ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤት ክርስትያን ወሪዱ ዘሎ ገበን ፣ ምንም እኳ ኣብ ታሪኽ ቤት ክርስትያን ብዙሕ ዘጋጠመ ነገር እንተኾነ ፣ እቲ ዘስተውዓሎ ሰብ ግን ኣዚዩ ውሑድ ኢዩቤት ክርስትያንና ካብ መጻወድያ ፖሎቲካ ነጻ ከይወጸት ዕረፍቲ ክትረክብ ኢያ ማለት ዘይሕሰብ ኢዩ ። ስለ`ዚ ኩሉ ኣማኒ ተዋህዶ ነዚ ክኹንኖን ክጻረሮን ይግባእ
4 окт 2024