Тёмный

#ገዛ_ተሰሪሕዎን 

Gedam media- ገዳም ሚድያ
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Опубликовано:

 

26 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 464   
@gedamtube
@gedamtube 2 дня назад
ክቡራት ወገናተይ እዛ ቻናል ተዓብያ ቁመነገሩ ንኸልና እዩ ብዓብዩኡ ኻዓ ነዓና መተባቀዒ እዩ ሞ share like subscrube ንግበር
@Ykgxu
@Ykgxu 2 дня назад
እሺ ጎይታዋይ ዝሓወይ🙏🙏❤❤
@merrymerry9926
@merrymerry9926 2 дня назад
እሺ መምህር ፀጋይ ሓወይ ኣነስ ናብ ማሕበራት ሼር ኢለ ሳብስክራይብ ግበሩ ኢለ እውን ፀርፊ እየ ወሲከሉ ሕዝን ኢለ ንክፍኣት ቀዳሞት ንሰናይ ድማ ዳሕረዎት ኮይንና ግን ድማ ፈጣሪ ምስቱ ሰናይ ዝገብር እዩሞ ኣጆካ ርግፀኛ እየ ፈጣሪ ፈቂድዎ እዚ ሚድያ እዚ ካብዚ ንዓቀብ ዓብዩ ንብዙሕ ህዝቢ ካብዚ ንዓቀብ ንብዓት ከምዝሕብስ ናዓካ ድማ ፈጣሪ ዓስቢ ሰማይን በረከት ምድርን ይሃብካ ካብዚ ንዓቀብ ብርትዐ ይሃብካ ፀላእትካ ኣብ ትሕቲ እግርካ ይግበረልካ ፈተውትካ የብዝሐልካ ዝሓወይ ናዓካ ዝገልፀሉ ቃላት ኣይብለይን ካብ ሰብስ ወይከ ግን ብፈጣሪ ርከቦ ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 2 дня назад
ዋይ ዝሓፍተይ🙏​@@merrymerry9926
@deradubai1754
@deradubai1754 2 дня назад
እሹኒ መምህር ጸጋይ ሓወይ ማዓረይ❤🙏
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi День назад
Eshin memihiriny where kinibilelika ena hayilikum hayili hatsin yikunnn❤🙏🙏🙏
@abelsolomon8453
@abelsolomon8453 2 дня назад
ጸጋይ ሐወይ ብትገበሮ ሰናይ ስራሕ በዘይረብሑ ሰባት ከይትገድፎ ንሕናዉን አብጎንኻ ኢና ዝሐወይ🙏🙏🙏
@Vcinlv23
@Vcinlv23 День назад
❤❤❤❤❤❤
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 2 дня назад
መምህር ጸጋይ ሓወይ ናይ ሰብ ነገር ኩሉ ወዮ እዩ ኣይዞኻ ዝሓወይ ጠንክር ሰናይ ተግባር ምስ ትገብር ድያብሎስ እውን ኣብ ሰብ ሓዲሩ የዕገርግር እዩ ነቲ ሰናይ ነገር ከዳክም ኣይዞኻ ዝሓወይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ዝሓወይ ማዓረይ
@FarahFarah-qt5fg
@FarahFarah-qt5fg 2 дня назад
በጣዓሚ ደሰ ዝበሊ ሰራሕ ብርሃን ተዓደሉ በዝወፀ ይተከእለኩሙ እግዚአብሔር ❤❤❤
@Ykgxu
@Ykgxu 2 дня назад
ቅድመኽን ድፍእ የብለኒ ኣደዋይ ዓለመይ❤💛ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ማማየይ❤🙏🙏ፀጋይ ሓወይ ዘረባ ሰብ ኣይትገደስ ወድነይ ናይዘን ኣዶ ምራቀ ርአ ኢኻ ጎይታዋይ ምራቀአን ይብፃሕኻ ይብፀሐና ኣሜን🙏🙏❤❤💛
@smirhss4421
@smirhss4421 2 дня назад
ተባረክ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@user-mx3nv3ik3k
@user-mx3nv3ik3k 2 дня назад
ኣቤት ተዓዲልኩም ኣብዚ ስናይ ሰራሕ እዚ ዝተሳተፍኩም ፈጣሪ ኣብዚሑ ይዓድልኩም😍🙏😍🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 дня назад
መምህረይ ናዓኻ ዶ ሕማቅ ቃል ካብ አምላክ ዝተልአኽካ ሕያው ጓሳ ኢይኻ መንገድኻ ሰማሃል ይኹን ብዝወፀ ይተክኣልኩም ገበርቲ ሰናይ ❤❤❤❤❤
@zxzx6334
@zxzx6334 2 дня назад
ሰላምካ ይብዛሓ መምህር ፀግሸይዊይ አነስ ስርሐይ ተወዲአስ መፁዩ ዶ ይኮን ናበልኩ ይፅበየካ አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ አቱም ሕማቅ ትዛረቡ ትሓስቡ ናይ ኢድኩም አይትሳአኑ😢😢እና አዮኩም ፀግሸይ ዓደይ ምስ መፃኩስ ንፀግሽይ ክረክቦ ዶ ይኩን አነስ ክፈትዎ ሰናይ ዝገበረ ሰናይ ይሃብካ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 2 дня назад
🙏💐ይይ ፀሎትኩም
@user-gb1hu2ns5j
@user-gb1hu2ns5j 2 дня назад
ኣሜን ኣሜንኣሜን አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@mtkSpd-rd7vm
