Тёмный

ጀ/ል ድንኩል ሰለስተ መዓልቲ ተሰዊሩ ፡ 7 ግዜ ኦኘሬሽን ጌረ ፡ ክልተ ከብዲ እዩ ዘለኒ ፡ እናረአናዮ አሕሊፍናዮ ➡️ ተጋዳላይ ፀጋይ ተኽለ 0968956233 

seret media
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ጀ/ል ድንኩል ሰለስተ መዓልቲ ተሰዊሩ ፡ 7 ግዜ ኦኘሬሽን ጌረ ፡ ክልተ ከብዲ እዩ ዘለኒ ፡ እናረአናዮ አሕሊፍናዮ ➡️ ተጋዳላይ ፀጋይ ተኽለ 0968956233
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Опубликовано:

 

20 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 129   
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 Месяц назад
መናእሰይ ጀጋኑ ትግራውያን ምስ መራሕትኹም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም !!! ኩርዓት ትግራይን ተጋሩን ኢኹም !!! የቐንየልና !!!❤❤❤
@ekubayhadush2284
@ekubayhadush2284 2 месяца назад
ጅግና እንቋዕ ሃለኻ ትህሉ ኢለ አይገመትኩን ነይረ ምስረአኹኻ ካብ ልበይ ተሓጓስ ተሰሚዑኒ
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Месяц назад
😢😢😢😢😢😢እቲ ዝገርም ግን ሃልወሳ ናይ ዞም ህዝቢ እዚኦምሲ ብዘይካ ንሶም ጅግና ዘየለ ዝመስሎም ብዘይካ ንሶም ፈጣሪ ታሪኽ ዘየለ ዝመስሎም ።ኩሉ ግዜ ሳዓርቲ እምበር ተሳዓርቲ ዘይመስሎም ኣጉል ኣተሓሳስባ ናይ ኩሉ ደማሚሩ ትግራይ ብሞትን ስንክልናን ከምተዐለቕልቕ ጌርዋ ትኣምር እኮ እዩ ።ሕጂ ውን ዝተማሃሩ ኣይመስሉን
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 2 месяца назад
ክሕሱ ክንድ'ዚ ዝርሃጸስ መንደላይ ምስ መጾድ'አ ከመይ ነይሩ ይኮዉን?
@tsegazabhagos5245
@tsegazabhagos5245 2 месяца назад
መንደላይ ካብ ማንካ ምስራቅ ካሊእ ሞያ የብሉን።
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
😂😂😂😂 Aynuerayo regixena eiye weixeat ni weixeat quyno neiyro mendelay mes rayee
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
​😂😂😂😂😂 Mendelay 1.5 million adeqisu einda alele wexiyo reiseiqayo deiqa agame hawey
@piealpha795
@piealpha795 2 месяца назад
zeritu y'kewn
@amannguse
@amannguse 2 месяца назад
😂😂😂 kemziom ayreanan
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ንዙይ ጅግና ዝገልፀሉ ቃላት ይሀፅረኒ ።
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 Месяц назад
🙏🙏🙏🥰🥰🥰💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 Месяц назад
እሞ እዚኽሉ ሰብ ደአ አበይ ጠፊኡ 1•5 milion አበይ አተወ ሓሳዊ ስዑር
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Месяц назад
YiGrmeni
@robelkidanu48
@robelkidanu48 Месяц назад
ጅግንነተት ፅንዓትን እቲ ሓድሽ ወለዶ ኽትስንዲ እትገብርዮ ዘለኺ ፃዕሪ ኣዚዩ ዝምስገን እዩ። ቕፅል ኣቢለ ግን ብፍላይ ምስ መስዋእቲ ተተሓሒዙ ቃለ መሕተትት እንትትገብሪ ናይቶም ዝተሰውኡ ጀጋኑ ሽሞም እንተይ ፅራሕ ምናልባት ቤተሰቦም ዘይሰምዑ ኸይህልዉ ወይ ድማ ኻሊእምኽንየት ስለ ዘሎ
@teklegebremedhn1229
@teklegebremedhn1229 2 месяца назад
ሰረት ሚድያ የቕንየልና። ከምዙይ ዝበለ ካብ ትኽክልኛ ተሳታፊ ታሪኽ ክቕመጥ እንተሎ ከመይ ደስ ከምዝብል። ምንም ኣይጋነን ኣይትቕነስ። ታሪኽና ብትኽክል ኣብ ማሕረሰብ ክሰርጽ ኣለዎ። በርትዑ!! ጅግናና ድማ እንኳዕ ተረፍካ። ነዊሕ ዕድመን ተመንየሉ!!
