Тёмный

ጌታቸው ተነሲህና ናብ ፍርዲ ንቅረብ ኢሎም/ካብ ኣኼባ ህወሓት ዝወፀ ዝርዝር ዜና/ካብ ፀለምቲ ተመዛበልቲ ዝወፀ ዜና/ tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ሰበር #ሰበርዜና #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #eritreanmovie

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 13 дней назад
ብጣዕሚ የሕዝን ህዝቢ ትግራይ አብ ዝኹሉ መከራን ችግርን እናሃለወ ሰአን አመራርሓ ሐዝውን ፀላእትና ብኾራርምቶም ክስሕቁ እዮም እንታይ አምፀኦ ነንባዕልኻ ምብላዕ ህዝብና ንኸይ ሓልፈሉ ድዩ የሕዝን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏🙏🙏
@cherkostafere2469
@cherkostafere2469 13 дней назад
ብናተይ ግምት ካብ ቶው ዘለው ናይ ሕወሓት ባለስልጣናት ጌች ዝሓሸ እዩ አቶ አለም ግን ናይ መጀመርያ ተጠያቔ ክኸውን አለዎ
@user-cg9je3hb1h
@user-cg9je3hb1h 12 дней назад
,ጌታቸው ሓቂ ተዛሪቡ እንተ እዙ ለይባ ኣለም ግን ጌጋኡ ኣይኣምንን
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 13 дней назад
Nowadays , Getachew Reda is the brain of Tigray.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
መጥፊእና ቐሪቡሎ
@SaronGetachew-pm2nz
@SaronGetachew-pm2nz 12 дней назад
ገቾ ቀፅለሉ በተለይ መንጆርኖ ጋህነም ክትአትይ አለዋ
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 13 дней назад
መለስ ንትግራይ ምንም ዝገበራላ ነገር የለን ከምኣዲ ቀቢርዋ።
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 13 дней назад
ናይ ጌታቸው ዘረባ እንተኮኑ ብሓቂ እተን ዝበልካየን ናይ ብልፅግና ዝተቀበለን እየን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ፀረ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ኣሎ
@user-br6cs6yh6r
@user-br6cs6yh6r 13 дней назад
ጌታቸው ይጋገሎ ንምንታይ እዩ መኸተ ክልተ ሰብ ጥራሓ እዮም ዝመርሕዎ ነይሮም ዝብል ትኽክል አይኮነን እዞም ኩሎም ማእኸላይ ኮሚቴን ጀነራላትን አበይ ድዮም ነይሮም እዙይ ሚዛኑ ዘይሓለወ ገምጋም እዩ ሓቀኛ ገምጋም ንስሃ ንእቶ ግን ተመራፂ ሓሳብ እዩ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ረዳ ንህዝቢ ትግራይ ናይ ጫማ ፀፀር ኮይኑሎ
@destagebremariam-mq7ob
@destagebremariam-mq7ob 13 дней назад
ዝተፃረየ ድዩ እዛ ሚድያ ተከባከባ ገና እናሃለወ ኣይትበትን ተረጋጋዕ።
@tesfanaberhane1507
@tesfanaberhane1507 12 дней назад
ሽሏኽ ወረ ቑንፁል መሽሎኪ ያ ተሓሊዩስ ካብ ተዛራቢኡስ ደጋሚኡ ኾይንካ ካብ ሙሉዕ ባዓል ሙያ ናብ ሽላኽ ወረታት ምድሓብን ምቕርራም ተጀሚርካ መድመፅትኻ ሙሉዕ ስዕሊ ስለዘይረኽቡ ካብ ምድንጋርን ናይ መሽሎኽቲ መሳሪሒ ካብ ምዃን ሓሊፉ ካልእ ፋይዳ ስለዘይብሉ ከም ቐደምካ ኣብ መርትኦን ዝተመፃረየ ሓበሬታ ብምውዛ ተደሊኻ ናይ ባዕልኻ ትንተና ሓበሉ እንበር ርእሱን ጭርኡን ዘይፍለጥ ቑንፁል ወረ እንዳምፃእኻ ንዓኻ ይኹን ንቶም ዝጠቐስካዮም ሰባት ዘየድሊ ኣስማት ምልጣፍ ዘስዕብ እዩ'ሞ ሕዚ ኣይረብሐናን ካብ'ዚ ተቖጠብ ሓናፂ ተኮይኑ ተቐበሎ።
@SisayFkr-qv1nx
@SisayFkr-qv1nx 13 дней назад