@mtkSpd-rd7vm 2 дня назад
አሰይ ብታሕጋስ ነብዐ ኣሜን ማሚተይ😢💜👏
@MizanBreho
@MizanBreho 2 дня назад
እልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ቡሩኩ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ
@robelbereket9406
@robelbereket9406 2 дня назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን። መምህር ጸጋይ ምስ መሳርሕትካ እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኩም የስምረልኹም❤❤❤።
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 дня назад
ስለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ይ. ይመስገን 🙏🙏🙏🙏
@user-gh2ul4qq2p
@user-gh2ul4qq2p 2 дня назад
ተባረክ ❤❤❤መምህረይ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m День назад
🙏🕊
@bettyboo7783
@bettyboo7783 2 дня назад
መምህር ፀግሽ እግዚአብሄር ይባርካ ብደቅካ ተሀጏስ እግዚኣብሄር እድመን ጢኢናን ይሀብካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@selamhaile8324
@selamhaile8324 2 дня назад
እግዚአብሄር አብቲ ዓንዲ ወርቁ ይጽሐፈልኩም🙏
@saddvzx9822
@saddvzx9822 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን ክቡራት ወለድና
@user-fm6vz7dq5o
@user-fm6vz7dq5o 2 дня назад
ኤህ ኤህ ደኣ ኣንቱም ሕማቅ ተሓስቡን ትዛረቡን እግዝኣቢሄር ተሎስ ናይእድኩ ይፍደኹም😣 እግዝኣቢሄር ኣሎ ጸጋይ ሓወይ ኣይትገደሰሎም ሓቅነትካ ብኣምላኽ ጥራይ ይፈለጥ ❤❤❤
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 2 дня назад
ተመስገን ኣምላክ እሰይ ዝሓወይ ዕደመይ ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን ማማዋይ እልልልልልሌሌልሌሌ❤🙏🙏ኣሰይፀገሸይ ሕማቅ ዘረባ ሰሚዕና ነይርና ሓቂ ዘይብሉ ዘረባ ምኳኑ ሕዚ ኣሚንና ፀግሸይ እዚ ፅቡቅ ሰራሕ ደሞ ንባዕልካ እዮ ንሓሸዉቲ ደማ ቦታ ኣይተሃቦም👌🙏
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 2 дня назад
ተመስገን እካዕ ናብዚ ኣብቀዐክን ኣደዋይ ፀጋይ ሓወይ ከዓ ሓይሊ ትዕግስቲ የሃብካ ብሰንኪ ዛቢዱ ተፀሪፍና ኢና ዋ ንፅቡቅ ገይረልኩም❤🙏
@avg4628
@avg4628 2 дня назад
ፀግሸይ ናይሰብ ነገር ብዘይ ኣገድስ ድካምኵም ኣቲ ዘለኣለማዊ ሰማይ ይፅሓፉ
@genigeni452
@genigeni452 2 дня назад
አሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ክቡር መምህርና ንዓካ ዝገልፅ ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ ብዝከድካዮ ወላዲተ ኣምላክ ትከተልካ ብሩከይ🤲 ንዋሃብቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም 🤲 እቶም ሕማቅ ዝብሉ ኣይትገደሰሎም ዓስብካ ካብቲ ኩሉ ዝክእል ኣልሻዳይ ኣምላክና ኢካ ትረክቦ ክቡር ሓወይ
@user-gh2ul4qq2p
@user-gh2ul4qq2p 2 дня назад
❤❤❤❤❤ዋውውውውውው ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ዘሰብና ምልዋ❤❤❤❤❤❤❤❤ሁ ተጋረዋኒ ከምዘይ እዩ ዘጥዐመልና
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o День назад
መምህረይ ብሩክ ወድቶም ብሩካት ዘርኢ ፅየነይቲ ኩሉ ሻዕ ትከተልኩም ምስ መሳርሕትካ😍🙏ዋ ነዞም ሕማቅ ልሳኖም ኣይትገደሰሎም ንሶም ካብ ሰብኣውነት ዝወፁ እዮም ኣይሰርሑ ኣየስርሑ እዮም ስለዚ ንዕኦም ኣይትገደሰሎም ብሩከይ🙏ቅዱስ ቅንኢ ንቀነአልካ ንበዝሕ🙏
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 2 дня назад
እሰይ ሰይ ፈጣሪ ወሃብቲ ዘይውዳእ ይሃብኩም ኣምላክ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy День назад
