Тёмный

ኣዛዚ ስለያ | ምስ ሬሳ ተፃዒነ ወፅየ ፡ ድንኩል ሰለስተ መዓልቲ ተሰዊሩ ፡ 7 ግዜ ኦኘሬሽን ጌረ ፡ ክልተ ከብዲ ኣለኒ ➡️ ተጋ. ፀጋይ 0968956233 

seret media
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ኣዛዚ ስለያ | ምስ ሬሳ ተፃዒነ ወፅየ ፡ ድንኩል ሰለስተ መዓልቲ ተሰዊሩ ፡ 7 ግዜ ኦኘሬሽን ጌረ ፡ ክልተ ከብዲ ኣለኒ ➡️ ተጋ. ፀጋይ 0968956233
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Опубликовано:

 

20 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 54   
@yonikiros9177
@yonikiros9177 2 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ ሶፍት ምቕራብ ዘይትለምዱ ንኡሽተይ ሶፍት ሒዙ ብኣ ክደርዝ ንምትሓዛ ጸገም:: እቲ ዘሕልፍዎ ክዛረቡ ከለዉ ከምሓዱሽ እዮም ዝነብርዎሞ ምንክብኻብ ግበርሎም:: ጀግና ሓዎይ እንኳዕ ተረፍካ🙏
@user-ho8os6cl4y
@user-ho8os6cl4y 2 месяца назад
ዕንኻዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 месяца назад
ጀግና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግናና 💞💪💞💪💪💪💪
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 2 месяца назад
Hadame do kidize rehase alo dyu
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 2 месяца назад
ጀጋኑ ❤ደቂ ህዝቢ ትግራይ❤ምስዋእቲ❤ብዋጋ ህዝብኩም❤ ኢዩ ተሓበን ብግዛዊ ኩነታት ከይ ❤ ትሹነፉ ስዋኣትኩም ዘኮሩ ሓደራ❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 2 месяца назад
ጀግና (ወዲ ሐራስ ነብሪ)እንኳዕ ብሒወት ተረፍኻ አጆኹም ጀጋኑና ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ ❤❤❤
@AaAa-zi6vz
@AaAa-zi6vz 2 месяца назад
ትንፋስኩም ስኢንኩም ንህዝቢ ትግራይ ትንፋስ ሂብኩምና
@fishgebre9773
@fishgebre9773 2 месяца назад
አንቱም ሰረቅቲ መንዲልን ጀሪካንን ታይ አለኩም አብዚ ታሪክ ጀጋኑና ዉፁ
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 2 месяца назад
ሓፍተይ ናተይ ቁሩብ እቲ ቦታ መቃልሕ ይገብር ኣሎ ክስማዕ ከሎ ገው ገው ይብል ኣሎ እሞ ኣብ ቀጻሊ ሕሰብሉ ከምዚ ኣብ ጥሩሑ ገዛ ንብረት ዘይብሉ ዘለኹም ትመስሉ።
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 2 месяца назад
እንካዕ ብሂወት ተረፈኩም ከቡራት ጀጋኑና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛
@titinba5028
@titinba5028 2 месяца назад
አንቱም ጀጋኑ ታሓቢነ በአኩም❤❤❤❤
@user-gj1pt1vf2m
@user-gj1pt1vf2m 2 месяца назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@marta_tigray11
@marta_tigray11 2 месяца назад
ጀጋኑና❤❤❤❤
@wson4901
@wson4901 2 месяца назад
አየፂናአት፡ደቅትግራይ❤❤ጀጋን፡
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
ጀጋኑ ኣሓተይ🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁 ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@ekubayhadush2284
@ekubayhadush2284 2 месяца назад
ናይ ፀጋይ ስልኪ ቁፅሪ እኮ ክልጥፈልኩም እየ ኢልኪ አይለጠፍክዮን አይተረአየንን ዘሎ እሞ ክበፅሓና ግበሪ
@brizafzerau8868
@brizafzerau8868 2 месяца назад
ንምንታይ ግን ሚስጥር ገድሊ ኣምድያ ዝወፅእ ?
@samsonsariam5221
@samsonsariam5221 2 месяца назад
Tarik silezkone nitarik eyom eko hiwetom kefilom brukat
@AwetashGslasie-ix8rn
@AwetashGslasie-ix8rn 2 месяца назад
​@@samsonsariam5221Gena eko ena eti kalsi aytezazemen
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 месяца назад
ታይ ምስጢር ኣለዎ ሕጂ እዩ ዝነድቆ ዘሎ ኮኢኑ እዩዝስማኣንይ.