ጌቾ ንቅድሚት
@user-nk2dl2bs8r
@user-nk2dl2bs8r 13 дней назад
ሃተፍተፍ ኣብዚሕኻ።
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 13 дней назад
ብጣዕሚ
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 13 дней назад
👌👌❤
@habtomhabtom7831
@habtomhabtom7831 13 дней назад
👍👍👍
@MelesGher-tk5rw
@MelesGher-tk5rw 13 дней назад
ኩሎም ንህዝቢ ኣክቢቦም ዘብልዑ ዝነበሩ እዮም
@sabagebru6850
@sabagebru6850 13 дней назад
ትክክክ ጌች ልክ ነው የትግራይ ህዝብ ይፍርድ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ፀረ ህዝቢ እዩ
@TeumGher
@TeumGher 13 дней назад
ጌታቸው ጌታቸው ኣብዚሕካ፡ ኣይጥዓኻን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ረዳ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 12 дней назад
ጌታቸው እዩ ትክክለኛ።ስራዊት ትግራይን ህዝብ ትግራይን ንጌታቸው እዩ ዝድግፍ።ሌባቡ ኣባይ ስብሓት ኔትወርክ ክትውገዱ ኢኩም
@TeumGher
@TeumGher 12 дней назад
@@kibatuatsebaha6344 ጌታቸው ትግራይ ክምርሕ ኣይኽእልን ብመልሓስ ዓዲ ኣይምራሕን፡ ኣብዩ እዩ ዝመስለኒ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 дней назад
@@kibatuatsebaha6344 askut resah
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 12 дней назад
@@TeumGher ኣነ ተጋዳላይ እየ።ኣብል ስራዊት እዩ እቲ ሓቂ ንፈልጦ ኢና ደጊም ንጥቅሚ ሌባቡ ዝመውት ትግራዋይ የለን።መንግስትና ጌታቸው ረዳ እዩ።ሌባቡ ድማ ክሽነፉን ክውገዱን እዮም ፀረ ህዝብና ዝኮኑ።ከም ኣለም ገብረውህድ ናይ ዝበስበሰ ዝጃጀወ ተለኣኣኪ ስብሓት ነጋ ኣረጊት ኣብቂዑ እዩ
@AhmedMseid-cr2tx
@AhmedMseid-cr2tx 13 дней назад
Waw
@GideyTetemkeGebru-ok1is
@GideyTetemkeGebru-ok1is 10 дней назад
አብ አኼባ ዝተፈላለየ ሓሳብ ክለዓል ይኽእል እዩ ንሱ ድማ ክሳብ ክንደየናይ ሓሳብካ ብነፃነት ትገልፀሉ መድረኽ ዘለዎ ውድብ ምኻኑ እዩ ዘርእየካ። እቲ ፀገም ዝኸውን ከምዙይ ተባህለ እንዳበሉ ምሽጥር ንደገ ዘውፅኡ ሚሐታት አብዘመድረኾም ዝአተዉ መራሕቲ ኢና ባሃልቲ እዮም እዚአቶም ድማ እቲ መድረኽ ከፅርዮም ይግባእ። ሃገር ተኽለብርሃን ድማ እዚ ቆሎ ጥጥቆ ዝኾነ ዘይተረጋገፀ እሞ ድማ እከለ ንእከለ ከምዙይ በሎ ንህዝቢ ትግራይ ምንም ዘይጠቅም ተዘይትዛረቦ ይሓይሽ።
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 13 дней назад
አዛ ወደበ አዘአ ናዘዘኹለ ደመ ፈሰተ ታሓታት ኸና አበ ፀለም መዘገበ ተቀመጠ አተ ጀገነንተ ንመናአሰይ ተገረይን ህዘበናን
@naix3768
@naix3768 13 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@leulhagos-ks3cx
@leulhagos-ks3cx 13 дней назад
ኣብ ዝተጨበጠ መረዳእታ ኮይንካ ሓበሬታ ክተቕርልና ተስፋ ንገብር::
@getachewworku6450
@getachewworku6450 13 дней назад
ሓሳዊ ምድያ
@ashenafiGrmay-pu5uq
@ashenafiGrmay-pu5uq 12 дней назад
ተክልሽ ቀፅለሉ
@GenetGebreslassie-z5m
@GenetGebreslassie-z5m 13 дней назад
ቃለ ሕይወት ያሰማልን ዘማሪው ማን ነው?