አልልልልልልልልል አሜን (3) ፀቡቅ ዝግብርም አግዝአብሔር አምላክ ዘይዉዳአ አንጀራ ያሃብኩም ፀጋይ ሓወይ ተባረክ ክብርቲ ዉላዲትና አንኳዓ ደስ በልኪ 🙏🙏🙏✝️✝️💒💒
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 2 дня назад
ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኹም ኣይይ ኣነን ከማይንስ በይኮን ንኣቱ ንኾን😢😢😢😢 ጎይታየ ንሰናይ ግብሪ ኣብቅዐኒ😢 ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ እውን ናብራኻ ይባርኽ እግዚአብሔር
@LamlmLamlm-lg8np
@LamlmLamlm-lg8np 2 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይብኩም መ/ር ፀጋምስ ሓገዝተኩምን ተሓገዝትኩሙን ብጣዕሚ መንፈስካ ዘሐድስ❤🎉🎉
@meharitesfay3583
@meharitesfay3583 2 дня назад
ዝክበርካ መምህር ኣጀካ ናይ ሰብ ክግደስ የብልካን ኣነ ዝብለካ ብሰብ ዝብለካ ከይትዕንቀፋ ብእመብር ሓደራ ይህበካ ኣለኩ❤❤❤❤❤💒💒💒💒💒
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 2 дня назад
መ/ር ፀጋይን መሳርሕትካን ከምኡውን ልኣክትካን ብሩካት እ/ር ምሳኩምን ምስመላእ ቤተሰብኩምን ይኩን ኣሜን(3)
@mrhwtmrhwt7384
@mrhwtmrhwt7384 2 дня назад
Amen amen amen 🤲
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it День назад
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ መምህሪ ፀጋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ዝኩሉ ንፅብቅ ኮይኑ ተመስገን❤❤❤ ተጋሩዋይ ዝኩሉ ስራሕ እናሰሪሑ ላይክ ሳብስክራይብ ሸር ዘይትገብሩ ንምንታይ😢❤❤❤❤❤❤
@Nan-yn9il
@Nan-yn9il 2 дня назад
መጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብፃሕኻ ክቡር መምህረይ❤❤❤❤ኣብ ዝሓለፈ መዓልቲታት ሽምካ እንተጥፍኡ ብሓቂ ነቢዐ እየ ግን ንስኻ በፍፁም ተኣምር ንድሕሪት ከይትብል❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 2 дня назад
ተመስገን እግዛብሄር ይመስገን ናይዘን ወላዲትና ደስታ ብምርኣየይ ብጣዕሚ ደስ እሊን ኣነ ❤❤❤❤ ፀጋይ ሓወይ ድማ እግዛብሄር ኣምላኽ ድማ ፀግኡ ይብዝሐልኹም ይሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏እዞም ናይ ልስን ዕንቅፋት እምበይ ልናይ እግሪ ዕንቅፋት ዘይሪኡ መምህረይ ኣይትሓዘሎም እግዛብሄር ኣምላኽ ይቅር ይበሎም ዝሓወይ
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 2 дня назад
እዋይ ኣነስ እንታይ ከምዝብል ጠፍእኑ ኣደይ መዓረይ ሰይይይይይ እቲ ምርቀእን ብርሃን ዓለም ይግበርኩም 👏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ብታሕጋስ ምክኣል ስእነ መ/ም ሓወይ ካብ ኮንቱ ምስጋና ይሰውርካ መፈጸምታካ የጽብቀልካ በረከትኩም ይሕደረና ❤❤❤❤❤
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 2 дня назад
ኩነታት ትግራይ ፅቡቅ ሰለዘየለ ቅርሺ አብ ኢደን አይተሃበን ፀጉሸይ
@gjshsh1337
@gjshsh1337 День назад
አደዋኒ ብርሃን ገፀን መምህረይ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኻ ዝሃብኺም አሕዋተይ ፍሬ ፀማኹም እግዚአብሔር አምላኽ ይኺፈልኹም❤
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 2 дня назад
ገና ከይረአክዎ ተሓጊሰ❤❤❤❤ ተመስገን ንዝሓገዝኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ በረከት ሰጋን ነብስን ይግበረልኩም ከምዙይ ሰናይ ሰራሕ ምስራሕ ተዕድልቲ እዩ
@Sarah-ut6nk
@Sarah-ut6nk 2 дня назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል መምህረይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዝኸድካዮ እመቤቴ ትከተልካ ሓወይ ናተይ