@nananana1404
@nananana1404 2 месяца назад
ጀጋኑ ተጋሩ ክበሩ ስመሩ
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 2 месяца назад
ጀጋኑ ኣሕዋተይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ሳላኹም ኣለና ወርቅ ታት ጀጋኑ ትግራይ❤ክብሪ ንዓኹም
@MerhawiMerhawi-rf1vd
@MerhawiMerhawi-rf1vd 2 месяца назад
Merhaba sebey aka bselam wetsaka❤❤❤
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 2 месяца назад
😢hawey
@paulostsegay3743
@paulostsegay3743 2 месяца назад
Shabiya kibile kelo rehash nie rehashe koyina 😢😢😅😅😅😅😅😅😂😂😂
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 2 месяца назад
ኣታዮ ያዑውይይይይይ ሰብ ዶ የለይ ዓገብ ዝብል🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@HabtomAbraham-ls5se
@HabtomAbraham-ls5se 2 месяца назад
Atum sebat kunat keytewede enkelo ezi kulu mishtr mwtsae entay ygebr kemakum dkumat sebat ayrakun
@user-gz1xz1ge4f
@user-gz1xz1ge4f 2 месяца назад
ገንዘብ ካብ ዩቱብ ንምርካብ ተባህሉ ብሉፃት ዘጥፋናሉ ታሪካት ንቀፃሊዉን ከም ምሽጥር ኮይኖም ከገልጉሉና ዝግበኦም ጉዳያት ስቅልካ ብዉልቀ ሰባት ዩቱብ ገንዘብ ንምእካብ ናይ ህዝቢ ምሽጥራት ምብታን አግባብነት የብሉን ንትግራይ ይጎድአ እበር ኣይጠቅማን 😢 ይአክለኩም ነጋዶ ዩቱባት
@gbm5905
@gbm5905 2 месяца назад
Wey gud 😂😂😂😂
@mastermaster8299
@mastermaster8299 2 месяца назад
Ajoki tigray adey eziom nay Eritrea deqalu alet aytehazelom ekum
@user-ni5bh3bf8j
@user-ni5bh3bf8j День назад
ብፃይ 20000 ሰራዊት ኣይነበርናን 2 ወይ3 ክፍለ ጦር እየን ነይረን ።ካብኣተን ሙሴ ማዕበል እየን ተሳቲፈን ከባቢ 4,200 መስ እስታፋ ።ንፀላኢ ሞራል ምዉዳቅ እዩ ወድ እንበይተይ 30000ነይርዎ ዝበሃል።በስሩ ኣብ8 ወርሒ 30.000 ኣይንመልእን ነይርና
@ShewitGaltegray
@ShewitGaltegray 13 дней назад
ዋይ ዛሰበይቲ ግን ብሱሩ ታይ እያ ቅጭ ተምፀአልካ ብስነስርዓት ዘይትሓቲት ታይ እያ ተለጉማ 🙄😏😏
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
ክክክክክክክ ኣንታ ልክዕ ከም ኣቦታቱ ቦኮኽ ዶሮን ክብል እዛ ጋዜጠኛኮ ገሪሙዋ ኣሸችዩዋ ብገዚፍ ሓሶት ድፍን ኣቢሉዋ
@AaAa-zi6vz
@AaAa-zi6vz 2 месяца назад
ኣታ ተረፍ ጣልያን ማንካን ልጨነየ ካልስን ክሰርቅ ዶ መሲልካ ሓቁ እዩ እረ ላጣዓመካ ዳኣ ስምዐዮ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
@@AaAa-zi6vz ክክክክክክ ኣታ ጋሓፍ ድቃላ መንነት ዘይብሉ ድርባይ ምካንካ ንገረኒ ኣይበልክይካን ዕሱብ ትረፍ ናይ ምዕራባውያን ተጎባሓሎም ከም ኣቦታትካ ነቶም ኣመሪካውያን ውሽጡ ሕሩር
@brijap5171
@brijap5171 2 месяца назад
ወዲ ሰራቅት መን ፀዊዕካሞ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
@@brijap5171 ክክክክክክክ ኣታዮ ሃሳስ ታይማ ብስምካ ጸዊዕካኒ ንስካን ኣዴካ ሰረቅቲ ኣቦካን ሓውካን ሓሰውቲ መናእሰይ ብላሽ ኣጥፊእኩም ህዝብና ኣመዛቢልኩም ኣብ ማስሜድያ መጺኩም ትሕስው ቆለምጽ
@laykunphotolakkun8968
@laykunphotolakkun8968 2 месяца назад
ናትካ ሓሶት ድማ ፍልይ 2 የሕዋትይ ተሰዊኦም አደዋይ ደም እንዳበከየት እያ ዘላ እቲ ሓሶትካ ቀንሶ ማዓት መንእሰይ እዩ ተወዲኡ ዘሎ ረሲዕካዮ ዶ ?
