Тёмный

ጀነራል ፃድቃን ብመቐለን ኣስመራን ዝተኸሰሰሉ/ሻዕቢያ ንመቐለ ዘእተዋ ካርድ/ጀነራል ታደሰ እቲ ጉዳይ መዕለቢ ክግበረሉ እዩ ኢሉ! 

Tigray Horizon
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

#tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 103   
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 8 дней назад
ካብ ዘየሎ ፖሎቲካ ኣንጻር ኤርትራ ምግዓር ጉዳይ ትግራይን ጸገማቱን ብፍላይ ድሕርቲ ከቢድ ዉግእ ጸገማት ክርኣዩ ተኣምር ከምዘይኮነ ተረዲእኩም ንጸገማት ትግራይ ብሳላም ምፍታሕ እንበር ኤርትራ ሻዕብያ ኢሳያስ እንዳንበልካ ሒቒቕ ምባል ዘምጽኣሉ ፍታሕ የለን።
@hakieye5649
@hakieye5649 8 дней назад
tsadkan is our heroes he needs democratic Tigray in order to implement is must be inclusive government from each corners of Tigray..
@user-xg5wq1kz1t
@user-xg5wq1kz1t 8 дней назад
ብዛዕባ ርክብ ሕውሓትነ ሻዕብየነ ብመርትኦ ይተሓገዝ ብዝተረፈ እቲ ጉዳይ ናይ ስልጣን ህርፋን ይመስል። ንህዝቢ እንተዝኸውን ድኣ ኣብሽግር ዘሎ ህዝቢ ሽግሩ ምፍታሕ መቐደሙ ነይሮሞ
@AdemnoorNoor
@AdemnoorNoor 8 дней назад
ኣየናይ ኣመራርሓ ህወሓት ኢዩ ስምምዕነት ፕርቶርያ ይቀደድ ናብ ኩናት ንእቶ ዝበለ መን ኢዩ ኣነ ኣይሰማዕኩን ብክልቲኦም ጉጅለ ማለት ኢዩ ፃድቃን ሕጂ ውን ሓዊ ኢዩ ዘሳውር ዘሎ
@AregawiTesfaye-w5p
@AregawiTesfaye-w5p 8 дней назад
Naiy Tigray hizbi dihri kezi nimanm shekati hashker Aykonen! Yiakil . long live Tdf ! ! !
@adonay7097
@adonay7097 8 дней назад
ፃድቃን ወዲ 80 ዓመት ንደቂ 60 ዓመት አሮግቶት ኢልዎም፡ ፡ ሰብ ዶ የለን?
@negagetachew974
@negagetachew974 8 дней назад
ጻድቃን ወዲ 55 ዓመት ሰለዝኮነ እዩ ነቲኦም አረግቶት ዶንቆሮ ዱሑራት ዝብሎም።
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 8 дней назад
@@adonay7097 ዕድመ ዘይኾነ ሰርሖም እዩ ኣፅሊእዎምን ኣፈንፊንዎምን ።biden እኮ ልዕሊ 80 ዕድምኡ
@msgekidane7231
@msgekidane7231 8 дней назад
Enyway እንዳርካቸው ኣይሓብእን
@yefasillijፅዮን
@yefasillijፅዮን 8 дней назад
ሆራይዘን በርትዑ
@Sena-l5n
@Sena-l5n 8 дней назад
Amaniel kesilkahasu Bello musegna ilka ayte amaniel hasawi Bello kemizi aytegerb Hailey hawey amaniel resah hasawi debriz nekah
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@lovleytigraye
@lovleytigraye 8 дней назад
ጌታቸው ፃድቃን ናይ አብይ ስራሕ ፈፀምቲ እዮ ፅግዕተኛ እዮ ንህዝቢ ትግራይ ክሒዶሞ እዮም አብይ ኢሃደግ መሲሉ ኢሃደግ አፍሪሱ ጌታቸውን ፃድቃንን ህዋሓት መሲሎም ህዋሓት ዘፍርሱ ዘለው ባንዳታት እዮም ህዝቢ ትግራይ አጥቢቁ ክቃለሶ ይግባዕ
@Seb15
@Seb15 8 дней назад