@abrahamalemayehu9701
@abrahamalemayehu9701 2 месяца назад
አብ ካሕሳኹም የውዕለና። አዮና ጀጋኑና
@marta_tigray11
@marta_tigray11 Месяц назад
ጀጋኑና❤❤❤
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 2 месяца назад
Etiqika awuridika selam eya zidele Elika hije mifikare
@matimahtem4848
@matimahtem4848 2 месяца назад
Seret medea ምግበይ ክንደይ እዩ ኸፊልኩም ። ስለ ምግበይ ጥራሕ ዝምስክሩ ሰባት ተደጋጊሙ ናብ ሚድያ ዝቀረቡ ዘለው ሕማቅ ስራሑ ንምሸፋን ድዩ ?
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ጅግና ከማካ የለን
@user-io8bh8pq6d
@user-io8bh8pq6d 2 месяца назад
❤❤❤❤
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Месяц назад
ዋይ ተጋርዋይሲ ክንድዚ ጀጋኑ እንተኾና ደአ ስለምንታይ አብ 14 መዓልቶ ውግእ ዝቕተል ቀቲሎምልና ዝማረኽ ማሪኾም ንገሌና ፋሕ ፋሕ አቢሎምና ፡ ንመራሕትና ግንባር ግባሪም ብጥይት ደፊኦምልና። ናይ ትግራይና ጅግንነትሲ ፍልይ ዝበለ ኢዩ
@asefagerie8506
@asefagerie8506 2 месяца назад
❤️❤️👍
@MerhawiMerhawi-rf1vd
@MerhawiMerhawi-rf1vd 2 месяца назад
Merhaba tsegay arkey selamdyu
@user-vr8sq7mt2n
@user-vr8sq7mt2n 2 месяца назад
ራሃጺ ኢንተርቢ ንክትገብር ክንድዚ ዝረሃጽካስ ኣብ ኪናት ደኣ ሰረካ ሸንቲ ለቅሊቃዮ ትኮን
@mowdave9578
@mowdave9578 2 месяца назад
Donkoro merahtika bi nay Akedemtom satailites yihberu silezimeberu eyom zeslukuka neyrom ember felatat koinom keymesluka donkoro pp abey alo shabiya abey alo satalaties nay akedemtom eyu
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
🦁🦁♥️♥️
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
አሻሀት ዝማረኩ ፡ጀጋኑ
@dawitgebresilassie760
@dawitgebresilassie760 Месяц назад
Methazi zeyblu halowlow .... ketilna teawitna ageb...ageb.. mis ertrawian getimka bihiwetka kit terf Zeyhiseb
@gueushhailu4774
@gueushhailu4774 Месяц назад
Seret media ጎበዝ
@Mehari2491
@Mehari2491 2 месяца назад
እዋይ ሕሾት!!!!! እንታይ ዓይነት ሓጺን ኢኹም ለቢስኩም ሰብ ዘይተሰውአኩም 😏😏😏😏 ቁሩብ አይትሓፍርንን??
@user-bu5jd3lz9t
@user-bu5jd3lz9t Месяц назад
ከመይ ዝበል ሓፂን ዝኾነ መግለፂ ዘብሉ ፅንዓትን ሓቦን ገርካ ፀላእትኻ ቀቢርካ መሰስ ዝበልካ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላም ንዓኻ
@ViolaMezghebe
@ViolaMezghebe Месяц назад
EBay agame dhurat Yom Eko Mara dhurat Yom ko
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 Месяц назад
Aub alum kubreyi zgubakoum amen
@Mehari2491
@Mehari2491 2 месяца назад
ድንኩል እቲ ምስ ሃደምኩም ብሬድዮ " በሎም በሎም ብጥይት በሎም : ንድሕሪት ዝሃድም ብጥይት በሎም እብለካ እኔአኹ" ዝበለ ድዩታ? ወይስ ካልእ ተውግዕ እኔኻ?
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Месяц назад
Wedi Ashebr eyu
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 2 месяца назад
Des behali tsanihit!!
