Тёмный

ጉባኤ ብፅቡቕ ይቕፅል ኣሎ፣ GSTS ዘይሻራዊ ድዩ? ኣብ ኦሮምያ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም፣ ወታደራዊ ስምምዕ ሶማልያን ግብፅን 8/14/2024 

Tigrai Online
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

ጉባኤ ብፅቡቕ ይቕፅል ኣሎ፣ GSTS ዘይሻራዊ ድዩ? ኣብ ኦሮምያ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም፣ ወታደራዊ ስምምዕ ሶማልያን ግብፅን 8/15/2024 www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 104   
@actttig9753
@actttig9753 26 дней назад
ብልጽግና ከይኹሪ ኢሎም ባንዴራ ትግራይ አየቕረቡን ንባዕሎም እውን አይደልዩዋን ናይ መንነት ፀገምውን አለዉ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 26 дней назад
ዘየስተውዐልኩሉ ነይረ ዚባንዴራ የሕዝኑ እዮም ብጣዕሚ😢ንዚኦም ዲና ንትግራይ የሕሊፍና ንህቦም😢
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 26 дней назад
Exactly
@consultingengineersplc827
@consultingengineersplc827 26 дней назад
ምዑዝ አብዚ በጺሕዎ ዘሎ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ንክበጽሕ ዘክአሎ መስዋእቲን ቀያሕትን ፀለምትን ደቂ ትግራይ ምኳኑ ዝከሐደ ይመስለኒ።
@user-ep3py8sl5e
@user-ep3py8sl5e 26 дней назад
የቐንየልና ትግራይ on-line
@KflomGs
@KflomGs 26 дней назад
ዕውት ጉባኤ ምሳኤል ፀላእቲ ዝኾነ ጉባኤ ።
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 25 дней назад
ViVe Tigeray ViVe Tigeray ViVe TDF Tigeray ViVe 💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ጀግና ህዝብና ጽንዓት መግለጺ ትግራዊነት እዩ ትግራይ ትስዕር ዝዓግቶ የለን ❤💛❤💛❤💛❤💛
@GideyAbraha-i8j
@GideyAbraha-i8j 26 дней назад
ናይ አራት ኬሎ መለሰተኛ አዳራሸ፣ይመሰል ፣ሸህን ቡናንን የብሉኖ አበር አብቲ መጀመርታ አብይ ሰባት አኪቡ፣ንኢሳያሰ ቡና ዘሰለፈሉ መዓልቲ ይመሰል፣ናይ ብልፅግና ቀለም ሰመያዊን የወይን ጠጅን።
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 26 дней назад
GSTS ዝተብሃለ ሓይሊን ውደባን ፅረ ህወሓትን ህዝብትግራይን ፀረ ታራኽናን ዝተወደበ በድኒ ናይ ፖለቲካ ሓይሊ ዩ ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 26 дней назад
I agreed with your comment
@user-hu8gb3rc7q
@user-hu8gb3rc7q 23 дня назад
GSTS ዝባሃል ኣኽባ ኒሓደጉጅለ ዝወገነ አዩ ምኽንያቱ እቶምኣብጉባኤ ዘለዉ ሙሁራት ኣይሓዉስን ስለዝ ንትግራይ መፍትሕ ከምፅእ ኣይኽኢልን ።
@kokebnegn6832
@kokebnegn6832 26 дней назад
ናይ ትግራይ ባንዴራ የለን
@semirberhe7592
@semirberhe7592 26 дней назад
TIGRAY TSIER ❤️💛
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 26 дней назад
ብድርአ. ንዝኦም. ምህራት. ትግራይ. ንይትግርይ. ባዳራ. ንኤቶፓውያን. 🙏ኣይውክሎምን አዩ
@hailemariamgidy180
@hailemariamgidy180 26 дней назад
ዶ.ር ሙኡዝ ዘቅረቦ ወረቐት ናይቲ ካውንስል ሮድ ማኘ "ፍኖተ ካርታ" እያ ት መስል ሙዑዝ ዘቅርቦ ፅንዓታት ካብ ርዕ ዮተ ዓለማዊ ወገናዊነት ነፃ ከምዘይኮነ እንዳ ፈለጠ ኮነ ኢሉ ሕዝቢ ንምድህላል ን ምትላልን ብዝጥዕሞ ሜላ ዝገበሮ seletive ( ወገናዊ ) ምርመራ እዩ። ካብኣ ዝርባሕ የለን። ንቅዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘእትዉ ዘይጭቡጥ ወግዒታት መሊእዎ እዩ። ኣንደበቱ ርቱዕ ምኳኑ እኹል አይኮነን እኒ ጌታቸው ዉን ኣንዶበት አለዎም። ብሓፂሩ መምህራን ሕዝቢ ትግራይ ካባኩም ዝመሓር ተመሓራይ ከይኮነ ንስካትኩም ካብዑ ትመሓሩሉ ዩኒቨርሲቲ እዩ። ናይ ምዑዝ ናይ observation (ትዕዝብቲ ፅንዓት) ላብራቶሪ ኣይምጥነናን። 1:18:03
@BIRHANUfisseha
@BIRHANUfisseha 26 дней назад
GSTS was a play ground for political parties on thursday it did not represent Tigrian scholars. I have attended on thusday but I will not continue to attend the next two days. This is because it is running out of the objectives for which it was established.