ኣበይ ሪኢካዮም ዘየለ ነገር ኣይትሕሰቡ እዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ብዘይካ ፈደራል መንግስቲ ዝስራሕ ነገር ከምዘየለ ክትፈልጥዎ ኣለኩም ንስለትግራይ ህዝቢ ክባሃል ምስ ማእከላይ መንግስቲ ክስራሕ ግድን እዩ ካብ ምጽልላም እንተትወጹ ጽቡቅ እዩ።
@durimohammed5282
@durimohammed5282 8 дней назад
Dob Eritrea aykiyerin iyu. B international higi tewediyu iyu
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 8 дней назад
ንጀ/ል ፃድቃን ዝገብሮ ዘሎ ኢልካ ምዝራብ ካልእ ጉዳይ ኮይኑ ምስክርነት ናይ ኣንዳርጋቸው ፅጌ ብዝኾነ ደረጃ ምቕባል ጌጋ እዩ።
@hadasbrhane2238
@hadasbrhane2238 8 дней назад
አታወደይ ክንደይ ዓጀውጀው ትብል ባእሉ ዶ ግዳይ ህውሃት አካታቲ ውድብ ሰለ ዝይኮነት ክትጠፋእ አለዋ አይበለን እንዳርጋቸው ትብል ዝለኻ
@teameneguse9717
@teameneguse9717 8 дней назад
Getachew zegenfo sebuh adgi cha cha cha
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 8 дней назад
አንበዓል ጌታቸው መሲልዎም መገልገልቲ ካልኦት ኮይኖም ኣብ ሥልጣን ንምፅናሕ ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይሠርሕን።ጊዘ ክወሃቦም የብሉን።ንባዕሎም ካብ ህዝቢ ዝነፀሉ ዓድዋ ገለመለ እንዳበሉ ህዝቢ ዝኸፋፍል ውሽጣውሽጢ የናፍሱ ኣለዉ።ተጋሩ ሓደ ኢና ንናየ ይኒ ጌታቸው ስልጣንን ንናይ ፀላእቲ ድልየት ተባሂሉ ህወሓት ኣይፈርስን።ውልቀመላኽነት ንከላኸሎ።
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 8 дней назад
Thank you for this interesting analysis🎉🎉🎉🎉
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
Tigray........Horizon..........Media........Tg.......CITEY..........COUNTRY
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 8 дней назад
እቲ ምፍራስ በት-ምኽሪ ትግራይን መቐጻልትኡ መስረታዊ ምቕይያር ወረዳውን ዞባውን ምስ ፈደራዊ መንግስቲ ብምትሕብባር ማለት እንታይማለትዩ? አስፍሃ አብርሃ ብዛዕባ ምፍራስ በት-ምኽሪ ንዑኡ ምውካስ ይካአልዩ። ግዝያዊ መንግስቲ መተካእታ ህዝቢ አይኮነን።እዚ መንግስቲ ካብ መስመሩ ተአልዩዩ።
@eyassukidanu6752
@eyassukidanu6752 8 дней назад
ጀነራል ፃድቃን እቲ ጉባኤ ዘካየደ ወገን ሠላም ኣይቅበልን ጦርነት ክገብርየ እዩ ዝብል ዘሎ እንትብል መረዳእታ ኣለዎዶ?
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 8 дней назад
@@eyassukidanu6752 ናይ ደብረፅዮን ቃለ መሕትት ኣብ ወይን ኣለካ ከም መጀመርትኡ እቲ ውዕሊ መንግሰቲ ሰለዘፍረሰ ተቃዊምናዮ ኢና ዝበሎ ።
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 8 дней назад
እሞ ሐቂ እንድዩ ጋሐፍ ! አብ ማይጨው ዝተዛረቦ ሰብ ዘይሰምዖ ድዩ መሲልካ !!😂😂
@GEB301
@GEB301 8 дней назад
ደብረፅዮን ዝመርሓ ክፋል ህወሓት ኢሉ ውን ትግራይ መፃወቲት ሻዕቢያ ኮይና ኣላ።መሕዘኒ!
