Тёмный

ግብረሽበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ 

Fnan App Infotech
Подписаться 339 тыс.
Просмотров 111 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 624   
@thomassanckara3352
@thomassanckara3352 4 года назад
ፍናን ጅግና ኣጆካ በርትዕ ኣይትሕመቅ እቲ ላይክን ሸርን ናባና ግደፎ
@yoroshalemyoroshalem9685
@yoroshalemyoroshalem9685 4 года назад
Fnaney jgna wedi jeganu abo hki kexlo aythmek nber hawey natey
@habenhabeney4723
@habenhabeney4723 4 года назад
ኣን ኣብ 2015 ብ ዳዕሽ ካብ ዝተታሓዝኩ ሓደ እየ እዞም ኤርትራውያን ኣይኮኑን ትብሉ ዘለኩም ኣይትጋገዩ ኣብቲ ሹዑ ጊዜ ሓደ ኤርትራዊ ኣባል ዳዕሽ ብዓረብ ዝተዛረቡና ይቱርግመልና ኔሩ ስለዚ ኤርትራውያን ሙስሊም ውን ምስ ዳዕሽ ኣባላት ኣለዉ።
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 года назад
Islam malet iko daishi eyom
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 4 года назад
ከምዚ እንተረኪቦም ደኣ ዓይኖም ከይ ሓሰዩ ይኣትዉ 100% በዘይ ጥርጥር።
@mahmudomer7815
@mahmudomer7815 4 года назад
When you hate us we would also hate you xulul agzigzigzigyan
@menkemelyas2908
@menkemelyas2908 4 года назад
Hawy men smka bro. Kalie aykonen ane keman 2015 ab enda dash tethize nere maby neflet nekwen
@mosimosi5164
@mosimosi5164 4 года назад
@@mahmudomer7815 aslamay entadeka tigedf konka dae wedi shermuta
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 года назад
ፋኖ ጂግና ወዲ ሃገር እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ 🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇱🇷🇮🇱🇮🇱
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
Fnan hawey ane meglexi yebleyn abakan ab kulom agazian bflay dma ab tesfaxon abaka meglexi ybleyn so jesus krstos bless you all tigrina and Kristian ✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@e.kesete4069
@e.kesete4069 4 года назад
God is love 👍👍
@tv3726
@tv3726 4 года назад
ፍናን ጅግና ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ንሓቂ ምማት ይበልጽ እዞም ጅሃድን ደዓሽን ኣብ ሃገርና ቦታ ኣይክንህቦምን ኢና ።
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 4 года назад
ቢጣዕሚ ጎበዚ ፍናን ሓውና።ነቶም በሊዖም ዚርስዑን ሰሚዖም ሚኪኒት ካብ ዚደልዩ ይምሓረና።
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 4 года назад
ምስ እስልምና ለባብ ለባም ምጽዋት ማለት ብሂወት ዝመጽእ ወለዶ ደቅና ደቂ ደቅና ኣብ ሓደጋ ምውዳቅ ማለት እዩ ን ኣብነት ሃገራት ክርስትያን ዝነበራ ሃገራት ሎሚ ኣበይ ኩነታት ኣለዋ ንትዓዘብ ሱርያ፡ግብጺ፡ልብናን፡ቱርኪ፡ኢራቅ ሃገራት ክርስትያን እየን ነይረን እስልምና ውሕጥ፡ውሕጥ ኣቢልወን ኤርትራ ድማ ካብ 8 ብሄራት ወሊዶም ወሊዶም ምስ ግዜ ንህዝቢ ትግርኛ ዓብሊሎም ክውሕጥዎ እዩ ሕልሞም ዘሎ
@tsegaihaile27
@tsegaihaile27 4 года назад
bravo, very wise
@mandelaman776
@mandelaman776 4 года назад
ኣሻዓለይ ራዛ ተወደብ ታሪኽ ስራሓ ☠️
@romodanomer7480
@romodanomer7480 4 года назад
Kkkkkk
@KazibwePatrick-x7k
@KazibwePatrick-x7k 6 месяцев назад
ሓሳዊ መን አዩ ትጻዊቱ ንስክሃ ንባዕልካ ካብኦም ትኽውን ንምን ኢኻ ትድፋፍእ ዝልኻ
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 4 года назад
ኣደይ ሲ ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ እዩ ትብለኒ ነበረት።
@loveeri9121
@loveeri9121 4 года назад
Haka endya emo
@angelofranko3266
@angelofranko3266 4 года назад
ኣላህ ዋክበር
@wedibelih7205
@wedibelih7205 4 года назад
ፍናን ሽኮር ቀጽሎ ዘይ ምሕማቅ,እዞም ምውሓጥ ዝኣበየኩም ማይ ስተዩ⁉️
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 4 года назад
ሕልኩስ እንታይ ኮንካ ሲእልካ ውሓቶ
@visionary8216
@visionary8216 4 года назад
Almda Almda Wihato wedi jihad
@efremhabtendrias1695
@efremhabtendrias1695 4 года назад
Wedi haradi seb entay adika konka whato enber
@yosiefmehari966
@yosiefmehari966 4 года назад
ጽቡቅ ገርካ ፍናን ኣስላም ኤርትራ ውን ምስኦም ኢድ ኣለዎም ምክንያቱ ደዓሽ ኢንተ ኢልና ኮርፈፍ ይብሉ ኣስላም ኣብቲ ቁርዓኖም ኒክርስቲያን አንተቀቲልካ ቲጸድቅ ይብሉ።
@tomtom-rk8eo
@tomtom-rk8eo 4 года назад
ፍናን ሓውና ናዕና ምእንቲ ክጥዕመና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኽ።
@oneday2929
@oneday2929 4 года назад
የቀንየልና ፍናን
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 4 года назад
ፍናን እንካዕ ብዳሓን መጽእካ ጥዕም ላዛ ።
@amanmogos4548
@amanmogos4548 4 года назад
ፍናን ብትገብሮ ዘለካ ኩሉ ትግሪኛ ሳላካ እቲ ኩሉ ተሓቢእዎ ዝነበረ ፡ከም መብራህቲ ኩልዕ ኢልዎ ሳላካ ኩሉ ሰብ ተንውሕ ከምዘለካ የመስግነካ።
@biniamfiseha6853
@biniamfiseha6853 4 года назад
Ferihe iyfelithin eye, lomi gn ni tsibah eritrea frihela, God bless our country.