@saratarekgne864
@saratarekgne864 13 дней назад
Aleme ke weged alewo
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 дней назад
ጌታቸው ንተጋሩ ሊሂቃን ስነልቦና ብደምቢ ተረዲኡ ከም ኩዕሾ እዩ ዝጥብጥቢም። ይርአየላትኩ መን እዩ ና ኢትዮጵያ ኣንድነት ጠበቓ? መን እዮ መኸተ ዘቆናፀበ ፡ መን እዩ ስነልቦና ተጋሩ ንንስባ ተሳዒርና ዝበለ፣ መን እዩ ውዳበ ድያስፖራ ዝበተነ፣ መን እዩ ብናይ ህዝቢ ሰልዲ መዓልታዊ ዝሰክር? ተገልቢጡ ብፁእ ንምዃን ዝቕድሞ የለን።
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 13 дней назад
Strong Takami higi nikulu bitikikil ziferdi tikam kihili alowo
@user-qd6zs8fp3h
@user-qd6zs8fp3h 13 дней назад
በለዕቲ ወጣት ክሕተቱ አለዎም
@Kibrom-jh5ql
@Kibrom-jh5ql 12 дней назад
Hizibi yikidim zibliwo zineberu abey daa alo hazi gin tplf yibilu alow yahizin
@mengistuweldu4753
@mengistuweldu4753 13 дней назад
ናይ ኣለም ነገርማ ደሓን!
@hiwothagos3849
@hiwothagos3849 13 дней назад
Leke neh gechi
@gezaetekle3711
@gezaetekle3711 12 дней назад
ጌታቸው ሓቁ አሎ ብሰንኪ እዞም ለያቡ እዩ ናብ መከራ ዝኣተወ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 13 дней назад
ሓሳዊ መናቖሪ ኢኻ
@user-qd6zs8fp3h
@user-qd6zs8fp3h 13 дней назад
ያዕሲ ጌቹ ሓንቲ እትድርበይ የብሉይ ናባዕሎም ይኽ ድሃብኻዮም መርሕና ከይብሉ ጥርስ ውጤት እወዲኦም ድአ እሳቶም ታአእትይዎም
@amarelucas9463
@amarelucas9463 13 дней назад
ይገርመናሎ! ቅድም ቀዳድም ከምዚ ዓይነት ንፀላእቲ ሞራል ዘስንቕ ንህዝብና ተስፋ ዘቑርፅ ውሽጣዊ ሕቱኽቱኽ ኣውፂኡ ዝሃበካ ሰብ ክንደየናይ ንመሪሕነት ዘይበቅዕን ዝወረደን ምኻኑ የመላኽት:: ሓውናውን ሳዕቤኑን ደሕንነት ህዝብና መዚንካ እዚ ዜና ፈፂምካ ክተቕርብ ኣይነበሩካን እብል: ጉድኣት እምበር ጥቕሚ የብሉንሞ!
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 13 дней назад
ሃገር ተኽለብርሃን ጥዒኻ ድኻ ፁፁይ ሓበሬታ ድዩ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 13 дней назад
Radio AGAME PP 😂😂😂😂😂
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 12 дней назад
ሃይማኖት ዘይብሎም ፀረ ሃይማኖት ዝኮኑ ከዳዓት ከመይ ገይሮም ክንስሁ. ወይስ ከም ሓዱሽ ክጥመቁ?