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb День назад
Mamaway mearey kehzenaka kulukum nezi senay serah teserhu zelekum edmen teenan yehabkum kefue aynkeakum🙏♥️♥️♥️♥️🙏
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 2 дня назад
ኣደዋይ እንካዕ ደሰበለኪ ❤ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ መሳርሕትኻ ❤
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 2 дня назад
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ሓይሊ ይሃብኩም ኣሰይይማማየ ቤተ ኣንበሳ ይግበሮ ❤❤❤❤❤❤☘️
@romangebre3222
@romangebre3222 2 дня назад
እድመን ጥዕናን ሓጎስን ያሃብካ አቱም እትህቡ ዘለኹም ድማ አምላኽ ይባሪኹኩም ቡሩኻት ኩኑ
@Aa21219
@Aa21219 2 дня назад
አደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤❤❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s День назад
ፀግሸይ ሽሕ ዓመት ንበር ቡሩከይ ንዓካ የምስለና ፀላእ ዓይንካ ይደፈን እሰይይይ እልልል
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 День назад
መምህር ፀጋይ ሓዉና ንስካ ፅብቅ ስለ ዝሰራሓካ ንዓካ ንምፅላም ዝገብርዋ ሕማቃት ሰባት ኣይትገደሰሎም ንዓካ እኮ ምክሪ ዘድልየካ ኣይ ኮነን ምስ ይቅርታ 🙏❤
@Edengirmay291
@Edengirmay291 2 дня назад
Amen mama❤❤❤❤❤❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 День назад
ፀጋይ ሓውናኣ ብዝትገብሮ ሰናይ ብጣዓሚ ኢናኣ ናምስግን ❤❤❤❤
@birhanhaddis6802
@birhanhaddis6802 2 дня назад
እግዝአቤሕር ይመስግን በጣም ነው ደስ ያልኝ ቤታችው ተሰርቶሳየው መምህር እድሜ ና ጤና ይስጥህ ተባርክ
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 2 дня назад
መምህረይ ከኣ ድኻምካ ብቐለመ ወርቂ ይፅሓፈልካ ፈጣሪ
@Nebyatbrhan
@Nebyatbrhan 2 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብታሕጋስ ነቢዐ 💞💞💞💞💞💞💞💞
@dfgtdytr4399
@dfgtdytr4399 2 дня назад
ዕልልልል ተመስገን አምላክ❤❤❤
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 2 дня назад
ኸመይ ዝተአደላ ወላዲት ወለዳኻ ፀጋ ፅጉማት ሐወይመአረይ
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z День назад
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y День назад
መምህር ፀጋይ ሃወይ እንካእ ደስ በለካ ህዚ ኢካ እተደበስካ ተመስገን ናይ ኣዴና ምርቃን ፀሎትን ኣብ ሰማይ የ እርገልካ ይሀው መስኪረናልካ እንካእ ኣይሞታ ዝተረፈተን ግዜ ብታህጋስ የንብረን ግርማ ተከድኑ
@user-lp1qk3ec3j
@user-lp1qk3ec3j 2 дня назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም መምህረይ ናይሰብ ነገር ከምኡ እዩ ብዙሕ ኣይትገደስሎም🙏💘
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s День назад
ብሓቂ ልዕሊ ፅቡቅ ምርኣይ ዘደስት ነገር የለን ምዕሩገይ ንእስነትካ ይባረክ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 дня назад
ኣደይ መዓረይ💔😭😭😭❤❤❤
@WeRr-ho5ry
@WeRr-ho5ry 2 дня назад
እሜ ን አሜንንንንን❤❤❤❤❤❤
@brktitkabo2588
@brktitkabo2588 2 дня назад
❤🎉❤🎉❤ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም🎉❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 дня назад
May the Lord God bless those whom helped. Tesgaye, thank you for your service with your partner. Be blessed all