@KH.Media1991
@KH.Media1991 4 года назад
biniam fiseha 🇪🇷❤️👈
@marcilion9562
@marcilion9562 4 года назад
ፍናን ቸንቶ 100%: ብጣዕሚ እየ መደባትካ ዝፈትዎ ቐጽሎ ካባና ትደልዮ ድማ ከነማልእ ድሉዋት ኢና። ብ, ንህዝቢ እትህቦ ዘለኻ መሃርን ኣዘናጋዕን መደባትካ ከምኡ ዉን ነዚኦ ጉሪምሪም ዝብሉ ግቡእ መልሲ ሂብካ ክትምልሰሎም ከለኻ ደስ ኢኻ ትብለኒ። ቀጽሎ We love you !!!
@tesfayisaac2896
@tesfayisaac2896 3 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪኸ ዓለም ውን ሰለምታይ ዘይትሕግዞም ዘገርም አዩ ።
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 года назад
መርሓባ ፍናን እንቋዕ ብሰላም መጻእካ። ካብ ርእሶም ከይትወርድ ነዞም ሓረድቲ። ኣብ ርእሶም ኣሎና። ኣብኡ ከለኻ ድማ መበል 72ዓመት መዓልቲ ናጽነት እስራኤል ኢዩ ሎሚ 29/04/2020።
@wetruhugus-2pac854
@wetruhugus-2pac854 4 года назад
Sdetna sdet Israel yegeberlna yehwatey
@saronhh671
@saronhh671 4 года назад
Kkkkkkkkk
@dawitlove
@dawitlove 4 года назад
Mike weldu kkkkkkkkkkkkkk
@genethabtemaryam2655
@genethabtemaryam2655 4 года назад
ፋኒ ሓወይ ተባዕ ኣጆካ ደባሲ ልበይ ንስካ ኢካ ጸግዐይ አቶም ንፍናን ትጻረፉ ዘለኩም ትግሪና ካኣ ድንቁርናኩም ኢኩም ትገልጹ ዘለኩም ወዲ ዓሻስ ክልተ ግዜ ይህረም ዝበሃል ከምዚ ናትኩም አዩ ልቢ ግበሩ
@Weysebdekey
@Weysebdekey 4 года назад
Aye lebamey fezaz
@RuftaEwan
@RuftaEwan 4 года назад
ፍናን ናይ ብሓቂ ፍናን ኤርትራ ኢኻ፡ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና። ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን ።
@dawtemahatsion8672
@dawtemahatsion8672 4 года назад
ውሕጅ ከይመጽአ መገዲ ውሕጅ ጽረግ እዩ ግርም ንእትገብሮ ዘለካ ጅግንነት መዳርግቲ አለቦ ኢካ ።
@henokkidaneh2677
@henokkidaneh2677 4 года назад
Nay bhqi eti elama kemu u kan xuli rhqina neqihna mixnh u Kunu lewhn kem rigbit Rugumn kem temni Nimty xileka alelka minkasu u.
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 4 года назад
ፍናን ኣንበሳ ኣጆኩም ጥራይ ኣጆኩም እዚኦም ደኣ እንተቀኒናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ቆማላት ደቂ ማልቅያዋን ለካሚኦም ይምጻእ።
@awetzemuy986
@awetzemuy986 4 года назад
ንሓንቲ ደቂቕ ውን ክንዛነ የብልናን ኣብነት ሃገረ እስራኤል ክንወስድ ኣለና ሓይልናን ሓድነትናን ምስ ዝደክም ህላወና ውን ኣብ ቂዑ ኣሎ። ኣጆኻ ፍናን ከም ስምካ ድማ ፍናን ሃቦ ነዚ ኣብ ስደት ዘሎ መንእሰይና ገለ ምስ ዓበይ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ድማ ኢንተርቪው እንዳገበርካ ኣማዕብላ ቲቪ ናትና ስለ ዝኾነት ቻነልካ ቻነልና።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ሰላም ክበዝሕ ኢዩ ድማ ግድን ከመይሲ ኣብ ክርስትና ምንባር ሰላም ስለ ዝኾነ።
@tesfayrafael7223
@tesfayrafael7223 4 года назад
ኣጆካ ፍናን ኣብ ጎንካ ኣለና ጽብቅ ትምህርት ኢዩ። ዕም ዝበለ ይታሓጎም
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
ጽቡቕ ጌርካ ፍናን ሓወይ
@mikigebrhanns3392
@mikigebrhanns3392 4 года назад
Ate eza wadu katkafeine fors fenane
@ያቆብካብስደትናብስደት
Mussi ab comment zeyterf wedi kkkk
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 3 года назад
ናይ ብሓቂ ረሳሕ ባዕለገን ዝኮነ ኣመራርሓ እዩ ነዚ ሓቂ ኣብ ማስመድያ ኣጉሊሕካን ኣቃሊዕካን ምውጻእካ ክብረት እግባኣካ ፊናን ሓቢቢ
@ABIELDEBESAYGILAZGI
@ABIELDEBESAYGILAZGI 11 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@sunsu2407
@sunsu2407 4 года назад
ኣነ ነዞም ን ፍናን ዲስላይክ ሂብኩሞ ዘሎኹም ሰባት ካብ ዳዕሽ ፈለ ኣይሪኣይኩምን ኢየ ፍናን ሓውና ኸኣን ኣብ ሂወትካ ሰላም ኣብ ግዕዞካ ዓወት ይምንይልካ ።
@dejendejen2276
@dejendejen2276 4 года назад
Nay behaki msaka aleku bro