@user-dh8pr7zj4i
@user-dh8pr7zj4i 25 дней назад
ሙሁራት ትግራይ ትግራይን ናይ ምፍራስ ስራሕ ዝስርሕ ዘሎ መሲሉ ኢዬ ዝረአየኒ
@galaxiabxgi
@galaxiabxgi 26 дней назад
Thank you, sir. I have great respect for you, sir. God be with you.
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 26 дней назад
ባንደራ ትግራይ ዘይኣምን ስውኣትና ህዝብናን ውድብናን ዝካሐደ እዩ ካልኣይ ካአ jsts ዝባሐል ቅምሕጂ ዝመሰሉ ምስቦለትክኛታት ምስግዛው ተዛርቡ ምስውድ ሕዋሐት ካተራኽበ እንከሎ ተራክብና ቅንዕ መልስ ኣይሐበና እሉ ተዛርቡ ግን ክምዘይ ተራኽበ ህዋሕት ገልጻቶ እያ
@gebrehiwotberhane4612
@gebrehiwotberhane4612 26 дней назад
this comment is very relavant and it has to be challenged. Many thanks to your excellent idea.
@user-ep3py8sl5e
@user-ep3py8sl5e 26 дней назад
ሙኡዝ ብደንቢ እዩ ሸፊቱ::
@geregere-gx8wc
@geregere-gx8wc 26 дней назад
ዘይሻራዊ ኣይኮነን ካልእ መበል14 ዉድባዊ ጉባኤ ንምህሳስ ዝተዳለወ መድረኽ እዩ።
@user-ep3py8sl5e
@user-ep3py8sl5e 26 дней назад
ባንዴራ ትግራይ ዝተፀየፈ: ሰማእታት ትግራይ ዘይዘከረ GSTS ተጋሩ እዩ ኢለ ክወስድ ይኸብደኒ እዩ:: ውክልንኡ ካብ ትግራይ ዝረሓቐ ከይኸውን:: እዙይ ጀኖሳይድ ከምዘብቀዐ ዝቕበል ንውሽጣዊ ዓመፅ ዝፅውዕ ምሁር ፀረ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበለ ሓይሊ ይመስል::
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 26 дней назад
Well said bro ,Exactly እቲ ሓቂ ንሱ እዩ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 26 дней назад
ጂስቲስ ተጋሩ ድዮም? ከምዝሰማዕኩዎ ከምዝሪኦን ዘሎኹ እቲ ኣዳራሽ ባንዴራ ትግራይ የለን ሰማእታት ውን ኣይዘከሩን ተባሂሉ ንምንታይ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 26 дней назад
Exactly
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 26 дней назад
@@bmtbmt9103 ተጋሩ ኣይኮኑን ኢትዮጵያ እዮም
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 25 дней назад
Selam TOL ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 25 дней назад
ትግራውነት ልዕሊ እቲ ባንደራ እዩ።ስለዚ እታ ባንደራ እንተዘይሃለወት እቶም ተጋሩ ግን ኣብኡ ኣለዉ።
@TesfayHagos-dd8to
@TesfayHagos-dd8to 26 дней назад
ባንደራ ናይ ትግራይ ዘላ ልምንታይ ?
@lemahadish4944
@lemahadish4944 26 дней назад
ባንዴራ ትግራይ የላን
@GideyAbraha-i8j
@GideyAbraha-i8j 26 дней назад
ወይጉድ አበሰያ ተአረገሰ መዉዕሊ ፀንፀያ ዃነ፣ናበይ ኸመይ አዩ ዝጉዳይ ፣ቅጥዑ ዝጠፍኦ ንግግር፣አታ ላበይ ኸይዶም አቶም ብትኸኸል ንህዝቢ ዝጠቅሙ ንግግራት
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 26 дней назад
መለለይና ባንዴራና አበይ አሎ
@gebrelibanoswrufael
@gebrelibanoswrufael 26 дней назад
The right medication for the right patient or the right client.