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 2 месяца назад
ንስኹም ፈላጣት ንስኹም ቀተልቲ ተኣወትይ ከመይዳኣ 1.7 ሞይቶሙኩም 2.5 ድማ ስንኩላት ካበይ ዝመጸ እዩ ቁሩብስ ገደብ ዘለዎ ይኹን.
@michaelgebrekristos9390
@michaelgebrekristos9390 2 месяца назад
ወቒዕናዮም ጥራሕ ኢዩ አዚ ወዲ ተሃሪምና ደኣ ኣይትብልን አንዲኻ ረሃጺ።
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
ወዲ ጥልያን🐒🇪🇷🐒
@gbm5905
@gbm5905 2 месяца назад
እቁዋዕ ወዲ ጥልያን ኮነ፡ኻብ ዕጋመ ቖማል😊
@michaelgebrekristos9390
@michaelgebrekristos9390 2 месяца назад
@@AaA-nq7il ወዲ ጥልያን ማለት ከ ጸርፊ ዲዩ ዝኸውን ዘሎ? ? ን ጥልያን ከኣ ንዒቕኩሞ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
🇪🇷🐒🇪🇷🐒🇪🇷🐒🇪🇷🐒
@dawitselemun6124
@dawitselemun6124 2 месяца назад
ከም ሑሱም ፈኪርኩም ውግእ ባህላዊ ጸወታና ኢልኩም ሕጂ ትግራይ ቖራጽን ዕዉርን ከብዱ ዝተበሳስዔ መሊኣ ሕጂ እዉን ልቢ ግበሩ
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 2 месяца назад
ሓሳዊ ህግደፍ በራዩ ኣቢ ኣሕመድ ኣይትሓፉሩን ኢኩም ህግደፍ ረሳሓት ተጋሩ ስለ ህዝቦም መስዋእቲ መውጋእቲ ኣብ መረቶም ህግደፍ ግን ዑሱብ ናይ ኣቢ ኣሕመድ አብ ትግራይ ሞት ከልቢ ዙመቱ ረሳሕ ጸሊም ታሪክ ሕፈሩ ሕጁ ተጠቂም ጉሒፍኩም ኣቢ ኣሕመድ/////ክቡርን መጎስን ንስማእታት. ደቂ ህዝቢ ትግራይ❤) ሞት ንስራዊት ኢስያስ)
@dawitselemun6124
@dawitselemun6124 2 месяца назад
@@alemfitsum1542ኣስመራ ተዘይኣትየ ኣይትግራዋይን ኢየ ኢልኩም እባ ውግእ ከፊትኩም ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን መንእሰይ ቐዚፍኩም። ብኣማኢት ኣሸሓት መንእሰያት ቖራጽን ዕዉርን ጌርኩም። ኣብ መወዳእታ ናብ ኣቢ ሎኽ ሎኽ ።ኣቢ ጎይታዋይ እዋይ ዉርደት ኣታ ዘይትስተሩ ሱቕ ከ ዘይትብሉ ምዓስ ኢኹም ትማሃሩ
@erientertainment9490
@erientertainment9490 2 месяца назад
Bihasot rahats tray koynu😂😂😂😂
@genygen5351
@genygen5351 2 месяца назад
Nay ahwatka wuelo, entay rekibuwom ynegreka alo sik elka bike 😪
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p Месяц назад
እንታይ ዳአ ገበታ ትርህጽ አጀኻ አይትፍራሕ ዝሒላ እንበር ፈሪምክን እንበር መወዳታ ዉን ከምአያ ኔራ ሕጂ ግን ተዛረብ ካብዝሐለፈ ተማሀሩ ሰብ ዩ ተወዲኡ ዝመጸ ፍታሕ የለን አይትሓስው ጡዑይ ሕሰቡ
Далее
ГЕНИИ МАРКЕТИНГА 😂
00:35
Просмотров 2,5 млн