@amanhiyab384
@amanhiyab384 4 года назад
Absolutely right
@samsonkidane7131
@samsonkidane7131 4 года назад
SUN su ane nikulatkum dislike hibekum aleku. Hiji tetsarefu
@ዝኣምናሃይማኖትፍቅሪእያሹ
የቀንየልና ፍናን ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ስክፍ ኣይበልካ ቀጽለሉ ን ኣሽባሪ ናቱ እንተሃብካዮ ዘጉረምርም እንተሎ ምቅንጫሩ ኣነ በዛነብሰይ ናይ ማንም አምነት ተከታሊ ኣይ ኮንኩን ግን መክረርቲ ኣስላም ኣለዉ ንሳቶም ድማ እዞም ዝገለትጽካዮም አዮም ክብለካ ዝደሊ ፍናን ሓውና ክትብርትዕ ኣለካ ስሜዒታዊ ንከይትከውን ተጠንቀቅ ትራሕ አንበር ትሕጉሰኒ ኣለካ ኢካ
@ትንሳኤትግራይ
@ትንሳኤትግራይ 4 года назад
ናይ ማንም እምነት ተከታሊ ኣይኮንኩን እንታይ ዳኣ ተምልክ ጣኦት ??ናይ ኦረርቶዶኩስ ተከታሊ ንክትከዉን ተስፋ ይገብር
@defuvd054lol9
@defuvd054lol9 4 года назад
ነዛ ቪድዮ ንሱዳናውያን እንተ ንነግሮም፡ እዚኦም ኣዕራብ ዝበሃሉ ረሳሓት እንድዮም ኔው በሎም፡ እንዳበሉ ምስመለሱልና ኔሮም።እዞም ኣስላም ናይ ኤርትራ ግን፡ብዛዕባ እዞም ኣሸበርቲ እንዳዕሽ ክትዛረብ ከለካ፡ ኮርፈፍ ይብሉ!!!!!!
@dawitgurja5009
@dawitgurja5009 4 года назад
Kkkk etay eyu tsegemom
@peace2684
@peace2684 4 года назад
አንታ ወዲ ኮማንዲስ እንታይ ወሪዱካ ዘይከውን ትዛረብ
@selamtesfay9975
@selamtesfay9975 4 года назад
Eriterawiyni tiray aykonuni wali ethiopawitani
@Lovepeace298
@Lovepeace298 4 года назад
Enjera alem blae sle ta haqi zitezarebkaya
@samsonama6855
@samsonama6855 3 года назад
ሓቒ ወገነይ ከምኡዮም ኣፎም ካልእ ልቦም ካልእ
@yohannesainialem1600
@yohannesainialem1600 4 года назад
Keep continue telling the truth Fani bro.
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 года назад
ፍናን ማንም ከፋራራሃካ ዝፈተነ ጀልፋፍ ቀቢላ ናባይ ሪፈር በሎ
@nonstop1991
@nonstop1991 4 года назад
I love you just your message is good 👈🇪🇷
@teclinokesete5336
@teclinokesete5336 4 года назад
Brather ፍናን God bless you ብተቅርቦ ኩሉ አዚየ የመስግነካ አሞላክ ይባርክካ ብትደልዬ ዘበለ ይረከበልካ ኩቡር ዝሐወየ we lave you.
@andommirach1210
@andommirach1210 4 года назад
ፍናን ሓውና ኣብ ጎድንኻ ኣለና ቀጽሎ ዘረባ ጸማማት ኣይትስማዕ
@merihkibreab4358
@merihkibreab4358 4 года назад
Betami xubuk fenahn wedi
@ገራሚሁን
@ገራሚሁን 4 года назад
ፍናን አቦ ሓቂ መደባትካ ፍሉይ መቃረት አለዎ በዚ አገጣሚ ዝከበረ አድናቆተይ ክገልጸልካ ይፈቱ ፡ እዞም ሓቂ ተዛሪብካ ኢሎም ኮርነፍነፍ ዘብሎም ዘለው ድማ. ሓይሊ ወይ ድማ ጽቡቅ ዕድል ዘይረከቡ ኮይኖም እምበር ካብቶም አክረርቲ አሸበርቲ ዳዕሽ ፈሊካ ዝረአዩ አይኮኑን ምክንያቱ መጽሓፎም ስለ ዝኣዘዞም ።
@zebibtesfagaber1583
@zebibtesfagaber1583 4 года назад
Xubuq srah fananey shkorrrr kexlo trah bzuh temahrima azyka blux menesey edmen tenan yhabka zwedey ❤️🥰🙏✝️
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
ጹቡቅ መግለጺ እዩ ፍናን አሶም ግብረሽበራ ኣልዒልካ ኢሎም ዝጻረሩ ታሪ እዩ በሎም ምስ መግለጺ ዓለም ተጻባጸቡ በሎም
@mowfgmohamed1730
@mowfgmohamed1730 4 года назад
እስልምና መጽሓፍ ወይ ቁርኣን፣ ብዶክተር/ መሓመድ ዝተደረሰት ልቢ ወለድ ዛንታ ጽንጽዋይ፣ ናይ ጽልእን ቅንእን ቂምታን ስርቅን ሓሶትን ዝሙትን ሰይጣናዊት መጽሓፍ ኢያ።
@philimonsiem6366
@philimonsiem6366 4 года назад
Mowfg Mohamed ትክክል ኣለኻ ግን ካበይ ከምጽኦ ዶክተር ድኣ
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
ala nska wedi kafir wedi gumama wedi xomaqit swa
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
@@philimonsiem6366 😠😠😠😠
@bettbett9203
@bettbett9203 4 года назад
Mowfg Mohamed kkkkkkkkk ata anbibi kaya eika mesleni Kabta abe kali kefli zete mahrnai mexhaf mexe hafkum da ket mehreka eya anbeba dobqoro wahid