@yoseafberhereda8387
@yoseafberhereda8387 13 дней назад
Tegaru ente koinkum baela t p l f wega,awi meglesi sgab ethbena mistirat kiwesu nihzbi tiray aytekmn
@walcott_jr
@walcott_jr 13 дней назад
ማንም ልዕሊ ሕጊ ክኸውን የብሉን ኩሉ ገበነኛ ናብሕጊ ክቐርብ ኣለዎ። ሎም ከምቀደም ብዓሌት ብጉጅለ የለን።
@bibatigray4002
@bibatigray4002 13 дней назад
Of course generalat nai wighih halftime iom Getachew intai aflitwo nai wighih bijeka miblah ab nefsu migjaf yree kindighele zikowin izbi bitmiet inamote
@AmahaTadese
@AmahaTadese 13 дней назад
ኣብ ትግራይ ካብ ብቀደሙ ካብ ጥንቱ ናይ ህዝቢ ትግራይ ውድቀትን ውርደትን ቁ 1 ተጠያቂ ክኾን ዘለዎ እዚ ኣለም ዝባሃል እዩ። ። ግን መን ሰማዒ እሞ ድማ ነብሱ ምስ መለስ ከዋዳ ድር ይፍትን ኣሎ ነእሽተይ ዓይነ ሕፍረት ዘይፈጠረሉ ንመለስ ክውቀስ እንተኾይኑ ማ ንዓኻ ዝሓደገልና ዩ። ስለዚ ዓገብ ንበሎ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዕሸል መን እሰይ ጎዲፍካ ኣነየ ኣምበሳ ምባል ዓገብ ዓገብ-----ዋእ ሓፋሽ ውን ለብም።
@yoseafberhereda8387
@yoseafberhereda8387 13 дней назад
Zeytregages keryu ztegages entekone win meglesi key wese nab midia kiwese gegaeyu
@-dg3wc
@-dg3wc 13 дней назад
Ygern eu abzuom mwdakba
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ረዳ ናይ መወዳእታ ጎሓፍ እዩ
@KayoKumsisa
@KayoKumsisa 13 дней назад
ገና ካብ ጌቾ ትግራይ ቡዙሕ መቀይሮታት ትፅበ
@user-fi5uv3fc8z
@user-fi5uv3fc8z 13 дней назад
ኣብ ስደተኛታትን ተፈናቐልትን ምምላስ መዓት ዕንቅፋትን መከራን እናገጠሞ ህወሓት ብዝ ዓባ ስልጣኑ ጥራሕ ሕቱኽቱኽ ክብል ኣብስብሰባ ይውዕል ኣሎ ፣ ካብዙይ ዝባኣሰ ፀረ ህዝብነት ይህሉ ዶ ይኾን???
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ጌታቸው ን ሕውሓት ን ሓድነት ተጋሩን ናይ ጫማ ፀፀር ኮይንዋ ኣሎ 😢
@feredegebremedhin5042
@feredegebremedhin5042 12 дней назад
ሓድነት ተጋሩ ማለት ታይ ንምብላእዩ.......
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 12 дней назад
@@feredegebremedhin5042 ፀረ ሓድነት ኾይኑ
@bibatigray4002
@bibatigray4002 13 дней назад
Getachew nai hizbina mimlas zeyhasib cab mis Alem G.wahid zinachatet shame on him
@user-kj7vc5vz8w
@user-kj7vc5vz8w 13 дней назад
ህዝቢ ነድሕን ክንዲ ምባል ውድብና ነድሕን ኢልካ ኩሉሻዕ አኬካ ትርጉም የብሉን ህዝብኩም አድሕኑ
@hadasgebreyohans6030
@hadasgebreyohans6030 13 дней назад
ሓሳዊ ኢኻ ናይ ባዕልኻ ውልቅ ሪኢቶ እዩ
@NatnaForum
@NatnaForum 13 дней назад
የቅንየልና! ሓሳብ እንተለካ ግን ክንቅበል፣ፀርፊ ኣይናይ ተጋሩን ኣይ ናይናን።
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 13 дней назад
ሸሊኹ ዝወፀ እንዳበልካ ናይ ባዕልኻ ዝንባለ ናብ ህዝቢ ምትፋእ ግን ፀለመ እውን እዩ ፀረ ህዝቢ በታታኒ እውን እዩ።
@NatnaForum
@NatnaForum 13 дней назад
ፀለመ፣በታታኒ ዝብሉቃላት ብመርትዖ ደግፎም። እዚ ሚዲያ እዩ፣ ሓሳብካ ኣቀምጥ እንተተጋጊና ይቅረታ ልክዕ እንተኮይና ድማ ንቅፅል።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 13 дней назад
ጌች. F ሂብዋቶም.