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 8 дней назад
Anta hawey hanti tplf eya zela
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 8 дней назад
ኣታ ዓሻ ናይ ፀላኢኻ አጀንዳ ኣይተቅርብ
@HdhNdn-c3u
@HdhNdn-c3u 8 дней назад
Mlal
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 8 дней назад
Anta hassawi shaebiya silent tigray zegedso aykonen aytihasu
@durimohammed5282
@durimohammed5282 8 дней назад
Ab Eritrea shigr yelen aytisekef.tigray gin tetsebey tiray bi hansab nirayo
@adonay7097
@adonay7097 8 дней назад
ፃድቃን ሓሳዊ ሰላም መን ይፀልዕ ፡ ሓንካሪ ህንክሮ
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 8 дней назад
ፃድቃን ዝፀልእ ደጋፊ ሻዕብያ ,ፈታዊ ጦርነት ,ፅረ ዲሞክራሲ እዩ ። ኣብ ምብራቅ ኣፍሪካ ኣምባገነንነት ከሰፍሕ ዝደሊ እዩ ።
@rtek5867
@rtek5867 8 дней назад
Tsadkan told the truth. What he said was discussed on tplf cadre meeting 2 months ago.
@user-wtigrai
@user-wtigrai 8 дней назад
ብሉፅ ወታደራዊ መራሒ ዝብል ካብቶ ስትራተጂክ መራሕቲ ካብ መን እዩ ናይ ብሉፅ መፀውዒ ትብዎ ዘለኹም ቶም ወታደራዊ መራሕታ ስለንፈልጦም ።
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 8 дней назад
ኣቱም ሰባት እዞም ጀናራላትኮ ኣብዚ ዕፅዋን ክባን ዘይሰርሕዎ ወንጀል የለን ብሙስናዉን ኣንደኛ እዮም ወርቂ ትግራይ ሃፍቲ ትግራይ ምስኦምዩ ዞሎ ስለዚ ከመይ ጌርኩም ኢኹም እዚኦም ንሕዝቢ ወጊኖም በቲ ዉዕል ፕሪቶሪያ መሰረት ንግዚያዉ መንግስቲ ትግራይ ኮሕግዙ ይኽእሉ ወይ ህጊ ከኽብሩ ኢልኩም ተስፋ ትገብሩ? ታደሰ ወረደ ለፍደደድ እንዳበለ ዝዛረቦኮ ይርደኣና እዩ። ናይ ኣደመ ፀግዒ እዩ። ሽመት ግን ምስ ግዚያዊ መንግስቲ እዩ።
@teameneguse9717
@teameneguse9717 8 дней назад
Xadqqan halafika kekewen si mergem eu
@meracleisaias634
@meracleisaias634 8 дней назад
Gen xadqan alway lair where is his sons
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 8 дней назад
ገዱን ደመቀን ኣብ ትግራይ እንታይ ይገብሩ ኣለው
@selfreliance8999
@selfreliance8999 8 дней назад
ጻድቃን ሙሽሙሽ ክርሸን አለዎ
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 8 дней назад
ሓሰውቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ይፍረስ ዝበለ የለን ዘልአለም ሰብ ልሰብ ከይተአማመን ዝፀንሔ ሻጥር ዛውድብ ሓድሽ አይኮነይ ተመሊሱ አማኒኤልውን ዘሓዎ ሃሳብ መርትኦ ዘይብሉ ቃለመህት ህሾት ዝፀንሔ አሠራርሓ ህወሓት ምካኑ ማንም ዝፎልጦ እዩ
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 8 дней назад
Tsadkan rugum zerie himamka siltan eu
@durimohammed5282
@durimohammed5282 8 дней назад
Tsadikan bojbaj merahi mistesaere ke kolaa bekiyu neyru. Azekakirwa
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 8 дней назад
ፃድቃን ይኹን ጌታቸው ንህወሓት ምስዘፍርሱ ፀላእቲ ሓቢሮም ይሠርሑ ከምዘለዉ እቲ ኣብ ባይታ ዝኒሀ መስካሪ እዩ። ፃድቃን ኣብዚ ይሕሱ እዩ ዘሎ ጦርነት ዝደሊ አካል የለን።ህወሓት ተገዲዱ እምበር ጦርነት ባዕሉ ኣይፅሕትርን።ጊን ድማ እኒ ደብረፄን መሊሶም ኣብ ስልጣን ህወሓት መሊሱ ምምራፁ ብዙሕ ሰብ ደስ ኣይበሎን ካልኦት ኣለዉ እንድዮም !ንምንታይ! ፃድቃን ኣብ ምምሥራት ራያ ቢራ ዝገበሮ ሻጥር ናቱ ባህርይ መርኣያ እዩ።
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 8 дней назад
ጻድቃን ንነበር መረሕቲ ሕወሓትን(አደመን ጉጅለኦምን) ካድረ ሕወሓትን መስቀል ዝረአዬ ሽይጣን እዩ ኮይንዎም ዘሎ
@MohamedGbreslasemohamed-by3mo
@MohamedGbreslasemohamed-by3mo 8 дней назад
Britoria do aby tigray (hwahat) kltiaom( 2) bhade😮 aykedan.eyen hade mrex hwahat mallet blxgna mallet kkewn Sumerian.