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 года назад
@@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ IS ISLAM IS PEACE እስላም ናይ ሰላም ሃይማኖት Koran 2:191 "slay the unbelievers wherever find them." ቁርኣን 2:191 "ንዘይኣመኑ ኣብ ዝኾነ ቦታ ምስ እትረኽቦም ሰይፎም" Koran 3:28 "muslims must not take the infidels as friends." ቁርኣን 3፥28 "ኣስላማይ፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ: ኣዕሩኽ ክገብር የብሉን" Koran 5:85 "any religion other than islam is not accebtable." ቁርኣን 5፥85 "ብዘይካ እስልምና፡ ዝኾነ ዓይነት ሃይማኖት፡ ቅቡል ኣይኮነን" Koran 5:33 "malm and crucify the infidels if they criticize islam." ቁርኣን 5:33 "ኣብ ሓቀኛ እምነት ንዘይኣምኑ፡ ንእስልምና ዝኸሱ፡ ብኖራን ስቕለትን ቅጽዓዮም" Koran 8:12 "terrorize and behade those who believe in scriptures other than the koran." ቁርኣን 8፥12 "ካብ ቁርኣን ንላዕሊ፡ ኣብ ቁዱስ መጽሓፍ ንዝኣምኑ፡ ራዕድን ሽበራን የእትወሎም፥ ርእሶም ቁረጾም" Koran 8:60 "muslims must muster all weapons to terrorize the infidels." ቁርኣን 8፥60 "እስላም፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ ሽበራ ንምግባት፡ ኩሉ ዓይነት ብረት ክመልኩ ኣለዎም" Koran 8:65 "the unbelievers are stupid; urge the muslims to fight them." ቁርኣን 8፥65 "ዘይኣመንቲ ደናቑር እዮም። ክዋግእዎም ንእስላም ደፋፍእዎም" Koran 9:5 "when opportunity arises kill the infidels wherever you find them." ቁርኣን 9፥5 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ዕድላት ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ቅተሎም" Koran 9:30 "the jews and christians are perverts, fight them." ቁርኣን 9፥30 "ኣይሁዳውያንን ክርስትያንን ብዕሉጋት(ጽዩቓት) እዮም፡ ተቓለሶም" Koran 9:123 "make war on the infidels living in your neighborhood." ቁርኣን 9፥123 "ኣብ ጎረባብትኻ ንዘለው፡ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ተዋግኣዮም" Koran 22:19 "punish the unbelievers with garments of fire, hooked iron rods, boiling water, melt their skin and bellies." ቁርኣን 22፥19 "ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዘይኣምኑ፡ ክዳውንቶም ኣብ ሓዊ ብምቅጻል፡ ኣብ ጫፉ ዓንቃሪቦ ዘለዎ ሓጺን ዘንጊ፡ ቆርቦቶምን ከብዶምን ብምምካኽ ቅጽዓዮም" Koran 47:4 "do not hanker for peace with the infidels; behade them when you catch them." ቁርኣን 47፥4 "ሰላም ምስ ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ዘይኣምኑ ኣይትተሃንጠ፡ ኣብ ዝሓዝካዮም ግመዶም" ምንጺ ቁራን ጸሓፋይ እንድዒ!
@y.g5890
@y.g5890 4 года назад
አብዛ መርየት መጨረሻ ክርስትና ሃይማኖት ክነግስን ክነብርን እዩ
@loveeri9121
@loveeri9121 4 года назад
Yes bro💒💒💒💒💒💒💒
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
Kkkkkkkkk kkkkkkkkk
@ኩሉጊዜተማሃራይ
@ኩሉጊዜተማሃራይ 4 года назад
100% ኣጋዝያን ኣለዉና በትሪ ኣበሓጎታቶም ዝጨበጡ ።
@slamslam54
@slamslam54 3 года назад
dehan bfkri nkulu yakel eyu newri
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 года назад
ፋኖ ጂግና ወዲ ሃገር እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ 🙏🙏🙏🙏✝️✝️🇪🇷🇪🇷
@kesetesemere6572
@kesetesemere6572 4 года назад
Fnann hawey nsebat srah mftarka des dbl eu entekone gen anabba kes bkes dea mharom amlak mhret yewurdelna kabzi delo himamm. Thank you sle kulu etgebrelna medebatka.