@aadd8069
@aadd8069 2 дня назад
ተባረክ መምህረይ❤❤❤❤❤
@atakltigmedhin1813
@atakltigmedhin1813 День назад
ፀግሽይ በይዛካ በዞም ሕማቅ እምበር ፅቡቅ ዘይወፃም ሕማቃት ከይትዳሃል
@znawuhagoss9176
@znawuhagoss9176 2 дня назад
ኣይትገደሰሎም ደሓን መምህረይ 2000ተባሂልካ ኣይግረምካ 20እዩ ሂብወን ዝበሉ እውን ሪኢና ኢና እና ንስካ ናይቱ ካብፀገም ተናግፎ ዘለካ ደስታ ክትርኢ እኩል እዩ እና ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 2 дня назад
❤❤❤ asey adey marey tsrgay haey ka ajoka ene eritrawi haka eye bsm yesus xelai senay ab lelela sltan yebuln tsega amlake msaka eyu.❤❤❤❤
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 2 дня назад
ኣሜንኣሜንኣሜንእነዋይመዓረይ
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s День назад
ሓሙስ እያ ገለበይ ኣደይ መዓረይ ተመስገን
@hiwetokbamicael9638
@hiwetokbamicael9638 День назад
Asheyyyy Adey meorey onka dessss belekin Adwaye merkakn ab tsrha aryam yebtsehaya Amen❤❤❤
@YeshiYeshiGebrehiwet
@YeshiYeshiGebrehiwet 2 дня назад
ኣሜን❤ ኣሜን❤ ኣሜን❤
@AbrhetHaylslasy
@AbrhetHaylslasy 2 дня назад
ኣሰይይይይይ ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዓረይ
@asliruessom3573
@asliruessom3573 День назад
ጸጋይ፡ማለት፡መምህር፡፡ቡሉ፡ጸጋ፡ይብዛሐሊካ፡ኮሎቲብ፡አለኻ፡እቶምዝቡ፡ሰማት፡ከፍቱ፡ይባርኮም፡ቢጣዕሚ፡ደስዘብል፡፡፡እዩ፡፡፡❤
@MebartMehari
@MebartMehari 2 дня назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብዓመደ ወርቂ ይፃሓፈልኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 дня назад
Yikre gbereley zhawey anewn wala kab klte shih zwhade eyu mesiluni neiru mknyatu edka chebitka slezhabkayen 5000 aymesln eyu neiru slzi yikreta zom ahwatey egziabher enatehagoskum yenbrkum🙏❤️❤️❤️
@gedamtube
@gedamtube День назад
ይቅረ ንፈጣሪ
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 дня назад
በረከት ፀጋ ዋጋኻ ኻብ ሰማይ ይኹነልካ መምህረይ ❤❤❤
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 2 дня назад
ኣሜንኣሜንኣሜንክቡራትወለድና❤❤❤
@user-nk8yc4lw8c
@user-nk8yc4lw8c День назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ፀጋይ ዓስቢ ድኻምካ መዳሓኒ ዓለም ይፈልካ♥️🥀
@brllabay3842
@brllabay3842 2 дня назад
መምህር ፀጋይ ክቡር ሓውና ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ❤❤❤❤
@azmerahailu6827
@azmerahailu6827 День назад
Amen Amen amen ❤❤❤
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 2 дня назад
Zyweda enjar yhabeka memeher tigay adimen tianani yehabeka Ezgbeher etom mesak zlewe eweni Ezgbeher yehabom Ezgbeher ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 2 дня назад
መመህረይ ተባረክ
@mariamey511
@mariamey511 2 дня назад
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏Ewayyyy Sdrana,Amen Amen Amen adey mearey ,Awuna kea edmen teanan yhabka ❤
