Тёмный

ጉድ ልኾነ Prank😜 የስኽይ ያ🙄 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 70 тыс.
Просмотров 40 тыс.
50% 1

#SelamTsegay #smile #habesha #tigrignamezmur #ethioforumኢትዮፎረም #duet #love #couple #tigrignamusic #dance #ebs #ethiopia #ethiopian #tigray #tigraynews

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 536   
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ፅባሕ እኮ ናይ ሰላም ብሰራት መልኣኩ ቅዱስ ገብረኤል እዩ ቅዱስ ገብረኤል ካብ ወፅእካ ምትራፍ ይሓልወና🙏 ብሸም ቅዱስ ገብረኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏🙏
@abyeabye5963
@abyeabye5963 19 дней назад
ገይረልኪ ግበርለይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
​@@abyeabye5963ደምረን
@Juandb-dn6vi
@Juandb-dn6vi 19 дней назад
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💗💗💖💕
@BreFekr
@BreFekr 18 дней назад
ኣሜኔ❤🙏😊🙏😊
@KkkkKkkk-fh2ww
@KkkkKkkk-fh2ww 18 дней назад
አሜን አሜን አሜን
@mesturamamye7026
@mesturamamye7026 19 дней назад
ዓቅሊ ዋጋ በቅሊ ዝባሃል ቴዲዋው ካብ ኣድናቂት ቴዲ🥰🥰🥰❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@user-ur5zt5zu5t
@user-ur5zt5zu5t 19 дней назад
ንዓይ ኣደዋይ ዓለማይ እያ ኣድኡ ዝፈትው ጋይስ ንደምር ላይክ. በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ኣምላኽ ምስ ወለድና የራክበና. (ማሚተይ❤❤❤❤❤)
@Brhan4834
@Brhan4834 19 дней назад
ኣሜን 3🙏🙏🙏🙏
@mariyamey555
@mariyamey555 19 дней назад
አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤
@SaheedSaheed-n2y
@SaheedSaheed-n2y 19 дней назад
Amen amen amen ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@AsiaHagos
@AsiaHagos 19 дней назад
ኣሜን//3333//❤❤❤❤
@slam4790
@slam4790 19 дней назад
ሩሑስ ኣውዳኣመት ሓቅነት ናይ ኣፈወርቂ ኣይፀላእክውን ግልፂ ተናጊሩ ጨው ከምዝበዘሖ ቴዲ ተሰኪፉ😂እቱ ብጣዕሚ ዝገርም ግን ኩሎም ኣብ ውሽጦም ገይሮም ዝነበሩ ኣፈወርቂ ክንዲ ሓፍቱ ሓፊሩ ቴዲ እንታይ ክብል እዩ ይብል ነይሩ ቴዲ ካኣ ሓፊሩ ኣብ ክንዲ ሰበይቱ ንኣፈወርቂ እንታይ ክም ዝገብር ጨኒቅዎ እዙይ ሓልዮት ክብሪ ይባሃል ኣብ እንዳሰብ ከይዱ ቡዙሕ ጌጋ እንዳረአየ ሱቅ ዝብል ሰብ ኣሎ ነቡሱ ይውፅዕ ኣምላክ ይመስገን ኣነ ዝተራኣየትኒ ይዛረብ ቡሱሩ ኣይስከፍን ሰላም እኮ ክበልዕው ድዮም ኣይበልዕውን ፕራንክ ገይራቶም ኣይመስለንን ጨው ከምዘለው ሓቂ ክዛረቡ ድዮም ዋይ ገበና ክሽፍንላ ስቁሎም ጥዕም ክብሉ እዩ ዝመሰለካ ምዝራብ ሓጥያት የቡሉን🙏❤❤😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@user-tb5wg8jq6m
@user-tb5wg8jq6m 19 дней назад
😂😅
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 19 дней назад
ቴዲ ብጣዕሚ እዩ ተሰክፉ አፈወርቅ ግና ፅቡቅ ገበርካ ዘይጣዓመካ ጥዑም ዘይምባልካ😂😂😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 19 дней назад
ጥዑም ብስራት ክንሰምዕ ሃንቀው ንብል ዘለና ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ጥዑም ብስራት የስምዓና ድሌትና ይፈጽመልና ኣሜን።❤
@KkkkKkkk-fh2ww
@KkkkKkkk-fh2ww 18 дней назад
አሜን አሜን አሜን
@ክቅጽልየ
@ክቅጽልየ 18 дней назад
amen 🥰🥰
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@gualwukro9157
@gualwukro9157 16 дней назад
amen !!!