@parfoisllavie5297
@parfoisllavie5297 4 года назад
ይገርም እዩ ደጊም ንዓና ንኤርትራውያን ብ ፍላይ ነዞም ብ ሄረ ትግርኛ ሎሚ ከደናግረና ዝክል ወላ ሓደ ኣካል ኣሎ ኣይብልን እየ ክላትና ነቂሕና ኢና ሎሚ ገለ ክብለኩም እየ በጃኩም ንማሃር ኣሕዋተይ ካብዚ tio kot ክንመሃ ኣሎና ፍናን ሓወይ ነዓኻን ንመሳርሕትኻን ናይ ብ ሓቂ ከመስገንካ ይፈቱ በጃኻ ቀጽሎ ክንማሃር ንደሊ ኣሎና
@gkvcvhk9236
@gkvcvhk9236 4 года назад
ኣጆኻ ፋናን ሓወይ ቀጽሎ ተስፋ ሃገር ኣብ ጎድንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣስስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ እዪ እቲ ቁርኣን ናቶም ምስ ዘይኣማኒ ኣትተዓራረኽ ንክርስትያን ኣይሁ ሕረድ እዩ ዝብል ኣይገርምን ዶ እዚ ኣላህ እዚ ግን ከመይ ዝበለ እዩ
@mosimosi1366
@mosimosi1366 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ኣጆካ ቲራይ
@danielg4337
@danielg4337 4 года назад
Thank you Fnan for exposing these Islamists
@biniamtesfalem9622
@biniamtesfalem9622 4 года назад
ፍናን ሓውና ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@maharenaablelgoitom5498
@maharenaablelgoitom5498 4 года назад
ፍናን ኣጆኻ ቀጽሎ።
@biniamalem7928
@biniamalem7928 4 года назад
Fnan mekseb alem Eka. Azeye eya zednkeka. Mestiyat Tigrina eka .ajoka berti ne menenteka tekles yebel
@mehariokubamichael5712
@mehariokubamichael5712 4 года назад
ፍናን የቀንየልና ስለቲ መሃሪ ፅሁፍካ ሙሳ ውን ካብ ዳእሽ ዘፍሊ የብሉን ኣታ ተዛራቢ ትግርኖ ኣስፍሂ ኣቢልካ ህሰብ
@werldi5966
@werldi5966 4 года назад
#ፍናን ሓወይ ብሓቂ ኑፉዕ ሙሁር ኢኻ ብጣዕሚ እየ ዝካታተለካ ኣይዞኻ መደብካ ሳሓብን መሳጥን እዩ በርትዕ ኣነ ተካታታሊኻ ትግራዋይ እየ‼
@dahlakkebir6736
@dahlakkebir6736 4 года назад
ፍናን ቀጽሎ ሓቂ መራር ኢያ እዞም ሓደሓደ ኣመሰሉታት ትግርኛ ሰብኡት ተኾይንክን ንዘን ናይ ኣስላም ዉዱባት ከይድኩም ንቀፍዎን ድሕሪ ኣዋልድኩም ኣዴታትኩም ሸራሙጥ ምባል እንታይ ኩፉእ ነገር ከይመጸኩም ዩ ዱኹማት ፍጥረት ተፈሪሕኹም ክብረትኩም ኣኪብኩም ትም በሎ ለቅልይቅቲ ረብሓ ህዝቢ ትግርኛ ዘይብላ ሃገር ላንባ ክንስልሰላ የ ኣርብዕተ ነጥቢ
@rimonsemere7636
@rimonsemere7636 4 года назад
Mes moslims knbas yeblnan deki hade Hager ina
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 года назад
@@rimonsemere7636 ውሽማኪ ምስሊም ዲዩ? ደቂ ሃገር ኢና ኢልኪ ትሰብኪ ዘልኪ። መን ደቂ ሓገር ኣይኮናን ኢልኪ።
@dahlakkebir6736
@dahlakkebir6736 4 года назад
@@rimonsemere7636 ቅቅቅቅ ኣቲ ሓፍተይ ሓደ ዲኺ ወላ ክልተ ናዓኺ ይምልከት ግን ተጠንቀቂ ተመን ሙዃኖም ኣነ ቅድሚ 4 ዓመት ፈሊጠዮም የ
@semerehabtom5986
@semerehabtom5986 4 года назад
Taxs fani man kexilo edimen tienan yimneyeleka 🙏
@samisamson2228
@samisamson2228 4 года назад
Programka bitame eyu maharey keslo I like
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
ናይ ባሓቂ ኣበሳ ኢካ ፍናን እቲ ዘይ ንፈልጦ ስለ ዝመሃርካና ብፍላይ ሕጽረት ቃንቃ ዘለና ብትግርኛ ገርና ምምሃርካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ Thanks
@amasedetna2035
@amasedetna2035 4 года назад
*ፋኑ good job bro ቀጽሎ ናይ ኣቦና ሓርበና ወልዳብ ወልደማርያም ተተምጽላ ጽብቕ ይመስለኒ*
@selammskulu1
@selammskulu1 4 года назад
Thank you very much my best brother, keep going😍 Aslamay zamene may kem zhkone Ybhal haki mkanus arkiblalu enhale 👂👂👂👂👂👂
@asmelashgedu8416
@asmelashgedu8416 4 года назад
CHRISTYANAYNAY ZAMENE MAI ZHAKONE BA YGEDED BAELNA SEREKTI BAELNA ZEMEWTI BAELNA AHWATNA SHEYETI
@siemhailu9813
@siemhailu9813 Год назад