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 8 дней назад
ቴዲ ግን እረፍ !!! ረሳሕ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 8 дней назад
Haleweleue texliqume 🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 7 дней назад
ኣበይ እሞ እዚ ሻዕብያ ጌርዎ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ እንተዝኸውን ልምባ ክዕዋሎም ኣለዎ ነንሕድሕዶም ክባልዑ ሓዊ ከእትወሎም ኣለዎ ክልልካ ናብ ሊብያ ክትቀየር እንተዝሰርሕ ካብ ካብ ሓሶትን ፈኸራን ከማን መዕረፍና ሓሳዳት ዝኾንኩም ካድረታት
@negagetachew974
@negagetachew974 8 дней назад
ኢሳያስ ምስ አብይ ዝተባአሰ ሕወሓት ተዘይጠፊኡ ብምባል ተባኢስዎ ግና ሕጂ ናይ ሕወሓትን ትግራይ ወታዊ መሲሉ ይራአይ አሎ።
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 8 дней назад
ንስኻትኩም ከም ማዲያ እቲ ዘሎ ፀሊምን ፃዕዳን ከምዘሎ ምቅራብ እምበር ናብዝኾነ አካል ኣይትወግኑ።ጀነራል ፃድቃን ናይ ዘለዎ ፅቡቅን ጠንካራ ጎኒ ከምዘሎ ንምንታይ ንቤት ምኽሪ ትግራይ ክፈርስ ገይሩ ናይ ኢሊት ቤት ምኽሪ ወዲቡ?????
@TigestLemlem
@TigestLemlem 8 дней назад
ONLY ONE TPLF.
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 8 дней назад
Dear Tigrai horizon: why do you call TPLF lead by Dr.Debretsion the chairperson as part of TPLF?Don't you know that in democracy majority rules. If smaller portion of TPLF that boycotted general assembly is a minority and cannot be called part of TPLF. It is simply a walk out on its time.
@woldemariamgirma6682
@woldemariamgirma6682 7 дней назад
Rhetoric doesn't serve Tigray. First agree on the priorities of the people.