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 13 дней назад
Getachew tsibuk alo kab giegu ztemehare ymesl beal alem gn hiji wn sikay hizbi tenawihu hasab eyu zekrbwo zelewu,,,
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 дней назад
የዋህ አኢኻ ይመስለኒ?
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 13 дней назад
Kemey malet?
@hiwetweldu
@hiwetweldu 12 дней назад
ኣብ ትግራይ ንኣብዪ ዝመስል መፂና ንሱ ደሞ ገች እዩ ወድዛ ዓፋኒ ዓፈና ኣይዋፀካን በልኻክ
@user-gi3ni7vu6v
@user-gi3ni7vu6v 13 дней назад
ቶስስታስ ሓሳዊ ካብ መን ዝረኸብከዬ ሓሶት እዩ ንምዃኑ ዕላማኻ ከብ ገንዘብ ምእካብ ንለዕሊ ምንም ከምዘይብልካ ዘግሃደ ምድላው ሒስካ ምቅርራብካ ተዓዚበ ። ውድብ ህወሓት ፀገማቱ ፈቲሑ ናብ ዝነበሮ ቁመና ንምምላስ ዝገብሮ ቃልሲ ከምዚ ዓይነት ቁንፁሉን ምንጩ ዘይፍለጥን ሓሳብ ሒሳብ ሒስካ ምቅራብ ብዙሕ አይዛልቅን ።
@user-vy5qz5bt7x
@user-vy5qz5bt7x 13 дней назад
ህወሓት አንዳበለ እንዳበለ ናብታ ዘይትተርፍ ሞት ወይ ሕዉየት ፍርዲ ትቃረብ ኣላ።ገሊኦም ከም ልማዶም ሽጉጥጉጥ ኢላ ትሓልፍ መሲልዎም ኔሩ።ግን ጌታቸው ብዘይተለመደ ዘስደምም ጅማሮ ኣርእዩና ኣሎ።ካልእት'ዉን ካብ ቲፎዘነት ሓሊፎም ዝስምዖም ክገልፁ ይግብኦም።እንተዘይኣለ ብህሊናኻ ካልእ ብኣፍካ ንኣለም ወይ ንጌታቸው ወይ ንኻልእ ክተሕጉስ ምዝራብ መተዓዛዘብን ክሓድር በሃላይነት ዘምህር እዩ ክኸዉን።ኣለም ገ/ዋህድ ብዛዕባ ስትራቴጂክ መሪሕነት ስእነት ብመለስ እዋን'ዉን ኣይነበረን ዝብል እንተኔሩ ተቃላሳይ እንተነይሩ ሽዑ ዘይዛረብ።ሐዚ'ዉን እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ሓድሽ መድሓኒት ክርከበሉ ይቃመም።
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 13 дней назад
Don’t you think you are exposing irrelevant news? What ever said in a meeting should remain within, unless it has use and relevance to Tigrai people.