Fani belux menesey Thanks ajoka kexlu fani hawey
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 года назад
ምስፍሕፋሕ ምስልምናን ፡ ምጽናት ክርስትያናትን፡ +ምስልምና ክንብል ከለና ነቲ ስርዓት ወይ ሕጊ ናይቲ ስነ ሓሳብ ይምልከት +ኣስላማይ ክንብል ከለና ካኣ፡ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስልምና ተቀቢሉ ክዝርግሖን ክጥቀመሉን ዝሰርሕ ሰብ ይምልከት ሕጂ እቲ ሰዓቢ ናይቲ ምስልምና፡ ከማና ወድ ሰብ ኮይኑ ጽባሕ ዉን ካልእ እምነት ክቅይር ዝክእል ታራ ፍጡር እዩ ስለዚ ብዛዕባ ምስልምና ክንጽሕፍ/ክንዛረብ ከለና፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ (ኣስላማይ) ዘይኮነስ፡ ብዛዕባ ስነ ሓሳብ ናይቲ ምስልምና ኢና ንዛረብ እዚ እምነት እዚ ፡ ን ደቅ ሰብ ኣዝዮም ጨካናትን ፡ ብዘካኦም ካልእ ክህሉን ክርእዩን ዘይደልዩን ፡ ኣስፋሕፋሕቲ ማሽን ወይ መሳርሒ ዩ ዝቅይሮም ቡድሂዝም ጥንታዊ እምነት ናይ ዓለምና እዩ፡ ኢሳብ ሎሚ ግን ከስፋሕፍሕ ኣይካኣለን መክንያቱ፡እቲ ስነ ሓሳቡ ኣኣፋሕፋሕን ጨካንን ስለ ዘይኮነ እዩ መዛግብት ታሪኽ ከም ዝምስክርዎ፡ ምስልምና ካብ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ፡ ኣስታት 260 ምልዮን ክርስትያን ተቀቲሎም ኣለዉ ኣዝየን ብዙሓት ሃገራት ዉን ሙሉእ ብ ሙሉእ ናብ ምስልምና ዝተቀየራ ኣለዋ ኣባና ኣብ ሃገረ ኣግዓዝያን ዉን፡ ተደጋጋሚ ፈተነ፡ በታ ቀንዲ ኣስፋሕፋሒት ምስልምና ዝኮነት፡ ቱርክን ፡ ካልእ ከም ብዓል ግብጽን ፡ ድርቡሽን ፡ ምሓመድ ግራይን ፡ጀብሃን ወራርን መቅተልትን ኣብ ርእስና ተፈጺሙ እዩ ዉሑድ ዘይኮነ ህዝብና ዉን ከም ሳዕበኑ ሎሚ ምስልምና ተቀቢሉ ይነብር ኣሎ ፡ ናኣብነት ትግረን፡ጀበርትን ምጥቃስ ይካኣል እቲ ሽግር እቶም ዝተቀበልዎ ዉን ብ ከምታ ዝተቀበሉላ ኣገባብ ፡ንሶም ዉን ከስፋሕፍሕዎ ስለ ዝፍትኑ እዩ ከም መርኣያ ናይዚ ካኣ፡ እቶም ናህና ምስልምና ዉን ፡ክርስትናና ከጥፉኡ ብ ኣዕራብ እንዳ ተሓገዙ "አርትራ ዓረባዊት ሃገር እያ" ብ ምባል ብስም ጀብሃ ሃይማኖትናን ክብርታትናን ክድምስሱ ፈቲኖም እዮም እንተኮነ ግን ወላ እግዛኣብሀር ሓያል እንተኮነ፡ ኣቦታትና ዉን ነቲ ኣስላም ዝሰሓልዎ ሰፍ ብ ሰፍ ብምግጣም ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሎም ጸራሪጎሞ ዋጋ ደምናን መስዋእትናን ካኣ፡ ሃይማኖትናን መረትናን ዓቂብና እዚ ማለት ግን ፡ ሕልምታት ምስፍሕፋሕ ምስልምና ኣብኡ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን ኣብ ሃገርና ቦምባ ብ ምፍንጃርን ካልእ ድብያታት ብምግባርን ናይ ሓያሎ ክርስትያን ኣሕዋትና ሂወት ቀዚፎም እዮም ሕጂ ዉን ንድካም ምምሕዳር መንግስቲ አርትራ መዝሚዞም ነዛ ዕድል ክጥቀሙላ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን ን ተዛራቢ ትግርኛ (ትግራዋይ) ኣብ ፍጹም ምትላል ኣእትዮሞ ይርከቡ ዝጥቀምሉ መላ፡ ሕዉስን ፡ ፈቃርን፡ ፈራሂ እግዛኣብሀርን መሲልካ ምቅራብ ዩ ሓይሊ ረኪበ ኣብ ዝበሉሉ ካኣ፡ ብ ኣዝዩ ጨካን ስጉምቲ ብ ምውሳድ ክርስትያናት ፈሪሖም ርዒዶም ምስልምና ከም ዝቅበልዎ ምግባር ዩ ህግደፍ፡ ብኩሉ መለክዒ ነቲ ምስልምና ከስፋሕፈሕ ዕድል ከፊትሉ ይርከብ ንሕና እቶም ክርስትያን ኣብ ፎቆዶ ስደት ኮይና "ንሕና ምስ መንግስትና " እንዳበልና ክንግዕር ከለና አርትራ ግን ብ ተግባር ፡ ብ ምስልምና እንዳ ተዓብለለት ፡ እምነትናን ኣግዓዝያዊ መንነትናን ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ይርከብ ንቀጻሊ ኣዝዩ ዘሰክፍ ኩነታት እዩ ናይ ምስልምና ዉሑድ ኮንካ ምንባር፡ ብሂወትካ ኣብ ሲኦል ምንባር ማለት ዩ ስርዓት ምስልምና (ሸሪዓ) ኣብ ልዕሊ ኣግዓዝያዊ ክብርታትና ፡ ብፍጹም ክነግስ የብሉን ምንጪ ሰላም ዕብየትን ደቅ ሰብ ፡ ኣግዓዝያዊ መንነትና እዩ ተዓቂቡ ክቅጽል፡ ንሕና ዉን እምነትናን ክብርታትናን ዓቂብና ክንቅጽል ሕጽር ዝበለ ቃልሲ የድልየና ኣግዓዝያዊ ቃልሲ ! ን መንነትካ ደው ምባል ! እምነትናን መንነትናን ኣብ ስደት ኮንካ ሰለማዊ ሰልፉ ብምግባር ኣይዕቀብን እዩ ኣብቲ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ምልዉዋጥን ፡ ምዝርጋሕን ምስፍሕፋሕን ምስልምና ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዩ ዘሎ ስለምንታይ እምነት ምስልምና ተቀቢልካ ፡ኢልና ንከሶ ሰብ የለን፡ ስነ ሓሳብ ምስልምና ኣብ ኣግኣዝያን ሃገርና ከስፋሕፍሕ ግን ብፍጹም ኣይነፍቅደሉን ኢና።
@Lovepeace298
@Lovepeace298 4 года назад
Yeqenyelna hawey natey wala mot ymxae ni bahlinan meninetnan ketifie zmexe kem abotatna sre ziateqna alena.