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 26 дней назад
ካድረታት ከባብያውያን ኩሉኹም ፈሊጥናኩም ኢና። እኒ ጌታቸው ዋላ ደብረፂዮን ወዘተ ኩሎም ወራዳታት እዮም። ህወሓት ልህዝቢ ትግራይ የረክቡዋ ። እቲ ህዝቢ ባዕሉ ነታ መስመር ዝውክል ወይ ዝምጥን የቐምጠሉ። ለያቡ ..
@ComanderLeul
@ComanderLeul 26 дней назад
ትኽክል ኢኻ
@ddyy5110
@ddyy5110 26 дней назад
Thank you brothet.
@user-kj8pg3yt8n
@user-kj8pg3yt8n 26 дней назад
ናይ GSTS መድረኽ ናይ ሓደ ወገን እዩ፡፡
@consultingengineersplc827
@consultingengineersplc827 26 дней назад
እዚ ምዑዝ ዝበሀል ሰብአይ ፍጹም ወገንተኛን ምሁር ኢዩ ንምባል ዘጠራጥር ብሐጺሩ ሎቅማጽ ክበሀል ይከአል ኢዩ!!!
@user-bp7cb4ow7r
@user-bp7cb4ow7r 26 дней назад
እዚኦም ናይ ብልፅግና ሉኡኻት እዮም እኮ ኢልናኩም ኣይትለምዑን እምበር ናይ ትግራይ ባንዴራ ዝተፀየፉ ሰባት እዮም
@solomonkahsay1979
@solomonkahsay1979 26 дней назад
ባንዴራ የለን
@actttig9753
@actttig9753 26 дней назад
አነ ዝገርመኒ መራሕቲ ሃይማኖት ሃይማኖተኛታት መሲሎም ወገናውን ከባቢያዊን ዓሌታውን ፖለቲካ ከካይዱ ምርአይና ዝገርም እዩ አባ ... ይትረፍኩም አይፋልኩም
@user-kj8pg3yt8n
@user-kj8pg3yt8n 26 дней назад
ባንዴራ ትግራይ ዝገደፈ መድረኽ፡፡
@SahleTeklegergish
@SahleTeklegergish 25 дней назад
ንፉዓት ኣጆኩም ቀሪብኩም ኢኩም።ኣይትፍርሑ
@gz3089
@gz3089 25 дней назад
ናይ ሽዋ ዘመርቲ ቤሄራዊ ምልክት ዘይብሎም
@BIRHANUfisseha
@BIRHANUfisseha 26 дней назад
Yes.
@user-vj3qk8pz6z
@user-vj3qk8pz6z 25 дней назад
Yes
@andomgirgis9503
@andomgirgis9503 26 дней назад
ባብዴራ ትግራይ የለን
@Mulu_alene
@Mulu_alene 25 дней назад
They are not scholats. Most of them are politicians.
@Mulu_alene
@Mulu_alene 25 дней назад
Because the flag is with TPLF.
@abadihalfom6089
@abadihalfom6089 26 дней назад
መኒነቶም የፈልጡ ክንደይ ግዜ ተጓልብቦም ህዝበ ከታልሉ
@tadesetafere9213
@tadesetafere9213 26 дней назад
አብዚ ናዚሐዘዉና ዘቅረብካ ዘረባ ጽቡቅ ኢያ
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 26 дней назад
❤❤❤🎉🎉
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 25 дней назад
💪💪💪💪💪❤💛🇻🇳💛❤💛
@user-fe4jl4jo4i
@user-fe4jl4jo4i 26 дней назад
ምናልባት ሓደሓደ ሰባት ክጨንቆም ካብዝኾነ ፀበባ ንምምላጥ ክጥቀምሉ ይኽእሉ ይኾኑ አዮም ትግራዋ ግን ኩሉ ሓደ እዩ። ብፍላይ ብፀላእቲ ዓይኒ ካብ ራያክሳብ ወልቃይት _ፀለምቲ ሐደ እዩ ብዓይኒ ተጋሩ ድማ ብዘይ አፈላላይ ሓደ እዩ።ስለዚ ንከምዚኦም ዝበሉ ክፈላልዩና ዝሓስቡ ዝደልዩ ውልቀ ሰባት አይንሰዓቦም።
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 26 дней назад
🎉❤ናይ ነጋዶ ስብስብ እዩ 🎉❤🎉
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 26 дней назад
GSTS ንባዕሉ ሓደ ዘይኾነስ ንትግራይ ዝጠቅም ሓስብ ከቅርብ 😂😂
@tekestegh
@tekestegh 26 дней назад
ዘይተመዝገበ ፓለቲካዊ ማህበርዩ ብስርሁ ብግለስባት ኣይኮነን ከምትካልዪ
@bojanglesbegoo9022
@bojanglesbegoo9022 22 дня назад
ተኪዞም አለው
@Leulkidanemariam
@Leulkidanemariam 26 дней назад
Mehab hibomuna eyom
@axumawitigray189
@axumawitigray189 25 дней назад
Gsts ጉባኤኹም መበል ክንደይ እዩ? ሽም ውድብኩም ከ መን ይበሃል ? ውድብ Gsts ድዩ ?