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ኩራእ ትግረዋ ።
@NfbNxn
@NfbNxn Месяц назад
ኩራዕ ትግራዋይ❤❤❤❤
@t.b6302
@t.b6302 2 месяца назад
Tedmisisu dabelika ndhrit nmiles tibil 😂tidmisis teleka entay kitgbir ndhrit tihadim 😂😂😂😂ala tegaru 1.5 millions serawit atfika meriet serikayo zinberka kulu temelisu abey da alo eti awet 😂😂😂😂😂
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 Месяц назад
እዚ ኩሉ ጌርካስ ዕጥቅካ ፈአቲሕካ ክክክክክክ ጉድ ክንሰምዕ ኢና
@bolommahta1561
@bolommahta1561 Месяц назад
You are Wonderful My T.D.F.Brother Perfect👮✊👈🙋‍♂️
@semerehadgu3550
@semerehadgu3550 2 месяца назад
Ab 7:30 dekika shabya kem zinebere kizareb tsenihu ab 9:50 dekika kia shabya nieru duyu shiau tebeloto ayneberen shuau iliwa. Riekumo iti hasotom ab nay 2 dekik deytimelie gize hasotuu tekalia ruhuk keykede 😂😂😂 aye wiagin hasewti
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Месяц назад
ኣታ ጀላዕ ሃዳሚ ፈሳዊ መጀመርያ እቲ ኲናት ዝገበርሉ ቦታ ፍለ ስቅ ኢልኻ ከይሰማዕኻ ኣይትቃደድ ተጋሩ ድርቅና እምበ ሓሶት ኣይፍጠረናን መላኻዕቲ ካሕዳማት ሓሰውቲ እማ ንስኹም ኢኹም ምስ መራሕትኹም ዲቂ ዒረ ጥልያን 👹👹👹
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 месяца назад
ጀግና ኣብምንታዩ? ረጎፍኩም ድኣ ዓቕሚ የለን ተመኩሮ የለይ..
@abrahamalemayehu9701
@abrahamalemayehu9701 2 месяца назад
ሰዋ ሌባ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
Wala eti fachaqas qunat zeiwale aytimeslen feqera becha 😂😂😂😂
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 Месяц назад
ዋይ ዓዛፍዛፍ
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 2 месяца назад
Bihasote kisabe zirihise koyinu 😮😮😅😅😅😅😅😅😅
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ዋዋ ተሀቢነ
@abrahamalemayehu9701
@abrahamalemayehu9701 2 месяца назад
ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ምሰ መራሕትኹም አምላኽ ይሃብኹም።
@hadgu2562
@hadgu2562 2 месяца назад
😂ኣብ ቲግራይ ኮይኑስ ሰላም ኣስከባሪ ህዝባዊ ጊንባር ኢሉዎካክክክ ኣታኢዝኦም ከስሕቁና ኪነብሩ ኢዮም። ኢቲ ዲራር ለይሪ ዚበሃል ኮድ ናበይ ሚስከደ ደኣ ከምኡ ኢሉዎ ኒሻዕቢያ ዘይምፍላጥ።
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 2 месяца назад
ፍረፃኻካ ርከብ ጅግና ወዲ ..
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
😂😂😂😂😂
@piealpha795
@piealpha795 2 месяца назад
ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ብዙሓት ጀጋኑ ከም ዝነበሩን ኣብ ሕቶ ምልክት ድ'ኣቱ ኣይኮነን ፣ መብዛሕቶም እቶም ጀጋኑ ዊን ብሂወት የለዉን ወይ ድማ ኣካሎም ጎዲሎም እዮም ፣፣ ስለዚ እንተ ጅግንነት ሰሪሔ እየ ኢልካ ክትዛረብ መጺኻ ፣ ኣዚኻ ምግናን ስለ ዘብዛሕካ ፣ ዘየእምን ነገር ስለ ዝተዛረብካ ውዕሎይ ኢልካ ዘውጋዕካዮ ቅብልን ሓቀኛን ጌረ ኣይተቀብልክዎን ፣፣ ልዕሊ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእና ጸላእትና መቀለ ምስ ተገምገሙ ፕሪቶርያ ፈርሚናስ ኸመይ ጌርካ ኢኻ ኣይኽኣሉናን ፣ ረፍሪፍናዮም ግዛዕ ትብለና ንዓባ ኣፍኩስ ኣቢልካ ሓሱ ፣ ብስሩ ዲኻ ሃሳሳት ጌርክና ፣ ነውሪ እዩ ዝሓወይ ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ እኳ ድበሃል ፣ ብስሩ ድማ ኹናት ከቅሪ ዝኸኣለ ጀነራል ፣ ወተሃደር ድኣሉ ጂግና ድበሃል እምበር ናይ ዝገጥሞ ኣካል ገምጋም ዘይገበረ ፣ ዘየጽንዔ ፣ ኸይተዘጋጀወ ፣ ምሉእ መሳርሒታት ዘይብሉ ፣ ኣብ ዘይዓቅሙ ቆልዑት ኣብ ኹናት ዝጠብስ ጀግና ኣይበሃልን ፣ ክንዲ ኣቦኻ ኣኺልካ ፣ ወተሃደራዊ ስልጠና ወሲድካ ፣ ኣንፈት ቶኽሲ ኣይፈልጥን ኔረ እንድሕሪ ትብል ኣለኻ ኮይንካ ፣ እቶም ደቂ 16 - 17 ዕሸላት ገፊፍኩም ዘሰለፍክሞም ድ'ኣ እንታይ ይብሉ ኔሮም ይኾኑ ?