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f 19 дней назад
ናይ ቴዲ ትዕግስቲ ግን ምስክን ነፈር❤❤❤🎉🎉🎉 ኣፈወርቂ ግን ኣታ ሓንጋል ንዓባይ ሓፍትኻ ፈጠጥ ፈጠጥ ኣይትበላ የኔ ቸኮሌት😂😂❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f 19 дней назад
@@Almi_Alm እሺ መልሲ
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 18 дней назад
ምንአሱ እያ ኮ መሰለኒ ንያረድ እዩ ዓባይ
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f 18 дней назад
@@nlegmskts9007 ሰላም እያ ዓባይ ኣፎም ምንኣሳ እዩ ወለላይዋ
@user-ej2kc1wp8m
@user-ej2kc1wp8m 18 дней назад
ዋሰላም እያ ዓባይ ዝመስለኒ❤❤❤🎉🎉
@AbeyAse
@AbeyAse 19 дней назад
ሰሉዋይ ቴዲ ክህሊ ከሎ አብ ኬሚራ ምግቢ ክተቅርቢ ከለኺ አሕልፍ አቢልኺ ቅረፂ ዛምይተይ ብጣዕሚ አዩ ልሰሰከፍ ይመስል
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 18 дней назад
ብጣዕሚ
@user-mo1uq2py7j
@user-mo1uq2py7j 16 дней назад
Btaemi gn ahzinuni tem abilu sk 😅 Baelkum dikum chew gerkumulu ya 🤔
@KalebWegihu
@KalebWegihu 19 дней назад
ሰሉ ተከታታሊ ናትኪ ኢየ ካብ ኤረትራ🇪🇷
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@KalebWegihu
@KalebWegihu 17 дней назад
​@@Grmaneshyoutubeጌርኪ ኣለኩ ጽቡቅ ዕድል
@noahmokonen3850
@noahmokonen3850 14 дней назад
Ane ka Kab Bangladesch 😊
@Tigrayadeyalemy
@Tigrayadeyalemy 14 дней назад
😅😅😅​@@noahmokonen3850
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 19 дней назад
ሶሊተይ ምቅርቲ TDF ስማይል king♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@tekletekle8711
@tekletekle8711 17 дней назад
ኣቤት ናይ ቴዲ ትዕግስቲ ግን ተዓዲሉ ኣምላክ ንኩላትና ከምኡ ዝበለ ትዕግስቲ ይዕድለና እሞ በዚ ዘለናዮ ዘመን ከምዚ ዝበለ ወዲ ብትዕግስቲ ዝተመለእ ኣምላክ ይፍፅምካ ዝሓወይ ኣፈወርቂ ድማ ብሓፍቱ ሕቁቅ እዩ ❤❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 19 дней назад
ኣቤት ሰላምየ ተገምጢላቶም በሉ 😂😊 ብሩኽ መኣዲ ቴዲ ግን ለባምዩ ብሓቂ 👌 ኣፈወርቂ ኣስሒቅካና 😅
@mariyamey555
@mariyamey555 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 19 дней назад
@@mariyamey555 ጌረልኪ ኔረየ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 18 дней назад
@@Grmaneshyoutube ጌረልኪየ 😌
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 19 дней назад
ሰባኣይካ ሓባኢ ናይ ሰብቱ ዝባሃል እኮ ሓቂ እዩ ኣፍውርቃ ግን 😂
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o 19 дней назад
ስብኣይኪ ግን ተዓዲሉ እንየዎ ዓቅሊ ❤❤❤ናይ ኣፈወርክስ ፅዋ የብሉን ዋ😂😂😂😂😂😂
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@user-cz2uv9gw2r
@user-cz2uv9gw2r 19 дней назад
ኣረ ቴዲ ዘኒሀዎ ዓቅሊ ❤❤🎉🎉🎉🎉ቴድዋይ ህዱእ ❤ታዓዲልኪ ሰሉየይ ❤❤❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@EdFfgg-t1b