@focus.15
@focus.15 8 дней назад
ጀነራል ጻድቃን መሰረታዊ መሰል ፌደራላዊ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያ ጎስዩ ምስ አብይ ስጋብ ታሕተዋይ መዋቅር አትና ክንሰርሕ ኢና ኢሉ:: ስልዝህ ጻድቃን ናይ ትግራይ ብልጽግና አብ ትግራይ ምኻኑ ልዕሊ እዚ ጭብጢዚ ካልእ ምስክርነት አየድልን እዩ ::
@TeferMekonen
@TeferMekonen 8 дней назад
እሞ ዓለም ትፈልጦ ሲምምዕነት ድኣ እንታይ ድዩ ዝብል ንዓለም ገድፎም ዶ ኣይኮኑን ምስ ኣብይ ዝሰርሑ ዘለዉ ባዓላ ኣቶ ፃድቃን ምዕራብ ትግራይ መርየቱን ህዝቡን ከይምለስ ዝሰርሕ ዘሎ ቀዳማይ ፃድቃን እዩ ኣይተረድኣናን እምበር ኣብቲ ግዜ ዕፅዋን ኪባን ግዜ እዉ ንቀደም ምዕራብ ትግራይ ነፃ ነዉፃኣዮሞ ዳሓር ንኣዲስ ኣባ ኪንቅፅል ኢሎም ዝሓተቱ ተጋደልቲ ነይሮም ኣይኮንን ኢሉ ዝሃለኸ ንሽዋ ወሲዱ ቃልሲ ህዝቢ መስዋእቲ ና ብላሺ ዝገበሮ እዉን ፃድቃንዩ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 8 дней назад
Tjankyou For Your Balanced And Unsided anaylisis and information
@fithumg8054
@fithumg8054 8 дней назад
I am teraway and I have 100% confidence on Tsadkan and Getachew that they will restored Democracy for Tigray.
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 8 дней назад
Nmntay andargachew zeymen ms abiy zsrh znber kulu mstir zelt ena nabiy road map zihabe eyu
@HdhNdn-c3u
@HdhNdn-c3u 8 дней назад
naatm tery ey gtemwm teshgr
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 8 дней назад
tsadkan kanser mor gangri kqurets Alewo
@lovleytigraye
@lovleytigraye 8 дней назад
ጋዜጠኛታ ዮቱበራት ትግራይ አብ ፀሊም ዕዳጋ ዝአተኩም ቢዝነሰኛታት ተከፈልቲ ሽመልስ አብዲሳ አብይን ጌታቸውን ኢኩም
@HsenSraj
@HsenSraj 8 дней назад
Chenawi midya eka hasawi
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
H
@haqitisier8947
@haqitisier8947 7 дней назад
ሓሳድ ኮዮኑ ጸረ ህወሓት ስለ ዝኾነ
@TiblalaHager
@TiblalaHager 8 дней назад
ግምት ሓቂ ክሰርሕ ፍፁም ኣይኽእልን ሓቂ ክሰርሕ እንተዝኽእል ኔሩ፡ዝተወሃቦ ልኡኽ ገዲፉ ናይ ፍለጡኒ ኣነ እየ ሓቀኛ ካባይ ንላዕሊ ሓሳብ ዘለዎ የለን ኢሉ ንህወሓት ከፅላእልእ ተዓጢቑ ኣይምተላዓለን፡፡ብስሕተት ካፍቲ ናይ ውድብ ኣሰራርሓ ወፃእ ም/ኣቦመንበር ህወሓት ዝተገበረ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ስልጣን ተጠቒሙ ካብ ሙእኹል ኣሰራርሓ ወፃእ ዝሸይምን ዘወግድን እንተኾይኑ ካብዚ ንላዕሊ ፀላኢ የለን ይብል እቲ ብሚድያታት ፀላእቲ ነቲ ኣፈላላይ ክጋደድ ይገብሩ ኣለው ዝብል ባዕልና ተጋሩ በር ፀላኢ ማ ፀላኢ እዩ ስለዚ ሚድያታት፡ውን ንግልፂ ብግልፂ፡ክትገልፁ ይግባእ፡፡ንሰባት ዘይዓቕሞም ዓቕሚ እናወሰኽና ክንዛረብ ኣይግባእን ኣብ ታሪኽ ህወሓት መን ብቑዕ ወታደራዊ መራሒ መን፡ማሕበረ ኢኮኖሚ መራሒ ይፍለጥ እዩ መን ኩናት ኣበላሽዩ ይፍለጥ እዩ፡፡ብእንተ ትግራይ ሓቂ ንዛረብ ኣይነወሳስብ፡ሓቂ ምዝራብ ንማንም ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን
@VirtualEra-rk1mz
@VirtualEra-rk1mz 8 дней назад
እንታይ ትብል ኣለካ ካብ ፌደራል ተሓጊዝና መፅናዕቲ ወዲእና ተሕተዋይ መሓውር ክንቅይር ኢና ኣይበለን ዶ ባዕሉ ጀ.ፃድቃን ንምንታይ ብህዝቢ ትግራይ ዝተመረፀ መንግስቲ አፍሪሱ ዝመፀ ዶ ኣይኮነን መን እዩ ከ ውዕል ኘሪቶሪያ ይፍረስ ኩና እዩ ዘድልየና ዝበለ ሓሶት እና ሓደረ እዩ ዝፈኩስ ህዝቢ እናጠመየ ንድጋፍ ብምልዮና እናውፃኢካ ቲሸርት ዘስርሕ ኔደገፍቲ ዝብትን ተንተንቲ እንተኮይንኩም ሓቂ ተንትኑ ንማንም ኣይትተሓለቁ ብዘይካ ንሓቂን ንህዝቢኩምን።
@HailuAbreha
@HailuAbreha 8 дней назад
ንስኻ ንባዕልኻ ሓሳዊ ኢኻ::ፃድቃን ሓሳዊ እዩ ፀላኢ ህወሓት ጥራሕ እንተይኮነ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይን ቂመኛን እዩ::
@teameneguse9717
@teameneguse9717 8 дней назад
Denqoroo erob yele badme kemtub adieka qbexoo
@user-rm1rt8ix9p
@user-rm1rt8ix9p 8 дней назад
ጀነራል ፃድቃን ንሱኩም መን እኩም ህዝቢ ተጥፍኡ እምበር ንህዝቢ ኣይተድሕኑን ኣይኮነንዶ ክፍኣት ክትዛረቡስ ታ ጀነራል ፃድቃን እትብል ስም እውን ዋጋ ተክፍለኩም እያ ኣማኒኤል ዓሪፍካ ተቀመጥ መልሓስካ ከይትቁረፅ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 8 дней назад
Kidney amet Banda tebahilka teferijika ab tsegem hizbi nab adika mimitsae kebzi bilaeli hzbawnet yalen,,,
@Emun-k7k
@Emun-k7k 8 дней назад
ኣብየት ዝኔሄኻ ውርደት:: እኒ ፂ መሓዙት ሃንደስቲ ፅንተት ትግራይ ዝኾኑ ሻዕብያን እንዳርጋቸቸው ፅጌን ምኻኖም ካብዚ ንላዕሊ መርኣያ የለን:: ናይ ወፃኢ ወኪሎም ዳዊት ገብረ እዚግአብሔር ንደርጋግ ኢሳያስ ከድንቅ ምስማዕና ትማሊ ዝሰማዕናዬ ዘደንፅው መገለፂ እዩ::
@focus.15
@focus.15 8 дней назад
ብስም ህወሓት አብ ስልጣን ዝተቐመጡ ጌታቸው ወዲ ወረደን ጻድቃንን ውድቦም ረጥሪጦም ዝኸዱ በየናይ አገባብ እዮም መራሕቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ጥራሕ ዘይኮነ ዕዮ ገዝኦም ገዲፎም ምስ ብልጽግና ሕትክቱኽ ዝብሉ ገበበኛታት እዮም 4 ነጥቢ
@Kebedeajamo-bv2fq
@Kebedeajamo-bv2fq 8 дней назад
መዕለቢ 😂???
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 дней назад
መዊልኩም እቲ ቅዩም ሃፍታምን ስሰዔ ስልጣን ዘስኸሮ ፃድቃን ዝመወለኩም ትመስሉ አለኩም እሞ አያም በሉ ???