@ahmedadem-wn8yk
@ahmedadem-wn8yk 26 дней назад
esayas the.enemy
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 дня назад
GSTS ኩሎም ተካሉ እዬም አብ አሜሪካ ብህቡእ ረኪብዎም እዩ ተኩላ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይኮነንን ወሎየ ተኩላ እዩ ናይ ዛዲግ አብርሀ ህዋህት ዘባረረቶ ናይ ቀረባ ቤተስብ እዩ ግንባሩ ክፈርስ ዩ😂
@AlemGuesh-f1g
@AlemGuesh-f1g 25 дней назад
ደደብት ሚዳያ
@tesfaiberhe2558
@tesfaiberhe2558 25 дней назад
Lokumax
@Mulu_alene
@Mulu_alene 26 дней назад
PP affiliates.
@fanuelafworki
@fanuelafworki 26 дней назад
/seble aduwa zemd melse
@SeidiAdem
@SeidiAdem 26 дней назад
አንቱም አለትነና ካብ ማዓስ ተጋሩ ብአዉሬ ተኸፌፊሉ ዝፈልጥ እዞም ብአዉራጃ ዝቅመጡ ሰባት አስተዉዑለወም
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 26 дней назад
ሐሰውቲ እታ ከባብያውነት ካባኹም ንላዕሊ ከየላመጠ ዝዋሐጣ የለን። ወገናውያን ገለልተኛ ከይንኹም ንህዝቢ ዘይትውክሉ ኢኹም።
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 26 дней назад
እዚ ሙኡዝ ዝብሃል ኢትዮጵያ ዝብል ጸረ ህወሓት ዝነበረ ካብ ቀደሙ ሎሚ ዳዕሮ በሲላትሉ ይሕምዙቕ ኣሎ ካብቲ ናይ ቁሸት ሕማም ዘይወጸ ሰብ ወገናውነት ዘለዎ ብኒ ጌታቸው ተመልሚሉ ዝዋዘ ዘሎ እዩ
@TesfayHagos-dd8to
@TesfayHagos-dd8to 26 дней назад
GSTS ባንዴራ ናይ ትግራይ ዘይብሉ ልምንታይ?