@EdFfgg-t1b 19 дней назад
❤❤❤😅ዋይ ስላም ኮስተር እልካ ዘረባ ከም ዘይገበረት ወርድዎ ዶ ኤፌዋይ ተዲየ ገርምዎ ክክክ😅😅😅
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@miri-hp1tj
@miri-hp1tj 19 дней назад
ስልየ ብጣዓሜ እየ ዝፈትወኪ ደስ ትቡልኒ ሓዳሩኩም ይባሩኮ
@mariyamey555
@mariyamey555 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 19 дней назад
ዋየ አዚ ቴዲ ዋ ታዩ ዝኹሉ ዓቅሊ ክንደይ ዓቃላት ይፈልጥ አሞ አዚስ ገለ አዩ 🥹🥹🙄
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 19 дней назад
ዋይ ቴዲ ዓቅሊ ማርያምን ኣፎመይ ግን ዓቅሊ የለን 😂😂😂
@Meri4555
@Meri4555 19 дней назад
ኣፎም ኣቅሊ እናጣጥ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 18 дней назад
@@Grmaneshyoutube ገይረልኺ እየ እንበይተይ
@MebaleTeshale
@MebaleTeshale 19 дней назад
ኣቲ ሰለዋይ ምስዓሞይ ደቂሰ እንተለኹ ኣስሒቕኽኒ ገሪሙዋ ብዝኾነ ይመችኹም
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብልይ❤❤❤
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 19 дней назад
ሰሉዋይ ተኣድልኪ ስባይክ ዓቅሉ የኔ ማር ኣፎም ግን ኣሕ 🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️
@binishkor483
@binishkor483 19 дней назад
Camera ሓቢእኺ ከተህምልዮም ኔርኪ ጽብቅቲ ምኾነትልኪ እታ prank ኣነ ይብል ብወገነይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@user-ou8rm8mg6r
@user-ou8rm8mg6r 19 дней назад
ተድ የወዶቹ ቁና ብየዋለሁ ስበዛ ትግስተኛ ነዉ ማርያምን የኔ ወንድም መስሎ ታየኝ❤❤❤❤
@Fjkkhgfhjc
@Fjkkhgfhjc 19 дней назад
ገብርኤል ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤ ሰሉዋይ ጅብዕቲይ እፍትውሻለው ጋልሰፍረይ 😊
@user-ei5cr8ph4l
@user-ei5cr8ph4l 19 дней назад
ደምርኒ
@user-dj1bi6ml7o
@user-dj1bi6ml7o 19 дней назад
ኣሜን ዛቤተይ ብትጥዑም ዘረባኪ ገይረልኪ🎉🎉🎉🎉
@DmmKaa
@DmmKaa 19 дней назад
Amen
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 19 дней назад
አይ ኤፌ ዓቅለ አለዉ ቴዴ ገና ዋው ገበዝ በዓል ዓቅሊ♥️😘💜 ሰሉየይ ማሕረራ😘😅🤣
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 дней назад
ደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr 19 дней назад
ተገልቢጣቶም ቦሉ😂ከም ሎሚ ኣይሰሓቅኩን እንድዋም ኮሜንት ኣይፅሕፍን ግን ስቅ ኢለ ክሓልፍ ኣይክኣልኩም😂
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 19 дней назад
ዉይ ቴድዋይ ዓቅልኮ በጌታ ስም❤ ለለ ሰላመይሲ ግምጥል ኢልክዬም ከም ቅጫ ኣፎመይግን ኣታ ዓቅሊ ቡቅሊ ኣስሒቅካኒ😂😂😂
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@UfSd-ts1fr
@UfSd-ts1fr 19 дней назад
እውይ ቴዲ ግን ዓቅሊ ❤🎉🎉🎉
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@user-yx7hh1rl6y
@user-yx7hh1rl6y 19 дней назад
እታ ቆልዓ ግን ቅረቢ ዘይብልያ ኢዳ ክትምንጠል እላ ዓዲ ሰብ ስደደኒ ጎይታይ ማዓረይ😮😮😮ኣፌ ግን ጎቦዝ እካ😂😂ቴዲ ዓቅላም😢😊