@TesfayDone
@TesfayDone 8 дней назад
ሻዕብያ ምስ ሓንቲ ክልል አይኮነን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክራኸብ አይደልን እዩ ስቅ ኢልኩም ህዝቡኹም አድሕኑ ሀጠዉ ቀጠዉ አይትበሉ ሻዕብያ ስቅ እዩ ሓይሉ ሱቅ
@kemal4775
@kemal4775 7 дней назад
ፃድቃን ካብ ውሽጣዊ ጉዳያት ህወሓት ኢዱ የልዕል። ኣብ ቀዳማይ ኣጀንዳ ትግራይ ዝኾነ ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ምምላስ ኩላህና ንረባረብ። ሪፎርም ምልእቲ ትግራይ ሒዝና ብዝተመረፀ መንግስቲ ይፈፀም። ሪፎርም ዕማም ግምት ኣይኮነን። ግምት ኣካታቲ ቤ/ምኽሪ ኣማኸርቲ ይጣየሽ። ንዲሞክራቲክ መረፃ ባይታ የመቻቹ። መሰልን ረብሓን ትግራይ ተደራዲርካ'ምበር ብሰናይ ፍቓድ ወይም ልመና ኣይረጋገፅን። ግምት መፈፀሚ ፕሪቶርያ'ምበር ተደራዳሪ ክኾን ኣይኽእልን። ፕሪቶርያ በታ ዝፈረመት ህወሓት ይመራሕ። እዚ ንምዕዋት ሰነያ-ምእንተ-ትግራይ የድሊ። "ትግራይ-ትዓቢ: ንትግራይ-ነቐድም"
@Asmara1991
@Asmara1991 7 дней назад
ከም ኣመሎም ገለ ካብ መራሕቲ ሕወሓት ጌና ከበ ሮ ውግእ ብዛዕባ ዶብ ኣል ዒሎም ኮቦሮ ውግእ ክሃር ሙ ዝውዕሉ ምርኣይና፡ብቀዳምነት ንሕና ኤርትራ ውያን ንሓዝን። ዶባት ኤር ትራን ኢትዮጵያን፡ ድሮ ኣብ UN ዝተመዝገበ ስለ ዝኾነ፡ GPS ሒዝኩም ናብ ዶብ ከድካ ምርግጋጽ፡ይከኣል። ጌጋ እንተ ተረኽበ ከኣ ብጓና ዘይኮነስ፡ ክሊተና ተራኺብና እንዛረበሉ እምበር ካላሺን እነልዕለሉ፡ሂወት፡መንእሰያተ እንኸፍለሉ ምኽንያት ዘሎ ኣይመስለንን። ህዝብታት ኤርትራን ትግራይ ን ውግእ ፍጊዕ ኢሉዎ እዩ። ብገለ ጠንቃማት ውግአ ምስ ዝጅመር ግና ሳዕቤኑ ካብቲ ዝሓለፈ ውግኣት ዝተዓጻጸፈ ከም ዝኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን።
@AxumawitGkidan
@AxumawitGkidan 8 дней назад
ችድ ሓሻዊ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 8 дней назад
እሞ ሕዚስ ፃድቃን ትግራይ ከፍርስን ክብድልን እዩ አትዩ ምንም ዘጠራጥር የብሉን እናሰረሐ ይርከብ አሎ ጌታቸው እውን ብልፅግና እዩ እቲ ሓቂ ዘይርከብ ። ፃድቃን ንቂም በቀል እዩ መፂኡ ዓገብ በልዎ
@Ruta4475
@Ruta4475 8 дней назад
Kid resah kurkur shabiya
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 6 дней назад
ክላአ ሱቕ በል ዱሁል ናይ ኽልል ትግራይካ ዘይትገበር ብዛዕባ ኤርትረአ ኻብ ትልፍልፍ? ኸም በዓል አስኻ ኤኻ ጉሓፍ ዱኽዒ! ጉሓፍ ኤኻ ኸም በዓል አስኻ አዩ ክትቅንጸሉ ዘለኩም ኣብ ገዛ ተዓጽኻ ትልፍልፍ ወኻርያ
@fithumg8054
@fithumg8054 8 дней назад
Listen Tigian, tsadkan is the Wright person for tigrai. His wants Democracy for tigray no other interst for himself.