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 13 дней назад
እቲ መረጃ ክንደየናይ ሐቂ እዩ ወይስ ናትና ፎሮም ከምቶም ካልኦት ዩቲባት ዓጀውጀው ምባል ጀሚራ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ብምልሓስ ማንም ኣይኽእሎን ንባዕሉ ኣፍቲ ሽግር ከምዘሎ ጌሩ እዩ ኩሉ ግዜ ዝዛረብ ጌታቸው ሐቀኛ መራሒ እንተዝኾውን ኔሩ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለው ግዕዝይና ስርቆት ናብ ፀላኢ መረጃ እሕሊፍካ መሃብ ናይ ሰብ ዝውውር ተፀሚዶም ዝነበሩ ውድብ ንምፍራስ ዝጨቀዩ ናይ ሕወሓት ማዕከላዊ ኮሚቴ ንምንታይ ኣነ ኣብ መሪሕነት ኣብዘለኹሉ ዝጨቀው መረሕቲ ሒዘ አይቅፅልን ዘይብል ሕዚ ትመፅእ ዘላ እኮ ብጉሕለትን ስርቅን አለም ገብረዋህድ ኢድ ኣለዎ ዝባሃል ዝነበረ ናይፀላእቲ ወረ ድዩ ኔሩ ሕዚ ግን ካሊእ ኮይኑ እየ ዝሰምዖ ዘለኹ ዞሮ ግን ሕወሓት ፀርያ ክትወፅእ ኣለዋ
@NatnaForum
@NatnaForum 13 дней назад
ክቡር ሓው እዚ ሚዲያ እዩ። ሚዲያ ድማ ሓደ ወድብ ከይፈርስ፣ከይነቅዕ እንዳበለ ክሸፋፍን ኣይክእልን። እዚ ሓበሬታ እዚ ብረብሓ ህዝቢ ኣንፃር ክግምገም ከሎ: ኣደዳ ናይ ፀላኢ ፕሮፖጋንዳ ካብ ምኳን የድሕን፣ብባዕልና ነንባዕልና ንገብሮ ዘተ ኣዝዩ ዝሓሸ እዩ። እንተ ፀላኢ ተቃዋሚ ዝበልካዮ እዚ ሚዲያ እዩ ደገፍቲ እውን ተቃወምቲ እውን ኣይኮናን። ኩሉ ሰላም ክከውን ከምውድብ ድማ ህወሓት ጥዕንኡ ውሑስ ክኮን ትምኒትና ክንገልፅ ንክእል እምበር ድጋፍ (ነቀፌታ) ክህልወና ኣይክእልን። ስለ ጌታቸው ዋላ ደብረፅዮን ደጊፎም ዝዛረብዎ ግን ከም ሚዲያ ኣይንቅበሎን(እዚ ንህዝቢ ናብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ)
@AbrehaleyArku
@AbrehaleyArku 13 дней назад
ጌታቸው ረዳ ሓቀኛ ተቃላሳይ ኢኻ ብኡ ቀፅል እቶም ጉጂላውያን ግን ንፈልጦም ኢና ንህዝቢ ትግራይ ምንም ሓሳብ ዝየብሎም ዕንይንይ እዮም።
@santiyago7635
@santiyago7635 13 дней назад
መለስ መራሕ ኢትዮጵያ እምበር ትግራይ አይነበርን ንትግራይ ፈሊዩ ዝገብርላ ነገር እውን የለን። ባጀት ዶ ከልኪሉዋ? መሰል ዓርሰምሕደራአዶ ከሊእዋ? ምጥንባ ትግራይ መሪሕነታ እዩ መለሰውን ከምሃገሩ። ኮይኑ ግን ሓቂ ሚዛን እያ ወርቂ። ንቀራዕ።
@hilufgirmay5315
@hilufgirmay5315 13 дней назад
ጌቾ ጀግና ጉቡእ መልሲ ሂብካዮም አለኻ ቀፂለሉ
@meharitesfay1262
@meharitesfay1262 13 дней назад
እንታይ ቦሮቕሮቕ ትብል ኣለኻ እሞ? እዚ ሚስጥር ንደገ ደርጒሕኻ እንታይ እዩ ትርጉሙ?
@NatnaForum
@NatnaForum 13 дней назад
እቲ ምፅራፍካ ኸ እንታይኮን እዩ ትርጉሙ? ንዓና ተጋሩ ፀርፊ ኣይምጥንን ፣ሓሳብ እንተለካ ፅቡቅ ሓሳብካ ኣቐምጥ።
@haileelectronics
@haileelectronics 13 дней назад
ህወሓት ታይ ያ አብያታ ሞት
@user-qv6vx9qc9w
@user-qv6vx9qc9w 12 дней назад
ወዲ ረዳ ንቅድሚት
@user-lm7jp2ql4p
@user-lm7jp2ql4p 13 дней назад
አብ እዎን ኢቴዮ ኤርትራ ዝነበረ ናይ ህዎሓት ምግምማእ ንባል መን ከምዝጎድኣ ባኣል መን ድማ ከፋት ረኺቦም ከምተጠቅሙ ኣሸዃንዶ ባእላቶምሰ ነኻልእ ኣሻኾነ ለባም ገሪምዎ እዩ! ህጅ ድማ ፈላላይካ ኣብ ከንዲ ብሚሰጥር ምውዳእ ኣብ ኣደባባይ ንጸላእን ፈታውን ሰምኡለይ ራኣይሎይ እሞ እንታብ ምጋጋ ጸላኢ እንተይ ወጻኻ ብጣእሚ የህዝን
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b 13 дней назад
ፁብቅ የሰማዓና እምበር ንማንም ክንአምን አይንኽእልን አዳመይ ግዜን ኩነታትን እናራየ ሸለው ላጋ እናበልካ ጉዑዞ ይአክል ናብ ዝኸፍአ ሽግር ከይተእትውና ሰለ መድሃኒአለም እዚ ህዝቢ እዚ እንታይ በደለ?