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 месяца назад
Enqae bhiwet wexaeka hawey NEGZIABHER Amlak kibrn misganan ybxahayo
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
❤❤ጅግና
@user-el5qs5kl5s
@user-el5qs5kl5s 2 месяца назад
እዛ ሰበይቲ ፋራ እያ 🤔
@Qudeagreat
@Qudeagreat Месяц назад
Shaebya dea kemey geru rejimu elka kkkkk, kulu wedienayom kkkkkk beyen dea halifom nab mekele.
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂😂 Ezi wedis seihenaya qebil deiyo seihbna zeibel zelo
@GebremedhinTewelay
@GebremedhinTewelay Месяц назад
Tsgsh hawey jegnana
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v Месяц назад
ኮስቶሩ ዩትፖራት ቓልስ ክሳብ ዝዉዳእ ናብ መድርኽ ኣይተዉፅእዎም ዓገብ 😢😢😢😢
@ViolaMezghebe
@ViolaMezghebe Месяц назад
Agame koleu Yom eko 😊 nebse mthat tesakyom,kem seb keman aynfeltekum koleuuu
@jhon83220
@jhon83220 2 месяца назад
Movie
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
😂😂😂😂😂 እዋይ እእ ወዲ ክትቅደድ ልክዕ ናይ ኣቦታታ ውውሲዳ ዶሮና
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh 2 месяца назад
ኣንሳሕቡ ማለት ሓይሊ ስለዝይብልና ንህደም ማለት ኢዩ።ዝደፋካ ዘሎ ሓይሊ ሓያል ላዕለዋይ ኢድ ናይ ቲ ኩናት ሒዙ ኣሎ ማለት ዩ። ተደፊእኩም መቀለ ገዲፍኩም ቖላ ተምቤን ኣቲኹም።ተሳዒርኩም ማለት ኢዩ። ኣብ ባዓቲታት ከም ኣህባይ ኣብፈቆዶ መሓብኦ ተሓቢእኩም ኣሕሊፍኩሞ።
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Месяц назад
😂😂😂😂😂 ተረቲዕና ከይብላስ ይግባይ ይብላ ትብል ምስላ እንድያ ተዘኻኽረካ ።ኣየ ናይ እዚኦም ነገር ፍሉያት ፍጥረት እዮም
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Месяц назад
Coffee story
@gueushhailu4774
@gueushhailu4774 Месяц назад
Jgna zhawey
@ViolaMezghebe
@ViolaMezghebe Месяц назад
3 nerna arbate
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
ቅድሜካ ግን ዝዛረቡ ዝነበሩ ስውኣት ይገልጹ ኑአሮም ፎእ ፉንፉናት
@wediblie9493
@wediblie9493 Месяц назад
His t-shirt is epic, I doubt he understands the meaning.