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 2 дня назад
ደው በልልል መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@fikrTube-lw8np
@fikrTube-lw8np 2 дня назад
እልልልል🎉🎉❤ ፀጋይ ሓወይ እግዚአብሄር ይባርካ ብደቅካ ተሓጎስ እግእዚአብሄር እድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 дня назад
ኣሜን እግዚአብሔር ይመስገን❤
@albadralbadr1822
@albadralbadr1822 День назад
አልልልልልልል ተመሰገን አምላክ ጀግና ሓወይ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ፈጠሪ አምላክ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 2 дня назад
ተመስገን ኣምላክ ኣደዋይ ምስ ልተሓጉሱ ተሓጉሱ ምስ ልሓዘኑ ሕዘኑ ሮሜ ምዕራፍ 12 ፍቂዲ 15 መምህር ፀጋይ ሓውና ንሃብኹም እውን ኣብዝሑ የሃብኹም
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o День назад
ተባረክ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናኣካ መግለፂ የብለይን ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 дня назад
ኣሰይይይይ ኣደይ እንቃዕ ፈጠረልክን❤❤❤❤❤
@user-hz4oc7lj4k
@user-hz4oc7lj4k День назад
❤❤❤❤❤❤ Egzer yhabka Hawey Tebarek
@embebaaraya6361
@embebaaraya6361 День назад
Ajoka zehwey mareyy be dukumate sebatt ayettanqef eika ❤amlke xegue yebzahleka
@meberatasefa9657
@meberatasefa9657 День назад
ዕልልልልልልልልልልልልል ተመስገን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 дня назад
Mother, l am glad that The Lord God visited you. He is a good God. I thank God for bringing people to help you
@user-bo9lb7kj2b
@user-bo9lb7kj2b 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን❤️🤲🤲🤲
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 дня назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ተግባርን ሕሜትን በበይኖም እዮም
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 2 дня назад
ኣቱም ሰባት እዚ ቻነል ይሪኦ ኣለኹስ ቁሩብ ላይክ ሪአ ዋ ንኸመይ ዝበለ ዲና ደኣ ነተባብዕ ን ውግእ ፖለቲካ ሓሶት
@user-mb1vf9gt9k
@user-mb1vf9gt9k День назад
ተባረኽ ፀግሸይ ዕዶመን ጥዕናንንን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 2 дня назад
ኣሜንኣሜንኣሜንእነዋይመዓረይ❤❤❤
@user-wm3lt3zo3v
@user-wm3lt3zo3v День назад
ኣሰይይይይ ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ትካምኩምን ፃዕርኩምን ይክፈልኩም ንገበርቲ ሰናይ እውን ብእትህውዎ ኣምላክ ኣብ ዓንደ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ዕፅፊ ድርብ ይክፈልኩም🤲🍃🌹❤
@user-xw2tt8gn4c
@user-xw2tt8gn4c 2 дня назад
God bless you all honest person. Specially for you god be with you.
@baarn5671
@baarn5671 2 дня назад
Aseyyyy aseyyyy ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤ ktiamn zeytkial mhnanu zesegrega egziabhier amlak tiana yhabkummmmmmmmmmmmmm ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Моя первая СТИЛЬНАЯ ТАЧКА!
44:58
Просмотров 608 тыс.
🛑ሕጂ ግርምምም !
26:45
Просмотров 38 тыс.
36 ዓመት ሓዚለዮ ቦክሪ ዉላደይ
3:10
Просмотров 2,9 тыс.