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 13 дней назад
ጌታችው ጀግና ድምፅ ህዘብ አዮ ገታችወ ንቅደምት ምት
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 дней назад
ዝረሳሕ ጌታቸው ዝበሃል ደንቆሮ ክንደይ መላምል ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዝሓለፍሉ ቃልሲስ ክንደይ ታሪክ ዝሰርሑ ጀናራላት ትግራይ ጠንጢኑ እቲ ዓወት ናብ ክልተሰባት ጥራሕ ኣጣቢቑ ሃተፍተፍ ይብል ጎሓፍ ስለዚ ጌታቸው ቑፅሪ ሓደ ተሓታቲ እዩ
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 12 дней назад
ጌታቸው ዝበሎ ሀቂ እዩ ፀቢብ አእምሮ ዘለዎም ከማኻ ዝዓምሰለ ረሳህ ርዕሲ ግና አይጥዕመኩምን።
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 13 дней назад
ህወሃት ካብ ገፀ መሬት ከጠፈኢ ጠራይ አዮ ዘለው
@user-qq9ym3rz8y
@user-qq9ym3rz8y 13 дней назад
ጌቾ ንገሮም ኢኻ ንቶም ሰረቅትን ሓሰዉትን ፀረወጣት !" ብደም ወጣት ትግራይ ፖለትካዊ ክስቢ ዝለመዱ ብዘይ ሓፍረት መለስ ዘጥፈኦ ጥፍኣት ኢና ዝደገምናዮ ይበል !!! መለስ ከምን ኣለምን መሰላቱን ጎሓላሉ ንትግራይ ከምድላዮም ነኽጫወትዋ ዝፈቀደ መራሕ እዩ። መለስ ክሰግዱሉ ተኾይኖም ካደረታት እዮም ክሰግድሉ ዝግባእ ብህዝብ ስም ዝሽቀጠለን ትካላት ንሳተንም ንህዝቢ ኣይናረክብን ደምስርና እየን ኢሎም ዕርፍ !! ካብኡ ሓልፎም ፀረ ህዝብ ዝኾኑ(ንኻብዶም)ዝሓደሩ ምድያታት ዝምውልሉ ኾይኑ ኣሎ።
@user-kt5vf8tj5b
@user-kt5vf8tj5b 13 дней назад
ከም ጌታቸው ወዲ ሽረ ሓደ ተርከብ ህዝቢ ምዳሓነ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 13 дней назад
ጌታቸው ንተጋሩ ሊሂቃን ስነልቦና ብደምቢ ተረዲኡ ከም ኩዕሾ እዩ ዝጥብጥቢም። ይርአየላትኩ መን እዩ ናይ ኢትዮጵያ ኣንድነት ጠበቓ? መን እዮ መኸተ ዘቆናፀበ ፡ መን እዩ ስነልቦና ተጋሩ ንምስባር ተሳዒርና ዝበለ፣ መን እዩ ውዳበ ድያስፖራ ዝበተነ፣ መን እዩ ብናይ ህዝቢ ሰልዲ መዓልታዊ ዝሰክር? ጌታቸው ዘይሓዞ ሓላፍነት ታይ ኣሎ? ተገልቢጡ ብፁእ ንምዃን ዝቕድሞ የለን።
Далее
СДЕЛАЛА БРЕКЕТЫ ДОМА
01:01
Просмотров 1,2 млн
His reaction 😳 (via @kaitlyn.b0506/TT) #shorts
00:10
СДЕЛАЛА БРЕКЕТЫ ДОМА
01:01
Просмотров 1,2 млн