@user-dq3rh2vj3b
@user-dq3rh2vj3b 2 месяца назад
ይ ተኣምር አዛቢዕናዮ ዶበለ ታማ እዩ ኣብ 3ተ ሰሙን መቐለ ልተቆፃፀሮ
@mowdave9578
@mowdave9578 2 месяца назад
Kkkk ember ke satalites endatehaberka kkk
@amannguse
@amannguse 2 месяца назад
360 tbl zereba mara ekum shemdidkuma eway tegaru tarikum aywdaen ,,eti 1.5milion Dea men eu beliewo kemzi film teserihkum
@romayabraham8737
@romayabraham8737 2 месяца назад
ደቂ ማለሊት እቲ ሓሶትስ " ባህላዊ ጨዋታ" ኢዩ ንዓኹም።
@HalefomWesene
@HalefomWesene Месяц назад
ጉና ተራራ ጀግና
@YOHANESWEREDE
@YOHANESWEREDE 2 месяца назад
Way way Tigaru enta kmzi afana alka ny sabya konerile see bobe nskom tra wthder kman iytktlune hasawit 1.5 million mn atfewo
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 месяца назад
እዋይ ቀደዳ ክክክክክ
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 2 месяца назад
ቃንዛኻ ከይተጻወርካ ዶ ሰሚዐ ትላመድ ዲያ ዘላ
@laykunphotolakkun8968
@laykunphotolakkun8968 2 месяца назад
ሓሶት ናይ ካብ መራሕትካ ወሲድካዬ እንተ ደኣ ረፍሪፍካዬም ከምይ ገርኳ ተሳዒርካ 1 ሚሊን የሕዋትና አወጺእኩምስ ንእሽተይ አይታሐፉን ሓሳዊ
@user-wq7ux2wy1o
@user-wq7ux2wy1o 2 месяца назад
Esukum trash tsieru entenerkum dea Abey ekum tewediekum
@elsakahsay3612
@elsakahsay3612 2 месяца назад
እዚ ኩሉ ስልትን ሓይልን እንተ ነይሩኩም ብሪትቶርይ ክድኩም ዘፍርም እንታይ ኣምጾኦ ኩሎም ተጋሩ ዓዶክ ዓዶክ ሽዮም ዝብሉ
@user-vr8sq7mt2n
@user-vr8sq7mt2n 2 месяца назад
ኣንታ ናይዙይ ዶሮን ዶሮን ፈከራስ ፍሉይ እዩ ረፊፍናዮ ሓምሽሽናዮ እንዳ በለስ ብመራሕትና ኣንሳሕቡ ተባህልና ይብል ኣሎ እሞ መራሕቱኩም እዮም መረት ትግራይ ክውረር ገሮሞ
@selamtigray625
@selamtigray625 2 месяца назад
አይምልከተካይ ልኣኻ።
@selamtigray625
@selamtigray625 2 месяца назад
ጀግና ጀግና ይወልድ አቱም ጀጋኑ ብምንታይ ከንገልፀኩም ኣኢንቲ ሕዝቢ ትግራይ ኢኩም ኮሪዒና ብጀጋኑና እግዚአብሔር ይሓሊኹም 🙏ክብርይ ሞጎሰይ ምእንተ ትግራይ ልተሰዎኢ ሰዋዓትና 🟨🟥⭐️🟥 ትግራይ ሲዒራ ብጀጋኑ ደቃ🙏
@piealpha795
@piealpha795 2 месяца назад
ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ብዙሓት ጀጋኑ ከም ዝነበሩን ኣብ ሕቶ ምልክት ድ'ኣቱ ኣይኮነን ፣ መብዛሕቶም እቶም ጀጋኑ ዊን ብሂወት የለዉን ወይ ድማ ኣካሎም ጎዲሎም እዮም ፣፣ ስለዚ እንተ ጅግንነት ሰሪሔ እየ ኢልካ ክትዛረብ መጺኻ ፣ ኣዚኻ ምግናን ስለ ዘብዛሕካ ፣ ዘየእምን ነገር ስለ ዝተዛረብካ ውዕሎይ ኢልካ ዘውጋዕካዮ ቅብልን ሓቀኛን ጌረ ኣይተቀብልክዎን ፣፣ ልዕሊ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእና ጸላእትና መቀለ ምስ ተገምገሙ ፕሪቶርያ ፈርሚናስ ኸመይ ጌርካ ኢኻ ኣይኽኣሉናን ፣ ረፍሪፍናዮም ግዛዕ ትብለና ንዓባ ኣፍኩስ ኣቢልካ ሓሱ ፣ ብስሩ ዲኻ ሃሳሳት ጌርክና ፣ ነውሪ እዩ ዝሓወይ ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ እኳ ድበሃል ፣ ብስሩ ድማ ኹናት ከቅሪ ዝኸኣለ ጀነራል ፣ ወተሃደር ድኣሉ ጂግና ድበሃል እምበር ናይ ዝገጥሞ ኣካል ገምጋም ዘይገበረ ፣ ዘየጽንዔ ፣ ኸይተዘጋጀወ ፣ ምሉእ መሳርሒታት ዘይብሉ ፣ ኣብ ዘይዓቅሙ ቆልዑት ኣብ ኹናት ዝጠብስ ጀግና ኣይበሃልን ፣ ክንዲ ኣቦኻ ኣኺልካ ፣ ወተሃደራዊ ስልጠና ወሲድካ ፣ ኣንፈት ቶኽሲ ኣይፈልጥን ኔረ እንድሕሪ ትብል ኣለኻ ኮይንካ ፣ እቶም ደቂ 16 - 17 ዕሸላት ገፊፍኩም ዘሰለፍክሞም ድ'ኣ እንታይ ይብሉ ኔሮም ይኾኑ ?
