት እንዲያርዱ የትግራይን መሬት እንዲወሩ የትግራይን ህዝብ ንብረት እንዲዘርፉ የሚያመቻች ድርጅት ነው። ህውሃት ማለት አረመኔ ኤርትራውያን በኢትዮጵያውያን እንዳይወረሩ የትግራይ ህዝብ አረመኔ ኤርትራውያንን በደሙ እና በአጥንቱ እንዲጠብቅ የማመቻቸት ስራ የሚሰራ በትግርኛ ተናጋሪ አረመኔ ኤርትራውያን መለስ ስብሀት ደብረጽዮን ሞንጀሪኖ የማነ ጀማይካ ወዘተ የተመሰረተ ድርጅት ነው።
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ከመይ ዝበለ ብባቢሎናውያን ኣተሓሳስባ ዝመረተ ሽዩጥ ኣእምሮ ኢኻ ትውንን?
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r Месяц назад
ብምንታይ አረጋጊጽካ ? ናሓትካ አረአእያ ኢዩ። እት ፀገም ተተዘይተወዲብካ ናይ ሕዝቢ ፀገም ከመይ ይፍታህ ተወዲብና ነዘይንምክት ብብቱንዶ መተመከተ ?
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ብዛዕባ ጉባኤ ህወሓት ንባዕላ እታ ውድብን ኣባላታን እዩ ዝምልከት ኔሩ እንቸኾነ ግን በዓል ንስኻ ዕሱባት ስለ ዘይረደኣኩም ንእንጀራኹም ክትብሉ ነገራት ክትጠዋዉዩ ትፌዞ ሒዝኩም ትህትፉ ስሉባት ህሊና ኣልቦ ኢኹም። ብዛዕባ ጉባኤ ህወሓት ኣብይ ኣይምልከቶ፣ ንስኻን ገለ ለኣኽትኻን ፍፁም ኣይምልከተኩምን ኔሩ። እንተኾነ ግን ኣብ ቅድሚ ገንዘብ እምበር ኣብ ቅድሚ ሓቂ ኮነ መትከል ሰለ ዘየለኹም ህሊናኹም ሸይጥኩም ትኽድሙ ኣለኹም። ግዜ ግን ክወግሕ እዩ ብፅንዓት ደቂ ህወሓት እቶም ሐቀኛታት ይስዕሩ ዕሱባት ድማ ይሰዓሩ
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 Месяц назад
ሀገርርር!!
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j Месяц назад
Hasawi belo
@addisugebreyohannes6038
@addisugebreyohannes6038 Месяц назад
ሰውየው እኮ ቴክኒሻን እንጂ ፖለቲሻን አይደለም ድሮውም
@nim681
@nim681 Месяц назад
ሓሻዊ ኣበይ ኮንካ ሰሚዕኻዮ።ህዝቢ እማ ጉባኤ ቀልጢፍኩም ኣካይድዎ ይብል እዩ ዘሎ።
@hadgutsehaye4565
@hadgutsehaye4565 Месяц назад
ጋዜጠኛ ማለት ከማኻ እንተኾይኑ ሽም ይቀየር። በይዛኹም ዓርዩ ሰብ ሚድያ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ኣታ ክንደዴኻ ትሕሱ ወዲ ረሳሕ ባንዳ ህዝቢ ትግራይ ንስኻ ከመዴኻ ጌርካ ትውክሎ? ንስኻ ነቶም ሽራፍ እንጀራ ዝድርቡዩልካ ዓሰብትኻ ኢኻ ትውክል። ከመይ ዝበልካ ብሓሶት ተለዊስካ ብሓሶት ዝተሰራሕኻ ዝመረትካን ዝዛዓግካን ፍንፉን ሰብ መሰል ፍጡር ኢኻ? ንዶር ደብረፅዮን ንህዝቢ ኣይትውክልን እንዳበልካስ ንባዕልኻ ንህዝቢ ወኪልካ ህዝቢ ትግራይ ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ይካየድ ኣይበለን ኢልካ ትህውትት? ካበይ ዝመፃኻ ስዲ በዓልኣገ መዕበይኻ ዝበደለካ ረሳሕ ኢኻ? ኣብዞም ዝተኻየዱ መድረኻት ዝተሳተፈ ህዝቢ ኣይሰምዐንን ዩቲዩብ ኣይከታተልን ኢልካ ተሓቢእኻ ትሕሱ ሓሳዊ ወዲ ፒፒ።
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p Месяц назад
እሞ ብዘይ ጉባኤ እንታይ ይገበር ሓሰውቲ ዩቱብራት ትግራይ ፅግዒ ከይሓዝ ካ ደኣ ዘይትትን ሰብ ኣይተታልሉ ! መን ዩ ንዓኻ ኢፎርሜሽን ሂብካ መዋቐዕቲ ኢኹም!
@NegasiNega
@NegasiNega Месяц назад
ንሰኻኸ ርግፀኛ ዲኻ ሓደ ሚኢትን ሳላሳን አይተ ሳተፍን ትብል ዘለኻ ሰሚዖዮ ኢልካ ትዛረብ ዘለኻ ኣብ ሚድያ
@lemlemgebre9800
@lemlemgebre9800 Месяц назад
Hasot
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Месяц назад
ዘይራኸብ ኣጀንዳ ኣይትሓማዙቕ ፣ ግምገማ ህወሓት 1.2 ሚልዮን ተሳቲፍ ። 130 ተሳታፊ ኣይነበረን 1032 እዮ። ተልፈስፈስ ኣብዚሕካ
@hadish9672
@hadish9672 Месяц назад
If we know the truth is very good for everybody but it is what it is the charters of TPLF and like the past 27 years. They People they have to weakup for themself and for the country.
@KK-iv9gt
@KK-iv9gt Месяц назад
14:32 በይዛኻ ሚዛናዊ ኹን ከም ጋዜጠኛ ዳሐር ንሐደ ዘረባ ቱርጉሙ ማለት ዝደለዬ ባዕሉ ተዛራባይ ዕዬትርጉም ዝህቦ ደብረፅዬን ዕዙይ ኢሉ ኢልካ ትሕሰው አላኻ ማአሰ እዩ 1030ሰብ ኩሉ ተዛረቡ ኢሉ እኳድአሰ 1030ስብ ኩሉ ክዛረብ በበይ ገይሩ ግን እኹል ነዊህ ግዜ ዝወሰደ ዘረባ ምይይጥ ዕዩ ዝበለ ንሰኻ ካበይ አምፂዕኻዬ በጠቃላሊ ህወሓት ግምት ኢልካ ናይ ክልትኦም አጀንዳ አምፂዕኻ ደብረፅዬን ዝበሎ ላበልካ ብድልየትካ ናይ ሰብ ዘረባ ለቶርጎምካ ሚዛናዊ ዘይብሉ ሐጠው ቀጠው ትብል አለኻ ኣርይ ምሰ ሐቂ ወግን። 14:32
Далее
Я ж идеальный?😂
00:32
Просмотров 96 тыс.