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 19 дней назад
ካሜራ ዘይትፎቲ ትኮን
@DgfjSelam
@DgfjSelam 19 дней назад
😂😂😂😂
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 19 дней назад
ዋይ ቴዲ ዓቅሊ መታደል እግዚአብሔር አምላክ ሕድሪ ኹሙ ይባሩክሉኹሙ ክቡራትይ ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@user-vp9ww5ud4b
@user-vp9ww5ud4b 18 дней назад
በስመአብ ቴዲ ግን ብጣዕሚ እዩ ዓቅሊ ዘለዎ ማርያምን ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 19 дней назад
ቴዲ ዓቕሊ 100%❤ ኤፊ መሕረር ይመቸኻ ግን😂🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 18 дней назад
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@user-gl9rt8pe2v
@user-gl9rt8pe2v 18 дней назад
ዋይ ኣፈወርቂ እዚኣስ ንሓደ ያ ቴዲ ምስኪን ንኽንደይ ዳ ያ ቴዲ ጎይታ ጸባይ እንዶ እኒሀዋን ክንዲ ኩሉ ❤️ደሞ ዕድመ ይሃብኩም 🙏❤️
@Sane-pk5df
@Sane-pk5df 19 дней назад
ቴዲ ግን እውይ ትዕግስቱ 😊😊
@fanafani2638
@fanafani2638 19 дней назад
ጎይታ ባዓል ዓቅሊ ፈጣሪ ዓዲልዋ❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 19 дней назад
ዋይ ኣፈወርቂ😂ዓቅሊ የለን ቴዲ ምስኪን ነፈር ዋይ ዓቅሊ ማለት😂❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t 19 дней назад
ስሉየይ አዝውቲ ❤❤❤
@tebebehareya
@tebebehareya 19 дней назад
ሰሉ ተገሊቢጣ ልምንታይ ኣእቲካሉ ያ መይተ እየ😅
@AberashiMisitafa-zt2eh
@AberashiMisitafa-zt2eh 18 дней назад
😂😂😂😂😂😂 ማሪያምን ቢጣዒም ኢየ ሲሒቀ ኢፋ ዓቂሊ የለይ ❤❤❤ ቴዲ ግን ዓቅል❤❤
@love-yv9px
@love-yv9px 19 дней назад
ዝቴድስ ዓቃል ኣብር ኣብልዬ ሰሉዋይ ክፈትዎ ኣነስ ❤
@wskn7283
@wskn7283 19 дней назад
ጨው እንግልዝያ😂
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 18 дней назад
ሶሊተይ ግን ብሓቂ ሰብኣይኪ ተዓዲሉ እንኦዎ ዓቅሊ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ብሓቂ❤❤
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele 19 дней назад
ሞይተ እየ 😂😂😂😂 ግን ካሜራ ድዩ ዋላስ ብፀጋም እዮሞ ዝበልዕለዉ❤
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 19 дней назад
ካሜራ እዮ
@Mlk22-y9p
@Mlk22-y9p 19 дней назад
ጠሊ😂😂😂​@@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 19 дней назад
@@Mlk22-y9p ባዕልኪ😂😅
@Sjf-ul9rp
@Sjf-ul9rp 18 дней назад
ዋ ታማ ኩሎም ብፀጋም ኢዶም የበልዕለዉ ድዩ ዋላ ዓይነይዩ❤❤😮😮
@ሜሪሃፍታይ
@ሜሪሃፍታይ 18 дней назад
ካሜራ እዩ
@user-io2sq9ho7t
@user-io2sq9ho7t 19 дней назад
ሰብአይኪ ግን ትዓድሉ ዘለዎ ዓቕሊ በስመአብ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@Medi-m3u
@Medi-m3u 18 дней назад
ቴዲ ይበል ዓቅሊ አፈወርቂ ግን ብልል ኣብልካያ😂
@rhdbxhff5098
@rhdbxhff5098 19 дней назад
ማርያምን ቴዲ ግን ዓቅሊ100%❤❤❤
@JeriYouTubeጄሪዩቱብ
@JeriYouTubeጄሪዩቱብ 19 дней назад
ኣታ ሰላም ከሓፈርኪ ክኣስ ብላዕሊ ትኾንሎም😂😂😂
@ZozoZoo-eb5zq