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 8 дней назад
ክዳዓት ትጋሩ ቁምንገር ዘይብሎም እብይቲ ሓሰውቲ። ክዳዓት ተጋሩ ንምጀመርያ ግዜ ኣይኮነን ኩሉ ግዜ ምስ ከድዑ አዮም ፡ ናይ ኣቦታቶም ዕሺነት ይደግሙ ኣሎዉ። አዞም ሓሰውቲ ደቃሉ ቤተ ሰቦም ኣብ እመሪካ ኣቀሚጦም ንወዲ ድኻ ትግራዋይ ከጥፉ ዘደልዩ ዘሎዉ። ጻድቃን ስድሩኡ ክሪኢ አሪካ ከይዱ ገንዘብ ጠቐቢሉ እዩ መጺኡ። ሰራሕተኛ ናይ CIA ምኳኑ እውን ንፈልጥ ኢና። ሕዋሓት ካብ ቐዶሞም ዝሑላት አዮም እምበር ካብ ቐዶም ክፈልጥዎ ነይርዎም።
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 8 дней назад
Xadkan mis abiyi Ahmed koynu Gena tigray kayetfie kemzey arif tegaru filetu
@gebruhiluf4509
@gebruhiluf4509 8 дней назад
ኣማንኤል ኣንዳርጋውን እንደምስክርነት አምኖ መጠቀሙ ምን ያህል መውረዱን ያሳያል
@assefaaynalem4660
@assefaaynalem4660 8 дней назад
አማኑኤል አሰፋ ዘርእና ከጥፍእ ዝሰርሕ ዝነበረ አንዳርጋቸው ፅጌ ነጊርኒ እልካ ትነግረና ድሑር ባንዳነት ኢኹም ጀነራል ጻድቃን ዝብሎ ትክክል እዩ ንስኻቱም ኧይተድልዩናን አንፃር ተጋሩ ኣኹም።
@GEB301
@GEB301 8 дней назад
እዞም ካሕዳማት ጉጅለ ኣደመ ካብቲ ኣብ ቁርፂ እዋን ምስ ህዝቡ ጠጠው ኢሉ ተኣምር ዝሰርሐ ጄ/ል ፃድቃን ንቲ ህዝቢ ትግራይ ክፀንት ዝካኣሎ ኩሉ ዝገበረ አንዳርጋቸው ዝበሎ ይኣምኑ።መሕፈሮ!ኣንዳርጋቸው ፅጌ ሐዚ ውን ኩርኩርን ልኡኽን ሻዕቢያ ምዃኑ ከይተሓልመ ዝተፈትሐ እዩ።አንዳርጋቸው ሐዚ ሻዕቢያ ብዝሃቦ ልኡኽ መሰረት መሪሕነት ትግራይ ነንባዕሉ ከይተኣማመንን ዓርሱ ንዓርሱ ክበላላዕ እዩ ቀትሪ ምስ ለይቲ ዝሰርሐሉ ዘሎ።
@Teklay14
@Teklay14 8 дней назад
ኣማኑኤል ማለት ሽንታም ኣብ ህድሞ እንዳ አባሓጉኡ ተዓፅዩ ዘሕለፎ እዩ አብቲ እዋን መከተ እዚ ንጀነራል ፃድቃን ክነቅፍ አይክእልን ወራዳ ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 8 дней назад
ኹሉ ሰብ ናቱ ኽእለትን ዝመርፆ ናይ ምቅላስ መገዲ አለዋ: ስለዚ እከለ ጀግና እከለ ዘይጀግና ንምባል ተወዳደርቲ ማዕረ ትምህርትን ልምድም ክህልው ይግባእ: ጀነራል ፃድቃን ምውጋእ ይኹን ውግእ ምምራሕ ዘእረጎ ሞይኡ እዩ:
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@user-rm1rt8ix9p
@user-rm1rt8ix9p 8 дней назад
ጀነራል ፃድቃን ንሱኩም መን እኩም ህዝቢ ተጥፍኡ እምበር ንህዝቢ ኣይተድሕኑን ኣይኮነንዶ ክፍኣት ክትዛረቡስ ታ ጀነራል ፃድቃን እትብል ስም እውን ዋጋ ተክፍለኩም እያ ኣማኒኤል ዓሪፍካ ተቀመጥ መልሓስካ ከይትቁረፅ
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን።
@user-di4it4xi1o
@user-di4it4xi1o 8 дней назад
ሓስዩ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይፍረስ ዝበለ የለን
Далее
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 3,4 млн
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 788 тыс.
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 3,4 млн