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
ክክክክክክክ እዚስ ካኣ ፉሉይ ሓሳዊ መጽዩ😊😊😊😊😂😂😂😂😂😅😅😅
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
Professional hasawi mexieona qa hije 😂😂😂😂
@mimtagrlis9555
@mimtagrlis9555 2 месяца назад
😮ኣንታ ኩሎም ዲዮም ሓሰውቲ ዓፈና ኮይኖም ተሪፎም
@user-bz5gc1xu3c
@user-bz5gc1xu3c Месяц назад
ጀነራል ድንኩል ወዲ ወረዳ እገላ ዝባሃል ሓቂ ድዩ ትፈልጡ እስኪ ገለ በሉ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😊😊 ክክክክክ እዋ ካብ ማዓልቲ ናብ ማዓልቲ ዝተፈለየ ሓሶት ኢካ ትሰምዕ 24 ሳዓታት ረዋጊእካስ ስውእን ውጉእ የብልናን ኢልካሎ ዘረባ ኣንታ ቁሩብከ የክፋኣልናዩ ክፈልጡና ኢዪም ኣይትብሉን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ስለምንታይ ኢኩም ግን ኩይናት ኣብዘይተወደኣሉ ዓለም ጅፕነራል በቲ መፀ በዚ ኣተወ ናበልኩም ትንዝዝ ትውዕሉ እረ ተጋሩ ግደፉ ለብሙ ፀላኢ ኮ ውስጠ ሚስጥርኩም ፈሊጥዎ ዓኽ ዋይ ድንቁርና ዋይ መሃይምነት ስለምንታይ ቶም ፀላእቲ ከምኡ ክብሉ ዘይስምዑ እረ ካብቶም ጎረበትኩም ተምሃሩ ኣነ ክንደይ ግዜ ተናጊረ ልሰምዕ ግን የለን !!!!
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 месяца назад
Tesewiru wezete enabelkum hizbi tenaebu alekum selam zeytihibiw ezi hizbi. Selam keliemo ezi hizbi kemzi tegebre jemti enabelkum. Entay koyne elu eyu kikiwel wey kihibae nifusat bitaemi tehzinu gazetegnatat kitginihu eyu zelekum.
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ቀደሙስ አይ ትግረዋይ እንዲካ።
@kebedekebede5757
@kebedekebede5757 2 месяца назад
Serawet Eirtrea king of Africa
@user-et2ti5xf4m
@user-et2ti5xf4m 2 месяца назад
serawit eirtrea king of አራዊት and king of ባርያ
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
አታ ሀሻ Eir ትሊን ባርያ ጥልያን ኪንግ እንተኮኑ ድአ ንምታይ ትግራይ ዘተቆፃፀረ አሻ።
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 месяца назад
አስይ ጀግና ዓለመ ዝምስከርኩም ጀጋኑና ክብሪ ናዓካትኩም ❤❤❤❤❤ 💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
😂😂😂😂 1.5 million ahlieqas jegnenet tequxiro mehferat
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 2 месяца назад
Aleme awuyate do 😊
@piealpha795
@piealpha795 2 месяца назад
ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ብዙሓት ጀጋኑ ከም ዝነበሩን ኣብ ሕቶ ምልክት ድ'ኣቱ ኣይኮነን ፣ መብዛሕቶም እቶም ጀጋኑ ዊን ብሂወት የለዉን ወይ ድማ ኣካሎም ጎዲሎም እዮም ፣፣ ስለዚ እንተ ጅግንነት ሰሪሔ እየ ኢልካ ክትዛረብ መጺኻ ፣ ኣዚኻ ምግናን ስለ ዘብዛሕካ ፣ ዘየእምን ነገር ስለ ዝተዛረብካ ውዕሎይ ኢልካ ዘውጋዕካዮ ቅብልን ሓቀኛን ጌረ ኣይተቀብልክዎን ፣፣ ልዕሊ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእና ጸላእትና መቀለ ምስ ተገምገሙ ፕሪቶርያ ፈርሚናስ ኸመይ ጌርካ ኢኻ ኣይኽኣሉናን ፣ ረፍሪፍናዮም ግዛዕ ትብለና ንዓባ ኣፍኩስ ኣቢልካ ሓሱ ፣ ብስሩ ዲኻ ሃሳሳት ጌርክና ፣ ነውሪ እዩ ዝሓወይ ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ እኳ ድበሃል ፣ ብስሩ ድማ ኹናት ከቅሪ ዝኸኣለ ጀነራል ፣ ወተሃደር ድኣሉ ጂግና ድበሃል እምበር ናይ ዝገጥሞ ኣካል ገምጋም ዘይገበረ ፣ ዘየጽንዔ ፣ ኸይተዘጋጀወ ፣ ምሉእ መሳርሒታት ዘይብሉ ፣ ኣብ ዘይዓቅሙ ቆልዑት ኣብ ኹናት ዝጠብስ ጀግና ኣይበሃልን ፣ ክንዲ ኣቦኻ ኣኺልካ ፣ ወተሃደራዊ ስልጠና ወሲድካ ፣ ኣንፈት ቶኽሲ ኣይፈልጥን ኔረ እንድሕሪ ትብል ኣለኻ ኮይንካ ፣ እቶም ደቂ 16 - 17 ዕሸላት ገፊፍኩም ዘሰለፍክሞም ድ'ኣ እንታይ ይብሉ ኔሮም ይኾኑ ?