@ጋሽባርካሞሶብሃገር
ኣጆኻ ፍናን ጅግና ኣብ ጎንኻ ኢና
@ንኩሉግዜኣሎዎ-ሸ2ሰ
@ንኩሉግዜኣሎዎ-ሸ2ሰ 4 года назад
ሓቂ መራር እያ ሓቂ ግን ኩሉ ክቅላዕ ኣለዎ
@samrayARFC4
@samrayARFC4 4 года назад
ድንቁርና ኣብዚሑ እንድዩ ዓዲልዎም ። እቲ ዝገርም ገን ናይ ሃገርና ሙስሊም ውን ካብ ምሳና የሕዋቶም ምስ የዕራብ ሶርያ ዒራቅ ወዘተ ክሕወሱ ክጽጉዕን ክትርእዮም ከለካ ይገርመካ።
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 4 года назад
Our hero fanawi ቀጽሎ ኣብ ጎንካ
@yonastsegay2940
@yonastsegay2940 4 года назад
Good job fani hero God bless you bro keep going
@onedayzeru4092
@onedayzeru4092 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 года назад
ምኽሪ ነሕዋተይ ኣስላም,, ንሕና ትግርኛ ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ኣጽንዕና ኣለና።ኣይንኣምነኩምን ኢና ።ምሳና ውድብ ክትሰርሑ ኣይትፈትኑ። 44 ነጥቢ
@efiwedieri9002
@efiwedieri9002 4 года назад
Sekt nska eka zeytemen
@GeregereGeregere
@GeregereGeregere Год назад
ሰላም ዝሓወይ ፍናን ኣዚና ኣቅራቢ ዚ ፕሮግራም ነመስገነካን ኣብ ጎድንኻን ድማ አለና ንቡዙሓት ዘይፈልጡ ስለዘፍለጥካን ንብዙሓ ዝፈልጡ ውን ኣዚኻ ስለዘብራህካዮን ዓገብ ምባልካን ሓላፍነታዊ ሃይማኖትካ ስለ ዝገበርካ ኣብ ትኸዶ ስጉምትኻ ልዑል እግዝኣብሔር ኣምላኽ እስራኤል ይሓግዝካ። ንኹሎም ነቶም ካብ ኣሕዋትና ኣትሒዞም ብግፍዒ ኣቀታትላ ዝጠፍኡ ብሕማቕ ኣጥፋፍኣ ከኣ ልዑል ፈጣሪ ኣብ ኢዱ ይቀበሎም ሕነ ፍዳ ዳማ ይፍደየሎም። ኣሜን!!!!.....
@kamilitsegai8317
@kamilitsegai8317 4 года назад
Fani natena gegna memher 🙏
@teweldekesete9286
@teweldekesete9286 4 года назад
ንዘይመውት ፈውሲ ኣለዎ አርትራውያን ካብ ምስልዩነት ወጺና ሓቅኛ ሂወት ክንነብር ዝገበርኩም ፍናን ምስ ኣያካ ተስፋጽዮን ምስጋና ይግባኣኩም
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
nay bahki hawey natey haki tezarebka
@amanhiyab384
@amanhiyab384 4 года назад
Daesh kabza alem kihileku eyom
@lidyahabte8431
@lidyahabte8431 4 года назад
Thank u Finaney ayney goyta ybarka we love u so much sle ti xbuk information
@muluehagos8344
@muluehagos8344 4 года назад
ናይ ኣቦኦም ማሓመድ እዮም ሰሪሖም ሓድሽ ኣይኮነን
@semirmustofa6021
@semirmustofa6021 4 года назад
Mulue Hagos (mohammed) (saw) ktelu aybelen brother mulue autgage eziyom teketelti nay men eyom i don' t know
@nataneldana4834
@nataneldana4834 4 года назад
Thank you fnan hawna sle thbena tmhrti .
