ሰላም ወ ሰናይ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ናይ ዓለምና ብምዃን መደባትና ኣብ ምክትታል ትርከቡ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብና ሒዝናልኩም መጺና ዘለና ብዛዕባ ተራ ሓሳባት ኣብ ቑጠባዊ ዕብየትና ዝብል ሰፊሕ ዕላል ምስ ኣሰልጣኒ ስነ ልቦና ረዳኢ ገብረስላሴ ብኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser) ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት ናይዛ ቻነልና ክትኮኑ ንዕድመኩም። በዘን ዝሰዕባ ቁጽሪ ተሌፎናትና ክትረኽቡና ትኽእሉ፣ ኢሳቕ ተዓገስ Senior Marketing director (Financial Adviser)- +16479707484 ከምኡ’ውን ኣሰልጣኒ ስነ ልቦና ረዳኢ ገብረስላሴ +972 54-675-8551.
30 сен 2024