@berhewoldegiorgis6570
@berhewoldegiorgis6570 26 дней назад
Just be honest Bring it all
@seidedris3325
@seidedris3325 26 дней назад
Nega Asefa ውቅሮ ማራይ
@user-ep3py8sl5e
@user-ep3py8sl5e 26 дней назад
ስለዘይበልፀገት
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 26 дней назад
ገብረኺዳን ማለት ቁሸታዊ እዩ ዞም ዓድዋ እዚኦም ክነጥፍኦም ኣለና ዝብል ቁሸታዊ ብዓሌቱ እውን ትግረዋይ ኣይኮነን ዝብልዎ ኣብ ተንቤን ዝተወለደ ኮይኑ ምስ ክንደያ እውን ዘመድ ይኹን ፍሉይ ምቅርራብ ዘለዎ እዩ።
@asterselmun5467
@asterselmun5467 26 дней назад
❤❤❤
@nahugb
@nahugb 26 дней назад
ሻራዊ GSTS ስለ ዘይኮኑ
@berhewoldegiorgis6570
@berhewoldegiorgis6570 26 дней назад
Every Body sport Gsts
@adamsolomon3080
@adamsolomon3080 26 дней назад
Donkro adgi
@seidedris3325
@seidedris3325 26 дней назад
ሙዑዝ ቀዳዳ
@GideyAbraha-i8j
@GideyAbraha-i8j 26 дней назад
አወ
@tesfaiberhe2558
@tesfaiberhe2558 25 дней назад
Leba
@TesfayHagos-dd8to
@TesfayHagos-dd8to 26 дней назад
42:15
@YohannesGebremichael-n6b
@YohannesGebremichael-n6b 26 дней назад
ናይ ጻድቃን ሉኡክ ኢዩ ካልአይ ዱማ በከበቢ ተሐፀረ ቁሸታዊ ኢዩ።
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 26 дней назад
ሕጅውን. ኣባድስኣባባ. ክድና. ኣድሳባባ. ስርሕ. ኣትዝራክብና. አይንንብራን. አና. አዩ 🙏
@AsmelashGabzgi
@AsmelashGabzgi 26 дней назад
ደ ር ሙአዝ አበይዘሎ ነባሪ ኩነታት ኮይኑ አዩ ዝዛረብ ዘሎ እስኪ አብዛላምበሳ አገለ ባድመ ዓዲፀፀር ሕሞራ ፀለምቲ ዳንሻ ማይካድራ ባዕኸር አላማጣ ይኺድእሞ አበኡ ንዘሎ ህዝብን ምምሕዳርን እዚ አጀንደ ናይ ደሞክራስን ፍትሕን ሽግር ኣሎ ኢሉ ንሻዕብያን ካልኦት ወረርትን ክሲ የቅርበሎም ??ከሊእ ድማ ምንቲ ፍትሕን ርትዕን ህ/ትግራይ ኢሎም ባንዴራ ትግራይ ተነፃፎም ሃወቶም ን ኣከሎምን ዝኸፈሉ ዕሸላትን ኣዴታትን አቦታትንረሲዕዎም ድዩ ?ንምዃኑ አበይ ዘሎ አደራሽ እዩ ?አብትግራይ ድዩ ?
@haileambaye4347
@haileambaye4347 26 дней назад
No Tigray flag
@TesfayHagos-dd8to
@TesfayHagos-dd8to 26 дней назад
42:50
@tasfikenefe2945
@tasfikenefe2945 25 дней назад
@abrahaamsalu2076
@abrahaamsalu2076 26 дней назад
ኢዞም መቓቀልቲ ኣሳላሊፋ ኣደመ ታይሞ ክልወጥ ኢዩ ኢዞም ለባቡ ኣውራጃውያን ጨያኖ ።ኣይዉኩልናይ።ዱኹማት ናይ ሳይንስ ኣታሓሳሲባ ዘይቡሎም ብ ለብነት ትጫማሎቑ ኢዮም።ስለዚ ንሕና ብሓድስ ዎሎዶ ትሚራሕ ትግራይ ንቕድሚት ዘሶጉም ሓይሊ የድሊየና።
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 26 дней назад
ሚስተር ትግራይ ኦን ላይን ትግራይ ዲሞክራሲ የድልያ እዩ ዲሞክራሲ ብምስኣን ኢና ምዕራብ ትግራይ ተመንጢልና ዝነሀና ሎቕዛይ ምምሕዳር ህወሓት ንትግራይ ኣብሪሱና ኢዩ ብሰንኪ ሰናይ ምሕደራ ፀላኢኻ ድኽነት እንዳተብሃለ ትግረዋይ ኣብ ትግራይ ኢንቨስ ከይገብር ንቲ ኣብ ትግራይ ዝነብር ኻዓ ሰፍ ዘይብል ግብሪ ዋላ ካብ ስዋ ትፀሙቕ ይቐርፁ ነይሮም ካብ ኢትዮጵያ ቐዳሞት ወፂእና እንዳበሉ በታቲኑና እዩ ስለዚ ህወሓት ኣይትማፃደቐሉ
@mulugetatsadkan2917
@mulugetatsadkan2917 26 дней назад
ኩሎም ሽማግለታት መራሕቲ ሕወሓት ተወጊዶም ብመናእሰይን ብምሁራትን ክትካእ ኣለዎ።
@TigraiK
@TigraiK 26 дней назад
Go bark your nonsense at Addis Ababa!
@TigraiK
@TigraiK 26 дней назад
Remove Abiy Ahmed first
@kokebnegn6832
@kokebnegn6832 26 дней назад
Yes
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 26 дней назад
Yes
@misginagebremedhin7762
@misginagebremedhin7762 26 дней назад
yes
Далее