@ዕዉትኩን
@ዕዉትኩን 4 года назад
ነዞም ኤረትራዉያን ኢና በሃልቲ ኣስላም ምስ ደዓሽ ምስላፎም ኣነ ዝጽበዮ ነገር እዩ ምክንያቱ ቈርዓኖም ዘይምስልማዊ ቅተሉ ስለዝብሎም።
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
ዑውት ኩን🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕
@عبدالدايمفرج
@عبدالدايمفرج 4 года назад
Kulu haymanot zeamen zeyamen teoy seb and hemak seb alewo selezi eti hemak zegebere teray wekosewo hemak aynezareb kab hemak zereba hemak teray e u zerekeb ahwatay
@maharisolomon3228
@maharisolomon3228 4 года назад
Ajoka Dnan jugna,
@maharisolomon3228
@maharisolomon3228 4 года назад
Ajoka Fnan jigna , I am proud you,
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 года назад
ከምቲ ጭሩ ንደቃ ፈትፊታ ትምግብ፥ ንስኻ ውን ብዛዕባ ጡሩፋት(ዳዕሽ) ካብ 0 ናብ ኣማኢት ክንፈልጥ ጌርካና ኢኻ። የቐኔልና። እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ደኺመ ከይበልካ ቀጽል ጥራይ።
@abraham-op3qf
@abraham-op3qf 4 года назад
Faniii arkey ata ambesa ❤❤💪💪💪💪
@wedimahari2175
@wedimahari2175 4 года назад
ኢዞም ጉጅለ መሓመድ ዳ አንታይ ይፈልጡ
@mengstabgebreamlak9967
@mengstabgebreamlak9967 4 года назад
fnan ajoka thanks sle tmrtka
@kahsubahtayosef4136
@kahsubahtayosef4136 4 года назад
👍👍👍❤️👍👍👍🇪🇷🇪🇷💯💯 Ajoka nufua qexlo fnan abi seb
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 4 года назад
ፍናን ጅግና ቀጽል መርሽ
@meharigmeskel4774
@meharigmeskel4774 4 года назад
ኣነ ቲገርመኒ ኣላ ኒሳ ካኣ እቶም ዲስክ ላይክ ዝብሉ ዘለዉ ሰባት አያ እዚኣስ ዋላ ሙስሊም ኩኑ ዲስክ ላይክ ተቢል የብላን
@kibromkidane2474
@kibromkidane2474 4 года назад
Kkkkkkkkk ety ganinom ke sik elu dyou edom kihzom aganinty endyom
@lidyahabte8431
@lidyahabte8431 4 года назад
Kibrom Kidane Yeah bruk hawey nay behaki nay setan srah u
@m.hadishabraha8361
@m.hadishabraha8361 4 года назад
ፍናን ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ኣብገብካ ኣለና
@mnasemillyon1355
@mnasemillyon1355 4 года назад
Fena maglxe senlka abo haki eka nebraley eska 🇪🇷💪
@ሰብዩመክሰብኣግ
@ሰብዩመክሰብኣግ 4 года назад
Finan abiseb belih kemey dika tebae libi yehwatu zenibib natka tehogiseni anbibe ye zemxio kem zelowo mo ambibkum zergihwo tewesaki zeybila 👍👍👍
@hassebellahumed8227
@hassebellahumed8227 4 года назад
Deash nai keri Afrika d ma hailesilse mengustu meles zenawi iseyas ke mis men eyom kukuxeru finan wedi keren lailay
@goitomhaile3915
@goitomhaile3915 4 года назад
ብራቮ ፍናን ወዲ ጀጋኑ ኣጆኻ እይትሕመክ ኡብ ጎንኻ አለና
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 3 месяца назад
Fani bro xebke temhrti etom tegrina ka lebi gebru🙏☦️☦️☦️❤️🥰🙏
@akliluyoseif8245
@akliluyoseif8245 4 года назад
ብሉጽ ስራሕ ፋኑ ሓወይ ከም ኩሉ ግዜ።
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 года назад
Thank dear brother for information young my Age,
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 года назад
እዋይ ኣታ እዚ ኹሉ ትምህርቲ ማዓስ እዩ ሓልፍኒ ፍናን ይኾራዓልካ እየ ብኡነት።
@rezenetesfagebriel5414
@rezenetesfagebriel5414 4 года назад
2015 ab libya 🇱🇾 2te Eritreayan atrifemlna! Ahhhh amlak ymesgen kabti shgr zewxani! Nzmotu yehmatna ka amlak ykebelom. Hayalat nkun bejakum.
@lidyahabte8431
@lidyahabte8431 4 года назад
Lion Gebriel nmskir ba wexika tezarebelu bruk hawey, kxliyelka ye egzabiher haylin tibatin khbeka
@yonastes6172
@yonastes6172 4 года назад
ፍናን ዘይኮንካ ንስኽ ክውንነት ኢኻ። ሙስሊም የሕዋትና ይፈልጥ ኢየ ሕማቅ ከምዝስማዓኩም ክሓተኩም ግን 1. ንምንታይ ኢኹም ሓቂ እንተተዛረበ ትጸልእዎ??? 2. ንምንታይ ከ ንፍናን ተፋራርሕዎ ኣለኩም ሓቅነት እንተኣሊኩም chaanel ከፊትኩም ዘይትኻቱዑ ካብ ጸርፍን ምፍርራሕን ??? 3. ፍናን ኣንጻር ሽበራውያን እንበር ኣንጻር ሙስሊም ኤርትራውያን ከምዘይተበገሰ ትፈልጡ ዶ? ተበጊሱ ኢዩ ተኮይኑ መልስኹም ጭብጥታት ኣለኩም ዶ???
@ወዲኣባት
@ወዲኣባት 4 года назад
Daesh eyom hayli yeblomen dea kebila enda eyom enber
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 года назад
I'm Eritrean senafe thank dear brother for information young my Age ::
@tsegayhaile8004
@tsegayhaile8004 4 года назад
Thank you for telling us the truth
@tesfaidaniel8239
@tesfaidaniel8239 4 года назад
Fnan ajuka kexlo Bravo, ane hade kabtom nezi natka zktatel eye Slezi be strong God bless you
@mussieteklehaimanot8528
@mussieteklehaimanot8528 4 года назад
Welcome fnan bro
@አንታይጉዳይኣለካካብህዝቢ
ፍናን ጅግና ቀጽሉ ኣባኻ ኢዩ ዘሎ አቲ ሓቂ
@abedomfishaye4034
@abedomfishaye4034 4 года назад
ፍናን ኣጆኻ ኣብጎንኻ ኣለና።
@Eri-Freedom
@Eri-Freedom 4 года назад
Finan app is channel of the truth, live in the truth and die with the truth, we following you brother, God bless you
@Wedishaeba
@Wedishaeba 4 года назад
Etay du meselika fun bro!zefelit ay zarebin eu yeredie eu . Hejiy kea tomo zey felutu eyom zizarebu eber teome zefelutuse ay mexunn so tariki merimirka Agebe mebalika gen thank you bro!
@huruyberhane3622
@huruyberhane3622 4 года назад
Ata wedi,you're very smart .I am from keren ,l am proud of you. But I don't know how to contact privately.
@mackbel1073
@mackbel1073 4 года назад
በርትዕ!
Далее
Пчёлы некроманты.
00:46
Просмотров 22 тыс.
ግብረሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም
38:02