@hailegaim6006
@hailegaim6006 Месяц назад
ሰረት //ሰረት ሓቂ ዶ ሰረት ሓሶት? ሰሪሑ ዝርህጽ እምበር እናሓሰወ ዝርህጽ ኣይራኣናን //ሓሶት ኣኺልኩም ባህልኹም ኮይኑ ? ዕጥቂ ፈቲሕኹም ፕሪቶርያ እንታይ ኣምጸኦ በጃኹም ጃህራን ትምክሕትን ይትረፍኩም//
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
ሃሃሃሃ ሻዕቢያስካ ፈጥ ፈጥ ኢያ ተብለኩም ኣምዑትኩም ዝርግ ብትን ኣቢላትኩም ሓለፍትኩምን ታራኹምን ስም ሻዕቢያ ክላዓል ጽሕጻሕ ንጽሕጻሕ ኢኩም ትኮኑ ንፊሳት
@SmilingChowChow-tj3tg
@SmilingChowChow-tj3tg 2 месяца назад
ሃዳሚ በየናይ ዓቅምኩም ተሓዘልቲ ኣረጊት ወዲ ኣረጊት ባባይ ኢሎም አምጸምኩም ሲ ኣብዘይ ቦታኻ መጺኻ ትህዉትት ኣብ በዓል ጨርጨር ሲ ብሬሳ መሬት መሊኡ ከም ዝነበርካ ሓሶት ኢልኻ ትምስክር ፈካሪ ሻዕብያ ወርቀ ድኖ ዕዳጋ ሓሙስ ጉዕጉና ማርያም ሸዊቶ ሳምረ ወርቂ እምባ ወዘት ከም ሓሰኻ ተርፍሪፎም ኣማዉታ ከልቢ ምይቶም ኣብዘይ ምልከቶም kkkkkk ሪኢናዮም እኮ በይኖም ሓንቲ ክገብሩ ኣይክሉን ሃደምቲ
@cheguevara8514
@cheguevara8514 2 месяца назад
😂😂😂😂 ወዲ ፍትሓት ስረ ከምዚ ጌርካ ክትጽሕ ከለኻ ሰብኣይ ትመስል ግደፊ ንስኻ እቶም ኣቦታትካ ከማን ሻዕብያ ክስምዑ ከለው ከማን እዮም ናብ ውሽጢ ጉድጋድ ዘኣትው ወዲ ቶም ሃደምቲ ​@@SmilingChowChow-tj3tg
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
​ Wedi seiyom mesfin 😂😂😂😂 hasot bahlawi xeweta hizbe tegray feqera becha kkkk
@user-kl7gt1ev1l
@user-kl7gt1ev1l 2 месяца назад
ታሪክ ሻእብያ መሽረፈት ማንካ ሰራቃ ደክታም ባርያ ጥልያን ።
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 Месяц назад
@@user-kl7gt1ev1l ክክክክክ ኣበይ ኢልካዮ ኣታ ደንቆሮ ኣቦታትካን ኣሕዋትካ ታሪኽ እንታዩ ብኸመይ ይስራሕ ብኸመይ ይስነት ይትረክ ዘይማሃሩኻ ትፈልጦ የብልካ ትም ምባል ዩ ዘምሕረልኩም ተማሃሩ ድሰረቅኩሞ ንብረትን ዝሸመትኩሞ ኣጽዋርን ኣብ ሓደ ማዓልቲ ኣታዊ ጌርናዮ መሕፈራት ስርቂ ባህላዊ ጸወታኩም ሞያኩም ዩ ኣቱም ባራዩ መንነት ኣልቦ
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Месяц назад
ከምዚ ገርና ንመንዶ አዲሕነዮ ወረኛታት ዘረባ ጥራይ ንስኺ ቃሕማም ካብ ዩቲዩብ ክብልዐለይ ዐለቅቲ ብልዒ
@user-no5qg2nf8u
@user-no5qg2nf8u 2 месяца назад
ሰረት እወ ሐቂ እዬ አነ ብዐይነይ ርዕየየን
@kebedekebede5757
@kebedekebede5757 2 месяца назад
Anta hasawe agme suqbel
@hushgwyy1916
@hushgwyy1916 2 месяца назад
ጅግና ኢካ ከም አቦታትካ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 2 месяца назад
😂😂😂😂😂
@tedrosnegash8950
@tedrosnegash8950 2 месяца назад
አንቱም ሰባት ከመይ ዝበል ሓሶት ኢዩ ልምዲ ገረሞ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 месяца назад
አሞ ሻዕ ቢ ያ ተትድምስሱ ድኣ 1.5 እንታይ ትገብሩ ኔርኩም ሓሶት ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ እሞ አንታይዳኣ ትሳኤርኩም.