@ZozoZoo-eb5zq 18 дней назад
ቴድግን ይመቺካ ኣቤት ኣቅሊ ሹኮር ኢካ ኣፈወርቂ ግን ኣቤት
@GirmayGeremedhn-b4f
@GirmayGeremedhn-b4f 16 дней назад
ኩሉ ግዜ ጨዉ እንተብዚሕክዮ እክሊ ይቁጠብ ማይ ክረምቲ በዚሑ ማይ ትሰትዩ ጎበዝ ዛ ናብ ሰብ ምፅጋዕ ግደፊ
@HdtTer-y9w
@HdtTer-y9w 19 дней назад
ንስኪስ ንሐደ ያ ኣታ ኤፊ ንክንደይ እማ ደልካያ 😂😂😂ቴዲ ሓወይ ደንግፁ ስ ኣታ ያ 😂😂😂😂
@user-xe3qu8us7r
@user-xe3qu8us7r 19 дней назад
ሰላም ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ኢኩም ዋ ግን ታይ ኩሉኩም ብግራኩ ትበልዑ ብምዝጋኩም ከትበልዑ ተባሂልኩም ዲኩም
@سلامالعمري
@سلامالعمري 19 дней назад
ከሜራ እዩ ዝከውን ማዓረይ
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 18 дней назад
ናይ ካሜራ ነገር እዩ
@hgf6568
@hgf6568 17 дней назад
አፈወርቂ አነ እውን ነሕዋተይ አይሓፍረምይ ካማካ እዩ ይምችኩም❤❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 19 дней назад
ሰሉ ዓይነይ ታማ ጠፊእኪ
@hyagfddgfddhhdd
@hyagfddgfddhhdd 19 дней назад
ቀደመይቲ ባዕለይ እንኻዕ ደሓን መፃኪ❤
@TimtuGeberehwat
@TimtuGeberehwat 18 дней назад
ካም ቴድ ዓቀሊ ዘለዎ ሰብኣይ ፍጠረልይ ጎይታይ መዓረይ ሰሉ ፍቅር ትዓዲልኪ❤❤❤❤
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i 19 дней назад
ከም ለማዓኒቲ ኢለ ስሒቀ ኣይ ፈሊጢን❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 дней назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 17 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል ብራንኪ አፌ ገን ዓቅሊ ዝበሃል የለን ዋኝኝ😁😁😁
@user-kr7qs4tm7e
@user-kr7qs4tm7e 18 дней назад
ግን ተይተ ባረከኪ የትፅብሒ ልስብአይ ለ ኽብረት እዩ❤❤
@weyniteferi8192
@weyniteferi8192 17 дней назад
Eway selamey shukor sehak ketilikna❤❤❤😂
@dfggdt9728
@dfggdt9728 19 дней назад
አብ ክሽና ዘይትሰርሕዬ አብ መደቀሲ ትሰሪሒ ፀብሒይ
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 18 дней назад
ሰሉየ ምቅርቲ ናይ ቴዲ ዓቅሊ ግን ዋው ❤❤❤🎉🎉
@rahelrahel6194
@rahelrahel6194 19 дней назад
ብደርሆ ቀልዲ ያ😂
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 18 дней назад
ማርያምን ቆሲለ እየ ዘስሓቀንስ ናይ ሰላም ሞጎት😂😂😂😂ፀላኢና ይገልበጥ😂
@user-vn3oh1zc4i
@user-vn3oh1zc4i 19 дней назад
ጨዉ በራሕለይ ገይርኽዮ🤣🤣🤣🤣
@user-wc2sp1ck6u
@user-wc2sp1ck6u 19 дней назад
ብልዒ ንስኪ😂😂 ኤፊ
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q 14 дней назад
ከም ለሞዓንቲ የስሓቅኩይ በእዉነት😂😂😂😂 ኣየ ኣፎም 😂😂 ቴዲ ግን ዓቅሊ❤❤❤
@user-wy6co5cq6k
@user-wy6co5cq6k 18 дней назад
ገሪክሎሙ ሰሉ😂
@Fatemhh-z1l
@Fatemhh-z1l 18 дней назад
ቴዲ አሐዚነኒ ኣይ😊
@sarayan525
@sarayan525 18 дней назад
እዊ ቴዲ ግን ዓቕሊ ❤❤❤❤❤❤❤
@Hani-w9i
@Hani-w9i 19 дней назад
እዚኣሰ ንሓደ ያ ዋዛ ምሰ ቅምነገራ😂
@FgvvVvgg
@FgvvVvgg 19 дней назад
ደስ ከትብሉ ፅሩያተይ
@Sjkskskmdmsms
@Sjkskskmdmsms 18 дней назад
ሰሉዋይ ሽኮር❤❤❤😂
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 19 дней назад
ጡዑማት family❤❤❤❤❤
@LiduHabeshawit
@LiduHabeshawit 19 дней назад
ኣየ ኣፎመይ ሃቢ ማይ ያ🙈🤣🤣🤣
@user-oq6gn6vz9x
@user-oq6gn6vz9x 3 дня назад
እውይ ናይ ቴዲ ዓቅሊ ግን ኡውነተይ ከይድነቅክዎ ኣይሓልፉን❤❤❤
@AaAa-h9w
@AaAa-h9w 19 дней назад
ቃደመአት ባዕለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mx7ec7tk9c
@user-mx7ec7tk9c 5 дней назад
ቴድ በሰማኣም ታዓድሊኪ
@FilimonKidane-i5f
@FilimonKidane-i5f 4 дня назад
ሶል ይመችኺ
@KgghkVvmgg
@KgghkVvmgg 19 дней назад
እንኮዓ ዳሓን መፃእኪ ሰሉ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dfggdt9728
@dfggdt9728 19 дней назад
እረ ብንደት ደም በዝሒ ከየተትሕዝዬም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 дня назад
ኣፌ= እዚኣስ ንሓደ? 😊 ቴዲ = ዋ ንኽደይ ደኣ 😅😅😅😅😅።
@ክቅጽልየ
@ክቅጽልየ 18 дней назад
ካሜራ ኣጥፍያ ምስ ጠፍአት ከ እንታይ ክትገብር ዲኪ ዝበልኪ 🤣🤣🤣
@tdsrdf2918
@tdsrdf2918 18 дней назад
ዛብርትካን ትብሃልስ ኣይትበለዕን እንድያ ብልዕባ በልዋ😂
@MeazaAregawi
@MeazaAregawi 9 дней назад
ቴዲግን ዋዉ ለለካ ዓቅሊ መስተዉዐሊ ሰብ❤
@user-ou8rm8mg6r
@user-ou8rm8mg6r 19 дней назад
አቤት ናተድ ትግስት ይበል❤❤
@Selamtube21225
@Selamtube21225 19 дней назад
ኣይ ሰሉ ክበልዑ ቀሪቦምስ ኣፎም ማይ ትመልእዬም😂
@RgbeTasfey
@RgbeTasfey 18 дней назад
ናይ ሰላም ይትብ ግን ንምንታይ ሚእቲ ሽሕ ለትበፅሕ ርእኩም ፀጥ ኣይትበሉ ነዕብያ
@MUChotMUChot
@MUChotMUChot 19 дней назад
ዋይይይይይ ቴዲ ዓቅሊ🤣🤣🤣👌👌👌👌👌
@user-cn9zq7yn7w
@user-cn9zq7yn7w 18 дней назад
ካሜራ ድዩ ዋላ እንታይ እዮም ብራ ኢዶም ዝበልዕለዉ😂😂
@AbeyAse
@AbeyAse 19 дней назад
ኤህ ሰላም አቲ የተረገመች 😂😂😂❤❤
@ganoush3003
@ganoush3003 19 дней назад
ዓቅላም ሰባኣይ ኣለኺ ሰሉየ
@user-rm7mt3nq4q
@user-rm7mt3nq4q 18 дней назад
ምግቢ ናበለዑ አይተቅደሑይም ዞም ይሕወትኪይ በለዓም ከመ ዘይበለዑ
@MlatKahsu-i4r
@MlatKahsu-i4r 2 дня назад
እረ ይመችኩም
@سلامهالإثيوبية
@سلامهالإثيوبية 8 дней назад
ዋይ ጨው እግሊዝ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኣፍም😂😂😂😂😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 19 дней назад
ኤፊየ ግን ታይ አካ ቃሊጠፈካ ትሕሪቀ?
@user-qo5mj4xt5x
@user-qo5mj4xt5x 5 дней назад
ታዓዲልኪ ቱቴዲ እንየዎ ኣንደበት❤
@MaryTesfay-k1w
@MaryTesfay-k1w 17 дней назад
wiyyyy Maryamn Kem Lomi Shike Ayfeltn😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-zm7nk9fl7f
@user-zm7nk9fl7f 18 дней назад
ኣታ ምተኩ ሰላም ተገልበጠኒ በለ ቅጫ😂😂😂
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 18 дней назад
ተዲዋይ እንየኣ ጥዕግሰቲ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 18 дней назад
ቴዴ ትዕግስትን ሓይልን ውውውው
Далее