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 2 месяца назад
Eti lnebere wetaderawi strategy mingar gin tsibuk aymesleny.
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 2 месяца назад
ቀቀቀቀቀቀቀቀ አጋመ ሕልም ጥራይ ቀቀቀ ላዉዚ የለ ላዉቲ ብሱሩ ማ ሻእዊያ ተጻዊቱልና። ቀቀቀ ትግራይ ትስእር😅
@user-io8bh8pq6d
@user-io8bh8pq6d 2 месяца назад
❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ስለምንታይ ኢኩም ግን ኩይናት ኣብዘይተወደኣሉ ዓለም ጅፕነራል በቲ መፀ በዚ ኣተወ ናበልኩም ትንዝዝ ትውዕሉ እረ ተጋሩ ግደፉ ለብሙ ፀላኢ ኮ ውስጠ ሚስጥርኩም ፈሊጥዎ ዓኽ ዋይ ድንቁርና ዋይ መሃይምነት ስለምንታይ ቶም ፀላእቲ ከምኡ ክብሉ ዘይስምዑ እረ ካብቶም ጎረበትኩም ተምሃሩ ኣነ ክንደይ ግዜ ተናጊረ ልሰምዕ ግን የለን !!!!
@user-io8bh8pq6d
@user-io8bh8pq6d 2 месяца назад
❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ስለምንታይ ኢኩም ግን ኩይናት ኣብዘይተወደኣሉ ዓለም ጅፕነራል በቲ መፀ በዚ ኣተወ ናበልኩም ትንዝዝ ትውዕሉ እረ ተጋሩ ግደፉ ለብሙ ፀላኢ ኮ ውስጠ ሚስጥርኩም ፈሊጥዎ ዓኽ ዋይ ድንቁርና ዋይ መሃይምነት ስለምንታይ ቶም ፀላእቲ ከምኡ ክብሉ ዘይስምዑ እረ ካብቶም ጎረበትኩም ተምሃሩ ኣነ ክንደይ ግዜ ተናጊረ ልሰምዕ ግን የለን !!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ስለምንታይ ኢኩም ግን ኩይናት ኣብዘይተወደኣሉ ዓለም ጅፕነራል በቲ መፀ በዚ ኣተወ ናበልኩም ትንዝዝ ትውዕሉ እረ ተጋሩ ግደፉ ለብሙ ፀላኢ ኮ ውስጠ ሚስጥርኩም ፈሊጥዎ ዓኽ ዋይ ድንቁርና ዋይ መሃይምነት ስለምንታይ ቶም ፀላእቲ ከምኡ ክብሉ ዘይስምዑ እረ ካብቶም ጎረበትኩም ተምሃሩ ኣነ ክንደይ ግዜ ተናጊረ ልሰምዕ ግን የለን !!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ስለምንታይ ኢኩም ግን ኩይናት ኣብዘይተወደኣሉ ዓለም ጅፕነራል በቲ መፀ በዚ ኣተወ ናበልኩም ትንዝዝ ትውዕሉ እረ ተጋሩ ግደፉ ለብሙ ፀላኢ ኮ ውስጠ ሚስጥርኩም ፈሊጥዎ ዓኽ ዋይ ድንቁርና ዋይ መሃይምነት ስለምንታይ ቶም ፀላእቲ ከምኡ ክብሉ ዘይስምዑ እረ ካብቶም ጎረበትኩም ተምሃሩ ኣነ ክንደይ ግዜ ተናጊረ ልሰምዕ ግን የለን !!!!
Далее
У ЖЕКИЧА УКРАЛИ ДВИГАТЕЛЬ
00:28
My WORST Birthday Ever..
01:00
Просмотров 5 млн